Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብራቮ ጅግና ደጊምካ በርትዕ❤ 😂ብጣዕምየ ሕጉስ ብኣካ I am so happy !!!
wowww ዝገርም ሚድያ ኩላትኩም በርትዑልና ❤🙏
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኹሉ መሊኡ ዝሃቦ🙏❤❤❤
ተጋሩ ወርቅ ልቦም ዝገርም ርእስ❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ኣኹልኩም ርእሲ ዓካት ኮይንኩም ኢኹም ተሪፍኩም? ሓደ ካብ ሓደ ዝሓይሽ ዘይብልኩም።
አብዚ ግዜ ከምዚኦም ዓይነት ወለዶ 'ዮም ዘድልዩና ዘለው ካብ ዘረኝነት ይኹን ገለ ወጺኦም አብ ናይ ባዕሎም ዓለምን ሕልምን ዝነብሩ።ዲያቆን ዳኒኤል አብ ልዕሌኻ ዘለኒ አድናቆት ወሰን የብሉን እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ❤😊
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹🌹
በትክክል
ቤተ ክርስትያን ናይ ጥበብ ማእከል እያ ዋውውውውውው......
ሰመረየይ ኩሉ ግዜ ኣብ መንፈሳዊ ዝነጥፍ የሕዋት ኣምጸአልና ጸጉኡ የብዝሕ" ድያቆነይ
ውውው እስካ ኢካ እቲ ናይ ብሓቂ ውርሻ ኣኩሱማውያን።ንፉዕ ናይ ብሓቂ ጅግና።ቀጸለ ውሑዳት ሪኢቶ ክህበካ እየ።(1) እዚ ክእለትካ ኣብ ቤትክህነት ጥራሕ ከይሕጸረ ትምህርቲ ክትመሃር ኣለካ ዝተፋላለዩ መጻሕፍቲ ከተንብብ ኣለካ ብፍላይ ቃንቃ እንግሊሽ ትክእል ተኮንካ ክሕግዝካ ዝክእሉ መጻሕፍቲ ክትረክብ ትክእል ኢካ።(2) እዚ ዘለካ ታለንት ወይ ብቅዓት ክምዕብልን ለውጥጣት ኣብ ሕብረተሰብ ከተምጽእን ኢተኮንካ ምስ ሰባት ከማካ ዘኣመሰሉ ሰባት ማሕበር ኣቁምኩም ክትሰርሑ ይግባእ ።ምክንያቱ ውልቃዊ ብቅዓት ዋላ ይሃልካ እቲ ትሓስቦን ትምህዞን ክትዕወተሉ እተደሊካ ሰባት መሳርሕቲ ሓሳባት መለዋውጢ ክህልዉካ ይግባእ።(3) ንነገራት ኣይትፍራህ ንዝኣመንካሉ ነገር ስርሓሉ ምክንያቱ ከይ ወደቅካ ዓወት ስለ ዘየለ።(4) ሰባት ብፍልይ መንሰያት ቆልዑ እቲ ንስካ ትፈልጦ ክፈልጡ ክትገብር ኣለካ ምክንያቱ ፍልጠት እተዘውሪስካዮ ትርጉም የብሉን ሒዝካዮ ኢካ ትቅበር።ብዝተረፈ በርትዕ ኣብ ጎድንካ ኣለና
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏
እንታይ ዓይነት ተውሕቦ እዩ ብኹሉ ዝተዕደለ ህፃን እግዚ አብሔር ጥበብቡ ይወስኸልኻ Unique ሾው ብሓቂ ትፍለዩ እኩም የቐንየልና።
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹
ዕደመይ ይሃብኹም ፈጣርጀማር ዘይኮነስ ፈፃም ይግበረኻ እግዚኣብሄር ዝሓዉና 👏
ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹
@@MgbeyMgbey እሽ 👏
ሊቅ ዳኒኤል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንናይ ፅባሕ ትግራይ ወሳኒ ዜጋ ኢኻ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿
ዘይምፍልጥካ ምፍላጥ ፀጋ እዩ። ብዙሕ ንክትመሃርን ተስፋ ንኸይትቆርፅን ይሕግዝ። እዚ ሓውና ኣዝዩ ዝንኣድ ዓለማውን ሃይማኖታውን ግንዛበ ኣለዎ። ኣብታ ሳይንስን ምህዞን ግን ገና 11 ሞስ ምዃኑ ብዙሕ ጌጋ ግንዘበ ተዓዚበ። ህፃውንቲ ምስ ምዃኖም ሳይንስ ክመሃሩ ክኽእሉ ኣለዎም። ፊዝክስ ፣ ሒሳብ
ዋውው ዝገርም ጥበብ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹
ጀግና ዝወደይ እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሞጎስ ብፀጋ ይሓልካ
አር ብትክክል አፅናዓዮ 🌍 ዘይትዘውር ተዝክውን ንፋሰ አይማሃለየን ዓለም ትምህዞም ኩሎም ካብተፈጥሮ እያ ትፍጥሮም እና ብጣዕሚ ሙቀት ዘኮኑ ቦታታት ከም ኤሲ ውይ መርዋሓ (ክጀምር ብዙሕ ፅንዓት አይድልዮን ብምቆት ምተወዳእና ነይርና ዓለም ተይትዘውር ክቡር ሓውና❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
ተጋሩ ወርቂ ልቦም
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹🌿🌿🌹
❤❤❤❤❤❤ትግራይና መፍረይት ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏
_ጥበቡ የብዘሐልኻ ድያቆን ሓውና❤❤❤_
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌹🌹🌹🌹
ዝገርም ጥበብ እዩ ዲያቆን ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ world star ኮንካ ክንሪኣካ ተስፋ ኣለና ❤
ስብስክራይብ ገብርለይ ክብርት አሕዋተይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
@@eritrean_forever😤😤😤🤑🤑🤑
ኣሰይይይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ መልሱ ጥበቡ ይግለጸልካ ዳቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቅኔካ ይባረኪ ኩሉ ምስጥሩ ይግለጸልካ ኩናት እወ በላዒ ንድሕሪት መልስና ኣጆካ በርትዕ ጸዓዱ ደኣ መጽሓፍ ቅዱስና ሰርቆም እዮም ኣብኡ በጽሖም ዘለው ከማካ ከኣ የብዝሓልና 🙏🙏🙏
ያቀንየልና ካምዚኦም ልበሉ ማርያም ፂዮን ታቢዚሓልና ያቀንየልናካምዚኦምልበሉማርያምፂዮንታቢዚሓልናአሜን ❤❤❤❤❤❤
ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኻ ዲያቆነይ❤💛
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ዳኒ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ።መወዳእትኡ የርእየና።
ጥበብ የብዘሐልካ ድያቆን ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤
እድመን ጥእናን ይሃብካ ዳንኤል ሓውና❤❤❤❤❤❤
ዝገርም ምድላው...❤unique show ትፍለ ኢኻ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
እግዚአብሔር ካብ ክፍእ ዝበለ ነገር ያሓልኻ አብ እምነትኻ ያፅንዒኻ🙏💗
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏👏
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓዉና❤❤❤
ፈጣሪ ይሓግዝኻ ዳኒ ድርኡኸ ካብ ቤተክርስቲያን ድወፅእዶ ሕማቕ አሎ ኮይኑ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
Diyakon danil kibret yhabelna❤ from akele guza hadish adi may ayni eritrea
ዝገርም ብቅዓት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓወይ❤❤❤
ሌላው የኒክ ሾው አዘጋጅ የምታቀርባቸው ጥሩ ስራ አየሰራህ ነው በርታ አድናቂህ ነኝ… …… ግን ደግሞ አንድ አሰተያየት ልስጥህ 1ኛ ስትጠይቅ ጥያቄህ አጭር ግልፅ እና ተጠያቄዎችን የሚመጥን የበሰለ ጥያቄ ጠይቅ2ስለ እንግዶችን አስቀድመህ መረጃ ለመሰብሰብ ሞክር በጥልቀት መረጃ ይዘህ በጥያቄ አወጣጣቸው……………… ሌላ ይቀርታ አይደብርህም አደለ በርታ ዮኒ ሾው በርታ ብረታ አክብርሀለው ጀግና ሰው ነህ
ደቂ ሓደ ኣዳምና Wawwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝገርም ልቢ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹👏👏
ብጣዕሚ ደስበሃሊ ቀፅለሉ🙏
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹👏👏
ሰመረ ብርህነ ሽምካን መደብካን ወርቂ
ብጣዕ ዝገሪም እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኽ ❤
ብጣዕሚ ዝገርም ተውህቦ የቐንየልና❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዝሐስቦ ተሳኺዑ ድጋሚ ክትጋብዞ ንፅበ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏
እግዚአብሔር ብጥበቡ ይሓልውካ እዝሓወይ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ👏🌹🌹👏
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌹🌹🌹
@@MgbeyMgbey 😍
Well done, very good.Job❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኽ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን እት ዘበልኻዩ ኩሉ ሐቅ እዩ ኻይኖ ግን ስላም እንተሃልዩ እዩ ኹሉ ዘላ ስለም ንክይንረክብ ግን ዘልእለማዌያን ፀላእት እለውና ተጋሮ ኹሉ ጌዜ ንስላም እዴና ምስዝረጋሕና እኔ ኻይኖ ግን እብት ዛሃብኻዩ ርእይቶ እንሕና ተጋሮ ስላም ዝነፅግና ወይ ደማ ስላም ዝይንደልይ እምስሌኻ ምዝራብ እፍት ናይ በተክርስትያን እውን ዘይኻኖ ርእይቶ ማሃብ ካባኻ እይንፀበን እም እት እብ ሜዴ ንብላ እስተውዕሌና ንዛረብ
ዕድመን ጥዕናንይሃብኺሊቀ ቤተክርስትያ❤❤
ፅቡቅ ተበግሶ እዩ❤❤❤
ዝገርም ርእሲ
ብሩህ ኣእምሮ ሓው የኔታ ዳንኤል
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የድረሰካ
ጅግና❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹
❤❤❤❤ የቐንየልና ዩኒክ ሾው ብጣዕሚ ፉሉይ ስራሕ
ሓሳባቱ ደስ በሃሊ እዩ ጎበዝ ቆልዓ፣መሬት ፀፊሒ እያ(flat) እያ እምበይ ክቢ ኣይኾነትይ ኢሉ ሕራይ ፀገም የለን ነቲ ሓሳባቱ ነገር ግን ኽቢ ማለትሲ ኸመይ እዩ visualize ገይሩዎ ንኣብነት እተን ኻልኦት ፕላኔታት ኸ ኸመይ ይርኦ2.ኻልእ ድማ ኣብ ናይ መሬት ኽፋላት ማለት እውን ክረስት፣ማንትልና ኮር ዝበሃሉ ብኸመይ ይርእዮ፣
እተን ካልኦት ፕላኔታት እውን ከምኡ ፍፀፋሕቲ
ሃመኻ ኹሎም እዞም ክእላታት ብሓባር ዝሰርሕሉ ኣድያ ንፍጠር ንትግራይ ንጥቐማ ❤ብዙሕ ክሰርሑ እዮምጋዜጠኛ እውን ተሓባበረና በጃኻ
ኣምላክ ይባረክኩም🙏💐
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿🌿🌿🌹🌹🌹
ከምዚ ሓወይ ዝሓስቦ ዘሎ ሓሳብ ኩላትና እንተንሓስብ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ምሃለና. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ. ንፉዕ መንእሰይ
ኣታ ዝቆልዓ ናይ ጦብያ መንፈስ ዘሓደሮ እዩ ዝመስል።ሓቢርካ ምንባር ዝፀልእ ትግራዋይ የለን ። ጎራባብቱ ግን መሬትካን ታሪካን ናትና እዩ ምስበሉዎ እዩ ትግራዋይ ኣብ ኩናት ዝነብር ህዝብና።
እግዚአብሔር ይባሪኹም ቡሩካት❤❤
Egziabhier xegau yebzihalka kbur hawna nsu eyu eti haqi💖💖💖💯
እግዚአብሔር ያሳድግህ
ናይ ብሓቂ ዝገርም መደብ እዩ❤❤❤❤ ሰብ ዝበለ ይበል ኣጆኮ ምርምርካን ምህዞኻን ቀፅሎ ዋላ ምስ ኤርትራ ይኩን ዋላ ምስ ኢትዮጵያ እና ሰላም ንዓኻ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏👏🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ያህብካ ሓወይ ✝️2
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ❤️❤️💚🏝🏝💚💚ብጣዕሚ ጅግና ቀፅለሉ ኢካ❤❤
ብጣዕሚ ናይ ብሓቂ ድ/ን ሓውና
AJOKHUME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
ዩኑክ ሾው በርትዕ ፣ፕሮግራምካ ሙሩፅዩ፣እዞም እተቕርቦም ዘለኻ ብሉፅ/unique /ኣእምሮ ዘለዎም ዕሸላት ንወለዶ ትግራይ መርኣያ እዮምሞ ኣበርቲኻ ቀፅለሉ፣
ጥበቡ የብዝሐልካ ሓወይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዝሓውና ንክትፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ወነን ሓቦን ክንእደካ ይፈቱ።ምኽንያቱ ፍልጠት መወዳእታ የብሉን ናይ ሕድ ሕድ ሰብ ፍልጠት ግን ውሱን እዩ(Knowledge is infinite but each person's knowledge is finite ).ቀንዲ ተግባር ሳይንስ ውን እግዚኣብሔር ዝፈጠሮም ፍጥረታት ዘፅንዕ ፣ዝመራመር እንትኸውን ካብቲ ናይ እግዚኣብሄር ተፈጥሮ ተጠቒሙ ድማ ናይ ባዕሉ ምህዞ ዝምህዝ ማለት እዩ።ኣነ ነዚ ሓውና ብኣካል ተትረኽቦ ወይ ስልኪ ቑፅሩ እንተትረክብ መሬት ክቢ ምዃናን ከምትዘውርን ብሳይንስን መጽሓፍ ቅዱስን ዝተደገፈ መረዳእታ መሃብክዎ ኔረ።ነተን ተልዕልዎን ዘለኹም ሕቶታት ብዘዓባ መሬት ቀሊል መልሲ ኣለኒ።
thanks diyakun danile
እግዚኣብሔር የክብርካ ኣኹርዕካና ቀፅለሉ ❤❤❤
Great man
egziabher tbebb nselomn zhabe nakawn Abzihu yhabka dyakoneyy
please ንኳልኩሌተር ኣራኽቦ
እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃበኻ ፈጣሪ ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤ ቡሩህ ኣእሙሮ ዝኮነ🤴✍️😘🥰🥰🥰
The Earth rotating around the Sun read Isaiah chapter 40: 22.Job 26:7 8. From Canada 🇨🇦 wedi Hamasien.
ሙሽሙሽ ወዲ ትግርኛ በል።ሓማሴን ብዘይ ሰራየን ኣከለጉዛይን ውሕስነት የብላን።ኩለን ህላውአን ኣብ ነንሕድሕደን ዝተመርኮሰ ኢዩ።
It’s say circular form not round like egg. Read it in Context! Earth is flat
God bless
ፈጣሪ ይታሃወሶ ቀፅለሉ ፡፡
desbahali medeb !! abrhot tigray zkone media!! hadush atehasasba zelewom sebat dma kkerb!!
Kbret yhabkum unique shaw
Wowww you have bright mind keep it up hero
Interesting show ❤❤❤❤❤
motivation 100%% yekenikum ahwat....
Good jop semu
ትክክል ኢከ ዲያቆን ዳኒኤል ፍቅሪ ሓይሊ እዩ
Zkeberka hawey amlak zhabeka xega abi eyu entekone gn abzi nay tibitn rukus menfesn gzie sle zelena ab thti fetari hayal tinqaqen xelotn mgbar ab thti fetari aytewhd eka zyada nab amlakka mqrab ntbebka wn hayli eyu mo amlak msaka ykun ❤
ዋውው በሓቂ ነዊሕ ጠማቲ በርትዕ ከምዚኦም ኣሕዋት ንቅድሚት ይምጽኡ ፈጣሪ ኩሉ ዓድልና ግን አንታይ አዩ ናብ ጻዓዱ ንጥምትን ንጽበን አየ ዝብል ነይረ ከምዚ ሓወይ ክሪኢ ከለኩ ድማ ይጻናናዕ በርትዕ❤
ሽዋ ከይዱ ከይጠፍእ እምበር???
እኳዕተጋሩኮና
ትክክል እዩ ኣይዞካ
ጽቡቅ ዘለካ ብልሒ ተፈጥረኣዊ ተውህቦ ዝድነቅ'ዩ ቀጽለሉ :: እንተ እቲ ጸቢብነት'ዶ ገለ ትብሎ ዘለካ ውዱቅ'ዩ . ምክንያቱ ቅድሚ ሕጂ ብዝተወሰነ መልክዑ ኣብ ትግራይ ፋብሪካታት ትሕተ ቅርጺ ህንፃታት ተሰሪሖም ውሑድ ዘይበሃል ዓቅሚ ምሁር መንእሰይ ውን ፈርዩ ኔሩ ሕጂ ኣበይ ኣሎ ኩሉ. ኩሉ ዓንዩ መንእሰያት ውን ዋጋ ከፊሎም ስለምናታይ? ምክንያቱ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ መንገዲ ጽድቅን ሂወትን ኣቀድሙ ዝብል! ኣብዚ ውን ውሕስቲ ዝኾነት ትግራይ ድሕንነት ትግራይን ትግራውነትን ከነቀድም ግድነት ይኸውን::ተዘይ ኮይኑ መዘዙ ካብዚ ዘጋጠመ ዝገደደ ክመጽእ'ዩ. መዓስ ብከመይ ኣይፍለጥን ጦብያ ኣሚንካ ትጎዓዝ ተለካ መጽያ ክትበልዓካ'ያ. ምስራሕ ግን ምስ ኩሉ ዓለም ተሰራህና ጸገም የብሉን . ትግራውነት ይዓምብብ!!ኣምላክ ኣቦታት ተጋሩ ይመስገን ትንሳኤና ግድን'ዩ!!!
በጃኹም ረኺብኩም መዓድዎ ሽዋ ከይዱ ክሽመም ኢዩ።
ስለ ዓለም ምዛር ዝበሎ ሓሳብ ብደምቢ ዝድግፎ ሓሳብ እዩ.ፈረንጂ እቶም ዓበይቲ ዝብሃሉ ሚስጥራት ካሊእ ዓለም ክፈልጦ ስለዘይደልዩ ኣብ ናቶም ነበረያ-ነበረ ዕንክሊል ከንብሩና እዩ ዝደልዩ ንሳቶም ብዝበሉና ብቻ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ክወስዱ እዮም ዝደልዩ..❤❤❤
Daniel ሓወይ አነ ውን ርእየዮ ነይረ እየ እቲ ቤተ ክርስትያን እትብሎ ነገር ግን ተተንቀቅ ከይትወድቅ ካባይ ተምሃር ጉም እልካ አይትማጎት
ቀፅለሉ❤❤❤❤
Wowwwwww👌👌👌👌
አረ ተጋሩ ግደፉ ንናይ ዝሓውና ሳይንሳዊ ጌጋ ርድኢታት ኣይነተባብዕ። ዓለም ገዲፉና ተሓምቢቡ ንሕና ገና ኣብ መሬት ትዞርዶ ኣይትዞር ዝብል ዕባራ ሓሳብ ኣይንፀመድ።
Nay bhaki unique seb pls dgemelna eka💙☀️🙌
ን ባዕሉ ከምዘይ ዘውር እውን አይፈልጥን። ህዝብና ብኾፎም የታልልዎ አለው
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. Lllllllll. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
Waw btaemi ds ybl ❤❤unikue show kestllu
ብሓቂ ዝገርም ፍልጠትን ክእለትን ዘሀዎ ዘመናዊ ኮነ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ዘማልእ ዘሎ ጎበዝ እዩ።ግን ዲያቆን እንድሕር ኮይኑ ንምንታይ ናይ ቀሺ ጥምጣም ጌሩ ንሓታቲ ትምልከት ሕቶ እያ።
ኣዝዩ ንፉዕተስፉ ዘለዎ መንእሰይ። ቀፅለሉ ጠቢብ ክትከዉን ትክእል ኢካ ከም ቁዱስ ያሬድ። ንዝሃብኩም እዝጊ ይሃብኩም። ኣነ ክሓቶ ዝደለኩ ግና መጠምጠምያ ገይሩ ዘሎ ተመሪዒዉ ድዩ ማለት? ዕድሚኡ ንኡስ ይመስል ኢለ እየ(ቀሺ ድዩ)። መፅሓፍ ቁዱስና ኣርማ ጥበብን ፍቅርን እዩ፡ መፅሓፍ ቁዱስ እንተንቢብካ ኣዚካ ንፉዕ ክትከዉን ኢካ ቀፅሎ።
ፅቡቕ ፕግራም እዩ ቐፅሊሉ
ብራቮ ጅግና ደጊምካ በርትዕ❤ 😂ብጣዕምየ ሕጉስ ብኣካ I am so happy !!!
wowww ዝገርም ሚድያ ኩላትኩም በርትዑልና ❤🙏
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኹሉ መሊኡ ዝሃቦ🙏❤❤❤
ተጋሩ ወርቅ ልቦም ዝገርም ርእስ❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ኣኹልኩም ርእሲ ዓካት ኮይንኩም ኢኹም ተሪፍኩም? ሓደ ካብ ሓደ ዝሓይሽ ዘይብልኩም።
አብዚ ግዜ ከምዚኦም ዓይነት ወለዶ 'ዮም ዘድልዩና ዘለው ካብ ዘረኝነት ይኹን ገለ ወጺኦም አብ ናይ ባዕሎም ዓለምን ሕልምን ዝነብሩ።ዲያቆን ዳኒኤል አብ ልዕሌኻ ዘለኒ አድናቆት ወሰን የብሉን እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ❤😊
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹🌹
በትክክል
ቤተ ክርስትያን ናይ ጥበብ ማእከል እያ ዋውውውውውው......
ሰመረየይ ኩሉ ግዜ ኣብ መንፈሳዊ ዝነጥፍ የሕዋት ኣምጸአልና
ጸጉኡ የብዝሕ" ድያቆነይ
ውውው እስካ ኢካ እቲ ናይ ብሓቂ ውርሻ ኣኩሱማውያን።ንፉዕ ናይ ብሓቂ ጅግና።
ቀጸለ ውሑዳት ሪኢቶ ክህበካ እየ።
(1) እዚ ክእለትካ ኣብ ቤትክህነት ጥራሕ ከይሕጸረ ትምህርቲ ክትመሃር ኣለካ ዝተፋላለዩ መጻሕፍቲ ከተንብብ ኣለካ ብፍላይ ቃንቃ እንግሊሽ ትክእል ተኮንካ ክሕግዝካ ዝክእሉ መጻሕፍቲ ክትረክብ ትክእል ኢካ።
(2) እዚ ዘለካ ታለንት ወይ ብቅዓት ክምዕብልን ለውጥጣት ኣብ ሕብረተሰብ ከተምጽእን ኢተኮንካ ምስ ሰባት ከማካ ዘኣመሰሉ ሰባት ማሕበር ኣቁምኩም ክትሰርሑ ይግባእ ።ምክንያቱ ውልቃዊ ብቅዓት ዋላ ይሃልካ እቲ ትሓስቦን ትምህዞን ክትዕወተሉ እተደሊካ ሰባት መሳርሕቲ ሓሳባት መለዋውጢ ክህልዉካ ይግባእ።
(3) ንነገራት ኣይትፍራህ ንዝኣመንካሉ ነገር ስርሓሉ ምክንያቱ ከይ ወደቅካ ዓወት ስለ ዘየለ።
(4) ሰባት ብፍልይ መንሰያት ቆልዑ እቲ ንስካ ትፈልጦ ክፈልጡ ክትገብር ኣለካ ምክንያቱ ፍልጠት እተዘውሪስካዮ ትርጉም የብሉን ሒዝካዮ ኢካ ትቅበር።
ብዝተረፈ በርትዕ ኣብ ጎድንካ ኣለና
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏
እንታይ ዓይነት ተውሕቦ እዩ ብኹሉ ዝተዕደለ ህፃን እግዚ አብሔር ጥበብቡ ይወስኸልኻ Unique ሾው ብሓቂ ትፍለዩ እኩም የቐንየልና።
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹
ዕደመይ ይሃብኹም ፈጣር
ጀማር ዘይኮነስ ፈፃም ይግበረኻ እግዚኣብሄር ዝሓዉና 👏
ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹
@@MgbeyMgbey እሽ 👏
ሊቅ ዳኒኤል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንናይ ፅባሕ ትግራይ ወሳኒ ዜጋ ኢኻ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿
ዘይምፍልጥካ ምፍላጥ ፀጋ እዩ። ብዙሕ ንክትመሃርን ተስፋ ንኸይትቆርፅን ይሕግዝ። እዚ ሓውና ኣዝዩ ዝንኣድ ዓለማውን ሃይማኖታውን ግንዛበ ኣለዎ። ኣብታ ሳይንስን ምህዞን ግን ገና 11 ሞስ ምዃኑ ብዙሕ ጌጋ ግንዘበ ተዓዚበ። ህፃውንቲ ምስ ምዃኖም ሳይንስ ክመሃሩ ክኽእሉ ኣለዎም። ፊዝክስ ፣ ሒሳብ
ዋውው ዝገርም ጥበብ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹
ጀግና ዝወደይ እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሞጎስ ብፀጋ ይሓልካ
አር ብትክክል አፅናዓዮ 🌍 ዘይትዘውር ተዝክውን ንፋሰ አይማሃለየን ዓለም ትምህዞም ኩሎም ካብተፈጥሮ እያ ትፍጥሮም እና ብጣዕሚ ሙቀት ዘኮኑ ቦታታት ከም ኤሲ ውይ መርዋሓ (ክጀምር ብዙሕ ፅንዓት አይድልዮን ብምቆት ምተወዳእና ነይርና ዓለም ተይትዘውር ክቡር ሓውና❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
ተጋሩ ወርቂ ልቦም
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹🌿🌿🌹
❤❤❤❤❤❤ትግራይና መፍረይት ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏
_ጥበቡ የብዘሐልኻ ድያቆን ሓውና❤❤❤_
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌹🌹🌹🌹
ዝገርም ጥበብ እዩ ዲያቆን ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ world star ኮንካ ክንሪኣካ ተስፋ ኣለና ❤
ተጋሩ ኣኹልኩም ርእሲ ዓካት ኮይንኩም ኢኹም ተሪፍኩም? ሓደ ካብ ሓደ ዝሓይሽ ዘይብልኩም።
ስብስክራይብ ገብርለይ ክብርት አሕዋተይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
@@eritrean_forever😤😤😤🤑🤑🤑
ኣሰይይይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ መልሱ ጥበቡ ይግለጸልካ ዳቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቅኔካ ይባረኪ ኩሉ ምስጥሩ ይግለጸልካ ኩናት እወ በላዒ ንድሕሪት መልስና ኣጆካ በርትዕ ጸዓዱ ደኣ መጽሓፍ ቅዱስና ሰርቆም እዮም ኣብኡ በጽሖም ዘለው ከማካ ከኣ የብዝሓልና 🙏🙏🙏
ያቀንየልና ካምዚኦም ልበሉ ማርያም ፂዮን ታቢዚሓልና ያቀንየልናካምዚኦምልበሉማርያምፂዮንታቢዚሓልናአሜን ❤❤❤❤❤❤
ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኻ ዲያቆነይ❤💛
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ዳኒ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ።መወዳእትኡ የርእየና።
ጥበብ የብዘሐልካ ድያቆን ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤
እድመን ጥእናን ይሃብካ ዳንኤል ሓውና❤❤❤❤❤❤
ዝገርም ምድላው...❤unique show ትፍለ ኢኻ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
እግዚአብሔር ካብ ክፍእ ዝበለ ነገር ያሓልኻ አብ እምነትኻ ያፅንዒኻ🙏💗
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏👏
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓዉና❤❤❤
ፈጣሪ ይሓግዝኻ ዳኒ ድርኡኸ ካብ ቤተክርስቲያን ድወፅእዶ ሕማቕ አሎ ኮይኑ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
Diyakon danil kibret yhabelna❤ from akele guza hadish adi may ayni eritrea
ዝገርም ብቅዓት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓወይ❤❤❤
ሌላው የኒክ ሾው አዘጋጅ የምታቀርባቸው ጥሩ ስራ አየሰራህ ነው በርታ አድናቂህ ነኝ… …… ግን ደግሞ አንድ አሰተያየት ልስጥህ 1ኛ ስትጠይቅ ጥያቄህ አጭር ግልፅ እና ተጠያቄዎችን የሚመጥን የበሰለ ጥያቄ ጠይቅ
2ስለ እንግዶችን አስቀድመህ መረጃ ለመሰብሰብ ሞክር በጥልቀት መረጃ ይዘህ በጥያቄ አወጣጣቸው
……………… ሌላ ይቀርታ አይደብርህም አደለ በርታ ዮኒ ሾው በርታ ብረታ አክብርሀለው ጀግና ሰው ነህ
ደቂ ሓደ ኣዳምና Wawwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝገርም ልቢ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹👏👏
ብጣዕሚ ደስበሃሊ ቀፅለሉ🙏
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹👏👏
ሰመረ ብርህነ ሽምካን መደብካን ወርቂ
ብጣዕ ዝገሪም እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኽ ❤
ብጣዕሚ ዝገርም ተውህቦ የቐንየልና❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዝሐስቦ ተሳኺዑ ድጋሚ ክትጋብዞ ንፅበ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏
እግዚአብሔር ብጥበቡ ይሓልውካ እዝሓወይ❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ👏🌹🌹👏
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌹🌹🌹
@@MgbeyMgbey 😍
Well done, very good.
Job❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኽ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን እት ዘበልኻዩ ኩሉ ሐቅ እዩ ኻይኖ ግን ስላም እንተሃልዩ እዩ ኹሉ ዘላ ስለም ንክይንረክብ ግን ዘልእለማዌያን ፀላእት እለውና ተጋሮ ኹሉ ጌዜ ንስላም እዴና ምስዝረጋሕና እኔ ኻይኖ ግን እብት ዛሃብኻዩ ርእይቶ እንሕና ተጋሮ ስላም ዝነፅግና ወይ ደማ ስላም ዝይንደልይ እምስሌኻ ምዝራብ እፍት ናይ በተክርስትያን እውን ዘይኻኖ ርእይቶ ማሃብ ካባኻ እይንፀበን እም እት እብ ሜዴ ንብላ እስተውዕሌና ንዛረብ
ዕድመን ጥዕናንይሃብኺ
ሊቀ ቤተክርስትያ❤❤
ፅቡቅ ተበግሶ እዩ❤❤❤
ዝገርም ርእሲ
ብሩህ ኣእምሮ ሓው የኔታ ዳንኤል
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የድረሰካ
ጅግና❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹
❤❤❤❤ የቐንየልና ዩኒክ ሾው ብጣዕሚ ፉሉይ ስራሕ
ሓሳባቱ ደስ በሃሊ እዩ ጎበዝ ቆልዓ፣መሬት ፀፊሒ እያ(flat) እያ እምበይ ክቢ ኣይኾነትይ ኢሉ ሕራይ ፀገም የለን ነቲ ሓሳባቱ ነገር ግን ኽቢ ማለትሲ ኸመይ እዩ visualize ገይሩዎ ንኣብነት እተን ኻልኦት ፕላኔታት ኸ ኸመይ ይርኦ
2.ኻልእ ድማ ኣብ ናይ መሬት ኽፋላት ማለት እውን ክረስት፣ማንትልና ኮር ዝበሃሉ ብኸመይ ይርእዮ፣
እተን ካልኦት ፕላኔታት እውን ከምኡ ፍፀፋሕቲ
ሃመኻ ኹሎም እዞም ክእላታት ብሓባር ዝሰርሕሉ ኣድያ ንፍጠር ንትግራይ ንጥቐማ ❤ብዙሕ ክሰርሑ እዮም
ጋዜጠኛ እውን ተሓባበረና በጃኻ
ኣምላክ ይባረክኩም🙏💐
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿🌿🌿🌹🌹🌹
ከምዚ ሓወይ ዝሓስቦ ዘሎ ሓሳብ ኩላትና እንተንሓስብ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ምሃለና. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ. ንፉዕ መንእሰይ
ኣታ ዝቆልዓ ናይ ጦብያ መንፈስ ዘሓደሮ እዩ ዝመስል።ሓቢርካ ምንባር ዝፀልእ ትግራዋይ የለን ። ጎራባብቱ ግን መሬትካን ታሪካን ናትና እዩ ምስበሉዎ እዩ ትግራዋይ ኣብ ኩናት ዝነብር ህዝብና።
እግዚአብሔር ይባሪኹም ቡሩካት❤❤
Egziabhier xegau yebzihalka kbur hawna nsu eyu eti haqi💖💖💖💯
እግዚአብሔር ያሳድግህ
ናይ ብሓቂ ዝገርም መደብ እዩ❤❤❤❤ ሰብ ዝበለ ይበል ኣጆኮ ምርምርካን ምህዞኻን ቀፅሎ ዋላ ምስ ኤርትራ ይኩን ዋላ ምስ ኢትዮጵያ እና ሰላም ንዓኻ
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏👏🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ያህብካ ሓወይ ✝️2
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ❤️❤️💚🏝🏝💚💚
ብጣዕሚ ጅግና ቀፅለሉ ኢካ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ብጣዕሚ ናይ ብሓቂ ድ/ን ሓውና
AJOKHUME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
ዩኑክ ሾው በርትዕ ፣
ፕሮግራምካ ሙሩፅዩ፣
እዞም እተቕርቦም ዘለኻ ብሉፅ/unique /ኣእምሮ ዘለዎም ዕሸላት ንወለዶ ትግራይ መርኣያ እዮምሞ ኣበርቲኻ ቀፅለሉ፣
ጥበቡ የብዝሐልካ ሓወይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዝሓውና ንክትፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ወነን ሓቦን ክንእደካ ይፈቱ።ምኽንያቱ ፍልጠት መወዳእታ የብሉን ናይ ሕድ ሕድ ሰብ ፍልጠት ግን ውሱን እዩ(Knowledge is infinite but each person's knowledge is finite ).ቀንዲ ተግባር ሳይንስ ውን እግዚኣብሔር ዝፈጠሮም ፍጥረታት ዘፅንዕ ፣ዝመራመር እንትኸውን ካብቲ ናይ እግዚኣብሄር ተፈጥሮ ተጠቒሙ ድማ ናይ ባዕሉ ምህዞ ዝምህዝ ማለት እዩ።ኣነ ነዚ ሓውና ብኣካል ተትረኽቦ ወይ ስልኪ ቑፅሩ እንተትረክብ መሬት ክቢ ምዃናን ከምትዘውርን ብሳይንስን መጽሓፍ ቅዱስን ዝተደገፈ መረዳእታ መሃብክዎ ኔረ።ነተን ተልዕልዎን ዘለኹም ሕቶታት ብዘዓባ መሬት ቀሊል መልሲ ኣለኒ።
thanks diyakun danile
እግዚኣብሔር የክብርካ ኣኹርዕካና ቀፅለሉ ❤❤❤
Great man
egziabher tbebb nselomn zhabe nakawn Abzihu yhabka dyakoneyy
please ንኳልኩሌተር ኣራኽቦ
እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃበኻ ፈጣሪ ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤ ቡሩህ ኣእሙሮ ዝኮነ🤴✍️😘🥰🥰🥰
The Earth rotating around the Sun read Isaiah chapter 40: 22.Job 26:7 8. From Canada 🇨🇦 wedi Hamasien.
ሙሽሙሽ ወዲ ትግርኛ በል።ሓማሴን ብዘይ ሰራየን ኣከለጉዛይን ውሕስነት የብላን።ኩለን ህላውአን ኣብ ነንሕድሕደን ዝተመርኮሰ ኢዩ።
It’s say circular form not round like egg. Read it in Context! Earth is flat
God bless
ፈጣሪ ይታሃወሶ ቀፅለሉ ፡፡
desbahali medeb !! abrhot tigray zkone media!! hadush atehasasba zelewom sebat dma kkerb!!
Kbret yhabkum unique shaw
Wowww you have bright mind keep it up hero
Interesting show ❤❤❤❤❤
motivation 100%% yekenikum ahwat....
Good jop semu
ትክክል ኢከ ዲያቆን ዳኒኤል ፍቅሪ ሓይሊ እዩ
Zkeberka hawey amlak zhabeka xega abi eyu entekone gn abzi nay tibitn rukus menfesn gzie sle zelena ab thti fetari hayal tinqaqen xelotn mgbar ab thti fetari aytewhd eka zyada nab amlakka mqrab ntbebka wn hayli eyu mo amlak msaka ykun ❤
ዋውው በሓቂ ነዊሕ ጠማቲ በርትዕ ከምዚኦም ኣሕዋት ንቅድሚት ይምጽኡ ፈጣሪ ኩሉ ዓድልና ግን አንታይ አዩ ናብ ጻዓዱ ንጥምትን ንጽበን አየ ዝብል ነይረ ከምዚ ሓወይ ክሪኢ ከለኩ ድማ ይጻናናዕ በርትዕ❤
ሽዋ ከይዱ ከይጠፍእ እምበር???
እኳዕተጋሩኮና
ትክክል እዩ ኣይዞካ
ጽቡቅ ዘለካ ብልሒ ተፈጥረኣዊ ተውህቦ ዝድነቅ'ዩ ቀጽለሉ :: እንተ እቲ ጸቢብነት'ዶ ገለ ትብሎ ዘለካ ውዱቅ'ዩ . ምክንያቱ ቅድሚ ሕጂ ብዝተወሰነ መልክዑ ኣብ ትግራይ ፋብሪካታት ትሕተ ቅርጺ ህንፃታት ተሰሪሖም ውሑድ ዘይበሃል ዓቅሚ ምሁር መንእሰይ ውን ፈርዩ ኔሩ ሕጂ ኣበይ ኣሎ ኩሉ. ኩሉ ዓንዩ መንእሰያት ውን ዋጋ ከፊሎም ስለምናታይ? ምክንያቱ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ መንገዲ ጽድቅን ሂወትን ኣቀድሙ ዝብል! ኣብዚ ውን ውሕስቲ ዝኾነት ትግራይ ድሕንነት ትግራይን ትግራውነትን ከነቀድም ግድነት ይኸውን::ተዘይ ኮይኑ መዘዙ ካብዚ ዘጋጠመ ዝገደደ ክመጽእ'ዩ. መዓስ ብከመይ ኣይፍለጥን ጦብያ ኣሚንካ ትጎዓዝ ተለካ መጽያ ክትበልዓካ'ያ. ምስራሕ ግን ምስ ኩሉ ዓለም ተሰራህና ጸገም የብሉን . ትግራውነት ይዓምብብ!!ኣምላክ ኣቦታት ተጋሩ ይመስገን ትንሳኤና ግድን'ዩ!!!
በጃኹም ረኺብኩም መዓድዎ ሽዋ ከይዱ ክሽመም ኢዩ።
ስለ ዓለም ምዛር ዝበሎ ሓሳብ ብደምቢ ዝድግፎ ሓሳብ እዩ.
ፈረንጂ እቶም ዓበይቲ ዝብሃሉ ሚስጥራት ካሊእ ዓለም ክፈልጦ ስለዘይደልዩ ኣብ ናቶም ነበረያ-ነበረ ዕንክሊል ከንብሩና እዩ ዝደልዩ ንሳቶም ብዝበሉና ብቻ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ክወስዱ እዮም ዝደልዩ..❤❤❤
Daniel ሓወይ አነ ውን ርእየዮ ነይረ እየ እቲ ቤተ ክርስትያን እትብሎ ነገር ግን ተተንቀቅ ከይትወድቅ ካባይ ተምሃር ጉም እልካ አይትማጎት
ቀፅለሉ❤❤❤❤
Wowwwwww👌👌👌👌
አረ ተጋሩ ግደፉ ንናይ ዝሓውና ሳይንሳዊ ጌጋ ርድኢታት ኣይነተባብዕ። ዓለም ገዲፉና ተሓምቢቡ ንሕና ገና ኣብ መሬት ትዞርዶ ኣይትዞር ዝብል ዕባራ ሓሳብ ኣይንፀመድ።
Nay bhaki unique seb pls dgemelna eka💙☀️🙌
ን ባዕሉ ከምዘይ ዘውር እውን አይፈልጥን። ህዝብና ብኾፎም የታልልዎ አለው
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. Lllllllll. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
Waw btaemi ds ybl ❤❤unikue show kestllu
ብሓቂ ዝገርም ፍልጠትን ክእለትን ዘሀዎ ዘመናዊ ኮነ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ዘማልእ ዘሎ ጎበዝ እዩ።ግን ዲያቆን እንድሕር ኮይኑ ንምንታይ ናይ ቀሺ ጥምጣም ጌሩ ንሓታቲ ትምልከት ሕቶ እያ።
ኣዝዩ ንፉዕተስፉ ዘለዎ መንእሰይ። ቀፅለሉ ጠቢብ ክትከዉን ትክእል ኢካ ከም ቁዱስ ያሬድ። ንዝሃብኩም እዝጊ ይሃብኩም።
ኣነ ክሓቶ ዝደለኩ ግና መጠምጠምያ ገይሩ ዘሎ ተመሪዒዉ ድዩ ማለት? ዕድሚኡ ንኡስ ይመስል ኢለ እየ(ቀሺ ድዩ)። መፅሓፍ ቁዱስና ኣርማ ጥበብን ፍቅርን እዩ፡ መፅሓፍ ቁዱስ እንተንቢብካ ኣዚካ ንፉዕ ክትከዉን ኢካ ቀፅሎ።
ፅቡቕ ፕግራም እዩ ቐፅሊሉ