"ሓባራዊ ስምምዕ ቅዱስ ፍሬሚናጦስን ቅዱስ ኣግናጤዎስ ኮሌጅ" Aksum Orthodox Tewahdo Tigray

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 31

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 Місяць тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅኤን አቦታቲና በረክቶም ይብፅሐና 👏👏👏👏ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ❤❤❤❤❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u Місяць тому

    አሜን አሜን አሜን ክቡራት ኣቦታቲና ዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 Місяць тому

    Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi Місяць тому

    ዕልልል ተመስገን

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi Місяць тому

    መልካም

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 Місяць тому +1

    God help tigray.

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz Місяць тому

    Amen Amen Amen 🎉🎉🎉❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕✅

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 Місяць тому +1

    Die sprache Geez und Tigringa in mittel punkt.

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi Місяць тому

    thanks mr....

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 Місяць тому

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @atsugalahferom
    @atsugalahferom Місяць тому

    ❤❤❤

  • @fhjih578
    @fhjih578 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz Місяць тому

    ❤️💊❤️💊❤️💊💕💕💕

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz Місяць тому

    🙏🙏🙏🎉❤✝️💜

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971 Місяць тому

    👏👏🙏🙏🙏🤲🤲🙏🙏👏👏

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 Місяць тому

    🙏🏾👏🙏🏾👏👏👏👋❤️

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz Місяць тому

    🙏🇩🇪🙏🇩🇪🙏🇩🇪💕💊🥰

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 Місяць тому

    🤲🤲🤲🙏🙏✝️✝️💒🎉🎉

  • @tesfayhagos4507
    @tesfayhagos4507 Місяць тому +1

    ምስ ፃዓድ ዝግበር ስምምዕ ጥብቂ ኩትትል የድሊ ታርካ አሐልፋካ ናይምሀብ ዕድል የድዬ

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 Місяць тому

    🤍🤍🤍🤍🤍😘😘😘😘

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 Місяць тому

    thank you very much

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Місяць тому +2

    ይቕሬታ ግበሩለይ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ፡ ኣነ እዛ ምስ ብእምነት ዘይመስሉና ሓቢርና ኣብ ሃይማኖት ምስራሕ ኣይፈተኹዋን፡ ጽባሕ ሓደጋ ናይ እምነት ሒዛ ከይትመጽእ ስግኣት ኣለኒ፡ ምስተን ብእምነት ዝመስላና ኣሓት ኣብያተ ክርስትያን ክስራሕ ዘይከኣል ድዩ ኮይኑ ብእምነት ምስ ዘይመስሉና ክስራሕ ተመሪጹ፧.
    እዚ ጻዕዳ ኦርቶዶክስ እንተዘይኮይኑ ማለተይ እየ።

    • @tsiyonawiAxumawi
      @tsiyonawiAxumawi Місяць тому +1

      ሓቂኻ ሓወይ ክንጥንቀቅ ይግባኣና

    • @fitwidrar5524
      @fitwidrar5524 Місяць тому

      መን እሞ ዋና ኣለዋ እዛ ቤትክርስቲያን እዚ እቲ ዘሕዝን ካኣ እቶም መራሕታ ቀንዲ መፍረስታ ምኻኖም ኢዩ ኣምላክ ምስቶም ዝወጹ የውጻኣና ኣሜን(3)

    • @abrahamrusom9347
      @abrahamrusom9347 Місяць тому

      እዚ ጻዕዳ ኦርቶዶክሳዊ እዩ። ኣብ ሃገረ ሽወደን ድማ ነተን ኩለን ኦርቶዶክሳዊ መንገዲ ዝኽተላ ቤተ ክርስትያን ዝኸውን መንፈሳዊ ኮለጅ ምስ ብፁዓን ኣቦታት ብምዃን፡ እታ ቅድስቲ እምነትና ንኽትዓቢ ዝጽዕር ዘሎ እዩ። ነዚ ዝራኣዩ ብዙሓት ኦርቶዶክሳውያን ብጹኣን ኣቦታት ናይ ምስጋናን መተባብዕን ምስክር ዝተሸለመ እዩ። ስግኣትካ ትኽክል እዩ። ነዚ ፈሊጥካ ክትቀስን ተስፋ ይገብር።

  • @wsgd3301
    @wsgd3301 Місяць тому

    ተመስገን ኣምላከይ ትግራይ ህዝባን ኣቦታታን ኣብዚ ዘብፃሕካ❤❤❤ድሕሪ ብዙሕ ፀበባን ፀልማትን ኣርተዶክስ እምነትና መፃኢ ተስፋና❤❤❤

  • @temesgenamlakey4936
    @temesgenamlakey4936 Місяць тому

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ክቡራን ብጹኣን ኣቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና
    እንኳዕ ድማ ንሓዱሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ኣብጸሐና ዘመነ ሰላም +ዘመነ ፍቅሪ +ዘመነ ሓድነት +ዘመነ በረከት ይኹነልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari Місяць тому +1

    መን እዩኸ መራሒ መደብ ክኸውን ፀዊዕዎ? ገፅካ ትርሓቕ ክልል ትግራይ እኮ ነለ ናይ መን ኣዴኻ ክልል እዩ? ትግራይ ዓባይ ሃገር እያ ።

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari Місяць тому

    ብሰይፊ ሰይጣን ተኸለል እንታይ እኖኻ ኮይንካ ናይ ሃገረ ትግራይ ዘይትብል ከማኻን ንስኻኝ ዝበሉ ድሑር ኣእምሮ ዘሓዝኩም እዛ ቅድስቲ ሃገርና ትግራይ ዓለም ትግዝእን ተመሓድርን ከምዘይነበርት ናብ ንእሽቶይ ቁሸት ኣውሪድኩም ክልል እናበልኩ ከም እቲ ንእሽቶይ ኣተሓሳስባኹም ኣንኢስክሙዋ።

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Місяць тому

    ኣይይ ብነብሱ እንድዩ ዝዓርበና ዘሎ እንታይ ክጠቕማ ኮን ኢዩ ንቤተክርስቲያን እዚ ዝግበር ዘሎ ቤተክርስቲያንና ምእመናን ንምጥፋእ ክንደይ ሓሊፉን ይሓልፍ ኣሎን
    ሕጂ ኸ እንታይ ንምርካብ ኢዩ እቲ ዘሕዝን ግን ቤተክርስቲያንና ቆቢዕ ሰቒሎም መጽሓፍ ዝደግሙ እምበር ሙሁራን ዘይብላ ምኻና ኢዩ ኣምላክ ምስቶም ዝድሕኑ ይጸንብረና ።