Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዝኮነት ወላዲት ግትግፋዕ የብላን ኩለን ኣዶታት ዓቢ ክብሪ ይግበአን ነወላዲትና ጥራይ ዘይኮነ ክነክብርስ ንኩለን ኣደታት ክነክብረን ይግባእ
ኣህ ማራ እየ ነቢዕ ግን ተማሂረላ ወላዲቱ ዝፈቲ ላይክ ይሃብ
ደስ ዘብል ካብ ሓሳድ Ella records ይሓልኹም ኣምላኽ ::ዎ ኣምላኽ ስነጥበባውያንን ስነጥበብን ሃገርና ካብ Ella records ሰዉሮም ኣሜን ::
እፍፍፍፍ ተማሂረ ካብ ትምህርቲ ንላዕሊ ግን ሓዚነ 😭😭😭ናፍቆት ማማይ ካኣ ሓዲስኒ ማማ ብሩህ ገፅኪ ክርኢ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን🙇🙇
N felema gzie Film wey comedy enaraeku nebie! Bruno ❤️
Omg 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔ah adey mearey nafiqeki bahaqi. Adu znfeqe tirh like mxmx
Naye bhqyie mksabe Hawyie libye zetnkfe zeraba bunate ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
ግን ኣነ ኣይተረድኣንን እዞም ዝጻረፉ ምክንያቱ ከምዚ ዝርድኣኒ ንምንቕቓሕ እዩ እዚ ከኣ ፍልሚ እዩ ስለዚ ዓገብ እዞም ጽዩፍ ጸርፊ ዝጻረፉ ክብረት ናይደቂሰባት ንሓሉ ተማሃሩ በጃኹምብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ።
ንዓል ቆርባዕ ከምዚ ኽትሰርሕ ከማን ኣኡነበራን ፡ኣዳ ክብርቲ ኢያ ክምዚ ዝግብር ኤረትራዊ ሪኢየ ኣይፈልጥን
Welcom deki ereyyy xeada enkae bselam mexaekum ❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዎ ኣጀኩም ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኩም ኣለና ፡ብርሃነ ኹፍሉ ናይ ብሓቂ ንፍዕ
Betame mehare zkonte Filme 😔💕
ከምታ ፊልሚ ዚኣ ዘንበዓቲኒ የላን ክብርን ምስጋንን ንወላዲት😥💔
እውይ ኣታ በጃኩም ስደት ያኣክለና ናፍቆት ኣለና ኣብ ውሽጥና ኣትዩ ዝማታትር Ahhhhh i miss you mamayey
ኡፍፍፍፍፍ ግደፉና እስከ ልብኻ ዝሰብር ስራሕ ወላዲት ክብርቲ እያ 😥😥😥😥😥
ኣሓ እዋይ ኣደይ መዓረት ተርኽብዮ ኣሕ እወይ ግዜ
very educational and informative. thank you for this amazing work
ADETATEY NAbzi Aygbenn eyu 🥰🥰🥰 gize alewo nikulu dehan gn ezom seytawunti manm bzey Ade aymamukn Eyu Ade nabzi ktwedqn Gn yhzneni Oh amlakey
ብጣዕሚ ተንካፊት ነቢዔ ቀጽልዎ
Waww kebdka zbelie kedimkum zsededekuma ksab hji rie mmnaw sieneya kemezi mehari u zedlyena zelo ajokum kexlwo yehwateyyy.
ጥቡቅ ትምርቲ እዩ አጆኩም 💓💓💓💓💓💓
ኣሕ !!!! ከምዚኣ ኮሜዲ ዘንበዐትኒ እካ የላን ። ኣደይ መዓረይ ከይተረኣኣና 11 ዓመት ኮይኑ ምስ ምንባር ዶ ይቑጸር ካብ ወለድኻ ተፈላሉኻ ፡ ስደት ርጉም።
አይዘካ/ኪ ሓንቲ መዓልቲ አላትና ንራከበሉ ምስ ወለድናን ስድራቤትናን አጆና ግን ብዕላማ ክንጉዓዝ አለና ምስዳትና ዘይተረፈና ብከንቱ ሰዓትናን ግዜናን ከይነጥፍእ ኩሉ ናይ ዓለማዊ ነገር ሓላፋይ ምኳኑ ከይንዝንግዕ ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና አሕፂሩ ምስቶም ብሩካት ክቡራት ወለድናን ስድራናን ዓይኒ ንዓይኒ የራእየና ካብታ ፊልምስ እታ ኮሜንት አንቢዓትኒ ስደት ፀልማት እዩ ግን ብሓቦን ብተስፋን ክንስዕሮ አለና ፍትዋተይ
ተመስገን በል ክንደይ ኣለዉ ገጽ ወላዲቶም ክርኡ ዕድል ዘይገበሩ ኣብ ዓለም ከለዉ ዝጸልመተቶምክንደይ ኣለዉ ብዘይ ኣደ ዝዓበዩ ክንደይ ኣለዉ ኣደ ዘይብሎም ዝተጋሕፉ ፍቅሪ ኣደ ዘይፈልጥዎ ስለዚ ንስኻ ግዳ ብቴሊፎን ትርኽቦም ኢኻ ሴድራኻ ስለዚ ብዚ ኣምላኽ ዝሃበካ ትሓጎስ ነዴኻ ድማ ይሐጉሳ።
ድንግለ ማርያም ኣደ ኩሉ ፡ ጽቡቕ ኣለኻ /ኺ ግን ብደይ ፍቅሪ ኣቦ ስለ ዝዓበኹ ናይ ኣደ ምፍልላይ ምስ ነወሐ ከቢዱ ።
*ኣበይ ኣሎ ትሻፎ ኣበይ ኣሎ ትዱላ ቀልጥፉ ሓብሩኒ ለዘበን ሓዲኣ ኣላ እንዳ ElLa TVi ጸጊበም ኣንጻር እዚ ውጹዕ ህዝብና ኮይኖም፡ደቂ ርግምቲ*
Haqika brukh hawey
Keyngedfom nhna kea axefieta nmelselom
@@teklezgi ጠዋሊ ክብረተይ
Kkk ja man okubay bro alne keman misaka aleku👍
Haqka alka zom serqti
ዒሕ ክጻወሮ ኣይክኣልኩን:-!
ምሃሪት👏👏👏👍👍👌👌
Aseyyyyy deki Erie mearey Akokum
Btami mharit bzuh tmrti wesidela
ኣነ ኣዝየ እየ በዚ ተቕርብዎ ይሕጎስ በጃኹም፡ ቀጽልዎ
2:10 ኣይኮነን ነደይ ከምኡ ክብላስ ብስማ ክፅውዓ'ኳ ዝፀረፍኩዋ እዩ ዝመስለኒ😥 ኣዶስ ኣይፀግምኪ'ባ ንዓይ ክተዕብዪ ዘሕለፍክዮ ይኣክለኪ💔😥😥😥
Derasi brhane bruno btami ye zednkeka
Bekye beka aykealkun Ane anbesa brhin hawey kexlo
Btaemi xubuk mehari srah kexlwu yehwat
Begakum aza filim kalay kfal gberula begakum bamlk yehwtey marey nay bhaki kebdka tbel film aya deki Eri jeganu agekum aske
ዋላካ ንኸይ ነብዕ ብዙሕ እንተ ፈተንኩ ኣይ ካአልኩን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Antum bejokum esika miharuna ezi nhana bhaliena aykonen okay thanks
ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ግን ዝገርመንስ እዞም dislike ትብሉ ዘለኹም እንታይ እኹም ክትረኽቡ እንታይ ከተውጽእላ እዛ ኮሜዲ ገሪምኒ
ከምዚ ዝገብር መንእሰይ እድሕር ኣሎ ኮይኑ ሕማቅ እዩ ዘሎ ዝብል ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን😭።
ብሓቂ ንጱር መልእኽቲ ደለዋ ብልጵቲ ስራሕ
ስነ ጥበብ ሃገርና ዓይኒ ቡዳ ኤላ ይድፈነልኩም
Haynta alewo mamma hadas beli gega
Wawwwww btaemi zegerm
Slemntay gn knebie xenihe 😭
ብጣዕሚ ልበይ ተንኪፋትኒ እዛ ፎልም
ane do za gal enqae abqdmey aytxenh wuuuuu borko
በቃ ኣስራሃይ ኣብ ቦታ አታ ጋል ክከውን ተምንየ። ንሰራህተኛይ ከም ኣደይን ኣባል ስድራይን ክሪኣን ክሕግዛን። ጽቡቅ ስራሕ ነቲ ትገብረሉ ዘይኮነ፡ ነቲ ዝገብር አዩ ዕጋበቱ።Good job bruno
great job, god bless you
Ahhh lbka ttnkf komiedi ade sdet sdi
Nay bhaki hayli zata texehfi reayi lemi deras brihn kab libey eye adinkeka
Waww xbuq srah maharit comedey
Nay behaqi meharit zikonet zanta eiya seb kitekbro aleka seb kisab zikone
Nay behaqi 🇪🇷 deqi erey marey
Good job guys keep going deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job guys keep ging deki
ጽቡቅ ስራሕ
ጽቡቅ ስራሕ፡ደቂ ኤረ።
I don’t like a movie that disrespect our mothers
Merihaba deki ereyi betaame xibuki sirahe ajokumi kexiluwo shkurinatati deki ereyi aidimeni tianani yahabikumi 👍🏽❤🌟🌟🐪🇪🇷🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🌟🌟🌟🐪🇪🇷🇪🇷🌻❤❤🌟🐪🇪🇷
ብይሓልፈለይ ዶ ኣንብዕካናስ በዚኣ ከኣ ፡በል ቐጽሎ ኣጀካ ከምዚ መሃሪን ፍርሓት እግዚኣብሄርን ዝሕድር ፡ሕልናካ ዝትንክፍ ፡በሓቂ ካብዚ ንላዕሊ ክተምጽእ ንጽበ ፡ጹቡቕ ግበር ፡ንመን ንማንም ፡ቃል ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምልክ ማቴ ፡25፥34-46 ።በሕቂ ንፍዕ ብርኖ፨
Atum sebat ane bedey dmexani zeyfetu bkyat yqdmeni ade ktkebr alowu atum sebat fetari gex adey arieni brhane kflu entay meglexi sianelka
Nay bahki seb kubur fetrat eyu
super super yehwateyyyy👌👌👌👌👌👌👌🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ from Danmark
🥺😢😢😢
Ewe entay deyu ezi Noo 😭😭😭
Kemet kebere abe adena zelena kabana zabeu adetate dema kabe tefetewa weladetka felka aytere
Ab komedi koynu enber kemzi ኣይግአንን እዪ ነዴታትና
Entay eu ezi nay behaki du kemzi seb zelo ab alem suk eile yhark lemzi seb krei keleku omg aythazuley emebr aywedakwan akarixeya Aleku bhrkan tray. 😢
🤩😍🥰😍😍
ውዱእ ደራሲ
Brhane Hadrka kamza srha keytsrha Kamzey atara nay bhkei eyu zmslani Mama ist Mama i Love you Mamaey
ክጻወሮ ዘይክእል ንብዓት ሲዒሩኒልውሃት ኣደ ከብደይ በሊዑኒንስሚዒተይ ብብኽያት ሰኔዮሕቕፎ ኣደ ብልቢ ናፊቐዮ"""""""""""""""""""""""""ኣደ ሓላል ጸዋሪት ንኹሉዓቕልን ጥበብን ሂብዋ ኣምላኽ ጠቕሊሉኣ'ሕ እዛ ኣደ ለዋህ ዘይብላ መሰታንደቃ ተዐንግል ተዓጢቓ ቅናታ"""""""""""ተቐባሊት ጋሻ መኽበሪት ወዲ ሰብበሊዕካ ዘይውዳእ እቲ ናታ ሞሰብዝደለኻዮ ኣብ ኣደ ዝርከብመዘና ዘየብሉ ከምዚ ናይ ሰማይ ኮኾብ
Bejaki eba
nice
አብ ሃገራት ዓረብ ጥራይ ዝመሰለናኣብ ሃገርና ከኔ ከምዚአሎ ድዮ
🤗🇪🇷🇪🇷🤝🌹
Welcome ❤
እንታይ ኣብነት ዳኣ ኢዩ ወሃብቲ ስራሕና ኡኻ ከምዚ ገረን ዘየካላብታና ከምኡ ዝገብራ እንተሃልየን ካኣ ንተኣረመሉ
Ya bejakum ya kemzi film knri kelena nnebe alena ab qdmi aynna zhlefnayo keyakls ab media baee
Ezia film ms reaku nay bhaki melise guhye sdray nafike
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Film ማለት ከምዚ አዩ
እንታይ ግዜ ኣይርደኣካን ማለት?ኣብ ስደት 'ስእምበኣር ግዜ ኣይርደኣካን ኢዩ?
Es kemzi aynet tgebr n abay sebeyti yelan weyleke kndey tchkn eya Gn xbuk melkti eyu
Ati sdi kome elki aytlakya weladit eya
Ati adeki takel kendzi tlekya xlaki
Weladi ab thti fetary fetary eyu nweladika tkbr ente konka nkali ketekbr ayxgmekan eyu
ግደፉና እስከ ልብና ዝሰብር ስራሕ አይተቕሩብልና ዋላ ድአ ድራማ ይኹን እምበር መእተዊ ገንዘብ ጥራይ ክትብሉ አይትተንክፉና በጃኹም ህኮት ዝኾንኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኤርትራዉያን አዴታተይ
Nay bhaki kemzi aynet lbka zsebr comedy
😭
EWAYYYYY BIDIE KEMZIA KE ALA DIYA
Ne kulu ade keme adeka raya deke kuburat adetate ena kulu Eretrawet adi ade kulu eya
ሕሰዊቲ ከምዚ ዓይነት ንውለደና ገይርና አንፍልጢ እንትእሊኩም ከሊእ አምፅኡ
ዉይ ኣደ ኮ ኽብርቲ እያ ዋለ ንሳ ኣይት ውለድካ ዝኮነት ኣደ በጃኩም ከምዚ ዝገብር ዋእ ሕማቅ እዩ
Ygrm eyu beka bekiye
Kemze tegebere sebe aykonetene balet betey kabay hade km ketgaze aymedelekun
Ata entay gernakum tebkuyna
ዓሕ ክንደይ ክትርግም ኢያ ኣብ ባህልና ክምዚ የለን ፡ ኣንካይ ናይ ገዛና ጽርየት ናይ ዳ ማትና ከማነይ ክንጽሪ ንሓድርር ኔርና እዋይ ስደት ስዲ
Eziom dislike zigeberkum kemey edkum tiseber ginayat tik tok like tigebru tigoyu meshemish
እዋይይይይ እንታይ ዓይነት ልብኻ ዝቅስቅስ ፊሊም ኢዩ፡ በጃኹም ተኻታታሊት ግበሩልና ተተኻኢሉ፡ እቶም ንርኢ ዘለና ድማ ንስለ ምርኣይ ኣይንርኣዮ ንማሃረሉ በጃኹም ፡ ብደዐ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣማሲዩ ናባኻ ኢዩ ዝጥቅለለካ
great for who ??
Kemze zegebere sebe bezhu alo eza ka abay temhert eya kendey ehewatana enda texefa abe sedet keme zenbera tefeletu do beflay abe Saudi Arabia zeserha ahawetna kabze kabe zekefe gefe yhelefa
ከምዚ ውን አሎ እዩ፡ አደ ለዋህ
Ati dumu
ዝኮነት ወላዲት ግትግፋዕ የብላን ኩለን ኣዶታት ዓቢ ክብሪ ይግበአን ነወላዲትና ጥራይ ዘይኮነ ክነክብርስ ንኩለን ኣደታት ክነክብረን ይግባእ
ኣህ ማራ እየ ነቢዕ ግን ተማሂረላ ወላዲቱ ዝፈቲ ላይክ ይሃብ
ደስ ዘብል ካብ ሓሳድ Ella records ይሓልኹም ኣምላኽ ::
ዎ ኣምላኽ ስነጥበባውያንን ስነጥበብን ሃገርና ካብ Ella records ሰዉሮም ኣሜን ::
እፍፍፍፍ ተማሂረ ካብ ትምህርቲ ንላዕሊ ግን ሓዚነ 😭😭😭ናፍቆት ማማይ ካኣ ሓዲስኒ
ማማ ብሩህ ገፅኪ ክርኢ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን🙇🙇
N felema gzie Film wey comedy enaraeku nebie! Bruno ❤️
Omg 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔ah adey mearey nafiqeki bahaqi. Adu znfeqe tirh like mxmx
Naye bhqyie mksabe Hawyie libye zetnkfe zeraba bunate ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
ግን ኣነ ኣይተረድኣንን እዞም ዝጻረፉ ምክንያቱ ከምዚ ዝርድኣኒ ንምንቕቓሕ እዩ እዚ ከኣ ፍልሚ እዩ
ስለዚ ዓገብ እዞም ጽዩፍ ጸርፊ ዝጻረፉ
ክብረት ናይደቂሰባት ንሓሉ
ተማሃሩ በጃኹም
ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ።
ንዓል ቆርባዕ ከምዚ ኽትሰርሕ ከማን ኣኡነበራን ፡ኣዳ ክብርቲ ኢያ ክምዚ ዝግብር ኤረትራዊ ሪኢየ ኣይፈልጥን
Welcom deki ereyyy xeada enkae bselam mexaekum ❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዎ ኣጀኩም ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኩም ኣለና ፡
ብርሃነ ኹፍሉ ናይ ብሓቂ ንፍዕ
Betame mehare zkonte Filme 😔💕
ከምታ ፊልሚ ዚኣ ዘንበዓቲኒ የላን ክብርን ምስጋንን ንወላዲት😥💔
እውይ ኣታ በጃኩም ስደት ያኣክለና ናፍቆት ኣለና ኣብ ውሽጥና ኣትዩ ዝማታትር Ahhhhh i miss you mamayey
ኡፍፍፍፍፍ ግደፉና እስከ ልብኻ ዝሰብር ስራሕ ወላዲት ክብርቲ እያ 😥😥😥😥😥
ኣሓ እዋይ ኣደይ መዓረት ተርኽብዮ ኣሕ እወይ ግዜ
very educational and informative. thank you for this amazing work
ADETATEY NAbzi Aygbenn eyu 🥰🥰🥰 gize alewo nikulu dehan gn ezom seytawunti manm bzey Ade aymamukn Eyu Ade nabzi ktwedqn Gn yhzneni Oh amlakey
ብጣዕሚ ተንካፊት ነቢዔ ቀጽልዎ
Waww kebdka zbelie kedimkum zsededekuma ksab hji rie mmnaw sieneya kemezi mehari u zedlyena zelo ajokum kexlwo yehwateyyy.
ጥቡቅ ትምርቲ እዩ አጆኩም 💓💓💓💓💓💓
ኣሕ !!!! ከምዚኣ ኮሜዲ ዘንበዐትኒ እካ የላን ። ኣደይ መዓረይ ከይተረኣኣና 11 ዓመት ኮይኑ ምስ ምንባር ዶ ይቑጸር ካብ ወለድኻ ተፈላሉኻ ፡ ስደት ርጉም።
አይዘካ/ኪ ሓንቲ መዓልቲ አላትና ንራከበሉ ምስ ወለድናን ስድራቤትናን አጆና ግን ብዕላማ ክንጉዓዝ አለና ምስዳትና ዘይተረፈና ብከንቱ ሰዓትናን ግዜናን ከይነጥፍእ ኩሉ ናይ ዓለማዊ ነገር ሓላፋይ ምኳኑ ከይንዝንግዕ ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና አሕፂሩ ምስቶም ብሩካት ክቡራት ወለድናን ስድራናን ዓይኒ ንዓይኒ የራእየና ካብታ ፊልምስ እታ ኮሜንት አንቢዓትኒ ስደት ፀልማት እዩ ግን ብሓቦን ብተስፋን ክንስዕሮ አለና ፍትዋተይ
ተመስገን በል ክንደይ ኣለዉ ገጽ ወላዲቶም ክርኡ ዕድል ዘይገበሩ ኣብ ዓለም ከለዉ ዝጸልመተቶም
ክንደይ ኣለዉ ብዘይ ኣደ ዝዓበዩ ክንደይ ኣለዉ ኣደ ዘይብሎም ዝተጋሕፉ ፍቅሪ ኣደ ዘይፈልጥዎ ስለዚ ንስኻ ግዳ ብቴሊፎን ትርኽቦም ኢኻ ሴድራኻ ስለዚ ብዚ ኣምላኽ ዝሃበካ ትሓጎስ ነዴኻ ድማ ይሐጉሳ።
ድንግለ ማርያም ኣደ ኩሉ ፡ ጽቡቕ ኣለኻ /ኺ ግን ብደይ ፍቅሪ ኣቦ ስለ ዝዓበኹ ናይ ኣደ ምፍልላይ ምስ ነወሐ ከቢዱ ።
*ኣበይ ኣሎ ትሻፎ ኣበይ ኣሎ ትዱላ ቀልጥፉ ሓብሩኒ ለዘበን ሓዲኣ ኣላ እንዳ ElLa TVi ጸጊበም ኣንጻር እዚ ውጹዕ ህዝብና ኮይኖም፡ደቂ ርግምቲ*
Haqika brukh hawey
Keyngedfom nhna kea axefieta nmelselom
@@teklezgi ጠዋሊ ክብረተይ
Kkk ja man okubay bro alne keman misaka aleku👍
Haqka alka zom serqti
ዒሕ ክጻወሮ ኣይክኣልኩን:-!
ምሃሪት👏👏👏👍👍👌👌
Aseyyyyy deki Erie mearey Akokum
Btami mharit bzuh tmrti wesidela
ኣነ ኣዝየ እየ በዚ ተቕርብዎ ይሕጎስ በጃኹም፡ ቀጽልዎ
2:10 ኣይኮነን ነደይ ከምኡ ክብላስ ብስማ ክፅውዓ'ኳ ዝፀረፍኩዋ እዩ ዝመስለኒ😥 ኣዶስ ኣይፀግምኪ'ባ ንዓይ ክተዕብዪ ዘሕለፍክዮ ይኣክለኪ💔😥😥😥
Derasi brhane bruno btami ye zednkeka
Bekye beka aykealkun Ane anbesa brhin hawey kexlo
Btaemi xubuk mehari srah kexlwu yehwat
Begakum aza filim kalay kfal gberula begakum bamlk yehwtey marey nay bhaki kebdka tbel film aya deki Eri jeganu agekum aske
ዋላካ ንኸይ ነብዕ ብዙሕ እንተ ፈተንኩ ኣይ ካአልኩን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Antum bejokum esika miharuna ezi nhana bhaliena aykonen okay thanks
ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ግን ዝገርመንስ እዞም dislike ትብሉ ዘለኹም እንታይ እኹም ክትረኽቡ እንታይ ከተውጽእላ እዛ ኮሜዲ ገሪምኒ
ከምዚ ዝገብር መንእሰይ እድሕር ኣሎ ኮይኑ ሕማቅ እዩ ዘሎ ዝብል ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን😭።
ብሓቂ ንጱር መልእኽቲ ደለዋ ብልጵቲ ስራሕ
ስነ ጥበብ ሃገርና ዓይኒ ቡዳ ኤላ ይድፈነልኩም
Haynta alewo mamma hadas beli gega
Wawwwww btaemi zegerm
Slemntay gn knebie xenihe 😭
ብጣዕሚ ልበይ ተንኪፋትኒ እዛ ፎልም
ane do za gal enqae abqdmey aytxenh wuuuuu borko
በቃ ኣስራሃይ ኣብ ቦታ አታ ጋል ክከውን ተምንየ። ንሰራህተኛይ ከም ኣደይን ኣባል ስድራይን ክሪኣን ክሕግዛን። ጽቡቅ ስራሕ ነቲ ትገብረሉ ዘይኮነ፡ ነቲ ዝገብር አዩ ዕጋበቱ።Good job bruno
great job, god bless you
Ahhh lbka ttnkf komiedi ade sdet sdi
Nay bhaki hayli zata texehfi reayi lemi deras brihn kab libey eye adinkeka
Waww xbuq srah maharit comedey
Nay behaqi meharit zikonet zanta eiya seb kitekbro aleka seb kisab zikone
Nay behaqi 🇪🇷 deqi erey marey
Good job guys keep going deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job guys keep ging deki
ጽቡቅ ስራሕ
ጽቡቅ ስራሕ፡ደቂ ኤረ።
I don’t like a movie that disrespect our mothers
Merihaba deki ereyi betaame xibuki sirahe ajokumi kexiluwo shkurinatati deki ereyi aidimeni tianani yahabikumi 👍🏽❤🌟🌟🐪🇪🇷🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🌟🌟🌟🐪🇪🇷🇪🇷🌻❤❤🌟🐪🇪🇷
ብይሓልፈለይ ዶ ኣንብዕካናስ በዚኣ ከኣ ፡በል ቐጽሎ ኣጀካ ከምዚ መሃሪን ፍርሓት እግዚኣብሄርን ዝሕድር ፡ሕልናካ ዝትንክፍ ፡በሓቂ ካብዚ ንላዕሊ ክተምጽእ ንጽበ ፡ጹቡቕ ግበር ፡ንመን ንማንም ፡ቃል ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምልክ ማቴ ፡25፥34-46 ።በሕቂ ንፍዕ ብርኖ፨
Atum sebat ane bedey dmexani zeyfetu bkyat yqdmeni ade ktkebr alowu atum sebat fetari gex adey arieni brhane kflu entay meglexi sianelka
Nay bahki seb kubur fetrat eyu
super super yehwateyyyy👌👌👌👌👌👌👌🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ from Danmark
🥺😢😢😢
Ewe entay deyu ezi Noo 😭😭😭
Kemet kebere abe adena zelena kabana zabeu adetate dema kabe tefetewa weladetka felka aytere
Ab komedi koynu enber kemzi
ኣይግአንን እዪ ነዴታትና
Entay eu ezi nay behaki du kemzi seb zelo ab alem suk eile yhark lemzi seb krei keleku omg aythazuley emebr aywedakwan akarixeya Aleku bhrkan tray. 😢
🤩😍🥰😍😍
ውዱእ ደራሲ
Brhane Hadrka kamza srha keytsrha
Kamzey atara nay bhkei eyu zmslani
Mama ist Mama i Love you Mamaey
ክጻወሮ ዘይክእል ንብዓት ሲዒሩኒ
ልውሃት ኣደ ከብደይ በሊዑኒ
ንስሚዒተይ ብብኽያት ሰኔዮ
ሕቕፎ ኣደ ብልቢ ናፊቐዮ
"""""""""""""""""""""""""
ኣደ ሓላል ጸዋሪት ንኹሉ
ዓቕልን ጥበብን ሂብዋ ኣምላኽ ጠቕሊሉ
ኣ'ሕ እዛ ኣደ ለዋህ ዘይብላ መሰታ
ንደቃ ተዐንግል ተዓጢቓ ቅናታ
"""""""""""
ተቐባሊት ጋሻ መኽበሪት ወዲ ሰብ
በሊዕካ ዘይውዳእ እቲ ናታ ሞሰብ
ዝደለኻዮ ኣብ ኣደ ዝርከብ
መዘና ዘየብሉ ከምዚ ናይ ሰማይ ኮኾብ
Bejaki eba
nice
አብ ሃገራት ዓረብ ጥራይ ዝመሰለና
ኣብ ሃገርና ከኔ ከምዚአሎ ድዮ
🤗🇪🇷🇪🇷🤝🌹
Welcome ❤
እንታይ ኣብነት ዳኣ ኢዩ ወሃብቲ ስራሕና ኡኻ ከምዚ ገረን ዘየካላብታና ከምኡ ዝገብራ እንተሃልየን ካኣ ንተኣረመሉ
Ya bejakum ya kemzi film knri kelena nnebe alena ab qdmi aynna zhlefnayo keyakls ab media baee
Ezia film ms reaku nay bhaki melise guhye sdray nafike
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Film ማለት ከምዚ አዩ
እንታይ ግዜ ኣይርደኣካን ማለት?
ኣብ ስደት 'ስእምበኣር ግዜ ኣይርደኣካን ኢዩ?