Ethiopian airlines has raised its ticket prices to Aksum to exorbitant levels. The airlines' single way from Mekelle to Axum costs 87,164, an amount not only unseen in Ethiopian history but costs more than the ticket price from London to Addis Ababa. This was done as part of the ongoing “Tigray siege.”
If the flight gets high, the solution was easy. By doing two things refused to go ,or to make them jealous by going to Marriam Axum. 😂 sad news. In general there is no law in the whole country.
አነ ዘሕዘኒ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ጥፍኣት የውሉም ነቶም ናይና ንወቀስ ግዚያዊ ምምሕደዳር ትግራይ ዘለው እዩ ሽግሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ዕፅዋን ክባን ኢና ዝኒሄና ናይ ኢ/ያ መንግስቲ ካልኣይ ግዜ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዕፅዋን ንኸይበፅሓና እንድሕር ደሊና መረፃ ትግራይ ጌርና እዞም ናይብልፅግና ሓሻኽር ጌታቸው ረዳን ጀነራል ፃድቃንን ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝመሰሉ ሉሙሳት መረሕትና ካብ ስልጣኖም ምእላይ እዩ ካሊእ መማረፂ የለን ኣብዚኣ ድማ ናይ ትግራይ ፀጥታ ሓይሊ TDF ኾነ ፖሊስ ትግራይ እንታይ እዮም ሱቅታ መሪፆም ኣይርዳኣንን
ጌታችው ቁርዲድ ጻድቃን ተዘይ ጠፍኦም እቲ ተበልካ በቲ እንተበልና ፍታሕ የለን ግን ህዝብትግራይ ሕዋሐትን ብዝቐልጠፈ ቀዋሚ መንግስቲ ብህዝቢ ክምረጽ አለዎ 💪💪💪💪
ክልተ ዝባሃል የለን ህውሃት ሓደ እዩ ንሱውን ጉባኤ ዘካየደ እዩ።
ትግራይ ደኣ ሕጂ ኣብ ዝኸፍኤን ዝመረረን ክባይ ዕጽዋይ ኣላ እወ።
Thank you 🙏🏾 TOL and TOL family I am proud of you 👍 keep up your great work ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
መንገዲ ኣየር ዋና ፀላኢና እዩ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ፀላእትና ኣብ ውሽጥና እዮም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
TIGRAY TSIER ❤️💛
ካብ አ.አ መቀለ 45ሺሕ እዩ ❤❤❤😂😂😂
ኢ/ያ እትባሃል ድርዕቶ አብ ልዕሊ ትግራይን ተጋሩን ተብፀሖ ዘላ ግፍዕን መከራን ማእለያ የብሉን ግን ንኺድ ጥራሕ ናፅነትና ንአውጅ !!!
Ethiopian airlines has raised its ticket prices to Aksum to exorbitant levels. The airlines' single way from Mekelle to Axum costs 87,164, an amount not only unseen in Ethiopian history but costs more than the ticket price from London to Addis Ababa. This was done as part of the ongoing “Tigray siege.”
Absolutely 💯
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ክልኡ. ጽግም. ኤድኣ. ግድኣድኣ, ስልዝክይድ. ዝኡሎኢ. ክምተኣ. ትብሎ. ዝልኻ, ሕዝብኤ, ክልኡዓል. ኣልዎ. ብውሽጥን. ብድኣግን, ስብ. ክትሳእ, ኣሎዎ 🙏
TOL ኩቡር ሐው ኢሳያስን እብይን እይትባእሱን ንህዝብ ትግራይን ንት ንዕኡ ዝቃውማ ዘለው ኤርትራውያን ክጥቁዑ ዝግብርው ዘለላ እሽጥር እዩ ንዐና እዩም ዝኽቡና ዘለው እነ እማንጎ እዛም ክልት ዴኪታተራት ምንም ነገር የለን ንዐና እዩም ዛምስሉ ዘለው
If I were in Ethiopia, I don't go to Aksum. Because I don't want to give my money to the Ethiopian government.
ሕዝቢ ትግራይ በጃኻ ፡ጌታቸዉ ኢና ፃድቃን ዝበሓል መፀለም መፀለም ማለት ለይቋ ኢና ምሸላ ዘጥፍእ ዕፅዋት ኢዩ ስለዚይ ልመፀለም መድሓኒቱ ምቡቋስ ጥራሕ ኢዩ በቁሶ
እወ ሐቁ ተጋሩ እኮ እቲ አየ ር መንገድ መሳሪያ እንደመላለሰ ክድብድቦ እንከሎ አፋን ኢዱን ሂዙ ሰቅ ኢሉ አይዛረብ አይፅህፍ ኮይኑ ንዕቐት እዮ ብጣዕሚ እዮ ዘህዝን
እንታይ ኮይኖም እትም ሰራዎትከ ዋእ ትግራይ ግን ላይን ታይ ኮይንካ ከምኡማኮነን አብ ትችት አምላክ ሰራዊትን ናይፀጥትም አካላትን አለው እዮም ግን እይ ዋና ህዝቢ ባእሉ እዩ
Natena negeber bezaeba eritresweyan ayegedesenan አዞም selaeti hezebi tegraye eyom
ህጋዊ መንግስቲ ማ ክምረፅ አለዎ።
ህዝብማ መብቱ ክኽበር እንተደልዩ ሕጋዊ መንግስቲ የስልክ እዩ።
ኤርትራማ መስቃ ትግራዋይ ክንደይ መከራ ከግንዋ እዬም እዞም ትእቢተኛታት ህማቃት ህዝቢ ናይ ትግራይ ህዝብ ዘብፀህዋ በሰላ ብኽያትን ሀዘንን ዘፍሰስዋ ደም እግዛብሄር ሰሚኡ ፍርዲ ክህብ እዩ
እዚ ወሪድኩም ዘሎ ማስጣ ኤርትራዊያን 20ዓመት ዘዉረድክሞ
This is wroug information first of all flight isnot having from Mekele to Axum pls correct it.
ጸምጸም በረኻ ዳ ሸመልባ ህጻጽ እንታይ ድዩ ኔሩ በረኻ ኣይነበረን ኤርትራዊ መጽኡ ክሳብ ዘልምዖ።ጉሓፍ።
how do you come up with 70k number?i work for the UN ...no such number is disclosed or published for that matter.
H
Tigray..........ONLINE.........MEDIA.......TG............CITEY............COUNTRY
Shaebiya the main enemy of pepole of tigray
If the flight gets high, the solution was easy. By doing two things refused to go ,or to make them jealous by going to Marriam Axum. 😂 sad news. In general there is no law in the whole country.
This online is liar
ቢች
ሰራዊት ኤርትራዝ ጭዋዋ እዩ
ስርዓት ጸሊኢ ዝተሰደ የለን
ናይትግራይ መንእሰያት አብየመን ሱዑዲያ
አብትግራይ ብጥሚት ዝዕመጻ ዝቅተልላ ዘለዋ
ናቶም ሕሰብ