ነዊሕ ሰብ ሊቢ ወይ ስረ ይሓፅሮ. ...?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 217

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 8 місяців тому +6

    Gn haki diyu 2.5m eyu kumotu
    Nay alemna znewhe eko 2.51m eyu so nay alemna record kiseb tekeilo alewo

  • @BrhanTslgo
    @BrhanTslgo Місяць тому +2

    ቁመትን ሽመትን ተመኒካ አይርከብን ይባሃል እይ እግአቤህር ይመስገን እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv 8 місяців тому +12

    ልባመ ሓወይ ኣጆካ እግዚአብሔር አምላክ ዘሃብኻ ተመስገን ብልኻ ምቅባል እዩ ናይ ሰብ ነገር ከይት ገደስሉ ኣምላኽ ጥራይ ኣይገደፈኻ እምብር ናይ ሰብ ነገር ምንም

  • @BrhanTslgo
    @BrhanTslgo Місяць тому +1

    እግዜአቤህ ዕድመን ጥዕናን ይብዘሐልኩም ፁቡቃተይ እግዜአቤህ ይመስገን እሰይ ቁሞትን፡ሺመትን ተመንካ አይርከብን እውን ይባሃል እይ አሕዋተይ

  • @ትጂጋልቀሺ
    @ትጂጋልቀሺ 8 місяців тому +17

    ባዓል ሕሊና ቆላዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤🎉

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @Ashenafiabraha-o8g
    @Ashenafiabraha-o8g 8 місяців тому +3

    ብርግፅ ቁሞት ወይ ካዓ ንውሓት ፅብቕ እዩ ብፍላይ ኣብ ደቂ ሰባት እንኸውን።ሰለዚ ፅብቕ መደብ ሰሪሕኻ።ይኹን እምበር መዳለዊ እዚ መደብ ክብር ሓው ኣብ ክብርን ሙዑሩይን ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ ግን ፀገም ኣለካ።
    ኣብነት ሰንበት ት/ቤት ኣይባሃልን ቤት ትምህርቲ ሰንበት
    ሓጭን፣ሓጭር ኣይባሃልን። ሓፂን፣ሓፂር
    ቆዳ ኣይባሃልን ቆርቦት ወይካዓ ሳእኒ ቆርቦት
    ችግር የብሉን ኣይባሃልን ፀገም የብሉን ወይካዓ ሽግር የብሉን እዩ ዝባሃል።በጀኻትኩም ፈለማ ንቋንቋ ትግርኛ ምምላኽ ፈትኑ።

  • @meritubemeri
    @meritubemeri 8 місяців тому +17

    ተጋሩዋኒ ሰብሰክረይብ ገበሩለይይይ ጀግና ብሓቂ ሰብ ዘይብሎ የብሉን ሓበሻና ምራል ዝነክእ ዘበለ እዩ ዝዛረብ ተሓፀረ ወየ ተነወሐ ወየ ዘይተሓለልካ ግን ጀግና👌👌✊👍👍🌹🌹

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 8 місяців тому +9

    ዋይይይይ ታይ ጨኒቁካ እዩ ትሓፍርን ትስከፍን ንሓፀርቲ ግደፈልና ምሕፋርስ እወነት ኣይ ዓለምም ኩሉ ወዮ

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 8 місяців тому +10

    ናይ እግዚአብሔር ዉህብቶ እዩ እግዚአብሔር ይመስገን እና አጃካ ሓወይ ካዝ ድነዉሕ እዉን ኣሎ❤❤

  • @FycgXhu
    @FycgXhu 8 місяців тому +2

    ኣጀኻ ዝሓወይ ናይ ሰብ ነገር ብዝሕ እዩ ዝብል ናይ ሰብ ኣይትገደሰ እዚ ናይ እግዚአብሔር ዉህብቶ ዩ ክትሸቕረር የብልኻን ተመስገን በል ዝሓወይ ኣብ ቤቱ የንብርኻ ዝሓወይ❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 8 місяців тому +27

    ለባም ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ አብቤቱ የፅንዕካ አምላክ❤❤❤🎉🎉

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Місяць тому

    ብሓቅ በልሕ አህምሮ ዘለኻ ወድነይ የኔ ጀግና ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ ኣብ ነውሕ ደረጃ ያብጸሐካ የኔ ጣካራ 🙏❤ቁመትን ሽመትን አርከብን ወድነይ ዕድለኛ ዩኡ ዝረክቦ🎉❤

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 8 місяців тому +2

    ኣበይት ልቦና ክዕድለካ ከሎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓው❤❤❤

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 8 місяців тому +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር🙏🙏💝💘💘💘💞

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 8 місяців тому +2

    ኣሰይ ዛሓወይ ጎቦዝ ኣምላኸ ቁዱሳን ፀጉኡ የብዘሐልኻ
    ናይ ሰብ ወረ ኣይትገደስ ደቂ ሰባት ኩሉ ወዮ ኢና እቲ ቁሞት እውን ኣምላኽ ዝሃበካ ፀጋ እዩ ክትኮርዕ እዩ ዝግበአኻ ዝሓወይ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ይገብር 😍

  • @jdygsr871
    @jdygsr871 3 місяці тому

    ዝሓ ወይ ማዓረይ ዝተፈላለየ ፈተና ብዝበፅሐካ ከም ሙሉእ ደስታ ቁፆሮ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ ናይ አጎልጎለትካ የርዝመልካ🤲🤲🤲

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 8 місяців тому +5

    ቁመትይ ሽነትይ ትመንኻ ኣይግነይ ዶሞ ኹሉ ፈጣሪ ልሃበካ ፀጋ እኻ ትቅበል ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኻ ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ እግዝኣብሄር ኣምላክ ክቡር ሓውና❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @fhdyudggh9789
    @fhdyudggh9789 8 місяців тому +4

    እግዚኣብሄር ዝዓደለካ ተመስገን እዩ

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad2269 8 місяців тому +1

    ርግዓቱን ልቦንኡን ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ይመልአልካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @አባቴቅዱሰገብርኤልበዙሩያ

    ቁመት ከእግዚአብሔር እዬ ጸጋ ይበዝሕለካ ዝሓውይ❤ ጋዜጠኛለ እግዚአብሔር የክብርካ❤

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 8 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    በዓል ሕሊና መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣጆካ ዛሓወይ😊

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ🎉🎉❤

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx 8 місяців тому +2

    ኣጆካ ዝሓወይ ፀጋ እግዚኣብሄር እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ አገልግሎትካ ዘመን ይባርከልካ

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 8 місяців тому +1

    ክቡር ሓወይ ነዊሕ ኮይነ ኢልካ ማ ከይተሸቁረር ናይ ሰብ ነገር ድሑር ኣታሓሰስባ እዩ እዚ ውህብቶ እግዚአብሔር ኣምላክ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም ብሓቂ ዝሓወይ👏💝😘😍

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 8 місяців тому +1

    ባዓል ሕልና ይካ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብካ ፈጣሪ ሓወይዋ ቁመት ናፈጣሪ ሳራሕ አይ

  • @ትግራወቲ
    @ትግራወቲ 8 місяців тому +4

    እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ ብሩክ ሓወይ ❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 8 місяців тому +6

    😂❤❤❤ቁምት እናሽምት ትመኒካ አይገኒይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @ጓልራያትግራይ-ኘ6ኈ
    @ጓልራያትግራይ-ኘ6ኈ 8 місяців тому +3

    ባዓል ሕሊና ቆላዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰💘🙏

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ😍💕💞

  • @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
    @ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 8 місяців тому +3

    ፀጉኡ የብዘሐልካ ዛሓወይ❤❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉🎉❤

  • @binyam1578
    @binyam1578 8 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ናይ ፈጣሪ ስራሕ እዩ 🕊🔔💒🔔👏🌿😇

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 8 місяців тому +1

    እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሓልካ አቤቱ የፅንዕካ ክዉር ሓወይ❤❤❤

  • @aset739
    @aset739 8 місяців тому +2

    ብኡ ኣብልኻለ በል ልማዘረይ ሰላም በለለይ ሓዳኣልጋ ብመገድኻይኡዋ ኩቡር ጋዘጤኛ ካብናፍቆት ትልዓለይኡ ኣድናቅትኻ መዲ ጋልያያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 8 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 8 місяців тому +4

    ንሰመረ ሓወና ነዕብዮ ደቂ መዳም ቅመማት❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 7 місяців тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ማዓረይ❤❤❤ ኣምላክ ኣቤቱ የፅንዕካ ❤❤❤❤

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 8 місяців тому +1

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ ክቡር ሓወይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኻ ክንርኢ ሰብ ተስፋ ኢና🙏❤❤❤

  • @ContentAnglerfish-ed8vv
    @ContentAnglerfish-ed8vv 8 місяців тому +1

    ፀጉኡይ ብዛሓልካ አምላክ ዘሓወይ

  • @meleymeley9137
    @meleymeley9137 8 місяців тому +2

    ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና የሃብካ

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

  • @reetagebrehiwet8221
    @reetagebrehiwet8221 7 місяців тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 8 місяців тому +1

    ቅመትን ሸመትን ተመኒካ አይግነይ❤❤ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GfdrGjk8
    @GfdrGjk8 8 місяців тому +1

    Kumetn shimetn temenka ayrkebn❤❤❤

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 8 місяців тому +2

    ኹሉ ናይ ኣምላኽና ውህብቶ እዩ ሰብ ግን ብዙሕ እዩ ዝዛረብ ግን ጽቡቅ ኣይኮነን ኣተሓሳስባ ነስተካክል ንሓውኹም ጨርቃም ኢልኩም ኣይትጽረፉ ኢዩ ዝብለና ቅዱስ ቃሉ!!

  • @ሰሉዩቱብ
    @ሰሉዩቱብ 8 місяців тому +2

    እሰይይ ጎቦዚ ❤❤ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ፍፃሜኻ ያመልኳዖ

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ🎉🎉❤❤

  • @letayknfu946
    @letayknfu946 8 місяців тому +2

    ዋዉዉዉዉዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ማዓራይ❤❤❤❤💖👑👑👑👑🎉🎉🎉🎉👌👌👌

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉

    • @letayknfu946
      @letayknfu946 8 місяців тому

      @@Brktitube አሺኑይ ወለላይ እሰኪ አዉኑ ግበረለይ ናተይ አሹ 🙏🙏🙏👍👍👍🎉🎉🎉🎉👑👑👑👑💖💖💖

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      @@letayknfu946 እሺኒ ዛናተይ ኣብ ኩሙት ኣቀምጥለይ ፂባሕ ክምልሰልክ እየ💕💕💞

  • @SdGg-pm9io
    @SdGg-pm9io 7 місяців тому

    ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤

  • @TsgabTsgab-m7x
    @TsgabTsgab-m7x 8 місяців тому +1

    ቁመትን ሽመትን ተመኒካ ኣይርከብን
    ❤❤

  • @evacell668
    @evacell668 7 місяців тому

    አምላክ ዝሃበካ ፀጋ ተመስገን ምባል እዩ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 8 місяців тому +1

    ኣየ ሰብ ፀረ ሰብ እግዚኣብሀር ጥዕና ይሃብካ

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj 8 місяців тому +1

    Admen Tanana yhabka fetari ❤❤

  • @Lily-zo6jd
    @Lily-zo6jd 7 місяців тому

    ፀግኡ የብዘሓልካ ወድነይ ለባም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @waskan8288
    @waskan8288 8 місяців тому +8

    ናጋብር ጎይታይከባ ምስ ሰበይቱ ትዓሪቁዶ

  • @selam801
    @selam801 8 місяців тому +3

    ብሓቂ ለባም ኢኻ ዝሓወይ አምላክ ዝሃበኻ ኹሉ ተመሰገን ኢልኻ ምቅባል እዩ ናይ ሰብ ነገር አይትገደሰ❤
    ኧረ ዙጋዜጠኛ ፍትየዮ ክሞት ኢለ😊😅

    • @Brktitube
      @Brktitube 8 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉❤❤

  • @jdygsr871
    @jdygsr871 3 місяці тому

    ፈፃሚ ይግበር ሓወይ ማዓረይ ናይ

  • @GsHd-e4r
    @GsHd-e4r 8 місяців тому +1

    ካሊእ ኣሎ ዩ ዝወዳደሮ ኣብ ዓድና ❤❤❤❤

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 8 місяців тому +1

    ይኑክ ሸዉ ብጣዕሚ የአ ድፈትየካ ብሓቂ❤❤❤

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 8 місяців тому +1

    Show wubb kfetweka❤❤

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 8 місяців тому +1

    welcome

  • @ermiastareke-sl5dc
    @ermiastareke-sl5dc 8 місяців тому +4

    ፅቡቅ ናይ ፈጣሪ ህያብ እዩ ኣብ ትግራይ ናይ መጀመርያ ነዊሕ ኣይኮነን ትግራዋይ ኣቦና መሓመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ብኣፄ ሃ/ሴ ብወጣቱ ናይ ፈለማ ከወዳደር ከሎ ቁሞቱ 2.25 እዩ ኔሩ እዚ ቆልዓ ውን ካብቲ ዘለዎ ቁመት ወሲኩ ተወዳዳሪ ክከውን ተስፋ ንገብር ።

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 8 місяців тому +1

    ቁሞትይ ሽመትይ ተመኒካ ኣይግነይ ይብሉ ወለድናስ ❤ ለባመ ቆልዓ መንፈሳዊ ካዓ ቀጽለሉ❤❤🎉

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 7 місяців тому

    ውህብቶ እግዚአብሔር እዩ ❤

  • @jejrjjrjfjf2376
    @jejrjjrjfjf2376 8 місяців тому +1

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @mulugetaZewde-sf4gz
    @mulugetaZewde-sf4gz 8 місяців тому

    ፈጨጭ ቀል ናይምንታ ምሕፋር ኢዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ትጂጋልቀሺ
    @ትጂጋልቀሺ 8 місяців тому +1

    ሳሚዋይ እንካዓ ዳሓና መፃካ❤❤

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤ቁመትን ሽመትን ተማህሊልካ አይተረክቦን

  • @سبحانالله-ط4ت7م
    @سبحانالله-ط4ت7م 7 місяців тому

    🙏❤🙏❤🙏❤

  • @KalabFruy
    @KalabFruy 2 місяці тому

    Ketema eto, mhgaz dehar terkbelu eka ms femeska, pic post, videotat srah alem tfeltekas bua❤

  • @FiyoriGebermaryam
    @FiyoriGebermaryam 8 місяців тому +1

    Marey ❤️

  • @HDHx-fx123vn
    @HDHx-fx123vn 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Daniman-no2kl
    @Daniman-no2kl 8 місяців тому +1

    spectacular

  • @AaAam-s3l
    @AaAam-s3l 8 місяців тому +1

    🙏❤️❤️❤️❤️🎉🎉

  • @lmen-hm8tr
    @lmen-hm8tr 8 місяців тому +1

    ❤🎉🎉🎉

  • @ራየታይሃረር
    @ራየታይሃረር 7 місяців тому

    ኣይዘኻ በርትዕ💚

  • @sameraagemal
    @sameraagemal 8 місяців тому +1

    Ay neguse wa ayzeka ❤

  • @ዓዊ
    @ዓዊ 8 місяців тому +1

    ማኣረይ❤❤❤❤❤

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 3 місяці тому

    💯💯💯💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mylove1520
    @mylove1520 8 місяців тому +1

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ابوحسن-ش7ض
    @ابوحسن-ش7ض 8 місяців тому +1

    👍👍👍👍👍👍👍💊💊💊💊💊💊

  • @Brktitube
    @Brktitube 8 місяців тому +1

    ❤❤🎉

  • @SaraSara-fy4hq
    @SaraSara-fy4hq 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 8 місяців тому +1

    ኣብ ቤቱ የጽንዕካ ሓውኒ❤❤❤

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
    @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 8 місяців тому +2

    ኣነ ኣብ ብርኪ እጉሩ ዶ ኪበጽሕ ክኾን ምናልባት 😂😂😂😂

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
    @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም 8 місяців тому +1

    ሓወይ ❤️

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 8 місяців тому +2

    _ኣቲ ሰመረ ሓወይ እንተይ እኮ ትብለኮ ካብ ቤተክርስትያን እንተይ ረክብካ እንተይ ማለት እዩ ቤተክርስቲያን እኮ መፍጠሪ ዓለማና እያ ንክለትና ኣግልግሎት እዩ ክቡራት ኣሕዋተይ_

  • @الال-ظ5م7د
    @الال-ظ5م7د 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @raqq577
    @raqq577 8 місяців тому +1

    ቲዐደልክ❤🎉🎉🎉

  • @MeriTubeመሪቲዩብ
    @MeriTubeመሪቲዩብ 7 місяців тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tyrrttfffycws4Fcghccsfjbv
    @Tyrrttfffycws4Fcghccsfjbv 8 місяців тому +1

    🥰❤👏

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 8 місяців тому +1

    ክንደይ ኮይኑ ቁመቱ ዘይነገርካና ደኣ?

  • @EyruHaduch
    @EyruHaduch 8 місяців тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 8 місяців тому +1

    ❤❤❤😂ማሻአላህ🎉

  • @ابوحسن-ش7ض
    @ابوحسن-ش7ض 8 місяців тому +1

    👍👍👍💊💊💊💊💊❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና

    አታ ናአየለ አዋዳድርኒ ብእነት አነለ ነዋሕ እየ 😁

  • @teleronmobile
    @teleronmobile 8 місяців тому +1

    💊💊💊💊❤🙏

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 5 місяців тому +1

    ኣብ ትግራይኮ ካብ ኢትዮጲያ ድዩ ካብ ትግራይ ዝነወሕ ቀደም ሻንቆ ነበለት ዝበሃል ኣሎ እዩ እዚ ሓዉና ኸኣ ካብ ሻንቆ ነበለት ዝነወሐ ድዩኾይኑስ ስለ ሻንቆ ነበለት ትፈልጥዎ ነርየለን እስኪ ኣብርሁልና

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 8 місяців тому +1

    😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🙏🏼🙏🏼❤

  • @MiliLove-y4x
    @MiliLove-y4x 8 місяців тому

    ❤❤❤

  • @wezamberhe5051
    @wezamberhe5051 7 місяців тому

    የኔ ማር 10ይ ታዓጭደ ያዓጭዶም ዓጭደሙና ኮ በየ ስደት ናዝሓሙና አጀኻ ፈጣሪ ከም ፉቃዱ እዩ❤

  • @Mery-u3u
    @Mery-u3u 13 днів тому

    ናይማሕበረስብና ዘሎ ነገረ ኩሉ ወዮ እዮ ኮ ተሓዘፀርካ ቆማጥ ተነወሐ ሃሳስ ኣይ😂 ብዝከነ