Dear brother Redi, THANK YOU SO MUCH for continuing to fight for your people & your country! I get motivated listening to you & gives me hope! Not only that you are a POWERFUL speaker! Pls don’t give up educating us! You are an important Puzzle for our struggle! ❤️ Besrat, Gual Asmera
so proud of you our beloved brother please continue to share your amazing speech, intelligence and your though. one day we will meet at the bright country change is coming!!
Peace be with you Abona Redie!!! You are the one whom the new generation use as map . i know form my little knowledge on WEL WEL AND ABRAHIM SULTAN. The were schools names by this two heroes but deliberately forgotten. Now, let me ask you simple a question, 1. WELL WELL IS the point of reference for the TIGRATIGRNI. Was it the intention and struggle of WEL WELL FOR sovereign Eritrea or Tigrigni???? Thanks
nay bahaki ayana redie mezrab tray mulue malty ember wela gasha ente mese isyas klal alewo wela dege ente wesana nesu eski negdefo elna elal nkyer temelisna dema nabu natu ezes mesta hezbi eritra dea ywredo !!!
🙏♥️🇪🇷YOU ARE OUR HERO🇪🇷♥️🙏 MY FAVOURITE PROGRAM BECAUSE OF YOU I KNOW ABOUT MY 🇪🇷 COUNTRY AND OUR ENEMY ISAIAS 🙏I REALLY APPRECIATE FOR YOUR GREAT JOB AND INFORMATION🙏 I WAS BORN IN ADDIS ABEBA AND MY 4 BROTHERS DIED FOR INDEPENDENT AND DEMOCRACY COUNTRY NOT FOR ISAIAS. HOW I CAN CONTACT YOU?
ጅግና ተጋዳላይ ፡ኣድሃ ምንጪ ታራኪ ሓቂ ኣጆካ ቀጽሎ፡ብሳላ ጻዕርካ ኩሉ ድቁስ ነቂሑ
እንቋዕ ዳሓን መጻካ ጅግና ወዲ መሓሪ
ኣደ ወሊዳ ትምከን ብሓቂ ጅግና እንቓዕ ሓዉና ኮንካ ተኣምር ኣገላልጻን ኣቀራርባን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሓው ረድኢ ማሓሪ !!
Dear brother Redi, THANK YOU SO MUCH for continuing to fight for your people & your country! I get motivated listening to you & gives me hope! Not only that you are a POWERFUL speaker! Pls don’t give up educating us! You are an important Puzzle for our struggle! ❤️ Besrat, Gual Asmera
ክቡር ሓዉ እንኳዕ ዕድመ ሃበካ ሓቂ ከተውጽእ ምእንቲ የቐንየልና።
Thank you!!!! Mr. Redi
I was often thinking of that.
ጅግና ኣቦና ወልደኣብ weldemaryam
ሓንቲ ምሕጽንታ ኣላትኒ ኣቦና
ወልዳኣብ ወልደማሪያ ታሪኩም ኣለና
እንተኮነ እኩል ኣይኮነንን በጃካባ ድሕረ ባይቶኦም ኣምጻልና።
ሓቀኛ ጅግና ረድኢ ምሓር ከማኻን ከም ብዓል ኣቦና ወድኣብን ይብዝሑልና። ህዝብን ሃገርን ክሓልፈሉ
ወልወል እቲ ፍላስፋ ናይ ዓለምና ከም ወልወል ጅግና ተቃላሳይ የለን ኣብ ዓለም
ናይ ብሓቂ መዓልታዊ ዘረባና ብሒትዎ ኣሎ እዚ ገባቲ።
Welcome ወዲ መሓሪ ኣርኻን ናይ ቃልሲ
Welcome Redi'e Mahari.
Wel come Redie Alena Media Eritrea😍👌😍👌😍👌😍👌😍
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ዝወለድካዮም ብሩካት ይኩኑልካ ክንዲጹብቅ ዝሰማዕኩ ብናይ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም እታ
ናቶም ዝሃብካዮም ብር እንዳበልካ ተሓጎስ ኢለካ ኣለኩ ።
*ብታዕሚ የቀኔልና ኣቦና ረድኢ ቁሩብ ግን ናይ ኣቦና ሓርበኛ ወልዳኣብ ወልደማርያም ታሪኽ ተትምህረና ጽብቕ ኔሩ*
You are right!
aynfalale tbl mxhaf anbib emo qrub bzaeba memhir WW nmiflat thgz iya.
Well come redie memher
Redie jigna ni behaki zereba eu niziridiom 👍✌👌
ኣጆኻ ቀጽሎ ኣታ ጂግና !!!!!
ከምዚ ክሰምዕ ከሎ እዚ ገበተ ራዕዲ'ዩ ዝኣትዎ: ካብ ቀደሙ ውን ኣብ ናይ ጀጋኑ ኤርትራውያን ታሪኽ ከም ቁማል ቱሽቱሽ ተሓቢኡ ዝመጸ እንደኣሉ ::
P
Tezekerotat deherit temelisena yeberhalena alo🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷Thanks
ንትገብሮ ትምህርታዊ መደባትካ ሓቀኛ ታሪኽ ንወለዶታት ምትሕልላፍ ወጽሎ good job
so proud of you our beloved brother please continue to share your amazing speech, intelligence and your though. one day we will meet at the bright country change is coming!!
Ahlen redie hawna, ajoka trah izie megletsi zeyblu gumama keytefe selam yelen mo ajekum ajona
Welcome hero
Kibur gedim Tegadalay hawin Ayana Mr redie well come
አያ ወይ ባባ ረዳእ መሓሪ አዚየ እየ ዘኽብረካ፡መደብካ ኸአ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ።
ቀጽሎ ለባም ዓቢ ሰብ፡ተባረኽ እታ ንስኻን ከማኻ ለባማትን ዝወለድ ማህጸን ትባረኽ።
እታለይቲ ወይ እታ መዓልቲ ብርኽቲ ትኹን።
እቲ ዝበለጸ ደስ ዝብለኒ ስብ አኽባርነትካ፡ናይ ታርኽ አኽብሮት፡ነቲ ዝነበረ ከምቲ ዘለዋ ስለ እተ ቅርቦ።
እቲ ትፈልጦን ብዓይንዓ ዝረአኻዮን ካብ ምንጋር ዓዲ አይትውዓል፡ሓደ መዓልቲ ይስቆረና ይኸውን።
ነቶም ኢሰያስ መን ከሙኻኑ ዘይፈልጡ መበራበሪ ተኾኖም።
ክብር ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ
Wall Come wedi Mehri jegna 🙋♂️💪
Ato weldab weldemairam is Hero Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣያና ብዙሕ ታሪኽ ንማሃር ኣለና ነቶም ዝጻረፉ ኣይትሓዘሎም ቀጽሎ ዕምርን ዓፍያን ይሃብካ
Wellcame baba redei
Hero!!!!!!"
ወልዳብ ወልደማሪያም ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ንኤርትራ ኢሉ ጀሚሩ ዝወደኤ ።
Sorry n Eritrea elu ayjemeren. Dahar dea eyu hasabu qeyiru bel ember.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thanks
ሰላም ባባ ረድእ ማሓሪ
ዝገረምኒ* ሲ
ሓሳድን ቀናኣን እዩ
ስም ናሓደ ተዳጋጋሚ ክስምዕ እተ ኣሎ
ሰለም ኣይብሎን* ክትብል ኣብራሃም ኣፈወርቂ ትዝ ክብለንን* ንሳ ቅድም ኣቢልካኒ*
ብሓቂ ባባ ረድእ
ኣነን ንስኻ *
ታሪካትን ምዝታውካን*
ኣነ ተቀቢለካ ን ተታሓሒዘካን ኣለኹ
የቄኔልና።
Wlecome መምህር ቃልሲ ጅግና ረድኢ ማሓሪ
ኣቤት ትርሓስ ተወልደ ኣይትስማዕ ነቦይ ወልደኣብ ብዘይሕፍረት ብዘይቀልዓልም ብድፍረት ከተዋርዶም ክትሰምዓስ ኣዝዩ እዩ ዝኸብደካን ዝኹርኩሓካን። ዘገርም ድፍረት ዘይሕፍረት የሰንብድን የስደምምንዩ።ሰሚዓ ትትምሃረሉ ይግበራ ክቡር ሓው።
Peace be with you Abona Redie!!!
You are the one whom the new generation use as map . i know form my little knowledge on WEL WEL AND ABRAHIM SULTAN. The were schools names by this two heroes but deliberately forgotten.
Now, let me ask you simple a question,
1. WELL WELL IS the point of reference for the TIGRATIGRNI. Was it the intention and struggle of WEL WELL FOR sovereign Eritrea or Tigrigni????
Thanks
ኣቦና ረድኢ መሓሪ የቐንየልና ታሪኽ ብምምሃርካ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ
The best
ናይ ኣብርሃም ጉዳይ 100/ 100 ባዕሎም እዮም ኣጥፊኦሞ ምኽንያቱ ብዓል ንሕና ኽማን ናይ ምሕንባስ ታዕሊም ክንዕለም ከሎና ጃልባ ማዕረ ማዕረናያ ትኽይድ ከይ ንጥሕል ጽፉፍ፡ሓለዋዩ ዝግበረልና ነይሩ፡ስለዚ ከመይ ኣብርሃም ዝኣክል ጃልባን ሓንበስትን ጎኑ ጎኑ ዘይ ግበረለሉ።፧?
nay bahaki ayana redie mezrab tray mulue malty ember wela gasha ente mese isyas klal alewo wela dege ente wesana nesu eski negdefo elna elal nkyer temelisna dema nabu natu ezes mesta hezbi eritra dea ywredo !!!
🙏♥️🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷♥️🙏
እወ ብኣካል ንፈልጦም እወ ተምበርኪኾም ካብ ኣየር ወሪዶም ሓመድ ሃገሮም ክስዕሙ ርኢናዮም ንዓይ ዓርኪ ኣቦይ ነይሮም ምስ መጹ ብተዳጋጋሚ ሰንበት ሰንበት ኣብ ቤተክርስተ ክርስትያን ንረኽቦም ኔርና። ገለ ተቓወምቲ ብሃልቲ ግን ብሕማቕ ክልዓሉ ክትሰምዕ ከሎኻ ይኸብደካ። ዘገርምዩ
እንኳን ኣቦይ ወልድኣብ ወልደማርያም
ኑቶም ካብ መዝገብ ታሪኽ ከጥፍኦም
ዝፍትን ዘሎ ጀጋኑ ኣሕዋት እውን
ንኹሎም ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኢና
ኢሰያስ ግን ብሂወቱ ከሎ ኣብ ናይ ታሪኽ ጎሒፍ
ክንድርብዮ ኢና።
ናቱ ታሪኽን ተግባራትን እውን ኣብ መጽሓፍ
ተሓቲሙ ድኣ ይቕመጥ እምበር ንዕኡ ጠቒስና ንመሃረሉ ንወርሰሉን ዝኾነ ነግር ኣይክህሉን እዩ ይብል ።ምኽንያቱ መርዛምን ፈላላይን ኣዕናውን ስለ ዝኾነ ።
Leti Gebrekristos ክብረት ይሃበልና ቀፅሎ ከም ኣባዋት ተባዕ ❤️👍🏽
@@ariamemun9576
ክብረት ንዓኺ
እዛ ሓፍተይ ዶ ክብለኪ እዛ ጓለይ
@ leti
Kibret yehabki naybehaki nisu zibelkiyo haki eyu
ጅግና ኣቦና ሓርበኛ ረዲኢ መሓሪ ቀጽሎ
ኣያና ረድኢ መሓሪ ኩሉ ግዜ ትህቦ ኣስተምህሮ ኣዝዩ ኣጋዳሲ ዩ።ኣነ ግን ኣብ መንአሰያትና ስክፍታ ኣለኒ ብኣውራጃን ሃይማኖትን ኣዝዮም ይፈላለዩ ስለ ዘለዉ፡ሓደ ሓደ መዓልቲ ሓድነትና ዝጠምር ወስ አነተ ትብለና ደኣ ምበለና።ኢሰያስ ዝፈጠሮ ውን ስለ ዝኾነ ግዜ ሂብካ ገለ በለና።አንበር ኣቦይ ወልድኣብ ክሳብ ሎሚ ኣይ ረሰዕናዮምን 15/5/1995 ምማቶም ውን ከይ ተርውፈ ኣይ ልብና ኣሎ !!! ንዕኦም መንግስተ ሰማይ ኢሰያስ ድማ ገሃነም ይፍጠረሎም !!
Well came baba redie Mehari good thanks seleti kulu zahbkana
Good Berti tesfana abakatkum eying
ንስኽ ኩሉ ንቄሳር ናቱ ንጉልያድ ድማ ነናቶም ስለቲሂብ ኣስተምሁሮካ ንኣምን ።
Mameher wadi mameher eka ajoka allah meska yekon 😘
Nakoltkom ka like gerlkom alko 😎
Ayni hegdef yedefen 😡
Ambesa wedembesa
I love what you are doing great program ajoka
ናይናጽነት ሁመት ክዝክር ኮለኹ ንበይነይ ይነብዕ ሕጂ
M'zrab aykonen d'kas keman si'ena alena ato Redie Mehari...kemzi equa ab alem tera'eu z'felit ay'meslenin...temen ab biet'na asfir'na kinkeyd tse'nih'na.
E'ti nay s'm mit'kas...s'm mil'al z'bel'kayo guday (Woldeab Woldeab aybez'hen do?!)...Issais t'rah eu s'm zey'h'l'wo ab me'tsa'et Eritrea...s'mu tre'sa'e ha'sad wahid....m'quan, nat'na sin'f'na eu.
ይገርም እዩ ወድዛ ድቃላ
ናይ ክንደይ ጀጋኑ ሃገር ሕምስ ኣቢልዋ።
temsgen eunka natna konka nesika se GBU🙏 ❤
ወልደኣብ ወልደማርያም ኣቦ ኤሪትራ ኣቦ ትግራይ ትግርኝ : ህግደፍ ዛንታ ወልደኣብ ክቕበር ገይሩ
Times is a out. REVOLUTION
🙏♥️🇪🇷YOU ARE OUR HERO🇪🇷♥️🙏
MY FAVOURITE PROGRAM BECAUSE OF YOU I KNOW ABOUT MY 🇪🇷 COUNTRY AND OUR ENEMY ISAIAS
🙏I REALLY APPRECIATE FOR YOUR GREAT JOB AND INFORMATION🙏
I WAS BORN IN ADDIS ABEBA AND MY 4 BROTHERS DIED FOR INDEPENDENT AND DEMOCRACY COUNTRY NOT FOR ISAIAS.
HOW I CAN CONTACT YOU?
Bi simom tixiwae bet timihirti shima atifiewa wala nay ibrahim sultan tarikom keyfilet .
ኢሰያስ ንኤትራ ክትዓቢ ስለ ዘይደልያ ናይ ግድን አዩ ታሪክ ኤርትራዊነ ክቀብር እቲ ዘሕዝን ግን እቶም ርእሶም ተሰክሞሞ ጥራይ ዝነብሩ ተደለየ የናቁሮም ተደለየ ይድምሮም ።ብዕራይ ከማን ብጻዩ እንተ ተሓሪዱ ኣምሪሩ አዩ ዝበኪ ስለዚ ብዘይ ኣፋላላይ ኣብ ሓንቲ እንተ መጺና ሰንበት ኤርትራና ኣለና
yeqenyelna kibur haw. kibur kem kibretu yekibir, hisur dma kem nefsu nkalot yehisir kem zbehal kibur seb bkibret zizekerka kibret yihabka. Haqi ninefska iya, kemzi natka haqi zizareb seb nertra yedlya alo.
Ajoka trah ezi gohaf nay tarik hatela gzieu akilu eye hji kgohaf eyu
ወል ወል🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ኣነ ዝገርመኒ ኣሎ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ኣቦና ኢርትራዊ ኢሳያስ ግን ዲክታቶር ስለዝኾነ ትግረዋይ ትብልዎ እባእ ግን ኩሎም ግን ተጋሩ እዮም ዘዚሓመቀ ትግራይ ኣይትስደድዎ ኣብ ኢርትራ ተወሊዱ ኢርትራዊእዩ።
Kulu Ne Dictator Esayas kinregim newel Alena
yes you right redi yes you are right
Eta meetewit derfi nay men eya eba tehababeruni. Des tibleka.
ketslo edmenn tenann
Good Berti tesfana abakatkum eyu
ስድራ-ቤት ናይ ኣቦና ወልደኣን ወልደማርያም ይህልዉ ዶ ኣብዛ ምድሪ
በርትዕ
higdef erqana awstikaya abona harbena tegadalay Redei Mehari keribina ena kalsika kestil nebari tarik ember nebari seb yelen
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይቀነልና ቀጽሎ ኣጁኻ
መራሓባ ወዲ ዛግር ዘ ግሬት።
24 May 1991 at around 11a.m....hmmmmm...aye Ertra kabey nabey
You are smart man
Woldeab woldemariam Tegray tigrngi alewaha melash bhagi nekun zebel si sele mentay eu?
بالتؤفيق 👍👍👍👍👍⚘⚘
✊✊✊✊
❤️❤️❤️❤️
🌹🌹🌹🌹✅
ሰላም ሰላምታካ ይጥዓም!ጅግናን ክቡርን ሓውና!ንሕና ኤርትራውያን ካብዞም ዓበይቲ ኣሕዋትና እቲ ሓቀኛ ታሪክና ካባይ ጀሚርና ንምሃር እየዝብል ቀሊል ኣይኮነን ዝወርደና ዘሎ?
Abuka walde Ab abu nhanu alamana u :
Walde ab walde mariam nay tigray tigringa Abu u.
ሓንቲ ሕቶ ኣላ ፡ብኸመይ እዩ ወልዳኣብ ወልደማርያም ካብቶም ኩሎም ዝኸፈልናዮም ስዋኣት ኤርትራዉያን ኣብሊጽና ንርእዮም ? ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕባ ብሉጻት ተቃልስቲ ኤርትራዉያን ጽሕፍኩምን ኣዕልልኩምን ኣይትፈልጡን ። ኩሉ ግዜ እቶም ትዉልጀ ዝኾኑ ክትብሉጹን ክትንእዱን ኢኹም ግዜኹም ኣሕልፍኩሞ ። ኢሰያስ ኢሰያስ ምባል ከ ኣይበዝሐን ዶ ? ኤርትራዉያን ባዕልኹም መብጻእቲ ደርፊ ባዕልኹም መጥፋእቲ ደርፊ ።ኢሰያስ ኢሰያስ ክትብሉ ድቃስ ከልእኩምና ነይርኩም መጀመርታ ምስ ተስላፍና ። ስለዚ ኤርትራዉያን ኢሰያስ ኢሰያስ ምባል ምባል ተሪፉ ፡ጌጋታትኩም ኣሪምኩም ፡ብብደልኩም ተኣሚንኩም ንህዝቢ ኤርትራ ይቅሬታ ምሕታት እያ ። ብተወሳኺ ታሪኽ ወልዳኣብ ወልደማርያም ካብ ታሪኽ ኢሰያስ ዋላ ሓንቲ ዝፈልዮ ነገር ይብሉን ።
ድቓላ #እሰያስ ዓድና ተጻዊቱላ ዓሕሕሕሕ
ሐቅካ ጽቡቅ ኣለካ
ኣቦይ ወልደኣብ ናጽነት መጺኣ ምስ በሉዎም እወ መጺኣ ግና እዚ ወዲ ሒዙዋ ክጠፍእ ኢዩ ኢሎም ይበሃል ኮይኑ ኸኣ ዓበይቲ ይረኣዮም ኢዩ ዝዝከረኒ ሓደ ኣቦውን ቀትሪ ብድሆ ንብል ምስ መሰ ኸኣ ኣብ ጎቦታት እምኒ ተተሪኢስና ንሓድር እሞ ምድሪ ምስ ወግሔ ኸኣ ንዓዲ ንኣቱ እዞም ኣቦ ኣብ ባይቶ ወይ ነገር ኣብ ሂወቶም ኣይፈልጥን ብርኮም ተዓጺፉ ዓይኖም ጠሊሙ ኣብ ኣፍ ገዞኦም ኮፍ ኢሎም ጸኒሖምና ሓደርኩም ኣቦይ,፡ ፡ ፡ ፡ ምስ በልናዮም መን ኢኹም ኢሎምና ንሕና ተጋደልቲ መውጻእቲ ሓራ ኢና ምስ በልናዮም ኣቤት ንስኻትኩም ተውጹኡዎ ሓራስ ሽንድዒኸ እቲ ዝገዝኣ ኣብ ማእከልኩም ኣሎ ዘዝተዎልደ ኸኣ ንምዕራብ ክኸይድ ኢዩሞ ቡኡ ኣቢሉ ክጠፍእ ኢዩ ንዓዱ ዝምለስ የለን ኢሎምና ሽዑ እንታይ ፍሊጡዎም ኢልና ከድና ሕጂ ብጋህዲ የርእየና ኣሎ ደቅና ዓዲሎም ክምለሱዶ ይመስለኩም ኣቦዋት ኢዮም የርእዮም ኦዩ
ብሓቂ ንስካ ትብሎ ንስኻ ሓቂ ኢኻ ትዛረብ።
ቡጹእን ቁኑዕን ኤርትራዊ ኢኻ ንስካ።
Ezi khulu gebenat nzgebr zneberen zelon enafelethkum ab kemzi hashewye keyatewe kelo slemntay sq tebahilu neru
Redie mehari nay behaki hegerawi, ritawi Seb. Unlike aregawi hagos, jhone black Awrajawunet feeling zeyblka tebaa tekalasay, kemaka yibzihu
ተቕርቦም ትሕዝቶታ ይከታተሎ ኢየ ግን ብዛዕባ ኣቦይ ወልደኣብ መጀመርታኮ ኣባል ኣንድነት ኢዮም ኔሮም ሽዑ ናብ ማሕበር ኤርትራ ንኤርትራውያን ሰጊሮም ።ብድሕሪኡ ኣብቲ ዝካየድ ዝነበረ ኣኼባታት ናይተን ሰልፍታት ወኪላት ኣንድነት፡ኣንታ ዓጋመ ውጻእ ንስኻ ዓጋመ ኢኻ ጉዳይ ኤርትራ ንዓና ንኤርትራውያን ይምልከት ኢሎሞም፡ ወላውን ኣብ መጽሓፍ ኣይንፈላለ ኣለካ ባዕለይ ኣንቢበዮ ኢየ፡። እንታይ ትብል ብዛዕባዚ?
True
Waldau 🤔
ኣያ ልቦናዊ ሓዘል ኣስተምህሮኻ ከይተሓለልካ ቀጽሎ።ታሪኽ ህ.ግ. ተ.ሓ.ኤ. ዝነበረ ኣሰራርሓን ኣከያይዳን ኣቕርበልና ኢኻ፤ካልእ ኢቲ ሎሚ ከዘንትውዎ ዘይደልዩ ህ.ግ.ደ.ፍ ሕቡእ ታሪኽ እውን ኣቕርበልና።
ሕቶ ኣላትኒ ፍቃደጝ ኢንተኽንካ ብዙሑ ግዜ ኣብ ወትሃደራት የኩን ተማሃሮ ኮለና ዘረባ ኣላ ።ንሳ ኪኣ ኣቦይ ወሊድኣብ ወልደማርያም ንኣኮለጉዛይ ካይጽገብካ ካይጥመካ ሓልፍነት ካይ ሃብካ ኢሉ የብሊዎ ናይ ዚኣ ኣፍሊቶ ኢንተ ሃሊዮካ መብራህካሊና ዶ?
የቀንየልና ሓርበኛ ኤርትራዊ !!!
እዛ ኣርእስትካ ግን ኣንጻር ኣቦይ ወ/ወ መሲላትኒ ካልእ ዘየድሊ ሪኢቶ ክሰምዕ ስለዘደይደለኩ.....ስጊረያ ነይረ ። ኣጋጣሚ ግን መጺኣ ሰሚዔያ እሞ ደስ ኢሉኒ። ነቲ ንፈልጦ ተራጉድ ኮይና፨ እሞ ኣርእስቲ እንተትቅይረላ ጽቡቅ ነይሩ ።ብዝተረፈ ብጀካ ኢሳያስ ጸላእን ሰዋሪ
ጀጋኑና ዝኮነ... ገለገለ ስባት ኣንጻር ኣቦና ኣጋዝያንዶ ጸረ ኤርትራውንነት ዮም ነይሮም ዝብሉ ታሪኮም ዝምርዙ መጽዮም
ኣለዉ እሞ ኣስፍሕ ኣቢልካ ነዚ መንእሰይ ወለዶ እንተተስተምህሮ ሰናይ ነይሩ።
👍👍👍👍✌️
Thanks bokasa nay central Africa president znbryo Sega seb ybelea Nero kemowen edi amine Dada nay Uganda president znberwen seg seb ybelea nero
kalat axebabika ab gex computer konka mizirab intay Fayda alewo
edmekum ab kentu wedikum nezi menisey intay tibliwo alekum
balika akal niyti kalsi eka
intay giberu tiblena aleka
n kulu yifelto arkey neru tibil ab sewra kemzi zibehal ayneberen
Brebha ember zemed yeblun wedi Medhin Berad Ab xrgiya eu xenihu Nabtom jeganu abotatna thawisu 100 %
ንስዋኣት ከይዝከሩ እንድዩ ነታ ኣስዳ መንቊሱ ዝጉሓፈ ።