ተወሊዱልና! ዘማሪት ሓመልማል ተስፋሚካኤል ! ፍሉይ ዕላል ብምኽንያት ብዓል ልድት!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 101

  • @tegestasras6768
    @tegestasras6768 День тому +1

    እልልልልልልልልልልልል አሜን ሀሌሉያ አሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️

  • @SenaitTecle-p3l
    @SenaitTecle-p3l 2 дні тому

    Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @erminyesustray7306
    @erminyesustray7306 3 дні тому +3

    ❤❤❤❤ ኣዱየ ጅግና ጸጋ ይብዝሓልኪ ። ማእዘር ሰማይ ጎይታ ይባርክኩም የስፍሕኩም ኩላትኩም ኣሕዋት ንበረከት ኩኑ ። ❤❤❤❤❤❤

  • @LuwamGrmay-cz3cn
    @LuwamGrmay-cz3cn 2 дні тому

    Happy birthday jesus 🎉🎉

  • @erminyesustray7306
    @erminyesustray7306 3 дні тому +3

    ❤❤❤❤❤ ዕልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣቲ ንስክስ ጅግና ❤❤❤❤ የሱስና ይባረክ ፡ ክብሪ ፡ግርማ ሓይሊ ኩሉ ንበይኑ ይኩን ስሙ ይወደስ ፍቱውና ። ጸጋ ይብዝሓልኩም ፍቁራት ኣምላክ ።

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 2 дні тому +1

    Amennnn elelllll Glory yes Jesus is the light of the world God bless you hamelmal you are the gift of the body of crist God bless you all amazing ❤❤❤

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤tebareku

  • @ShishayHailu-ie3cy
    @ShishayHailu-ie3cy День тому

    God bless you all 🎉🎉🎉❤

  • @yordanoseyob8601
    @yordanoseyob8601 2 дні тому +1

    Amennnnn elilllll kibri niamlak ykun nskum burukat ekum ❤❤❤

  • @nigistiy.7625
    @nigistiy.7625 3 дні тому +1

    Amen Amen Amen Jesus name ❤

  • @yorsalemSolomon-u8k
    @yorsalemSolomon-u8k 2 дні тому

    Amen kibri niamlak Goyta yesus yikber tewelidlna midhan rekibna hamelimaley kulukum kidusanat tebareku❤❤❤

  • @hanajohan7387
    @hanajohan7387 2 дні тому

    Goyta Eyesus yebarkum birkat agewatena

  • @raella2961
    @raella2961 2 дні тому +1

    AMEN AMENNNN amennn ❤❤AMENNNN 🙏🙏🙏🤲🤲🙌🙌🙌💯💯💯👍👍👍❤️💖💖💖

  • @hedathadgu1871
    @hedathadgu1871 2 дні тому

    Amen

  • @lulitgebregziabher1048
    @lulitgebregziabher1048 3 дні тому +1

    ገታ የሱስ ሆይ አንኳን ተዎለድክልን❤🎉

  • @MeazaGebrihiwet
    @MeazaGebrihiwet 3 дні тому +2

    Wawaw Glory To God Tebareku
    ኣየ እወ የሱስ ተወሊዱልና።

  • @tsigeredaestifanos3595
    @tsigeredaestifanos3595 3 дні тому +2

    Amennnnnn tewlidulina yesuse❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 4 дні тому +4

    Maezer semay butkat Bereket hazbina ekum🇪🇷

  • @sabazeray3303
    @sabazeray3303 2 дні тому

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤

  • @MeazaAsheray
    @MeazaAsheray 2 дні тому

    Ellllllllllllllllll Amennnnn tebarki memeliski sesini hamely haftey berktna eki❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🔥🔥

  • @amanzghighebre365
    @amanzghighebre365 2 дні тому +1

    Wow amazing song tebarku ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @merrycover9175
    @merrycover9175 3 дні тому +1

    Amen Amen 🙌🙌 🙌👏👏👏👏👏hallelujah elelellllll your blessing ❤❤❤❤❤

  • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
    @ኮኮብ-ጨ6ፐ 3 дні тому +2

    ኣሜን ኣሜን።እሰይ ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት.❤🎉❤🎉

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому +2

    ❤🎉❤አልልልል❤አልልልል❤አልልልልል❤አልልልል❤

  • @helughebre5241
    @helughebre5241 3 дні тому +1

    Amen elillllllll kibriy ni amlk ykun.

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 3 дні тому +2

    Amen Amen halleluja elelelelelele Jesus is lord 🙏🙏🙏🙏🎆🎆🎆🎆🎆⚘️⚘️⚘️⚘️❤️❤️❤️❤️❤️🍇🍇🍇🍇🙏🍇🍇🍇🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄👏👏👏👏👏👏👏👏💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @sabiela4323
    @sabiela4323 3 дні тому +1

    Elllllllllllll Enda zemerki nberi Hami brkti waww😍😍😍🌹🌹🌹🩷🩷🩷🩷

  • @hiwetberhane1015
    @hiwetberhane1015 3 дні тому +1

    Elelelelelel Elelelelelel Elelelelelel Elelelelelel Elelelelelel Elelelelelel ❤❤❤

  • @JfjgfHgjg
    @JfjgfHgjg 3 дні тому +1

    ተወሊዱልና እየሱስ አሜን

  • @rutabraham8257
    @rutabraham8257 2 дні тому +1

    Eleeleee❤

  • @simretgebrebrhanfaithchann2676
    @simretgebrebrhanfaithchann2676 3 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ Amen yesus tewelidlna Amlak ybarki Hame haftey

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 2 дні тому

    Amen 🙏🏾💕

  • @girmayyohannes8024
    @girmayyohannes8024 3 дні тому +1

    ዕልልል ልልል 🎉🎉❤❤

  • @MliteGhebrekristos
    @MliteGhebrekristos 3 дні тому +1

    Amen Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegakiflemariam
    @tsegakiflemariam 3 дні тому +1

    Yes amen 🙏 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fiyor8009
    @fiyor8009 3 дні тому +1

    ❤Amenn ❤

  • @MaernetBerhane-p6t
    @MaernetBerhane-p6t 3 дні тому +1

    Elelellllllllllll

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @DanielDemoz
    @DanielDemoz 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samri3534
    @samri3534 3 дні тому +1

    Aseyyy EllllllllllllllllllEllllll….. ❤

  • @senaitwoldu5284
    @senaitwoldu5284 2 дні тому

    Amen Amen elile elile elile elile ❤

  • @hannaberhane2904
    @hannaberhane2904 3 дні тому +1

    Ellllllllllllllllllllllll ❤❤❤❤❤more blessed

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 4 дні тому +2

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ haleluya

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ሰላም ኣምላኽ ንኣኹም መኣዘር ሰማይ ጎይታ ይባርኽኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @rodanafilmon7887
    @rodanafilmon7887 3 дні тому

    amen amen 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ hallelujah hallelujah

  • @yosankesete-w3z
    @yosankesete-w3z 2 дні тому

    ካብ ሰማይ ጥዑም ደሃይ
    ካብ ሰማይ ጥዑም ብስራት ተሰምዐ
    አየሱስ ተወሊዱ ኣብዛ ምድሪ ንኩሉ ሰብ ምድሓን ኮነ
    ምድሓን ኮነ x 8
    ብርሃን ኮነ x8
    ግዝኣት ኩሉ ኣብ መንኩቡ
    ግሩም ኣምላኽ መምህር አዩ ስሙ
    ብርትዑ ኣምላኽ ኣቦ ዘልኣለም
    ተወሊዱልና መድሓኒ ዓለም
    ተወሊዱልና ተወሊዱልና መድሓኒ ዓለም ተወሊዱልና
    ንሕዙናት መጸናኒዒ ንእሱራት ዘውጽእ ፍትሒ
    እንተ ቀጥቂጡ ዝኸውን መዕረፊ እየሱስ ሰላም ወሃቢ
    ተወሊዱልና ተወሊዱልና መስፍን ሰላም ተወሊዱልና
    መንገድን ሓቅን ኮይኑ ሂወት ዝሃበና
    ካብ ሞት ነምልጠሉ የሱስ እዩ ደገ ምድሓን
    ደገ ምድሓን ደገ ምድሓን የሱስ እዩ ደገ ምድሓን
    ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ዘእተወ ናብ ብርሃን
    ብየሱስ ምእማን ኮይኑልና ምድሓን ኮይኑልና ምድሓን
    ደገ ምድሓን ደገ ምድሓን የሱስ እዩ ደገ ምድሓን
    ካብ ኣቦ ዝተውሃበና ናይ ሂወት መብራህቲ
    ዝመርሕ ናብ ጽድቂ የሱስ እዩ ብርሃን ሓቂ
    ብርሃን ሓቂ ብርሃን ሓቂ የሱስ እዩ ብርሃን ሓቂ
    ብርሃን ዓለም ብርሃን ዓለም የሱስ እዩ ብርሃን ዓለም
    ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ዘእተወ ናብ ብርሃን
    ብየሱስ ምእማን ኮይኑልና ምድሓን ኮይኑልና ምድሓን
    ደገ ምድሓን ደገ ምድሓን የሱስ እዩ ደገ ምድሓን
    ተወሊዱልና ተወሊዱልና መድሓኒ ዓለም ተወሊዱልና
    ተወሊዱልና ተወሊዱልና ብርሃን ዓለም ተወሊዱልና
    Tebareki Hami haftey o maezer semay

  • @ነቡያት
    @ነቡያት 3 дні тому

    ክብሪ ን ኣቦና እግዘኣብሄር ይዅን

  • @merryasrat-hw5zu
    @merryasrat-hw5zu 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤Amennnnnnnn hallelujiah tebareki

  • @JfjgfHgjg
    @JfjgfHgjg 3 дні тому

    ሀሌሉያ ሀሌሉያ

  • @AbrahamFiory
    @AbrahamFiory 3 дні тому

    Amen Amen hallelujah 🙌 🙏 👏

  • @tseghewoldu4016
    @tseghewoldu4016 3 дні тому

    God bless you all

  • @HadguGirmayYohannes
    @HadguGirmayYohannes 3 дні тому +1

    Aminnn

  • @SabaGedey
    @SabaGedey 3 дні тому

    Amen Amen ❤

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉ኣሰይ አልልልል❤አልልልልል❤አልልልል❤

  • @JfjgfHgjg
    @JfjgfHgjg 3 дні тому

    እልልልልልልልልልልል አሜን

  • @cambonitube9225
    @cambonitube9225 4 дні тому

    Amen amen amen 🙏 🙏 🙏
    God bless you

  • @RahwaTeklebrhan
    @RahwaTeklebrhan 4 дні тому

    Amen Amen Amen 🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @elsahabty7602
    @elsahabty7602 4 дні тому

    Amen 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️ amen amen amen amen amen 🙏🙏

  • @SamrawitA.Andemichael
    @SamrawitA.Andemichael 3 дні тому

    Amennn Buruk xebuqat 🎉❤

  • @timneetzerai2495
    @timneetzerai2495 4 дні тому

    Amen amen Hallelujah stay blessed in God kingdom.❤❤❤

  • @luchiaberhane4424
    @luchiaberhane4424 3 дні тому

    Elelelel elelelel Amen Amen

  • @girmayyohannes8024
    @girmayyohannes8024 3 дні тому +4

    ካብ ኣዳም ዝመጸ ኣበሳ
    ንህይወትና ብሞት ዝወረሳ
    ኽፈትሓና መጺኡ ሕያዋይ ጓሳ
    የሱስ ጎይታ ናይ ይሁዳ ኣንበሳ
    ንሞትና ብህወት ተኪኡ
    ተፈጸመ ኢሉ ወዲኡ
    ታሪኽ ሰሪሑ ማሕተም ፈቲሑ
    ናብ ዘልኣለም የእትዩና መሪሑ
    ኽብሪ ይኾኖ ንየሱስ ጎይታ
    ንዕኡ ተመስግን ምድሪ ብምልኣታ

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    አልልልልል ❤አልልልልል❤አልልልልልል❤

  • @shalomhabtu
    @shalomhabtu День тому

    Amennn❤ memlskiy sesniy berkerty ERITREA I belive u can worship together to asmra soo xbkity heaftyyy❤
    ketkelgley Bertha ekiy amen

  • @schewittewelde8979
    @schewittewelde8979 3 дні тому +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiwetberhane1015
    @hiwetberhane1015 3 дні тому

    Tebareku burukat yehwat ❤

  • @rahwabereket9920
    @rahwabereket9920 4 дні тому

    Amen hallelujah

  • @cambonitube9225
    @cambonitube9225 4 дні тому

    Good News GOSPLE 🎉🎉🎉

  • @Fthawithairmake-up7183
    @Fthawithairmake-up7183 3 дні тому

    Ellllllllellllllĺlllll hallelujah hallelujah

  • @YonasLoveUrEnemies
    @YonasLoveUrEnemies 3 дні тому +1

    ጎይታ ይባርኩም የሕዋተይ፡ብፍላይ ሃሚ ሓፍተይ ክሳብ ክንድዚ ዋጋ ምኽፋልኪ፡ጎይታ ዓዚዙ ጸግኡ የብዝሓልኪ።
    ኣከዳድናኽን ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ባህልና፡፡
    እታ መዝሙር ከኣ ሃሚ ሓፍተይ ትግርኛ ህርመት እንተ ትኸውን።ተባረኹ።

  • @ShalomHier
    @ShalomHier 3 дні тому

    Amennnnn Tewelidulina Ewe smu ybarek! Ezi Abi bsrat keyhalfom bzuh waga tkeflu mhlawkum Asbkum bzuh eyu ! Kurub nay Edit mmhyash gn tedli ala. Brukat ekum

  • @thezegeyfamily
    @thezegeyfamily 4 дні тому

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤😂

  • @HadguGirmayYohannes
    @HadguGirmayYohannes 3 дні тому

    Amn nskum brukt ekum

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ

    ልደት ክርስቶስ ከምዝበዓል ደኣ መን ነጊርኩም ብሩኻት፡ ነተን ብወግዒ ካላንደር ተኸቲለን ዘፍለጣኹም፡ ካቶሊክን ኦርቶዶክስን ኣብ ጸልማት እየን ዝነብራ ኢልኩምዶ ኣይኮነን ትኣምኑ። ስለዚ ነዚ ዕለተ ልደት ክርስቶስ በየናይ ካላንደር ደኣ ፈሊጥኩምዎ፡ ምዝማርኩም ጎይታ ዝኸብረሉ ይኹን፡ እንተኾነ ትኣምኑሉ ሕይወት ክትነብሩ ይሓይሽ።

  • @MisghanaAhferom
    @MisghanaAhferom 4 дні тому

    🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @SabaE-ow7me
    @SabaE-ow7me 4 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉❤Romans 10 ትግ - ሮሜ
    9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።አልልልል❤

  • @mussienahom2921
    @mussienahom2921 4 дні тому

    💐🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼

  • @birhanukiflu2822
    @birhanukiflu2822 2 дні тому

    ልደት ክርስቶስ ማለት ተሰግዎ (incarnation) መሰረት ክብሪ ምድሓንና'ዩ። ብቛንቋ ሃዋርያት "ብሓቂ እቲ ምስጢር ኣምልኾ ዓብዪ እዩ፥
    ንሱ እቲ ብስጋ እተገልጸ፡ ብመንፈስ ጸደቐ፡ ንመላእኽቲ ተራእየ፡ ኣብ ኣህዛብ ተሰብከ፡ ኣብ ዓለም ተኣምነ፡ ናብ ክብሪ ዓረገ።" (1 ጢሞ.3:16)

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉❤አልልልልል❤አልልልልል❤አልልልል❤አልልልልል❤አልልልልል❤

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉❤John 8 ትግ - ዮሃንስ
    31: ስለዚ የሱስ ነቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኣይሁድ በሎም፡ ንስኻትኩም ኣብ ቃለይ እንተ ጸናዕኩም፡ ብሓቂ ደቀ መዛሙርተይ ኢኹም።
    32: ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ።

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉❤🎉❤Luke 2 ትግ - ሉቃስ
    10-11: እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድሓኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ - ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ ኤበስረኩም አሎኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 4 дні тому

    🌷🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌷😘😍🤩😍😍😍

  • @weynits571
    @weynits571 4 дні тому

    ❤🎉❤Isaiah 9 ትግ - ኢሳይያስ
    6: ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱዕ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @mihreteabghebremedhin1649
    @mihreteabghebremedhin1649 2 дні тому

    የሱስ እኮ ቅድሚ 2000 ዓመት እዩ ተወሊዱ ዓብዩ ሞይቱ ተንሲኡ ኩሉ ሓጥያትና ወሲዱዎ ክመጽእ ኣብ ኣፍ ደገ ከሎስ ተወሊዱ። ኩሉ ግዜ 25 ታህሳስ ዲዩ ዝውለድ ዓገብ

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ

    እንተን ንስኻትኩም እትፈርድወን ሃይማኖታት ኣይኮናን እንድየን፡ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ዘብዕላ፡ ብኸመይ መንገዲ ደኣ ኢኹም፡ ንኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቤተልሔም ንዝተወልደ ንዝኣምና፡ ናይ ጸልማት እትብልወን???????

  • @mercyyosief6249
    @mercyyosief6249 День тому

    Amen Hallelujah

  • @JfjgfHgjg
    @JfjgfHgjg 3 дні тому

    እልልልልልልልልልል አሜንን

  • @zerutesfamichael5997
    @zerutesfamichael5997 3 дні тому

    Amenn Amenn thanks God bless you

  • @SentGood-o6d
    @SentGood-o6d 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @almaztsegay8854
    @almaztsegay8854 2 дні тому

    ኣሜንንንንንንንን🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @SabaE-ow7me
    @SabaE-ow7me 4 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @thezegeyfamily
    @thezegeyfamily 4 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fevenmengis
    @Fevenmengis 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nahomkibrom3858
    @nahomkibrom3858 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikael7702
    @Mikael7702 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanajohan7387
    @hanajohan7387 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤

  • @SenaytGaym
    @SenaytGaym 2 дні тому

    ❤❤❤❤