Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይፀጥታ ሓይሊ ሓላፊነቱ ፀጥታ ምኽባር እምበር ኣኼባ ምኽልካል ክኾን የብሉን ኣኼባ ምኽልካል ግና ፀረ ዴሞክራሲ እዩ።
ሀገረየ እካዕ ብድሀን መፃካ❤❤❤
እዞም ሰባት ግን ጥዕና ኣለዎም ዶ
አብ ህዝቢ ሓደጋ ዝፈጥር ተኾይኑ ፀጥታ ከኽብር ግደታ አለዎ ነገር ግን ብገንዘበ ዝተዓደኩም ሰለህዘቢ ዴንታ የብለኹሙነ
ጀናራት ትግረየ ልሓድኡ መኽልኸለ ልሐዱኡ ምፍቃድ የሐዘን
እንኳዕ ተኸልከለ።
ገብረ ተንሳይ ኣይኮነን፣ ገብረ ትንሳኤ እዩ።
እዞም ሰባት እንታይ እዩ ነገሩ
ፅልዋ መንግስቲ ።
ሰላም ሃገር እንኳን በስላም በዲጊም መጣ ህ
ሰላም ሰላም ሃገር ሓወይ ከመይከ ሰላምን ጥዕናን ነኣኻ እምነየልካ እንታይ ዋጋለዎ ፃድቃንድዩ ገታቸዉ ደብረፅዮን በሎም መሳርሕቶሙን ወዲ ወረደ ኩሎም ንበሎም ለያቡን ሓሰዉትንዮም ጉረኛታትነዮም ንስልጣን ይፋለሱ ህዝብና ኣብከቢድ መከራ እንዳሃለወ ንስልጣን መቸም ኩፈሐእ ኣይምፃእ እምበር ከምቲ ዝሓለፈ ዝነበረ ክባን ኩናትን እንተጋጢሙ ዝኾነ ይኹን ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ተጋሩ ከምቲ ዝሓለፍ 2 3 ዓመት ዝኾነ ይኹን ትግረዋይ 18 ዓመቱ ዝመልአ ኣብ ወርሒ መደበኛ ኣብ 2 ወርሒ 12000 ዶላር እዩ ዘዋፅእ ዝነበረ ብዘካ ኣብ ሰሙን 50 እነዋፅኦእዩዚ እሞ ሎሚ መንዩ ከምቲ ዝሓለፈ ዝገብር የለን ርእስና ኣድፊኦሙናእዮም ሓፊርና ከኩሎም ለያቡእዮም በኣና ኣረኣእያ ንስኻግን ካብቲ ዝሓለፈ መከራ ጀሚርካ ስካብ ሕዚ ትገብሮ ቃልሲ ብጣዕሚ እናነድንቀካ ንኾርዓልካ እና ሰላም ነኣኻ
ዋይ እኒአኺ ፌክ ስልጣን ቅይይር ደቡብ ትግራይ
ፅቡቅ ዩ ዕላምኡ ንህውከት እዩ ተዓሊሙ ነይሩ እቲ እገዳ ትክክልዩ
ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ክነብር ሕዋሐትን መረሕታን ክእለዩ አለውም
.tegtaynews
ክንደይ ምክተል ድዮም ዘልዉ ፡ደብረጸን ካ ሳልሳይ ክበርዎ
ኣኼባ ምኽልኻል መፍትሒ የኾነይ ፀረ ዲሞክራሲ እዩለ ኸዚ ተኸልኸሉ ናጋ ኸ ህንደይ መዓልቲ ክኽልኽሉ ኣመል ምስ መግነዝ።
ክፍሊ ጸጥታ ንፕሬዝዴንት ዝእግድ ሓይሊ እንተሃልይዎ ኻላስ ትግራይ ብጀነራላት እያ ትመሓደር ዘላ ህዝቢ ክዓስል መሰሉ ክኽብር ኣለዎ ናይ ህዝቢ ሓይሊ ደው ዘብል ማንም ሓይሊ የለን
ምልዕዓል ትግራይ ኢልከረ ስራሕ እንታይ ዝገብር እዩ ?
ፃድቃን ክልክመኩም ድልዊ እጁ ተጋሩ ደቀ አብ ኣሜርካ ይነብሩ አለው መተላሊ መልሓስ
መን ወኪሉካ ሐዚ ብልፅገና ዋጋ የበለን ምሰመን ንደራደር ዶ አየበልካን ሐዚ ምስ ጌታቸው ኮይንካ ብህዝቢ ዝተመረፁ ተወከልቲ እናፍረስከ ከናቲራ እናገዛኹም ሙረፁና ትብሉ መሬትና ተፈናቀልተና አብሓደጋ ወዲቁ አጀንዳ ቀይርኻ ነገራተ ክካርር ምግባር ህዝቢ ዕንከሊል ተብልዎ አለኹም
ሓሳውቲ ብገንዘብ ዘተገዙኡ እም ናይ ነበርቲ መቀለ አይኮነን አስእት ተኮይኖም መናእሰያት ዘይእክብ ካብትን ካብትን ሸረን ዓድዋን አኪብካ አኬባ ምባል የለን መን ካብ መን አይበልፅን. ንጌታቸው አውሪድካ ደብረ ፅንተት ነብ ወንበር ምደያብ ማለት ትግራይ ምዕናይ እዩ ህውሓት ኩለም ስረቅትን ደም ህዝቢ መጠጥትን እዮም
መን እዪ ኣጋዲ??
ናይ ደቡብ ምብራቅ ህዝቢ እይተቆጥዕዎ ስረቅቲ እንኳን ተአኪቦሞ ።
ብሓይሊ መልጢ ክገዝእ ኣደመ ናብ ሒጊ ይቅረብ
ፃድቃን መናስይ ደቅኻ አሜሪካ ንሰኻ ብናይ ደቅና ደም ጠላዕ ትፃወት ሓንካሪ ንእሸተይ አይተሰከፍን ምሰሐደ ጉጅለ ወጊንኻ ህዝቢ ናብፅልምትምት ምእታው ገበን አይኮን
እትኮመንትኻ ተመልስኻ አንብቦ ከምጋርንቕዲምት ኣትኽድ 😢
ምእጋዱ ዝነኣድ እዩ ናይ ኣመራርሓ ኣፈላላይ ናብ ህዝቢ ምውራድ ኣብ ህዝቢ ዓብይ ክፍተት ዝፈጥር እዩ ነይሩ
እንኳዕ ተኸልከለ these populist leaders should be stopped ✋️
እንታይ ደአ ቁ 2 ህውሓት አብ ሽረን ከባቢኡን ብአቐባብላን አኼባን ተፈቒድሉ ንምንታይ ንደጋፊ ግምት ዝኾነ ዞባ ደ.ምብራቕን ከተማ መቐለ ከይቕበሎን ድጋፉ ከየስምዕ ምኽልካሉ ህዝብታትን ደገፍትን ንዝአመንዎን ዝመርፅዎም አመራርሓ ክድግፍ ክፈቅድን ይግባእ ሚዛናዊ ውሳነ ክወሀብ ይግባእ ንዛ ሰላም ኩሎም ህዝብታት ትግራይ መስዋእቲ ኸፊሎምላ ንሕቶ ህዝቢ ግቡእ ምላሽ ክህብ ይግባእ አካል አመራርሓ ፀጥታን ካቢኒኡን። ህዝቢ ብዝመረፆን ናተይ ብዝብሎን አመራርሓ ክመሓደር ክግበር ይግባእ።
ዝበስበሰ ውድብ ቀየረ ኣይቀየረ ኹሉ ሓደ።
ፃድቃን ዛጀነራል መን ድዩ ሂብካ አንን ከማይን ዝበልና አካልና ጎዲልና አይነንድዩ?ጀነራል ዝተወሃበካ
ኣየ ደብረዕንክሊል ሰብ በዚ ክትሽውዱ??ተራ ውድብ ንመንግስቲ ክእግድ መሕፈርቲ
Good biro
ፃድቃን አብትመርሖ አኼባ አዴታት ንምንተይ ይፀረፋ?
እሱ ዉን ንስልጣን እዩ ዝጓየ ሌባ እዩ
Wwwወይ ጉድ ነው 🎉🎉 Haza Melody you tube channel like follow share 😢😢😢
ሓደሓደ ሰብ አብ ዝትፈልጥው ናይመንግሰት ጉዳይ ጦልቃ አይትኢተው በይዞኹም
ኣኼባ ተኣጊዱ ዘይኮነስ እቲ ኣዳራሽ ስለተተሓዘን ከምኡ ድማ ጎንፂን ህውከትን ንከይፍጠር ዝተገበረ እምበር ኣይተኣገደን ሕሶት እዩ
እንታይ እዩ ወሪዱኩም ተጋሩ ዳግማይ Genocide ከይመጸኩም ክሉ ዝመጸኩም ብ ኢትዮጵያ እዩ ተሸገጠኩም ኢሳያስ ይሕቦኩም ዶ ዝብል ሕቶ አታሐታቲ እዩ.
💔💔💔
ውዕል ፕሪቶርያ ንከይፍፀም ዋና ዕንቅፋት ዝኾነ እቲ ዋና ባዕሉ ፃድቃንን ጉጅለኡን እዩ ጉጅለ ፃድቃን ኣብ ዘይምልክቶ እዳሓምዞቐ ስለዘሎ እዩ ውዕል ፕሪቶርያ ዝምልከቶ ህወሓት እንዳሃለወ ኹሉ ግዜ ምስኒ ማይክ ሃመር እንዳተራኸበ ነገራት ዘባላሹ ዘሎ ፃድቃን እዩ
ተሰሪዙ ኣሎ በል ኣታ ሓሳዊ
መጣንን ቆጣብን ኣቀራርባኻን ድምፅኻን ተመራፂ ኳ እንተኾነ ።ንፅሕፎም ርኢቶታት ግን ኣየስተኻኸልካን ። ወይ ብ መብርሂ መልስኻ ኣየዕገብካናን ።ትጥቅዖ ፅሑፍን ኣጠቃቅማ ስነ-ስርዓትን ተጥፍእ ኣለኻ ።ክብሪ ህዝብን ትካላትን ዘውረደ ኣገላልፃ ዘለዎ ፅሑፍ ትጥቅዕን ትጥቀምን ኣለኻ ።ግደፍ ፍፍፍ......😮
እዚ ዘጥፋእናዮ ብግልፂ ይፅሓፉልና።የቅንየልና!
ወዲ ወረደ ህማቅ እዩ ጋሐፍ እዩ
Getachew tegaru abariru amharai bekele gurum ahlifu sheimu
እዚ አኬቦ ናይ ዓድዋን ሽረን አኬባ ነይ ሰረቅትን ዓመፅትን አኬባ እዩ 😂😂😂😂😂ጌች ወዲ ረዳ ህዝቢ እንደርታ አብ ጎድንካ አለን ❤❤❤
ደደብ ኩሎም መራሕቲ ሰረቅቲ እዮም ወዲ ራያ ስለ ዝኾንኻ ወዲ ረዳ ትብል ዓድዋ ስለዝኾንኹ ደብሪፅ ክብል ማለት ድዩ?ትግራይ ሓንቲ እያ መራሕቲ ድማ ኩሎም ሓደ እዮም
ጌታቸው ወዲ ወረደ ፃድቃን xxxxxxx አዝኦም አዶም ንከብዶም ዝሽቱ ከብዳማት ህዝቢ ክነቅሐሎም ዝግባአ አዮም
Bhasab endo mogutun kab mklkal
ፅቡቅቁ ብሕጊ ይመራሕ መፍለሳት ዝዕድሩሉ ክኸውን ይብሉን
ታደሰ ወዲ ወረደ ታይ ኢዩ ዝህሲ አብ አፉ አይህበኩምን ኢሉዋም ኢዩ ሰነ 30 ናበለ ህዝቢወታል አአ ዘሎ ፎቁ ኢሉ አዲ ናብ ዘይኮን ይሰድዋ አለዉ
ፁቡቅ ግርም
Think before you speak, do not use TPLF for your personal problems, stop other ways, a lot of people they will pay their life 💯.
Ne hezbi Tegrai be zereba aiteteberewo kenieu alama meserate zeghiebere hadeneten nai habare emamate keniesalete Alona
አንቱም ምድያታት ከሐል ዩ ንፅበሕ አብ ኢድ ተዕዝበቲ ህዝቢን ክትወድቁ ኢኹም ዋ ዋ ዋ
ሓሶት እቲ ካልእ እዩ ።
Tsadkan hasawi qim alewo
እዚአ ቅድሚ ሐምሸተ ዓመት ከፍልጣ ነርዎ ዎዲ ወረደ
ፃድቃን መሐጎሰቲ ደቁ ሓዎቦ መስሐቅቲ ሸራፋት መዋረድቲ አብይ በሊፁኩም ንህዘቢ ናብሓደጋ አቃሊዕኸም ከነቲራ ተሰሩሑ አበምንጎና ዘጋጠመ ፀገም ምፍታሕ አቢዩኩም ናይውርደት ውርደት
ናይፀጥታ ሓይሊ ሓላፊነቱ ፀጥታ ምኽባር እምበር ኣኼባ ምኽልካል ክኾን የብሉን ኣኼባ ምኽልካል ግና ፀረ ዴሞክራሲ እዩ።
ሀገረየ እካዕ ብድሀን መፃካ❤❤❤
እዞም ሰባት ግን ጥዕና ኣለዎም ዶ
አብ ህዝቢ ሓደጋ ዝፈጥር ተኾይኑ ፀጥታ ከኽብር ግደታ አለዎ ነገር ግን ብገንዘበ ዝተዓደኩም ሰለህዘቢ ዴንታ የብለኹሙነ
ጀናራት ትግረየ ልሓድኡ መኽልኸለ ልሐዱኡ ምፍቃድ የሐዘን
እንኳዕ ተኸልከለ።
ገብረ ተንሳይ ኣይኮነን፣ ገብረ ትንሳኤ እዩ።
እዞም ሰባት እንታይ እዩ ነገሩ
ፅልዋ መንግስቲ ።
ሰላም ሃገር እንኳን በስላም በዲጊም መጣ ህ
ሰላም ሰላም ሃገር ሓወይ ከመይከ ሰላምን ጥዕናን ነኣኻ እምነየልካ እንታይ ዋጋለዎ ፃድቃንድዩ ገታቸዉ ደብረፅዮን በሎም መሳርሕቶሙን ወዲ ወረደ ኩሎም ንበሎም ለያቡን ሓሰዉትንዮም ጉረኛታትነዮም ንስልጣን ይፋለሱ ህዝብና ኣብከቢድ መከራ እንዳሃለወ ንስልጣን መቸም ኩፈሐእ ኣይምፃእ እምበር ከምቲ ዝሓለፈ ዝነበረ ክባን ኩናትን እንተጋጢሙ ዝኾነ ይኹን ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ተጋሩ ከምቲ ዝሓለፍ 2 3 ዓመት ዝኾነ ይኹን ትግረዋይ 18 ዓመቱ ዝመልአ ኣብ ወርሒ መደበኛ ኣብ 2 ወርሒ 12000 ዶላር እዩ ዘዋፅእ ዝነበረ ብዘካ ኣብ ሰሙን 50 እነዋፅኦእዩዚ እሞ ሎሚ መንዩ ከምቲ ዝሓለፈ ዝገብር የለን ርእስና ኣድፊኦሙናእዮም ሓፊርና ከኩሎም ለያቡእዮም በኣና ኣረኣእያ ንስኻግን ካብቲ ዝሓለፈ መከራ ጀሚርካ ስካብ ሕዚ ትገብሮ ቃልሲ ብጣዕሚ እናነድንቀካ ንኾርዓልካ እና ሰላም ነኣኻ
ዋይ እኒአኺ ፌክ ስልጣን ቅይይር ደቡብ ትግራይ
ፅቡቅ ዩ ዕላምኡ ንህውከት እዩ ተዓሊሙ ነይሩ እቲ እገዳ ትክክልዩ
ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ክነብር ሕዋሐትን መረሕታን ክእለዩ አለውም
.tegtaynews
ክንደይ ምክተል ድዮም ዘልዉ ፡ደብረጸን ካ ሳልሳይ ክበርዎ
ኣኼባ ምኽልኻል መፍትሒ የኾነይ ፀረ ዲሞክራሲ እዩለ ኸዚ ተኸልኸሉ ናጋ ኸ ህንደይ መዓልቲ ክኽልኽሉ ኣመል ምስ መግነዝ።
ክፍሊ ጸጥታ ንፕሬዝዴንት ዝእግድ ሓይሊ እንተሃልይዎ ኻላስ ትግራይ ብጀነራላት እያ ትመሓደር ዘላ ህዝቢ ክዓስል መሰሉ ክኽብር ኣለዎ ናይ ህዝቢ ሓይሊ ደው ዘብል ማንም ሓይሊ የለን
ምልዕዓል ትግራይ ኢልከረ ስራሕ እንታይ ዝገብር እዩ ?
ፃድቃን ክልክመኩም ድልዊ እጁ ተጋሩ ደቀ አብ ኣሜርካ ይነብሩ አለው መተላሊ መልሓስ
መን ወኪሉካ ሐዚ ብልፅገና ዋጋ የበለን ምሰመን ንደራደር ዶ አየበልካን ሐዚ ምስ ጌታቸው ኮይንካ ብህዝቢ ዝተመረፁ ተወከልቲ እናፍረስከ ከናቲራ እናገዛኹም ሙረፁና ትብሉ መሬትና ተፈናቀልተና አብሓደጋ ወዲቁ አጀንዳ ቀይርኻ ነገራተ ክካርር ምግባር ህዝቢ ዕንከሊል ተብልዎ አለኹም
ሓሳውቲ ብገንዘብ ዘተገዙኡ እም ናይ ነበርቲ መቀለ አይኮነን አስእት ተኮይኖም መናእሰያት ዘይእክብ ካብትን ካብትን ሸረን ዓድዋን አኪብካ አኬባ ምባል የለን መን ካብ መን አይበልፅን. ንጌታቸው አውሪድካ ደብረ ፅንተት ነብ ወንበር ምደያብ ማለት ትግራይ ምዕናይ እዩ ህውሓት ኩለም ስረቅትን ደም ህዝቢ መጠጥትን እዮም
መን እዪ ኣጋዲ??
ናይ ደቡብ ምብራቅ ህዝቢ እይተቆጥዕዎ ስረቅቲ እንኳን ተአኪቦሞ ።
ብሓይሊ መልጢ ክገዝእ ኣደመ ናብ ሒጊ ይቅረብ
ፃድቃን መናስይ ደቅኻ አሜሪካ ንሰኻ ብናይ ደቅና ደም ጠላዕ ትፃወት ሓንካሪ ንእሸተይ አይተሰከፍን ምሰሐደ ጉጅለ ወጊንኻ ህዝቢ ናብፅልምትምት ምእታው ገበን አይኮን
እትኮመንትኻ ተመልስኻ አንብቦ ከምጋር
ንቕዲምት ኣትኽድ 😢
ምእጋዱ ዝነኣድ እዩ ናይ ኣመራርሓ ኣፈላላይ ናብ ህዝቢ ምውራድ ኣብ ህዝቢ ዓብይ ክፍተት ዝፈጥር እዩ ነይሩ
እንኳዕ ተኸልከለ these populist leaders should be stopped ✋️
እንታይ ደአ ቁ 2 ህውሓት አብ ሽረን ከባቢኡን ብአቐባብላን አኼባን ተፈቒድሉ ንምንታይ ንደጋፊ ግምት ዝኾነ ዞባ ደ.ምብራቕን ከተማ መቐለ ከይቕበሎን ድጋፉ ከየስምዕ ምኽልካሉ ህዝብታትን ደገፍትን ንዝአመንዎን ዝመርፅዎም አመራርሓ ክድግፍ ክፈቅድን ይግባእ ሚዛናዊ ውሳነ ክወሀብ ይግባእ ንዛ ሰላም ኩሎም ህዝብታት ትግራይ መስዋእቲ ኸፊሎምላ ንሕቶ ህዝቢ ግቡእ ምላሽ ክህብ ይግባእ አካል አመራርሓ ፀጥታን ካቢኒኡን። ህዝቢ ብዝመረፆን ናተይ ብዝብሎን አመራርሓ ክመሓደር ክግበር ይግባእ።
ዝበስበሰ ውድብ ቀየረ ኣይቀየረ ኹሉ ሓደ።
ፃድቃን ዛጀነራል መን ድዩ ሂብካ አንን ከማይን ዝበልና አካልና ጎዲልና አይነንድዩ?ጀነራል ዝተወሃበካ
ኣየ ደብረዕንክሊል ሰብ በዚ ክትሽውዱ??
ተራ ውድብ ንመንግስቲ ክእግድ መሕፈርቲ
Good biro
ፃድቃን አብትመርሖ አኼባ አዴታት ንምንተይ ይፀረፋ?
እሱ ዉን ንስልጣን እዩ ዝጓየ ሌባ እዩ
Wwwወይ ጉድ ነው 🎉🎉 Haza Melody you tube channel like follow share 😢😢😢
ሓደሓደ ሰብ አብ ዝትፈልጥው ናይመንግሰት ጉዳይ ጦልቃ አይትኢተው በይዞኹም
ኣኼባ ተኣጊዱ ዘይኮነስ እቲ ኣዳራሽ ስለተተሓዘን ከምኡ ድማ ጎንፂን ህውከትን ንከይፍጠር ዝተገበረ እምበር ኣይተኣገደን ሕሶት እዩ
እንታይ እዩ ወሪዱኩም ተጋሩ ዳግማይ Genocide ከይመጸኩም ክሉ ዝመጸኩም ብ ኢትዮጵያ እዩ ተሸገጠኩም ኢሳያስ ይሕቦኩም ዶ ዝብል ሕቶ አታሐታቲ እዩ.
💔💔💔
ውዕል ፕሪቶርያ ንከይፍፀም ዋና ዕንቅፋት ዝኾነ እቲ ዋና ባዕሉ ፃድቃንን ጉጅለኡን እዩ ጉጅለ ፃድቃን ኣብ ዘይምልክቶ እዳሓምዞቐ ስለዘሎ እዩ ውዕል ፕሪቶርያ ዝምልከቶ ህወሓት እንዳሃለወ ኹሉ ግዜ ምስኒ ማይክ ሃመር እንዳተራኸበ ነገራት ዘባላሹ ዘሎ ፃድቃን እዩ
ተሰሪዙ ኣሎ በል ኣታ ሓሳዊ
መጣንን ቆጣብን ኣቀራርባኻን ድምፅኻን ተመራፂ ኳ እንተኾነ ።
ንፅሕፎም ርኢቶታት ግን ኣየስተኻኸልካን ። ወይ ብ መብርሂ መልስኻ ኣየዕገብካናን ።
ትጥቅዖ ፅሑፍን ኣጠቃቅማ ስነ-ስርዓትን ተጥፍእ ኣለኻ ።
ክብሪ ህዝብን ትካላትን ዘውረደ ኣገላልፃ ዘለዎ ፅሑፍ ትጥቅዕን ትጥቀምን ኣለኻ ።
ግደፍ ፍፍፍ......😮