ከይፈተወ መልሲ ክህብ ተገዲዱ ኣሎ? ጠርባሽ ፈተነ ህግደፍ እዚኣ ያ ኔራ?ሓድሽ ናይ ምድንጋር ሜላ ህግደፍ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 96

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 15 днів тому +1

    ሓሚሙ ክኮዉን አሎዎ
    እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና

  • @selambahta145
    @selambahta145 15 днів тому +2

    ይሙን ያዓኸ 💙💙💙💙💚💚💚💙💙💙💙💙💙

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 16 днів тому +3

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልና፡ ብሰንኪ ሓጥያትና ኢዩ እዚ ኩሉ እሳተ ጎመራ

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 16 днів тому +7

    ዩሙን ጅግና 💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯✅✅✅✅✅✅

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 15 днів тому +1

    ናይ እዚ ምንቅጥቃጥ መሬት
    ሃገርና እንታይ ይኮዉን አሎ?
    እግዝኣቢሔር የቅልለልና

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 15 днів тому +3

    ይሙና ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀላዓለም ብሉጽን ዝተራጋገጸ መደብን ኢኻ ተቕርበልና ዘለኻ እሞ በዚ ኣጋጣሚ ክገልጸልካ ይፈቱ

  • @TomiMogos-d1t
    @TomiMogos-d1t 16 днів тому +4

    ይሙን ጅግና ፡ በሎም ደኣ ርእሳርእሶም ነዞም ደናቕር

  • @haneber7369
    @haneber7369 16 днів тому +4

    .....የማነ🌻.....
    🙏ቡሩክ ቀዳመ💙ሰምበት ይግበረልና🙏

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 15 днів тому +2

    ህግደፍ ሃይማኖት የብሎምን ካብ መዳ ጀሚርና፥ንፈልጦም ኢና (ሺዊአ) ኮመኒስት ዝመስል ኣረመኛት አዮም፥በዚ ክኣዩ ሰብ ምርሻን ድህር ዘይብሉ ፥ዋላ አቶም ደገፍቱ ዝባሃሉ ንሱምላ አዮም ኣብ በተክሪስትያን ዝከዳን ዝከዱን፥ፍርሃተ አግዚኣቢሀር ዝባሃል የብሎምን፥በዚ ክኣ ኢና መፋልስ ሃሰማ አንብሎም፥

  • @abe7478
    @abe7478 16 днів тому +4

    💪🏽💪🏽💪🏽

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 16 днів тому +3

    Selam yemane hawna 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @yonilove2015
    @yonilove2015 16 днів тому +2

    Good job yemun

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 16 днів тому +1

    Alena do deki meley jeganu nsmer 💙💙💙💙💙💙

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 15 днів тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 16 днів тому +2

    ፕላን A ፕላን B እዚ ሰብ ዝጻረፍ ዘሎ ደቁ ምስ የእተወ ኪሒዱ ዝበልካዮ ብሕጊ በቲ ዑቁባ ዝሀቦ ናብ መንግስቲ ስዊዝ ክከስዎ አለዎም

  • @Peace07Love-o2n
    @Peace07Love-o2n 16 днів тому +2

    ዋዕላ ህግደፍ ክግበር እዩ ዝብሃል ዝነበረስ ነዚ ዘይረብሕ ኣኼባ እዩ ኔሩ:ኣየ ህግደፍ ቁም ነገር ኣልቦ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 16 днів тому +3

    sélam yemane hewey selamtaka yitiaem yekenyelna nay kulu tigebirelina nikidimit tirah

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 16 днів тому +3

    Good job Yemane!

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 15 днів тому

    ጓሓፍ ቃላት ህግደፍ ብሚድያኹም ንሰምዖ ኣለና።ስለዚ መልእኽቶም ንሰምዖ ለና።

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 16 днів тому +2

    Thank you so much Yumun hawna! 💙💚💙

  • @MmMm-ig2dz
    @MmMm-ig2dz 16 днів тому +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 16 днів тому +2

    💙💙💙

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 15 днів тому +1

    ሙዚቃ መእተዊ ኣይተንውሕ

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 16 днів тому +2

    ኣምላኽ ዝገብሮ ኣይፍለጥን ሰብ ይደሊ ጥራሕ

  • @kiflaydirar2009
    @kiflaydirar2009 15 днів тому +2

    ኢሰያስ ኣፎዎርቂ ቴዋህዶ ኣኾነን ፕሮስታንቲ እዩ 7:07

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 16 днів тому +3

    ሻዕብያ ባዕላ ተቓወምቲ ኣምስላ ዘሰለፈቶም ኣኽላባት ተቓወምቲ ኣትዮም እንተበለት ንበራዪኣ ቑሩብ መደቐሲ ኪኒንያ ይኾኖም እሞ ኻኣ ዓውደ መጽናዕቲ ትቢል ኣብየት ላግጺ ናይዛ ደዋይ ውድብ እዚኣ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 16 днів тому +2

    Welcome Yikealo Tv

  • @meqeretberih1684
    @meqeretberih1684 16 днів тому +1

    Yumun ggna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @teumgebreslasie8733
    @teumgebreslasie8733 16 днів тому +2

    ሰላም የማነ ወደይ ከመይ አለኻ? መቸም በቱ አብ ወገን ዉጹዓት ኮንካ ትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ቃልሲ
    አነ ብሓቂ ብአኻ ይኾርዕ።
    ቀጺለ ካዓ ሓንቱ ነገር ክሓተካ ።
    የማነ ገብረመስቀል
    (Yemane Charlie) ዓደቦ’ኡ ዓዲ ዊራ(እንዳዳሽም) ምኻኑ ትፈልጥ’ዶ?
    አነ ዝገርመኒ ሰልጠነ ሓደ ጊዜ ወዲ ዓድዋ’ዩ
    ክብል ሰሚዔዮ ብተደጋጋሚ ድማ ከም’ዘይ ኤርትራዊ ገይሩ እዩ ዝገልጾ። ዉፉይ ድማ ከምኡ።
    ካልእስ ግደፍ እቱ ሕማቕ ዘይወጾ ጥንቁቅ ካልድ ዓብዱ እኳ ከይተረፈ ንየማነ
    ከም ትግረዋይ ገይሩ ምስ ሰሎሙን ገ/የሱስ
    (ዋን ነሽን) ኮይኑ ክዛረበሉ ብእዝነይ ሰሚዔ። እዞም ሰባት
    ቅድሚ ንሰብ ዓዲ ምዕዳሎም (ንዙ ምንም ዘይፈልጥ ንኡስ ወለዶ ጌጋ ሓቤረታ ቅድሚ ምሃቦም) ዘሕልፍዎ ዘለዉ ጌጋ ሓቤረታ ሐደ ምዓልቲ ከሕትቶም መኻኑ ክፈልጡ ይግባእ።
    ንሕና ትግርኛ ተዛረበረቲ ክሳብ ዝኾና
    ተጋሩ ምዃና ዘጠራጥር አይኮነን።
    እቱ ዝገርመኒ ግን
    እቱ ወዲ ጉዛይ’ስ ንቱ
    ወዲ ሽም ዛና ዓጋመ ይብሎ’ሎ ማለት እኮ እዩ። ሐደ ጊዜ ተፈታዊ
    ምስ ባዓል ተስፋይ(ዕባይ ሰዉራ)
    መደብ ነይርዎ ሕጂ ተስፋይ ነቦና መሐመድ
    አድም(ናይ ባይቶ ኤርትራ አቦ ወነበር ዝነበሩ ) ፈደረሽን ንኽፈርስ አድሚጾም
    ክብል ምስ ሰማዕኩዎ
    ንሶም ካብ ኤርትራ ንሱዳን ዝተሰዱ ብ1959 ፈደረሽን ዝፈረሰሉ ብ1962 ስለዝኾነ ፈደረሽን ንኽፈርስ ዳአ አብ ግብጺ ኮይኖም ድዮም
    አድሚጾም ኢለ ንሰልጠነ ተስፋይ ጌጋ
    ሓቤረታ በሎ ኢለ ጽሒፈሉ ግን ዋላ አብ
    ካልአይ ጊዜ ንተስፋይ አይ ሓተ ቶን።
    ዝኾነ ኾይኑ ናይ የማነ
    ዘይ ዓዱ ይህብዎ ስለ ዘለዉ ብዙሕ ሰብ ይዕዘቦም ከምዘሎ ብዉሽጢ እንተ ትሕብሮም ጽቡቕ ነይሩ። ገለባ ካዓ ደቂ
    ትንሱእ(አሕዋት እንዳዳሽም ብፍላይ ባርክንሃን ፈጎሐያምን
    እዮም እሞ ብጣዕሚ ኢና ንሕበነልካ በቲ ናብ
    ተዓዘብተኻ ተመሐላልፎ አኽቡሮት
    ዘመልኦ ሐቤረታ ድማ
    ምስጋና ይግብአካ።

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 16 днів тому +3

    ኣወል ሲዕድ ግን እንታይ ተጋግዩ ብዓብዩ እቶም ሓለፍቲ ናይ ታ በተ ክርስትያን አርትራ ሱቅ ኢሎም ይሪዎ ኣለዉ ስለ ዚ እቲ ገጋ ናይ ቶም ኣቦታትና ዝበሃሉ እዩ

  • @fthi3585
    @fthi3585 16 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 16 днів тому +2

    💙💚💙

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 15 днів тому

    የማነ ሓዉና በብእዋኑ ተምጽኦ ዘለኻ ጽቡቅ ስራሕ ትሩፋታትን ኣኻልብን ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ዝገብርዎ ዘለዉ ፍሽኩልና ፈንፊንና ስራሕና ንቀጽል
    ኣምላኽ ይሓግዘና🩵🎉🩵🎉🩵🎉🩵🎉

  • @rutah7551
    @rutah7551 16 днів тому +2

    💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍😍😍😍😍

  • @MehreteabFesehaye-hu9gm
    @MehreteabFesehaye-hu9gm 16 днів тому +2

    Merry Christmas and Happy New year

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 16 днів тому +2

    💙💙💙💙🌷🌷🌷💙💙💙💙

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 16 днів тому +5

    💎💎💎💎💎💎💙💎💎💎💎🔷️✅️💙💎💎💎💎💎💎💎💙💎💎💎💎💙💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💙💙💎💎💎💎💙💙💎💎💎💎💎💎💙

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 16 днів тому +1

    እስያስ ቃለ ሂወት ዝብል እምነት ዝኽተል ዝብል ዘረባ ኣሎ

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch 16 днів тому +1

    Zersenay ygdefawi kedaea

  • @merry7267
    @merry7267 16 днів тому +2

    💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍🙏

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 16 днів тому +2

    ሳብ....ክራብ....ላክ....ሼር.....ምግባር ኣይንዘንግዕ................

  • @erm3806
    @erm3806 16 днів тому +2

    እሞ የማነ በቲ ዝዛረብዎ ዝሐደረ ናብ መንግስቲ ሪፖርት ዘይግበረሎም?

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 16 днів тому

    ሕልና ክህልውን ግብር ምባል ኣይንጸበ.......

  • @haisemshifa4347
    @haisemshifa4347 16 днів тому +1

    we have to be tolerant to those who are narrow minded for the sake of the majority open minded.

  • @kidanetedros2980
    @kidanetedros2980 16 днів тому +1

    Selam Yemane info. Ab Denimark wekil alo do?

  • @dinraringhahah4947
    @dinraringhahah4947 16 днів тому

    ኦይ ኣስሒቁሙና ሕጂስ።

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 16 днів тому +3

    ❤❤❤❤

  • @shalomlijam3750
    @shalomlijam3750 16 днів тому +1

    ለባም ሰለዝኮ ተደሪሩ ከይድ 😂😂😂😂😂😂😂

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 16 днів тому +1

    sélam yemane hewey eizom yihiwetina kitihizelom aeyitikieilin eika AB gega meaeliti kuwueilu kihesibu kelewu aemilakbieidom yihebom menigedi yeman yimiriheyom

  • @rnaxa1620
    @rnaxa1620 16 днів тому

    Ala niska tebeka tegaru kondaf zeytekeyed dea nea tekales kebluka kelew tegaru hasawi hataf

  • @Jelateiskrim
    @Jelateiskrim 16 днів тому

    ጠበብቲ ኩሎም ከምኡ ዮም።krshnwo nerwom ab adom mexieus bkara seb yketll wedi gdam hader sdi.

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 16 днів тому +1

    አዚነቲህ ግርማይ ኣስፋሃ ኣንኪ ኒኪገርመኩም ኣብ ኣዲና ኣብዩ ኣዱ በኣታሃ ይበሃል ዘህፊር ሰብ ቢሃክ ሃደ ማሃይም ኪኒሱ ቢዛአባ ተጋሩ ኪዋራዘ ዘህፊርታሪክ አዩ ዘለዎ አዚ ዘረአ መርገም ኣነ ዚገርመኒ ደኪ ኣከለጉዛይ አና ኪብሉ ሂሪር ትብል ኩሉካ ወዲ ኣከለጉዛይ ኮኒኖም ኒቢል

  • @SuadMuhammadMuhammad
    @SuadMuhammadMuhammad 16 днів тому

    Keyfetewe zeykoneka melsi kemzhb gerkayos , nska ember keyeregagexkan keyestewalkan nseb nab hadhed baesn qerhnten ketaetwo texeer aleka, ezi gen xbuq aykonen, ezi aletnet zbahal keyetfaekumn keyxerekumn kea awet kmexee tehasbu alekum, awet kulu geze ab hadnet teray eyu zrekeb

  • @DaliMamiDada
    @DaliMamiDada 16 днів тому

    ሩጡብ መልሲ አዩ መሊሱ።ምቁዋም ማለት ምህውታት ማለት ኣይኮነን፡ጽቡቅ ክለሰ ሓሳብን ስነምግባርን ምክብባርን ደኣ አንበር ከምዚ ንስካ ትርደኦ ኣይኮነን።ኣብ ኤሪትራ ክብሪ ሃይማኖት ኣሎ ኣኸለ።ኣስላማዩ ክስታናዩ ይከባበር አዩ ንምንታይ ጽልኢ ትጉስጉሱ፡አዚ ዝሓሳብኩም ትቃወሙ ጉደፉ ባ።ከም ሰብ ንኩን

  • @alababel2580
    @alababel2580 16 днів тому

    እንታይ ስለ ዝደለካ እካ በቲ ሓደ ፓነልካ ህግደፍ እየ ትብል በዝ ክኣ ተቃዋማይ ትጻወት ለክባት ወድ እኮ ኣይብርሃን ኣብ ሓደ መትከል ርገጽ Yemane info media eta hanti ka Abiel info tv haswi wahdi keklaka ey

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 16 днів тому

    አታ እዚ ኮልታፍ እንታይ ወሪድዎ

  • @rnaxa1620
    @rnaxa1620 16 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awelino good job Eritrawi kubur meninet 🇪🇷 👏 👌

  • @KbromHagos-xb4cx
    @KbromHagos-xb4cx 16 днів тому +1

    ኢሰያስ ከንሻ እዩ የማነ ሓወይ ።ኣነ እንዳቦይ ኣፎርቂ ባካል ስለዝፈልጦም እየ።

    • @weyniy8374
      @weyniy8374 16 днів тому

      ተጋጊኻ ብሩከይ ከንሻ ከምዘይኮነ አነውን ኣርጊጸ ይነግረካ ገዝኦ ዝቅመጥዊ ግና ከዛከንሻ ነይሩ:ተባረኸለይ::

  • @abalem-f2s
    @abalem-f2s 16 днів тому

    🤑🤑🤑🤑🤑🤑awel aakare aselamey 🤑🤑🤑🤑🤑🤑🏳️‍🌈awel wedi mahamd gey lezibya jeziba gobhti wezero awel aakare suk ilka harika gebeaa 🏳️‍🌈🤑🤑🤑🤑🤑🤑

  • @ErIHageri
    @ErIHageri 16 днів тому

    POOR AGAME YOU TRYING TO DOWN HIGDEF 😫😫😫😫 PLS GROW UP❌️❌️ TIGRAY PEOPLE THEY HAVE SO MANY PROBLEMS GO & HELP THEM. LEAVE ERITREAN ALONE AGAME 🥸💊🤣💊🥸💊🤣

  • @haisemshifa4347
    @haisemshifa4347 16 днів тому

    ane zegermeni nementai ekum tsebebti aemuro tekonu 21 century betsihna gena ab 40tat tenebru alekum ketfetwu ketselu eritrea keletiu haimanot befekrin beselamn kenebriu nehawaru ezom 1% nai ageazian hemam delekum kea hemamkum ab kaliekum esekum denakur koinkum ember awel sied political game eyu serihelkum kone elu eyu tsebebti critical thinkers kem zeikonkum sele zefelete eyu wela ( aban, abunen ) segab mefelai tesienu gerukum zegerem eyu.

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab6446 16 днів тому

    RIP😂😂😂

  • @shebab9
    @shebab9 16 днів тому

    ደንበ ዕንኪላሎ ኣወል ጅግና ቤላ ጌሩ ሰኬትክን የምልቀልክን ኣሎ

  • @wediere2238
    @wediere2238 16 днів тому

    የማነ ኢንፎ ዓፋፍ ህግደፍ ቅስ ኢልና ከም ኣባጎብየ ንኣድጊ ንሓመዱ ብሕጊ ከነደንዝዘክን ኢና እቲ መስርሕ 100%ጀሚርናዮስ ኣብ ጀርመን ሆላንድ ሽወደን ቀጻሊ ናይ ኤርጳ ሃገራት ክንለቕመክን ኢና፡ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 16 днів тому

    የማነ ዳሕራይካ ይገድድ ኣባን ኣቡንን ክትፈልዩ ዘይትክእሉ ተባሂልኩም ተዓዚብናኩም ሜድያ ሒዝኩም ሓንቲ ከይፈለጡ ካብ ዓዶም ዝወጹ መንእሰያት ግዳይ ግርክምም
    "ከይፈተወ ክምልሽ ጌርናዮ"ዶ በልካ😂😂😂
    ንሕና ክኣ ተዓዚብናካ
    ዓወት ንሓፋሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yemaneyohannestube9477
      @yemaneyohannestube9477  16 днів тому

      ተዓዘቡ ንስካትኩም ደኣ ድፉናት ሓንጎል እንዲኩም። እንታይ ከምንዛረብ ንምንታይ ከምንዛረብ ጽቡቅ ጌርና ኢና ንፈልጥ። ፍርቂ ደገፍትኩም ገዲፎምኩም ኣለው ሳላ እዚ ዘረባ። ጌና

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 16 днів тому

      Hgdefawyan xewaeti tekal ewan.

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 15 днів тому

      ❌❌❌❌❌

  • @rnaxa1620
    @rnaxa1620 16 днів тому

    Ala niska donkoro keyfetewe tebl halay kebret seb eu zelewo kondaf hatef zeybelka eba hasawi lekbat youtube ketebi beawel funfun Esub

  • @RonaldWilliamsms
    @RonaldWilliamsms 16 днів тому

    J'ai montré cette vidéo à mon amie et maintenant son copain veut l'essayer aussi. Rires et amusements garantis 🍒

  • @tsegazghiasgodom5599
    @tsegazghiasgodom5599 16 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤

  • @GhennetKhifleiesus
    @GhennetKhifleiesus 16 днів тому +5

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💎💎💎💎💎🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍💕

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 15 днів тому

    ጓሓፍ ቃላት ህግደፍ ብሚድያኹም ንሰምዖ ኣለና።ስለዚ መልእኽቶም ንሰምዖ ለና።

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 16 днів тому +3

    👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀✅✅

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 16 днів тому +2

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿💪💯💪💯💪💯🌹👍

  • @Hagereseb12
    @Hagereseb12 16 днів тому +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @bahtakdanibahtakdani2778
    @bahtakdanibahtakdani2778 15 днів тому +2

    🩵🩵🩵🩵🩵💙💙💙💙