Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thanks Teklino!... ነዞም ጅግና ኣቦታትና ከይሞቱ ዝተዓወትካሎም::
ብሰላም ዕረፍ ኣቦና ።
ብሰላም ዕረፍ ጂግና! 😢 ባዓል መትከል ተባዕ we love you!!!
Mr. Tekle, I like your narration and good job reminding us about the artist.
ብጣዕሚ ብሉጽ ሰነጥበባዊ!
ብሰላም ዕረፍ ኣቦና ከምእውን ጽንዓት ይሃብኩም ብምሉእ ስድራቤት
ናይ ብሓቂ ዕውት ሰብ ኢኻ ተኽሊኖ❤🎉
ዋውውውው ፖሊስ ኣርኮስትራ ሰምበል ናብ 70ታት ተማሃራይ ቤት/ ትምህርቲ ሰምበል ስለዝነበርከን ናብታ ትምህርቲ ዝለገቡን ስለዝነበሩ ብዙሕ ዝኽርታት ኣለኒ:ባዓል ነጋሽ ተኪአ: ክፍሎም :ይዓሴና : ብስራት ሃይለ: ኣበባ ካለኦት ዝረሳዕኩዎምን ወዘተ ነይሮም :ናይ ባሓቂ ካኣ ንድሕሪት መሊስኩምና የቐንየልና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
ተባዕ ተቓላሳይ ነጋሽ ተኪኤ በታ ሰላም እትብል ደርፊ ኣብ ግዜ ንእስነተይ ይዝክሮ። መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንክቡር ስነ-ጥበባዊ ነጋሽ ተኪኤ። ንብምልኦም ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም። ከምቲ ዝተባህለ ትፍኡ ዘየልምጽ ወለቕለቕ ዘይብል ጅግና ኣቦናን ኣያናን ኢዩ ነጋሽ ተኪኤ።😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኣቦና 💔😭
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓርበኛ ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና
I’m so sorry to hear Negash’s passing. He will be greatly missed. RIP
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም አቦና ስነ-ጥበበኛ ነጋሽ ተኪኤ ይዝክሮም ቤ/ት ሰምበል እናተማሃርኹ አምላኽ ብክልተ ኢዱ ተቀቢሉ አብ ገነቱ የንብሮም, ጽንዓት ከአ ንመላእ ስድራቤት ይሃቦም🙏❤
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንሐውናን ኣያናን ንኹሉ ስድራብት ፅንዓት ይሃብኩም
ዝኸበርኩ ኣሕዋት ኣቦና ተጋዳላይ ነጋሽ ተኪኤ ትማሊ ሶኒ ዕለት 6 ጥሪ ብዝሓደሮም ሕማም ዓሪፎም ኣለዉ ንስድራቤትን ፈትወትን ጽንዓት ይሃብኩም። ናኣቦና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም።
ንክቡር ኣቦና መንግስተሰማይ፡ ንስድራቤትን ፈተውትን ናይ መጸናንዒ መንፈስ ይልኣኸሎም።
Ato Negash was very decent and respectful person. RIP
RIP Rest peace Heroes Negash Tekai
💙💙💙💙
RIP abona tekie 😢
ዋውውውውውው ገለዓይነት ጥበብ ሓርበኛ ዑቕባጋብር ድማ ኣድናቒ ነጋሽ ኢዩ ኔሩ
Negash ጽንዕ ሓርበኛ ብሞትካ ብዝሕ ሓዚነ😂 በል ደሓን ኩን ብሰላም ዕረፍ መንግስቴ ሰማይ ያዋርስካ ንምኣላት ስድራ ቤት ከኣ ዓቢ ጽንዓት ይሃብ፡ ኮሙኡ ካ ንኽሎም ብጾትካ መቓልስትኻን ፡ ጽንዞኣት ይሃብ፡ ካብ ኣብርሃ ተ/ሚካኢል ፡ፈረንሥይ🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏
ነዛ ህልውቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብቲ ጽንኩር መድረኽ ጸልማት ዘይስገር ዝመስል ዝተቃለስካላ ተጋዳላይ ኣምላኽ ብሰናይ ይቀበልካ ሰብ ሓላፊ ታሪኹ ተራፊ እዩሞ ዘኹርዕ ዘሐብን ታሪኽ ገድፍካ ፡ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብካ ይሃቦም ኢብራሂም ማሕሙድ ሓዝሓዝ
ቅድሚ ገድሊ ተጋዳላ ፈታው ሃገሩ ወገነይ በሃላይ ኣብቲ ጽንኩር መድረኽ ወገንካ ዘነቃቃሓ ታሪኽ ዝሰራሕኻ ኢኻ ካብተን ጥዑማት ደርፍታትካ ሰብ ዘንብዓ ኣብ ኦድዮን (ትምህርቲ መዕበያ ዘኻትም ሃገርና ከይንሕግዘኪ ሓጺሩ እምበር ኢድና) ናይ ፍቅሪ ዝደረፍካያ ከኣ (ከምኡ መዓስ ኮይኑ ናይ ፍቅሪ ሕግታት ብሕፍረት ኣይኮነን ደኒንካ ምጥማት ተሓጉስካ እዩ ሓቢርካ ምጽዋት) ኣብ ጽንኩር እዋን ታሪኽ ዘይሃስስ ዝሰራሕኻ ጅግና ሓርበኛ ኢኻ። ብሰናይ ግብርኻ ኣምላኽ ይቀበልካ ጽንዓት ንብሩኻት ቤተ- ሰብካ ይሃቦም 😅 ا من الله توفيق
Amalk mengste semay yewarskum Abona 😢
🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉
RIP JIGHNA TEGHADALY XENAAT YEHAB N MAMA , SEDRABETEN KOLUE KELENA AB KANTIN MUSICA POLICE ORCHESTRA EZEKER,
እዚ ሳብስክራይብ ጌርና ንከታተሎ ዘለና ቻነል 'ዚ ናይ ህግደፍ መንደፍ እንተኾይኑ ክልተ ሞት 'ዩ!
ህግደፍ ህዝብን ሰራዊትን ኣጣሚሩ ኤርትራ ካብቶም ንስኻ ትግድፎም ግፍዔኛታት ወረርቲ ዘድሐነ ጅግና ዉድብ እዩ። ናትካ ሕሱር ሳብስክራይብ ኣየድልዮን ኣይቅብሎን ከኣ።
@tehabenhizbey2778 ዘልኩ'ሲ! ዘልኩ ደኣ፡ ትፈልጥዶ? ህግደፍ ናይ ወዲ መድህን በራድ መንዲል ወይ ከኣ ጃኬት ምዃና?!።
🩵🩵🩵
Nitigray kll gber tgrawai
Izom ab america koynom qalsi xinat wezete zblus intay aynet qalsi iyom zqalesu ab klte chaf nay alem kienkas intay iyu qalsi malet izi himam wey riska mitbar tray iyu imber ab america koynu ab eritra zxelu qalsi yelon zben dergi aykonen zebenu
💙💙💙💙😭
propaganda nay kolu 60 . kolu 60 hager zebresu hibreteseb zibetonu eyom
መንእሰይ 60ታት ኣብ ጽንተት ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ግደ እዮም ተጻዊቶም
Thanks Teklino!... ነዞም ጅግና ኣቦታትና ከይሞቱ ዝተዓወትካሎም::
ብሰላም ዕረፍ ኣቦና ።
ብሰላም ዕረፍ ጂግና! 😢 ባዓል መትከል ተባዕ we love you!!!
Mr. Tekle, I like your narration and good job reminding us about the artist.
ብጣዕሚ ብሉጽ ሰነጥበባዊ!
ብሰላም ዕረፍ ኣቦና ከምእውን ጽንዓት ይሃብኩም ብምሉእ ስድራቤት
ናይ ብሓቂ ዕውት ሰብ ኢኻ ተኽሊኖ❤🎉
ዋውውውው ፖሊስ ኣርኮስትራ ሰምበል ናብ 70ታት ተማሃራይ ቤት/ ትምህርቲ ሰምበል ስለዝነበርከን ናብታ ትምህርቲ ዝለገቡን ስለዝነበሩ ብዙሕ ዝኽርታት ኣለኒ:ባዓል ነጋሽ ተኪአ: ክፍሎም :ይዓሴና : ብስራት ሃይለ: ኣበባ ካለኦት ዝረሳዕኩዎምን ወዘተ ነይሮም :ናይ ባሓቂ ካኣ ንድሕሪት መሊስኩምና የቐንየልና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
ተባዕ ተቓላሳይ ነጋሽ ተኪኤ በታ ሰላም እትብል ደርፊ ኣብ ግዜ ንእስነተይ ይዝክሮ። መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንክቡር ስነ-ጥበባዊ ነጋሽ ተኪኤ። ንብምልኦም ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም። ከምቲ ዝተባህለ ትፍኡ ዘየልምጽ ወለቕለቕ ዘይብል ጅግና ኣቦናን ኣያናን ኢዩ ነጋሽ ተኪኤ።😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኣቦና 💔😭
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓርበኛ ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና
I’m so sorry to hear Negash’s passing. He will be greatly missed. RIP
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም አቦና ስነ-ጥበበኛ ነጋሽ ተኪኤ ይዝክሮም ቤ/ት ሰምበል እናተማሃርኹ
አምላኽ ብክልተ ኢዱ ተቀቢሉ አብ ገነቱ የንብሮም, ጽንዓት ከአ ንመላእ ስድራቤት ይሃቦም🙏❤
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንሐውናን ኣያናን ንኹሉ ስድራብት ፅንዓት ይሃብኩም
ዝኸበርኩ ኣሕዋት ኣቦና ተጋዳላይ ነጋሽ ተኪኤ ትማሊ ሶኒ ዕለት 6 ጥሪ ብዝሓደሮም ሕማም ዓሪፎም ኣለዉ ንስድራቤትን ፈትወትን ጽንዓት ይሃብኩም። ናኣቦና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም።
ንክቡር ኣቦና መንግስተሰማይ፡ ንስድራቤትን ፈተውትን ናይ መጸናንዒ መንፈስ ይልኣኸሎም።
Ato Negash was very decent and respectful person. RIP
RIP Rest peace Heroes Negash Tekai
💙💙💙💙
RIP abona tekie 😢
ዋውውውውውው ገለዓይነት ጥበብ
ሓርበኛ ዑቕባጋብር ድማ ኣድናቒ ነጋሽ ኢዩ ኔሩ
Negash ጽንዕ ሓርበኛ ብሞትካ ብዝሕ ሓዚነ😂 በል ደሓን ኩን ብሰላም ዕረፍ መንግስቴ ሰማይ ያዋርስካ ንምኣላት ስድራ ቤት ከኣ ዓቢ ጽንዓት ይሃብ፡ ኮሙኡ ካ ንኽሎም ብጾትካ መቓልስትኻን ፡ ጽንዞኣት ይሃብ፡ ካብ ኣብርሃ ተ/ሚካኢል ፡ፈረንሥይ🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏
ነዛ ህልውቲ ሃገርና ኤርትራ
ኣብቲ ጽንኩር መድረኽ ጸልማት ዘይስገር ዝመስል ዝተቃለስካላ ተጋዳላይ ኣምላኽ ብሰናይ ይቀበልካ ሰብ ሓላፊ ታሪኹ ተራፊ እዩሞ ዘኹርዕ ዘሐብን ታሪኽ ገድፍካ ፡ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብካ ይሃቦም ኢብራሂም ማሕሙድ ሓዝሓዝ
ቅድሚ ገድሊ ተጋዳላ ፈታው ሃገሩ ወገነይ በሃላይ ኣብቲ ጽንኩር መድረኽ ወገንካ ዘነቃቃሓ ታሪኽ ዝሰራሕኻ ኢኻ ካብተን ጥዑማት ደርፍታትካ ሰብ ዘንብዓ ኣብ ኦድዮን (ትምህርቲ መዕበያ ዘኻትም ሃገርና ከይንሕግዘኪ ሓጺሩ እምበር ኢድና) ናይ ፍቅሪ ዝደረፍካያ ከኣ (ከምኡ መዓስ ኮይኑ ናይ ፍቅሪ ሕግታት ብሕፍረት ኣይኮነን ደኒንካ ምጥማት ተሓጉስካ እዩ ሓቢርካ ምጽዋት) ኣብ ጽንኩር እዋን ታሪኽ ዘይሃስስ ዝሰራሕኻ ጅግና ሓርበኛ ኢኻ። ብሰናይ ግብርኻ ኣምላኽ ይቀበልካ ጽንዓት ንብሩኻት ቤተ- ሰብካ ይሃቦም 😅 ا
من الله توفيق
Amalk mengste semay yewarskum Abona 😢
🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉
RIP JIGHNA TEGHADALY XENAAT YEHAB N MAMA , SEDRABETEN KOLUE KELENA AB KANTIN MUSICA POLICE ORCHESTRA EZEKER,
እዚ ሳብስክራይብ ጌርና ንከታተሎ ዘለና ቻነል 'ዚ ናይ ህግደፍ መንደፍ እንተኾይኑ ክልተ ሞት 'ዩ!
ህግደፍ ህዝብን ሰራዊትን ኣጣሚሩ ኤርትራ ካብቶም ንስኻ ትግድፎም ግፍዔኛታት ወረርቲ ዘድሐነ ጅግና ዉድብ እዩ። ናትካ ሕሱር ሳብስክራይብ ኣየድልዮን ኣይቅብሎን ከኣ።
@tehabenhizbey2778
ዘልኩ'ሲ! ዘልኩ ደኣ፡ ትፈልጥዶ? ህግደፍ ናይ ወዲ መድህን በራድ መንዲል ወይ ከኣ ጃኬት ምዃና?!።