EMN - ኣብ ኤርትራ ምሳይ ነይሮም | ሕቡእ ሓቂ ናይዞም ክልተ - Eritrean Media Network

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,4 тис.

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 18 днів тому +10

    ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷

  • @KifleTeklmaryme
    @KifleTeklmaryme 11 днів тому +1

    ናይብሐቂ ኤርትራዊ ሐቂ ብሐቂ ጸሩይ ፍጥረት

  • @elk5824
    @elk5824 18 днів тому +10

    ትኽክል ወዲ ኤረይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። በሎም ኣቃላዓዮም ።

  • @AmanFsihaye
    @AmanFsihaye 12 днів тому +1

    ናይ በሓቂ ጸባ ሰቲና ናይ በሓቂ ብኤርትራውነትና ኮሪዕና የናስ ሓውና ትሩጉም ሃገራውነት ዘይ ንፈልጥ ውሑዳት ኣይኩናን ከብ ነብሰይ ጀሚርካ ሕጂ ግን ኣብ ውሺጠይ ዝያዳ ካብ ዝነበርክዎ ንላዕሊ ንሃገረይ ንዝገጥማ ዘበለ ኣነ ዋልታ ከም ዝኸነላ ተማሂረ ኣለኩ ስለዚ ብፍላይ ነዞም ኣብ ዝተፋላለየ ሃገር ፋሕ ኢልና ዘለና መናእሰ ከምዚ እዩ ዘድልየና ዘሎ ኦ ቀጽልዎ ሻዕብያ ንዘለኣለም ይንበር ዓወት ነሓፋሽ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @habtombrahne9263
    @habtombrahne9263 18 днів тому +15

    ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዝሑ ።የቐንየልና ዮናስ ከኣ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

    • @eyobz6047
      @eyobz6047 12 днів тому

      ጉድዮ፣ ድንቁርና መሊኡስ ፈሲሱ።

    • @eyobz6047
      @eyobz6047 12 днів тому

      ጉድዮ፣ ድንቁርና መሊኡስ ፈሲሱ።

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 18 днів тому +17

    ወዲሪመይ ዕድመን ጥዕና ያሀብካ ፊጣሪ ምስ ብጾትካ የቀኒልና ንዝትገብሩልና ትምህርቲ🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semeregebremeskel3398
    @semeregebremeskel3398 18 днів тому +77

    ንበር ክበር ሕቡንኤርትራዊ ኩራዕ ድገመሎም ደጋግመሎም ዕረይጥዓሞም አዞም እራይ ምራይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfitgebrezghi
    @tesfitgebrezghi 18 днів тому +9

    ዋውውውው ኩላ ዛ ትፍክር ቀስ ብቀስ ታሪካ ክንበብ 'ዩ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዉና በጃኹም እዛ ዓዲ ኣሪሒቀ ኢላ ትፍኽር ከምዚ ጌርኹም ታሪኹም ኣብብሎም እሞ ገለ ተሰቆሮም ዞምጠላማት

  • @rahelhaile2045
    @rahelhaile2045 18 днів тому +15

    አየ ወ ሂብካዮም ናቶም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ኽብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፉሾ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💪💪💪💪💪💪💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 18 днів тому +132

    እዚ ጅግና ደጋጊምኩም ኣምጽኡልና 😇🇪🇷🥰 Thankyou Eritrean madia Net Work 🙏🏾

    • @filigunners2268
      @filigunners2268 18 днів тому

      Hahaha

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 17 днів тому

      Mr Efrem is OUR unik & proudly Nation ⏰📚📝❤️🤝✅🐪🌹🛠️

  • @kubromaraya3334
    @kubromaraya3334 18 днів тому +3

    አገናዕ ተዐወት ብጻይ ኤፍረም ጹቡቅ አገላልጻ በፍላይ ነቶም ማንታ ልቦም አፍቲ የለኩ አፍቲ ዝብሉ ጠላማት ከዳዐት ክምህር ዝክእል ሒዝካ ተትመጻና ክንደይ ምጣዐመ (ተዐወት) (ዮናስ እቲ ኩሉሳዐ ተቅርቦ ኩሉ ማሀሪ ክውረስ ዘለዎ ትሕዝቶ ደስ ዝብል እዩ ተዐወት-

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 18 днів тому +64

    ካብ ቃላትካን ጨብጢ ትሕዝቶኻን ዝመሰጠኒ ገጽገጾም እናቃላዕካ ነናቶም ዝገበርካዮን ንዝመጽእዉን ትገብሮ ክግንዘቦ ከሎኹ ኣዚኻ ደስ-ኣቢልካኒ፣ ጸባ ኣስቲኻኒ። ተዓንጊለ እየ!! ንበረለይ ዋርሳይ ርስቱ፡ ሃገሩ፡ ህዝቡ።

  • @weiniwoldetinsae626
    @weiniwoldetinsae626 18 днів тому +3

    ክብርን ሞገስን ን ሓይልታት ምክልኻልና🇪🇷♥️ ክብርን ዝኽርን ን ሰማእታትና 🇪🇷♥️ ዓወቶ ን ሓፋሽ 🇪🇷♥️

  • @lemlemhagerey6769
    @lemlemhagerey6769 18 днів тому +5

    ኤፍሬም ዋርሳይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️🇪🇷

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 17 днів тому +4

    ኣነሰ ጀግና ናይ ተግባር ሰብ ክፈቱ ይሕበን ድማ ከም ኤርትራዊት:: ኤፋር ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ኣስኒካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ::🇪🇷❤️

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 18 днів тому +4

    ናይ ብሃቂ ኤፋር ጅግና ወዲ ጀጋኑ ክብርን ሞጎስን ናዓኩም ነቶም ጀጋኑ ኣጆኩም አዚኦም ደኣ ስደተኛ አንድዮም ስደተኛ ደኣ ኣይምረጽ ኣይመርጽ እንድዩ ኣይትግደስሎም ከዳዓት ከም ኣቦታቶም

  • @Em-muna
    @Em-muna 17 днів тому +1

    ዋው ናብሓቂ ጅግና ከም ኣያታቱ ነዚ ዋርሳይ ጅግና ካልኣይ ግዜ ኣምጹኡልና ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rt 18 днів тому +58

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዋው ብሓቂ በሊሕ ሙዑት ኤርትራዊ ተዓወት ወዲ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷💕💯🎄👌❤️💪🫶💕👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @BrhanaTkabo-s2y
    @BrhanaTkabo-s2y 18 днів тому +5

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ነዚ ክብሩን ታርኹን ኸማሓልፍ ዝጽዕር ዘሎ ድያስፖራ ዓቢ ሞራል እዩ ቀጽልዎ ደቂ ሪመይ❤

  • @SemereTesfamariam-s5j
    @SemereTesfamariam-s5j 18 днів тому +3

    ወዲ ኤረይ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይፍለጥዎ ጅግንነትካ እዞም መልመጽቲ ብያቲ

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 18 днів тому +87

    ኩልኻ ኣለናልኪ ንበላ ነሃገርና ኤርትራ ሃቡለይ ነዚ ጅግና ተቐባሊ ጅግንነት ሕድርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪👍👍👍👍👍👍

  • @AzebBerhe-k6g
    @AzebBerhe-k6g 18 днів тому +24

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐

  • @AdiEto
    @AdiEto 18 днів тому +6

    ሳዋ 5ይ ዝርያ ብዓጌፍ እየ ዝፈልጦ። አዘኪርካኒ በክየ ነቢዐ❤❤❤ ደቀይ ሳዋ ክከዱ ነጊረዮም መዓስ ኢና ንከይዱ ይብሉ አለው❤❤❤

    • @Befreedaily
      @Befreedaily 17 днів тому

      😂😂😂😂

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      ናይ ገሌኹም ኣምሰሉነት ሲ ንበይኑ እዩ ክክክክክክ

  • @NaherSunshineEritrea
    @NaherSunshineEritrea 18 днів тому +13

    ከምዚ ጌርኩም ጥራይ ኣቃልዕወን እዘን ከድዓት
    ክብረት ይሃበልና ወዲ ኤረይ ❤❤❤❤

  • @eyerusalemz317
    @eyerusalemz317 17 днів тому +1

    ተዓወት ኤፍሬም ጅግና ከም ኣያታቱ💪🏽❤️🇪🇷

  • @dh4343
    @dh4343 18 днів тому +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረ ጀጋኑ❤🙏❤🇪🇷

  • @askaluweldeab2987
    @askaluweldeab2987 18 днів тому +3

    አሰይይይይ ወዲ ኤረይ ተባዕ ጅግና 🙏🏽👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghirmayjena785
    @ghirmayjena785 18 днів тому +14

    ጽቡቅ መደብ ብጣሚ ደሰ ዝብል እዚ ከምዚ ዓይነት መደብ ኢናአ ሰኢናአ ነይርናአ ሕጂ ግን ከምዚ ዓይነት ቀላሊዓ ዝኮነ ሰራሕ እዩ ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷👍❤️❤️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🎉🎉🇪🇷🇪🇷👍❤️

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 18 днів тому +6

    ኤፍረም ጅግና ናይ ብሓቂ ጽቡቕን ቡሱልን መሃርን ሃናጽን ክንፈልጦ ዝግበኤና ናይዞም ጅጋኑን ዋዕሮታት ትጋደልትና💪🇪🇷👉 ናይዞም ደንበ ዕንክሊል ከዳዓት ዘዕግብ ኣገላልጻ 👈🇪🇷ኤርትራ ሕፍርትን ክብርትን ድምቕትን ሃገር ኢያ ንዘልእለም ትንበር🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷🐪🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @milieteghebremariam8866
    @milieteghebremariam8866 18 днів тому +3

    ዮኒ ሓወይ ነዚ ጂግና ደጊምካ ኣምጸኣልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @chatcenter8650
    @chatcenter8650 18 днів тому +4

    ሰላም አርትርያን ሚድያ ከምዝኦም ጥራሕ ኣምጽኡልና ኤፋር ጅግና ኤርትራዊ ከማኻ ክበዝሑልና ንደሊ
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 18 днів тому +12

    EMN ምስ ጋሻኹም ኤፍሬም መኮንን ንዕደመን ንጥዕናን እንዳተመነና ነመስግነኩም !!!
    ☝️❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 18 днів тому +12

    አንታ ጂግና ዘይ ምኖ ድምጽካ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ። ዓወት ንሓፋሽ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Sunlight-erena
    @Sunlight-erena 18 днів тому +9

    ከምዚ እዩ ዘድልየና ዘሎ ደንጊኹሙና፡ ጹቡቅ ስራሕ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ❤❤❤❤❤❤ቀጽልዎ በጃኹም ❤❤❤❤

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 18 днів тому +20

    ዋውው ኣገዳሲ ምፈትዎ ኣርካን ኣምጺኹምልና ብልቢ ነመስግን፡
    ጽቡቅ ጌሩ ገሊጽዎም ነዞም ብላሽ❤❤

  • @user-bn8wb7er2f
    @user-bn8wb7er2f 18 днів тому +7

    አምበሳ ጂግና ኤርትራዊ ዓወት ንዓና ደቂዛ ሓላል መሬት ውድቀት ንጸላእትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hayaalabid8285
    @hayaalabid8285 17 днів тому +1

    naybehake jegna wade moke haway xebouke. serah kaxelo sewatna watro abelbna ❤❤❤❤❤❤

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 18 днів тому +27

    ኤፋር & ዮኒ ብሙሉኡ ህዝብ መግስን ሰራዊትና ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2025 ይግበረልና♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌸🌻⭐️👍

  • @HabenHadgu-dc5bs
    @HabenHadgu-dc5bs 17 днів тому +2

    ክብርን ሞገስን ንሓይሊታቲ ምክልኻልና ❤ክብርን ዝኽርን፡ንሰምኣታት ኤርትራ፡❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ
    @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ 18 днів тому +7

    ተዓወት ጅግና ወዲ ኤረይ ..ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑ🌹♥ክብርን መጐስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🌹♥

  • @rutzemicael676
    @rutzemicael676 18 днів тому +12

    ታዐወት ታዐወት ወዲ እዛ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @godislove6010
    @godislove6010 18 днів тому +18

    ጸላኢ ደልዩ ይስኣናና ደቂ ህዝበይ 🙏🏻🇪🇷🐪

  • @Anbes344
    @Anbes344 18 днів тому +9

    ኣኸለ እቲ ሓቂ እዚእዩ ጽቡቕ ጌርካ ከምጸበል በጽቢጽካ ብ ፍንጃል ኣስትዮም ጽቡቕ ጊሩ ክስወጦም ❤❤❤❤❤
    ንበር ክበር ጅግናና

  • @michaeltesfandrias6044
    @michaeltesfandrias6044 18 днів тому +5

    ናይ ባሓቂ ኤፋር ሓውና ብርዕኻ ይሰስን ዪናስ ውን ጽቡቕ ዝኾነ ኣቃራርባ ቀጽልዎ❤❤❤

  • @ZemeronEyasu
    @ZemeronEyasu 18 днів тому +16

    ብጥዓሚ መሳጢ ዕላል ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 18 днів тому +3

    ናይ ብሃቂ ልቢ ሰብ ዝትንክፍ መልክቲ ዩ
    ኢፍረም ሞኮንን ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 18 днів тому +1

    ኤፍሬም❤ ብጣዕሚ ትባዕ ኢኻ ምጣዕሚ ዝምስጥ ኣቀራርባ❤

  • @yemgeb2511
    @yemgeb2511 17 днів тому +3

    🌹❤️🇪🇷ኤርትራ ሰብ ኣለዋ! 🌹❤️🇪🇷 ዕድመን ጥእና:: ንኹልኹም ጀጋኑ ደቂ እረይ:: ዕውት ሰላም 2025 ሓዲሽ ዓመት::👍🌹❤️🇪🇷✊.

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 16 днів тому +1

    ኤፍረም ሐውና አንበሳ ብጣሚ ጺብቅ ሐበረታ ከምዚ ገርኩም ዶአ አፍልጡና ዘይን ፈልጦ ምንታን ክንፈልጦ ነዘም እንዳ የእማን ጉልባብ ኤርትራዉያን ኮኖም ስም ኤርትራ ከባላሽውን ከክፍኡ ጺብቅ ስራሕ ቀጺል ጂና ሐውና 💕💕❤️❤️❤️🇪🇷🦁🦁💪🏾👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 18 днів тому +6

    ኣሰይይይ ደሰ ዚብል ጽብቅ መደብ አለኩም ቀጽልዎ ሰብ ክብር ታሪክ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌿🌴🌾🌿🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemhagerey6769
    @lemlemhagerey6769 18 днів тому +5

    ዮኒ ሓወይ ነዚ ጅግና ሓውና ዘምጻኻልና ኣዚና ነመስግነካ ✊🏾🇪🇷

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 днів тому

      ዘረብኡ ሰሚዕኩም ትጸረፍዎ ዘለኹም ከምዚ ከማይ ብ ኣካል ትፈልጥዎ እንተ ትኾኑ ነዚ ጥስጡስ እሞ ምበኸዂሉ 😢😢😢 ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ካብ ኲናት ሃደሙ ተሓቢኡ ዘሕለፎን ፣ ካብ ኣርባዕተ ኣሕዋትና ኣታሊሉ ዝወለደን ማዳ ሕብረተሰብ እዩ እዚ ትርእይዎ ዘለኹ ባሪያ ዋጠኛ 😢😢😢 ክ/ሰ 36 ወይ ስርሒት ዞባ ሓደ ነበር ፣ ወይ መተዓብይቲ ኣኽርያ ኣለኹም ዶ?

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому +1

      @@ፈታዊ-ሓቂ ሽሕ ጀጋኑ ይውለድ ::

    • @rigat-cm3fb
      @rigat-cm3fb 16 днів тому +1

      ሱቅ ኢልካ ምስማዕ ይሕሸካ ታሪክ ተመሃር
      ብተብተብ ዝቅየር መሪሕነት የለን
      ዝበልካ በሎ ኣፉ ክትዓብሶ ኣይትክእልን ኢካ
      ኦሮማይ ከም ቀደም ኣይኮነን
      እቲ ብሰንኪ ተዳጋጋሚ ወራራት ከይተዘንተወ ዝጸንሓ ጭቡጥ ሓቅታት ካብ ማእከል ዓዲ ንሰምዖ ኣለናሞ እንቋዕ ጥራሕ ኣብዚ ኣብጽሓና

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 16 днів тому

      @ ሽለት ኣበይ ኢልክዮ እምበር ኣብ ዲቺነማ ፣ እላላ ፣ ታባ ሰማይ ብሓደ ኢና ኔርና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ወራር ምስዚ ዝምድር ዘሎ ውኻርያ። ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ኮብሊሉ ተሓቢኡ ዘሕለፎ ደኣ እንታይ ከዘንትወለዬ ክጽበ? 🥲

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 15 днів тому

      @@rigat-cm3fb 👌🏾👍🏾

  • @welensa3725
    @welensa3725 18 днів тому +8

    ዕድመን ጥዕናን ንኩልኩም ደቂ ኤረይ

  • @hakibrhan
    @hakibrhan 18 днів тому +3

    Medhane Alem Aboy ezom embebatat yehwatna ksihku bksanet zgibeom hiwet bselam knebru fkadka ykun🙏! Amen🙏!

  • @noah4567
    @noah4567 18 днів тому +12

    ዝሰርሕ እምበር ዝልፍልፍስ ኣይተሳእነን።

  • @mesghenazerai4510
    @mesghenazerai4510 18 днів тому +8

    ጀጋኑ ናትኩም ታሪክ ዘይጺገብ ዘይምኖ መመልሽካ ስሚዒካዮ ዘይጹገብ ቀጹልዎ ጀጋኑ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ኩሉ ዓለም ካብ ሐሳዳት ይስውረልና ፊጣሪ🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷👍👍👍🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 18 днів тому +6

    ጃግና ኤርትራዊ ክብረት ይሃብካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @AmeteTecle
    @AmeteTecle 18 днів тому +2

    የቀንየልና ወደና አፍረም ጂግና አቲ ጥዑም ኣስተምህሮኻ መምህር ዕደመን ጥዕናን ዪሃበካ መስ ኩሎም ብጾተካ ረሑስ ለደት ረሑስ ሓዲሽ ዕመትን ዪግበረልኩም ጀጋኑ 👍🌷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 днів тому

      ዘረብኡ ሰሚዕኩም ትጸረፍዎ ዘለኹም ከምዚ ከማይ ብ ኣካል ትፈልጥዎ እንተ ትኾኑ ነዚ ጥስጡስ እሞ ምበኸዂሉ 😢😢😢 ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ካብ ኲናት ሃደሙ ተሓቢኡ ዘሕለፎን ፣ ካብ ኣርባዕተ ኣሕዋትና ኣታሊሉ ዝወለደን ማዳ ሕብረተሰብ እዩ እዚ ትርእይዎ ዘለኹ ባሪያ ዋጠኛ 😢😢😢 ክ/ሰ 36 ወይ ስርሒት ዞባ ሓደ ነበር ፣ ወይ መተዓብይቲ ኣኽርያ ኣለኹም ዶ?

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ ይውለድ ጀጋኑ ከም አቦኦም ጥራይ ይኹኑ::

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 18 днів тому +6

    ኤፋር ጂግና ሓላዉ ወሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡ'ዉን ንፉዕ ክቡር ጋዜጠኛ 🇪🇷🇪🇷👍👌✌️😍

  • @lettboc1804
    @lettboc1804 15 днів тому

    ብራቮ ጅግና ኤሪትራዊ ፈሊጥካዮም ኣለኻ።

  • @EritrawenetKuburMenenet
    @EritrawenetKuburMenenet 18 днів тому +8

    ቡጣዕሚ ጽብቅ መደብ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 18 днів тому +2

    Wow wow wow
    ሰዋኣትና ብግብሪ ይደበሱ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 18 днів тому +39

    ኤፋር ኣጆኻ ጅግና ግን ሓደራ ዘይ ኤርትራዊ ክድውለልካ ስለ ድኾኑ ጥንቅቕ በል ከይትህመል❤❤

    • @millionghirmai8045
      @millionghirmai8045 18 днів тому +5

      ብሓቂ ክንደይ መዳናገርቲ ኣለው።

    • @melottieri5470
      @melottieri5470 17 днів тому +3

      Kab zeieritrawi zeikones kab denakur isubat antsar haghern hizbin amseltin ziyada kitinkek yighibio kab fetewti haleiti temesilom zedenaghiru himak n Eritrea zihalmu qoraqur kulu keindenagher hadera .itom jeganu iqa bisulat iyom . Ziyada hadera zedilyom ghin netom b beleka lekiaka aemirom zitedenaghre .ainom zeiweruwom tarik zeifeltu meaisey.

    • @melottieri5470
      @melottieri5470 17 днів тому +1

      Iziom aedug tewahibuom imber adgi adinas tegheziu serihu iyu zibelie .iziom kifue adomin hizbomn kirekibu keidekesu zihadru isubat TSAHTARIT DERHO iyom kendi iqa netom telemti hagheromn hizbomn hagherawian .

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      እታ ምልማን ከይትተርፍ ቁጽሪ ዘርጊሕኩም ደኣ እንታይ ዘፍርሕ ኣለኩም? ሰባኣይ ደሊኻን ጭሕሚ ጸሊእካን ዶ ኮይናትኩም ሓቀይ ምድረ ለመንቲ

    • @eritrea700
      @eritrea700 16 днів тому +1

      @@ፈታዊ-ሓቂ እንታዴካ ይምልከተካ ሰክት እስከ ነፉጥ 😪😪🤧

  • @gw4841
    @gw4841 18 днів тому +4

    ኤ ባሀቂ ፍቁራት ሰማእታትና ሰብ ቅያ ❤ዕድመ ይሃብካ ንበረልና ጅግና ቅያ ❤❤መን መንከም ኤርትራዊ አላሎሞዶ በሐቂ ❤❤ናፈቆም እታ በትሪ ዋርሰይ ❤❤🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅👏🌹🌹👍

  • @Nurayni-x1x
    @Nurayni-x1x 14 днів тому

    ኣጆካ ኩቡር ሓው ድሕሪ ሃገር እዩ ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ብዓቢኡ እካ ንሳቶም ኣረኪቦምና ተረፍ ዝሞቱ ኣካሎም ዝጎደሉ

  • @mussieteklezghi2595
    @mussieteklezghi2595 18 днів тому +8

    ህያብ ሓዲሽ ዓመት 2025 መንፈስካ ዝሕድስ ብሉጽ ቀለ ምሕትት ክብረት ይሃበልና ኤፍሬም ሞኮነን:: 🙏🇪🇷

  • @mhretseare8357
    @mhretseare8357 18 днів тому

    Deki Erey jeganu God bless you
    Eritreawi kubur menenet

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 18 днів тому +3

    ኣገናዕ ኣገናዕ ኣገናዕ ዝሓወይ ሓለፋ ኣለካ ክሳብ ሕጂ ጅግና ኣብ ሰፈር ጅግና ምህላውካ። ሕመረት ኤርትራን ኤርትራውነትን ኣርኢካኒ ምሂርካኒ ደስ ኢሉኒ፡ ሃዲመ ኮይነ እምበር ኤርትራውነተይ ኣሓቢኑኒ። ተዓወት በርትዕ ኣጆካ ጽናዕ የመስግነካ። ን ኤ፡ሜ፡ኔ ዮናስ የመስግነኩም።
    ,💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷

  • @bisratghaim3824
    @bisratghaim3824 18 днів тому +1

    Xibuk serah efey thank you ❤

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 18 днів тому +8

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ህዝበይ ሃገረይ ሰራዊተይ መንግስተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ።

  • @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ
    @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ 17 днів тому +2

    Thank you! We need more information like this, so our youths doesn’t get confused who’s real vs quluwlaw meninet

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 18 днів тому +3

    " ኤርትራዊ ኮይንካ ንበር: ኤርትራዊ ኮይንካ ተቐበር" ቃል ሓርበኛ ኣቤት ጅግንነት!! ቅሰን ኣብ መቓብርካ 🇪🇷💖🙏::

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 17 днів тому +1

    ዐይኒ አባይኩም ጋሕ ይበል ደቂ ሐላል መሬት🇪🇷 እፍረማ አንበሳ 🌺🇪🇷🌺። ንዐና እኮ እቶም ጽሩያት ተጋሩ ብሀገሮም ዝሕበኑ ንሶም ይሕሹና እዞም አይሰብ አይ እንስሳ ግን ከም ሐርኢ እኽሊ ዝፍለይሉ ሰዐቶም አኺላ አላ።

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 18 днів тому +3

    Thanks guys I really appreciate you. Keep it up the good job. Efrem Mokonen thanks more for your support in your gorgeous job .Eritrea Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiwetyemane1946
    @hiwetyemane1946 18 днів тому

    አጆካ ጅግና ኤረና ናይ ኤርትራዊ እያ

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 18 днів тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኤፍሬም መኮነን ኣባጥረግ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @nebyatokbagaber8052
      @nebyatokbagaber8052 15 днів тому

      ኤፋር ጅግና ካልአይቲ ድሮን ስደደልና 😂😂😂

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 15 днів тому

    ወትሩ ሃገረይ ደቂ ኤረይ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫

  • @solomonaraya5720
    @solomonaraya5720 18 днів тому +3

    ናይ በሓቂ ቅልውላዉ መንነት ዘለዎም ኣድጊ ንሓመዱ

  • @tsehaietewelde7160
    @tsehaietewelde7160 18 днів тому

    ናይ ብሓቂ ኣላልያሞ ድ ንሻዕብያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zarahagos
    @zarahagos 18 днів тому +7

    መርሓባ ወዲ ኤረይ ጅግና 🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l 18 днів тому +2

    ጀጋኑና ክብረት ይሃበልና❤

  • @elsat792
    @elsat792 18 днів тому +3

    God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people from enemies. Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 17 днів тому +1

    Merhaba deki Eri Jeganu thank you God bless you All 💕🇪🇷💕🇪🇷💕👏🙏🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷👏🙏🇪🇷💕👏🙏🇪🇷💕

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 18 днів тому +14

    ተመስገን ግዚኡ አኪሉ ነዞም ሐሰዉቲ መዳናገርቲ ሐቂ ዘቃልዕ መደብ ብምድላዎትኩም አዚና ንሕበን ሐሰዉቲ ከአ ርእሶም እንዳደኑ ክነብሩ እዮም ጅግና ጋዜጠኛ ብትሰርሖ ስራካ ከዚና ነመስግን ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @beckyfeyissa1905
    @beckyfeyissa1905 17 днів тому +1

    Thank you for your service habrom jegna neberelna .Zelealemawi Zekhri Nesemaetatna wetru awet nehafsh .
    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @desaleghebreab
    @desaleghebreab 18 днів тому +4

    ሰላም ❤ ደኪ አርይ
    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓበረታ thankyou❤🎉 mery v-mass and new year🎉🎉

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 18 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤፋር ጅግና ኣቦ ጥበብ ዋልታ ሃገር

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey 18 днів тому +4

    ጽቡቅ መደብ እዩ ካብ ኤረትራ ከምዚ ግብረ መልሲ ኣገዳሲ እዩ

    • @lilihadgu
      @lilihadgu 17 днів тому

      ብጣዕሚ፣ ናይ ካሉኡት እውን ብሕጂ ክንጽበ ኢና

  • @alemhadera7037
    @alemhadera7037 16 днів тому

    ታዓወት********* ኳዕናን ወዲ ኤረይ ።

  • @rahwagobie7230
    @rahwagobie7230 18 днів тому +4

    ኤፍሬም መኮነን ኩሩዕ ወዲ ኤረይ እምባሕ በል ፣ፈሊጥካዮም ነዞም ጥማዕ ተጋሩን ሰብ ቅልውላው መንነትን ፣ ለቐምቲ ሳናቲም ዕሱባት ማለሊት

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      ዘረብኡ ሰሚዕኩም ትጸረፍዎ ዘለኹም ከምዚ ከማይ ብ ኣካል ትፈልጥዎ እንተ ትኾኑ ነዚ ጥስጡስ እሞ ምበኸዂሉ 😢😢😢 ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ካብ ኲናት ሃደሙ ተሓቢኡ ዘሕለፎን ፣ ካብ ኣርባዕተ ኣሕዋትና ኣታሊሉ ዝወለደን ማዳ ሕብረተሰብ እዩ እዚ ትርእይዎ ዘለኹ ባሪያ ዋጠኛ 😢😢😢 ክ/ሰ 36 ወይ ስርሒት ዞባ ሓደ ነበር ፣ ወይ መተዓብይቲ ኣኽርያ ኣለኹም ዶ?

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ አሻሓት ይውለድ ጀጋኑ ከም አቦኦም ጥራይ ይኹኑ::

    • @lilihadgu
      @lilihadgu 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ ብዛዕባ ውልቃዊ ሂወቱ እንታይ ይምልከተካ? ኣብዘይ ጉዳይካ ጦብሎቕሎቕ ኣይትበል። ሓቂ እንተለካ ብ ፖለቲካ ተዛረብ

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom9508 18 днів тому

    Waw ጅግና 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @BRKTIYAKOB-ib3qz
    @BRKTIYAKOB-ib3qz 18 днів тому +4

    ኤፈርዮም ሐዊና ምሰ የናሰ ዒዲመን ጥዒናን ያሀብኩም ናሀገርናን ንህዝብናን ኣምላክ ይባርክ

  • @medhanezerigabir6527
    @medhanezerigabir6527 18 днів тому +1

    ኩራዕ ጅግና ወዲ ጀጋኑ

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 18 днів тому +7

    Being honest and straight shooter is an Eritrean gift !!
    True Eritreans don't flip flopp and brag!!💚❤️💙

  • @robelagaro5232
    @robelagaro5232 18 днів тому +2

    አቃልዕዎም ነዝኦም ጎሐፉት ናይ ምንነት ቅልውላው ዝሳቀዪ❤❤ ክምዝ ብዞህ መደብ ግበር ኤፍሬማ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 днів тому

      ዘረብኡ ሰሚዕኩም ትጸረፍዎ ዘለኹም ከምዚ ከማይ ብ ኣካል ትፈልጥዎ እንተ ትኾኑ ነዚ ጥስጡስ እሞ ምበኸዂሉ 😢😢😢 ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ካብ ኲናት ሃደሙ ተሓቢኡ ዘሕለፎን ፣ ካብ ኣርባዕተ ኣሕዋትና ኣታሊሉ ዝወለደን ማዳ ሕብረተሰብ እዩ እዚ ትርእይዎ ዘለኹ ባሪያ ዋጠኛ 😢😢😢 ክ/ሰ 36 ወይ ስርሒት ዞባ ሓደ ነበር ፣ ወይ መተዓብይቲ ኣኽርያ ኣለኹም ዶ?

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ ይውለድ እዚ ጅግና::እሞ ኻአ ናይ አቦኦም ጅግንነት እንተሒዞም እልልልልልልልልልል ንብል::

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ እተን ዝወለዳ አበት አለዋ? ደቂ ሕድርትና ድየን?

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      @@asmarina8019 እዚ ወላ መንግስቲ እንተዝግልበጥ ምስቲ ዝመጸ ሓድሽ መንግስቲ ኮይኑ ከዋጢ ዘኽእል ፍሉይ ናይ ልኽበጣ ትዕድልቲ ዘለዎ እዩ ኣይፈለጥካዮን 😢😢😢 እምበር ልዕሊ እዚ ሰብ አዚ ኮብላልን መማረርን ዶ ኔሩ እዩ ኣብ ኤርትራ???😢😢😢 ኮብሊሉ ክምርዓው ኣብ መዓልቲ መርዕኡ ምስ ባድሉኡ ዝተገፈፈ ኩብላልያ እንድዩ ኔሩ 😢😢😢 እንጀራ ኮይንዎ ነገር ባርያ ከይተርፍ እዩ እምበር ብልቡ ድዩ መሲሉኩም 😢😢😢

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      @@asmarina8019 ኣለዋ ሓደ መዓልቲ ባዕለን ይዛረባሉ ይዀና እየን። ግን ካብ ብዙሓት ምውላዱ ናይ ብሓቂ ድዩ ኣሓጉሱኪ???? ንስኽን ኣዴኽን ከኣ ውለዳሉ በላ ኣብዚሕክን ክትዕልላ ምእንቲ

  • @AdiEto
    @AdiEto 18 днів тому +3

    Very touching program thank you and keep up ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 16 днів тому

    ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️👍👍👍👍👍💯💯💯💯🐪🐪🐪🐪🤣🤣

  • @rahwagobie7230
    @rahwagobie7230 18 днів тому +6

    ናትካ ጂግንነትሲ ንበይኑ`ዩ ፣ ጂግና ወዲ ኤረይ፣እምባሕ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      ዘረብኡ ሰሚዕኩም ትጸረፍዎ ዘለኹም ከምዚ ከማይ ብ ኣካል ትፈልጥዎ እንተ ትኾኑ ነዚ ጥስጡስ እሞ ምበኸዂሉ 😢😢😢 ኣብ ሰለስቲኡ ወራራት ካብ ኲናት ሃደሙ ተሓቢኡ ዘሕለፎን ፣ ካብ ኣርባዕተ ኣሕዋትና ኣታሊሉ ዝወለደን ማዳ ሕብረተሰብ እዩ እዚ ትርእይዎ ዘለኹ ባሪያ ዋጠኛ 😢😢😢 ክ/ሰ 36 ወይ ስርሒት ዞባ ሓደ ነበር ፣ ወይ መተዓብይቲ ኣኽርያ ኣለኹም ዶ?

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 17 днів тому +2

      @@ፈታዊ-ሓቂ4 አሕዋትካ ሱቕ ኢለን ድየን ዝታለላ?🤣🤣🤣🤣🤣ዋላ ሓቂ እንተኾይኑ ሽሕ ይውለድ ናይ አቦኦም ጥራይ ይውረሱ::

    • @rahwagobie7230
      @rahwagobie7230 17 днів тому

      @@ፈታዊ-ሓቂ ኣበይ ትነብር ኣለኻ ሃዲምካ ቀባእ ጸለሎ ፣ ካብዘን ጥማዕ ከይኮንካ ኣይትተርፍን ፣ ዘቢሄረ ቃዛ ፣ መንገርግሪ ኣድጊ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      @@asmarina8019 ኤርትራውያን ሙዃን እዩ ኣሕዋተይ ኣቢሉኒ እምበር ናይ ስጋ ኣሕዋተይ ኣይኮናን ኣጆኺ። ነዚ ጒሑላ ደኣ እንታይ ክገብር ናብ ገዛይ ከእትዎ 😂😂😂

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 17 днів тому

      @@rahwagobie7230 ኣነ ሃዲመን ኣፈይ ከዲነን ብኽብረት እየ ዝነብር ዘለኹ። ሃዲምኪ ኣብ ዝጥዕመካ ኣሳፊሕኪ ምጥባቕኪ እዩ ዘሕፍር ። ጥማዕኪ ግን ሰብ ድለይላ ፣ ንመራሕትኺ ቀርብሎም ኣብ መብልዒ ቁርሲ ጌርኪ ፣ ወይ ን ኣወል ሃብዮ ኢኺ

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 18 днів тому

    የቀንየልና ደቂ ኤረይ

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 днів тому +5

    እፋረም ሐወይ የቀነልና🎉 በሎም እዘም ረሳሐት 💪🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemghiwot186
    @lemlemghiwot186 17 днів тому +1

    ezom Adigitat ab sidet koinom zifikiru zelewu dekalu malelit enda tertirna nerina hiji kulu haki mkuanu berihilina Tankes 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷