Happy New Year ሰብ ኢሎሞ - መብጽዓ ሓድሽ ዓመት - Seb Elomo - By Teame Arefayne Eritrean Comedy 2025

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 77

  • @MaraEntertainmentEritrea
    @MaraEntertainmentEritrea  3 дні тому +25

    ዝከበርኩም ተካታተልቲ ማራ ኢንተርተይንመንት
    በቲ እትገብሩልና ሞራልን ደገፍን እንዳ ኣመስገና
    ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን
    ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን
    ኣብ ሓዳርኩም ሓጎስን ቅሳነትብን
    ጸሎት ወለዱኩም ኣይፈለየኩም እንዳ በልና
    ሩሑስ በዓል ሓዲሽ ዓመት ንኩልና
    //ማራ ኢንተርተይመንት

    • @weynitekle5152
      @weynitekle5152 2 дні тому +3

      ናይ 2022 እንዳ ሰደድኩም ሰብ ተደናግሩ ኣለኩም
      ናይ ክሪስማስ ከምኡ ገርኩምና,ስ ሕጂ ከኣ ደጊምኩምና

    • @liverpool3226
      @liverpool3226 2 дні тому +1

      ሞ ተጋጊኹም ሮቤል ምስ ሸዊት ተፈላልዩ ኮሎ ካልኣይ ሰብ ሓዳር ዝኾኑሉ ምኽንያት እንታይዩ

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 2 дні тому +2

    Happy New Year Deki Eri mearey 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌟🌟🌟🥂🍾🥂🎆🎆🎆🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🎉🎊🎉🎊🌺🌺🌺🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 дні тому +1

    ዶባጭ ናፍቅናካ ቀኒና ንስኻ ደይብሉ ዋእ ❤❤❤❤❤

  • @lulamusgun8451
    @lulamusgun8451 3 дні тому +3

    Happy New year 🙏🏻🙏🏻🙏🏻💜💜💜🌺🌺🌺🇪🇷

  • @dl4055
    @dl4055 3 дні тому +4

    Rhus hadsh amet deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @SimonFidel-x8n
    @SimonFidel-x8n 3 дні тому +3

    ድግማ!🎉🎉

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 3 дні тому +3

    Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤

    • @Isak-1963
      @Isak-1963 2 дні тому +1

      I love sebelomo 29:07

  • @KelifaMahmud-s1z
    @KelifaMahmud-s1z 3 дні тому +4

    🇪🇷🦁🇪🇷🐆🇪🇷🐅🇪🇷🐢🇪🇷🐪💪
    🇪🇷Happy New Year 🇪🇷

  • @asmretgirmay1117
    @asmretgirmay1117 3 дні тому +2

    Happy New Year ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🙏🇪🇷❤️

  • @ኣጆኺ
    @ኣጆኺ 2 дні тому +1

    ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ሲ ስድራ እንዳ ደጎጭ ክንፅበሮም 2025

  • @lazalaza4566
    @lazalaza4566 3 дні тому +3

    Happy New Year❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liverpool3226
    @liverpool3226 2 дні тому +2

    ደቂ ኤረይ መዓረይ ንዓና ትኸውን ዓመት ይግበረልና፡ኣቱም ሰብ ኢሎሞ ትሰርሑ ዋላ ረዳልዉ ቁሩብባ ከም ሰብ ኩኑ፡ሮቤል ምስ ሰበይቱ ሸዊት ተፈላልዩ ኢዩ እንታይ ደኣ ኣራኸቦም፡ሞኻኣ ከም ሰብ ሓዳር ኮይኖም፡ሓጉዙናባ፡እቲ ሂወት ሃሕፋሕ ተብልዎ ኣለኹም፡ስለዚ ኣቀዲምኩም ዝሰራሕኩሞ ኣይትዝክርዎን ዋላ ኣየገድሰኩምንዩ ኪይኑ።ኣነ ሮቤልን ሸዊትን ምስ ረኣኹዎም ምክትታል ኣቃሪጸየ።በጃኹም ከም ሰብ ኩኑ፡ጽቡቅ ትምህርቲ እንዳሃብኩም ኣብ ሞንጎ ፋሕ ትብለኩም ኣላ ኣስተውዑሉላ፡እዚ ወዳሓንኩም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት

  • @tsigetesfaye2690
    @tsigetesfaye2690 22 години тому

    Berektie ensesa🤣🤣🤣🤣🤣

  • @abeltechlealpha7282
    @abeltechlealpha7282 3 дні тому

    ካብዛ ሓዳሽ ዓመት ከምዛ እንዳ ዶሞጭ ምዉቕቲ ሓዳር ክምስርት ኢየ🙏🙏🙏ብሩኽ ዓመት!

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 3 дні тому +1

    Happy New Year❤❤❤

  • @BMstar9
    @BMstar9 День тому

    Happy new year to all Eri ❤❤❤❤❤

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 День тому

    Exactly ሕማቅ አሎ ጹቡቅ አሎ ኢለ አነ ውን መዝጊበየን ነረ እየ ፋኑስ ገዛ ጢውጢው አቢልዮም

  • @matiwosmesfn4475
    @matiwosmesfn4475 2 дні тому

    Ruhs hadsh amet & amete selam ygberelna deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 2 дні тому

    HAPPY NEW YEAR SEMIEN TEGHARUWANI EZGHI KEGHELAGHLEKUM KAB BERENET B TEBAAT HAGHZUWO.`

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 дні тому

    Welcome deki erey marey Ruhus hadish amet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎆🎆🎆🎊🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    ዐመትና ዐመት ዐወት ከም ናይ ሱርያ ይግበረ ኢቶም ቀተልቲ ዝዋረዱላ ንህዝብና ኤርትራዊ ከኣ ራህዋ ሓጎስ ይግበረልና ኣምላኽ

  • @yowanatekesteabrha2204
    @yowanatekesteabrha2204 2 дні тому

    Happy New year ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TeklitGoytom-g7x
    @TeklitGoytom-g7x 3 дні тому +1

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus6995 2 дні тому

    ሃሃሃሃ ደቦጭ ሰሓቕ ወዲእና፡ እምበኣር ብኣቆጻጽራ ግሪጎርያን ካለንደር'ሲ ''ካብ ዘበነ ማሪቆስ ናብ ዘበነ ሉቃስ ብሰላም የሰጋግረና'' ትበሃል ኢያ።

  • @mosszere6391
    @mosszere6391 3 дні тому

    Happy new year❤❤❤

  • @Africanculturalmusic
    @Africanculturalmusic 2 дні тому +2

    ....2022 ከኣ ከምተን ዝሓለፋ ዓመታት ከይትኸውን ፈሪሐ ኣለኹ፡ ብፍጹም ኣብ 2022ን ጸሓይ 48 ሰዓታት ክትበርቕ ´ያ ....እዋእ ዝገርም እዩ እኮ፡ ናይ ዓመተ 2025 ዝምልከት ተዋስኦ እንዳሰርሑስ ብዛዕባ 2022 ጸሓይዶ ትንቢት ኩነታት ኣየር ዶ ንዝብል ዝንቡዕ ተኣዋስኦኹም ብጌጋ እንተኮይኑ ንተኸታተልኩኹምን ንህዝቢን ይቕረታ ክትሓቱ ብትሕትና እሓተኩም።

  • @Semeredaynom
    @Semeredaynom 2 дні тому

    ዓመት ዓመት ዲኹም ትደግምዋ ግደፉና ባ በጃኹም

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 2 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ሰናይዘመንይግበረልና

    ❤❤❤❤❤❤❤
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gerigeriyo7799
    @gerigeriyo7799 3 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 2 дні тому

    Fetari selam yhabena

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @milietetekia3818
    @milietetekia3818 2 дні тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @rttr3992
    @rttr3992 3 дні тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZahraIsmael-u5l
    @ZahraIsmael-u5l 2 дні тому

    ዓድና ዘይተበርበርት ሉል ፡ሃገር ኢያ

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 2 дні тому

    Wellcome2025❤🎉❤

  • @ሰላምሰላምንኩሉሰብ

    ደሙሩኒ አሕዋተይ

  • @tsigetesfaye2690
    @tsigetesfaye2690 22 години тому

    ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danait783
    @danait783 3 дні тому

    Tedegima eya

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 2 дні тому

    HEZBI MERIRUWO ALO, AB REMEX ZEYKONE AB ESATE GHOMORA EYU ZENEBER ZELO.

    • @SenaitGhebremeskel-p4f
      @SenaitGhebremeskel-p4f 2 дні тому

      Suk bel rkus Agame

    • @TenseaBerhe
      @TenseaBerhe 2 дні тому

      @SenaitGhebremeskel-p4f ZEMED ISEYAS, TEMBENAY, ABRAHA KASSAYE, ENDERTA, AXUMAWI YHEBEY, WALA PHILIPOS ESHETU EYU MESELUKI??

  • @selamkidane8066
    @selamkidane8066 День тому

    Ezi ny qedem ayu

  • @zewditeklegergiz7043
    @zewditeklegergiz7043 День тому

    ❤🎉😢😅

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    ኣብ ኤርትራ ጥራይ ኢዩ ሓድሽ ዘየለ ባዐል ኣቦይ ዶቦጭ ዐመተ ሰላም ዐመተ ፍቅሪን ሰላምን ነቶም ተአሲሮም ዘለዉ ህዝብና ከኣ ምፍታሕ ይግበረልና ነቶም ጨካናት መራሕቲ ጠፊኦም። ንአምላኽ ዝፈርሑ መራሕቲ ይሃበና ኣምላኽ ኣመን

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 2 дні тому

    ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤

  • @zyohannes6837
    @zyohannes6837 День тому

    ኩሉ ግዜ ስድራ ስውኣት መሳርሒ ፖሎቲካ ክትገብርዎም ቁሩብ ቁሩብ ስኽፍ ኣይብለኩምን😢😢😢 ስድራ ስውኣት እኮ ዝቕመስ ስኢኖም ማይ ጽሩይ ሓሪምዎም ብጽምዋ ተዋሒጦም ነዛ 😢ብጩቕ ኢሎም ጸገሞም ከይገልጹ ኣፎም ተለጒሞም ኣብ ስቓይ ኢዮም ዝነብሩ ዘለዉ።
    😢ገነት ድማ ይብሉ!! ምድራዊት ሲኦል ኮይና ዘላ ሃገር

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 День тому

    N selected sidrabiet siwuat 15,000 nakfa kihgz bele . Abzi ewan ezi alewu diyom swuat zeyebla geza ? Dos zixenetu nimbal eu ?

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 дні тому

    እንዳ ሮቤል ንምንታይ ደኣ ተመሊሶም ምሽ ተጋድፎም

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 дні тому

    💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 2 дні тому +1

    እንታይ ደኣ ሓድሽ የብልኩምንድዩ?

  • @genetzeray6985
    @genetzeray6985 2 дні тому

  • @TesfuWoldegabriel
    @TesfuWoldegabriel 2 дні тому

    Mdggam zeybla ba

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    ኣየ ኣብዛ ገነት ዐድና ዶ በልካ ኣቦይ ደቦጭ ብሕጂ ዲኣ ገነት ትኹነልና ኤርትራ እምበር ዐንያ ዘላ ኤርትራንናስ ገነት ጸይቒ ከሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ ከምዝብሃል ምስ ባዐል ኣቦይ ኢሰያስን ሰዐብቶም ኢሞ ኣበይ ገነት ኪርከብ

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 2 дні тому

    Aye shabiawean, deki SEWAT endaketelkum, sedrom asadedkum aserkum, heji besewat ketsheketu... please bezom jeganu aytetsawetu...hasawti kem merahtekum...34 amet besewuat ketsheketu...hager endatfekum.

  • @መራ200
    @መራ200 2 дні тому

    🎉🎉🎉

  • @yosieffssaha9321
    @yosieffssaha9321 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghideykahssay9473
    @ghideykahssay9473 2 дні тому

    Happy new year ❤❤❤❤🙏

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay6966 День тому

    Happy new year 🎈🎊 ❤❤

  • @Aynombokretsion-so6fi
    @Aynombokretsion-so6fi 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Helenteame
    @Helenteame 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @YrdgGsxg
    @YrdgGsxg 2 дні тому

    ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @mheretberki9334
    @mheretberki9334 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AduamTomas
    @AduamTomas 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤

  • @AbrhaleyTiemzghi
    @AbrhaleyTiemzghi 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @فهدالدوسري-ذ2ث
    @فهدالدوسري-ذ2ث 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤