Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጋዜጠኛ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕለኺ ተጋሩ ጥበበኛታት ከምዚ ምቕራብኺ ፅቡቕ ቐፅልሉ ኢየሩሳሌም ድማ ናይ በሓቂ ትግራይቲ ኣጆኺ።
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ😊
ከማኺ ይብዙሑ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ስነ ጥብብ ትግራይ ኣብ ዓዶምን ባህሎምን ኣድሂቦም ፀቂጦም ክሰርሑ ትግብሮምዘላ ምትብባዕ ከየድነቅክዋ ኣይሓልፍን ❤ይሞቺኹም ድማ ደቂ ትግራይ ❤💛
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክብርን ናፅነትን ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😘ርሑስ ብዓል ቅንያት ኣሸንዳ ንኩላኽን ኣዋልድ ትግራይና😘💖😘
ለባምን ፈታዊት ህዝባን መኽበሪት መንነታን ባህላን ቋንቋኣን !! ቀፅልሉ ብዙሕ ክትሰርሒ ንፅበ !!👌👏❤❤❤
ኣለም ሓፍተይ ከያኒ ተጋ.ዘመን አለምሰገድ አቅርብልና መዓረይ ብሓንቀዉታ ንፅበ ብዝኳነ ቀፅልሉ ሓፈተይ
ከመ ዝመሰለኒ አድሱ እያ ዘላ😮
@@edon7537ደምረን😊
ይበል ኣከዳድና ባህሊ ትግራይ❤❤❤❤❤
አቤት ደስ ክትብላ ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኽን ።እቲ ብቕዓትክን ዘኹርዕ እዩ።እንካዕ ናትና ገንዘብና ኾንክን።ዋዕሮታት ቆናጁ ደቂ ትግራይ አብዚ መድረኽ ኮፍ ኢልክን እቲ ብቕዓትክን ክንሪኢ ከለና እቲ ድስምዓና ኹርዓት ፉሉይ እዩ።እንካዕ ካብዚ ጅግና ለባም ህዝቢ ተፈጠርና ክንጠፍእ ዘይኮናስ ክንነብር ኢና ገና።ምንባርና ድማ ነርእዮም ከምዚ ናታትክን ጅግንነት ስራሕ ክነርእዮም ከለና ጥራሕ እዩ።ከምቲ ዝገበሩና አይንገብሮምን ።ነቲ ርእስና ከጥፍእዎ ስለ ዘይከአሉ በቲ ርእስና ጌርና ኢና ንወቕዖም ።I am proud my hero People. ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹💋💋
ዋው ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል እየሩስ ንፍዕቲ ድምፃዊት ጋዜጠኛ እውን ከምኡ ዮሴፍ ይሕደጎ(ጆሲ) ድማ ኣብ ስነ ጥበብ ዓብዪ ኣበርክቶ ዘበርክት ዘሎ እዩ ብስራሓቱ ኣድናቅኢኡ እየ ብዙሓት ከየንቲ ድማ ከምስግንዎ ይሰምዕ ብ ኣካል ግን ኣይፈልጦን እሞ ኣብዛ መደብኪ ተተቕርብልና ደስ ምበለኒ
ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎበዝ እተቅርብዮም ነገራት ብጣዕሚ መሃርትን ተፈተውትን እዮም ቀፅልሉ ድምፃዊት እየሩ ብጣዕሚ ትሕተኛን ውርዝይትን ኢኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራየይ ማዓረይእንቋዕ ሰላም መጻእኪ ኣልሞ ሽኮሪና🎉ሩሑስ ቅንያት አሸንዳ ይግበረልክን ሙዑሩጓት ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ❤🎉
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ልኤደን ገብረስላሴ እያ ትመስል ድምፃ ናበልኹ ፀኒሐስ ንዕኣ ኣዲንቃ ንሳውን ደስ ክትብል ብሓቂ❤❤❤❤❤
ብሓቂ አነስ ምሳክን ቁስለ ሳሓቅ😂😂😂😂😂😂😂አረ ይምችክን ሙቁራተይ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አሕሊፍና ቀፅልሉ እየሩ ሸኮር ኩሉ ነገርኪ ተፈታዊት ሓፍትና ኢኪ ጋዜጠኛ አለም ምድላዋትኪ ደስ የብል ንፍዕቲ ቀፅልሉ
ጄሪዬ ፅብቕቲ ትሕትናአ ልቦና ምስ ጡዑም ድምፂ ዝተዓደለት ብጣዕሚ ፉቱውውውው❤❤❤
አጆኺ ጀርየ ሐቅኺ ለታይ ሐፍተይ እንዃን ንዐኺ ንኹላትና እያ ጎዲላትና ፈታዊት ስብ እዝግእብሄር መንግስተሰማይ የዋርሳ ንዐኺ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዘጠዕሰኪ ነገር የለን ዝግበአኪ ጌርኪ ኢኺ
ኣቀራርባኪ ብጣዕሚ ወረጃ ኢኪ እየሩስ ልክዕ ከም ድምፅኪ። ንስኪ ትሕሺ ካብ ኣልሞ ቱብ። ኣብ ስደት ተወሊድኪ ዓቢኪ ግን ልክዕ ንትግራይ መሲልኪ ቀሪብኪ ቀፅልሉ።
እንኳዕ ድሐን መፃእኪ ጄሪ ሽኮር። ብጣዕሚ ጎበዝ ከያኒት ድምፃዊት እኪ keep it up🎉.
ኣቤት ኣከዳድና ምስ ግርማ❤❤
ጄሪየ መዓረይ ሽኮሪናታት ዘመን ሓወይ ካ ይበል አቦ ጥበብ
እቲ ብጣዕሚ ዝገርም ቅድሚ ሕጂ አብ ቲቪ ክትደርፍ ክርአ ከለኩ ብተፈጥሮአ ውዕቲ ይመስለኒ ነይሩ ሕጂ ክርአ ከሐኹ ወረጃ ወረጃ ወረጃ
ቀፅልሉ ዝመደብ ደሰሰሰ ይብል ❤❤❤
ጄሪ ብልፅቲ ፅብቕቲ ድምፃዊት ጥራይ ዘይኮንክስ ለባም ምልእቲ ልሳን እውን ኢኺ! ንህዝብኺን ንሞያኺን ዘለኪ ኽብሪ የቕንእ! ክቡር እዩ ንኸባቢኡ ዘኽብር እሞ ክብሪ ይግባኣኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ ካባኺ🙏
ኩሉ ድስ ብሃሊ ሕቶታት ግን ምምሕያሽ ተዝግበሮ ማለት ክሽዉደካ ዝኽእል ዝኾነ ዘሰሓሕት ሓሳብ ዘለዎ ተዝኸዉን ይብል Thanks 4 all alemo keep it
ጀሪ ጥዕምት ድምፂ ደቅ ትግራየረ ሽኮርናታት❤❤🎉🎉
ጥዕምቲ ፍጥረት ኢኺ ኢየሩ
WOW ካብ ትፅቢተይ ወፃኢ ወረጃ ብልፅቲ ለባም ፈታዊት ህዝባ ዓዳ እንድብቲ ጀሪየ ብልፅቲ❤🙏
ኣለመይ ጀግና እኺ ክምዚ ጥበበኛታት ደቂ ኣንእስትዮ ትግራይና ናማፃኽ ኣላልይና👌👸💝💝💝
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ እሞ ቀፅልሉ።
ኣነ ዶ ይክሰስ (ኣይትበለኒ ሓፋተይ !!! )ቀዳማይ ልፈትወላ ደርፉ ( ቅያ ተጋደልቲ ) ምስ ኣውፀእቶ ምሸቱ እየ ፅሒፍዩ ።ፅንዓት ይሃብ እየሩሳሌም ዓምደ ንወላዲት ገነት መንግስተ ሰማያት የዋርሰን !ሳላኹም ሂወት ከፊልካ ሂወት ዝሃብካኒሓወኒ ክብሪ ንዓካ ሐወኒ ክብሪ ንዓካ ሓወኒ ሞገስ ንዓካ እናነደድኪ ብርሃን ዝኮንክኒ ሓፍተኒ ክብሪ ንዓኪ ሓፋተኒ ሞገስ ንዓኪኩነታት ወዝቢ ምስተፈጠረ ረመፅ ሓዊ ምስተጓሃሃረነጠባብሮ ፅንተት ምስ ኮነ ሳላ ውፉያት እዋይ ኣነ ድሒነቀትሪ ብርሃን ተቀይሩ ብጠቃር ለይቲ ክተት ምስኮነ እምቢ ንመግዛዕቲ ብገፋሓ መሬት ክትኮን መፃብቦኣይ ብሳላኩም እንድ ዩ እው ጎልጎል ዝኮነ ተሪር ጎቦ ኣታ ዛሓለፍክምዎ ኣየ እወ ዝሓለፍክምዎ ኣታ ዘሓለፍናዩ ኣየ እወ ዘሓለፍናዮ መግለፂ ኣልቦ እንድዩ እወ ቃል ዘይርከቦ ቀትሪ ብርሃን ተቀይሩ ብጠቃር ለይቲ ክተት ምስኮነ እምቢ ንመግዛዕቲ ብገፋሓ መሬት ክትኮን መፃብቦኣይ ብሳላኩም እንድዩ እው ጎልጎል ዝኮነ ተሪር ጎቦ ክኣላይ ኩሉ ዘይከኣል ከሎ ገላሂ ፀላም ሓወይ ኣርህው ተብሎ ከኣሊት ኩሉ ዘይከኣል ከሎገላሂት ሰላም ሓፋተይ ኣንበሲት ዋዕሮሳላ ዓይንኪ ሳላ ብርክኪ ጓይላ ሓርነት ተክለ ክዝምረልኪሳላ ዓይንካ ሳላ ብርክካ ጓይላ ሓርነት ተክለ ክዝምረልካዓድን ዓውድን ከለ ዶብጉምብሕ ጉምብሕ ኣታ ንከ ዶ እክሊ ሕራነ ዝበቆሎ ባይታ ኣለና ዋጋ ተከፈሎሳላካ ሓወይ ሓወኒ ብሳላካ መስደመም ዛንታ ተቀይሩ ሓወኒሳላካ ሓወይ ሓወኒብሳላካ ዓወት እወ ውፁዕ ተበሲሩሳላኪ ሓፋተይ ሓፋተኒብሳላኪ ባና ተስፋ ተወሊኡሳላኪ ሓፋተይ ሓፋተኒብሳላኪ ጮራ ሓርነት ወገግ ኢሉ ሓፋተኒግጥሚ ብዮሴፋ ይሕደጎ ብድምፃዊት እየሩሳሌም ዓምደ
እዮርሳሌም ብጣዕሚ ጎበዝ ደራፊት እያ ዝገርም ብቅዓት ኣለዋ የቅንየልና ኣልሞ ሾው ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሒ ኣለኺ የቅንየልና🙏💛❤💛❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉
እዮሪ ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ ብኩሉ ነገርኪ። ካብ ኩሉ ገጠምቲ ዘየምቲ ሰሞም እና ጠቀሰኪ ምዝክርኪ ባዓል ዘመን, ምሰጌ ....ክብሪ ይግብአኪ።
She’s so lovely……much respect for you both
ማርያምን ዛ ንክልቴና ትብል ልዕሊ 30ጊዜ ዝኮን ሰሚዐያ ይከዉን የሩሰይ ኩሉ ነገርኪ እየ ዘድንቆ ኩሉ ካብ ኣከዳድናኪ ጀሚሩ ኣማይጋድ ኣፀልል ኢኪ ተብልኒ ቀፅልዮ ዛንበይተይ🎉🎉❤❤❤
ብጣዕማ በሳል ለባም ፈርሃ እግዚአብሔር ዘለኪ 🎉🎉🎉❤❤❤ ጄሪየ ሽኮር
ሳብስክራይብ አባ በልለይ😊
ኣለም ሰላም ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ዪ ዞም ንፈትዮምን ነድንቆምን ኣርቲስትታት ተቅርብልና ስለ ዘለኪ ቀፅልልሉ ማዓረይ ኢዮርሳሌመይ ምዕርግቲ❤😍😍
ጥዑማት አዴታት ትግራይ ክብሪ ንዓክን ሰላም ንትግራይና ደቂ ዓደይ😢❤🎉
ጄሪየይ ሽኮር ኣልሚየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣልሞ ዘለኪ ጋዜጤኛ ግን ኣጠያየክኪብቅዓትኪ ትገርሚ ኢኪ።በቃ።እትጥይቅዮምጥያቄታታ ናተይ ጥያቄታት እዮም ዝመስሉኒ።😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏💪💪💪👍👍👍👍💪💪😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏
tyake aybahaln.....hto eyu zbahal....htotatat eyu xzbhal
አንካዕ ደሓን መፃክን ፅብቃት
ብጣዕሚ ደሰዝብል መደብዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ክብል ትሕትናኣ ሽኾረይ❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ዋዕሮ ❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃእክን ደቂ ትግራይ ሸኮራት ብሩክሰንበት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕድመን ጢዕናን ይሃብክን ሙቁራት ኣሕዋተይ❤❤❤
ዋው ኣንደበታ ክጥዕም ጅብዕቲ❤ጋዜጠኛ ንፍዕቲ ደስ ክትብሊ🥰🌹
She is so special. It is my first time to see her. So sweet, very natural and beautiful ❤️❤️❤️
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ጀሪ ኣዝየ ካብ ዘድንቀን ኣርቲስ እያ።ቡዙሕ ስራራሕ እውን ንፅበያ ዕንቂ ኣርትስ ትግራወቲ እያ።ሙሉእ ጥዕና ዕድመን ንመላእ ስደራቤትኪ።😍😍😍😍#😍😍😍#👍👍👍👍👍🙏🙏🙏👍👍👍👍🙏🙏👍💪💪💪👍👍##(
ፅቡቅ ሰንበት ንሕልፍ አለና ብጣዕሚ የቀንየልና🎉🎉🎉 ክልተክን ፅቡቃትን እክን just ቀፅላሉ🎉🎉🎉
ደስ ክትብላ❤እየሩስ ግን ትግራወይቲ ኣይትመስለንን ኔራ ዛ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃእክን ደቂ ትግራይ ሽኮራት ብሩክ ሰንበት ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ❤❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ከያኒት💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️
እትገብርዮም መደባት ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እዩ ኣብ ቀፃል ከዓ ተኽእልክ ንህዋን ገብረወልድ ኣቕርብልና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤
እዮርሳ ንፍዕቲ ጥበባዊት ትግራይ❤
አለም አኮዳድናኪ ቀፅልዮ ❤❤❤ ደስ ባሃሊ
እየሩስ ድምፃ ክጥዕምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምም❤❤❤❤❤❤
ሸኮረናታት ዉቅባቲ ተጋሩ❤❤❤
Well done you are so beautiful❤❤❤
ዎዕሮታታታ ደቂ ትግራይ ብሩክ ሰንበት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Btaemi eye zfetwa abkereba eye felteya❤❤❤❤
Jerry you are on fire! ቀፃሊ ንሃለዋት ሓጎስ ከዓ ኣቕርብልና ኣለምሰላም ሽኮር❤
ምዕርጋተይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ♥️♥️🎉🎉 እየሩየይ ፍቅሪ ደስ ምባላ 😊😮♥️
እየሩሰይ ኣሉየይ ምቁራት የሕዋተይ ፅቡቅ መደብ❤💛ኣይትበለኒ ሓፍተይ ዝፈትዋ ደርፊ እየሩሰይ ምጭዉቲ❤
ጄሪ ሽኮር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካብዞም ኣብ ትግራይ ዝዓበዩ ...ኣብ ኣዲስ ዝዓበዪ ይበልፁ ትግርኝኛ❤❤❤❤ በርትዓልና❤❤ወይዘራዝር ትግራይ❤❤
Away kettsebeka ba meat aiken tegaru gerimuni !!! Akerareba ybel antay kwetseken kulu negerken shikorinatat ❤egzabher admen tanan yhabken ❤❤❤ from Eritrea 🇪🇷
A journalist should be like you. talented persons should get their place!keep up ,u doing amazing show.
መጀመርያ ብጣዕሚ ኢኽን ደስ ትብላ ቆናጁ ደቂ ትግራይ።ጋዚጣኛ ብጣዕሚ ኩሉ ትገብርዮ ስራሕትኺ ኩሉ ነዛ ትግራይና ትግራይናን ባህልና ኮታ ኹሉ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኺ።ኢዮሪ ድማ መኹሪዒት ዓዳ አዲስ አበባ ዝዓበይት ዘይትመስል ኩሉ ነገራ ንፍዕቲ ከሙኡውን ብጣዕሚ ዝገርም ድምጲ ምጭውቲ ደስ ብሃሊት እያ።ናይ እየሩ ደርፍታታ ኩሉ ብጣዕሚ ጵቡቕ እዩ።ብሕልፊ አብዚ ቀረባ ጊዘ አብ ebs መድረኽ ወጴአ ዝደረፈቶ ካብ ታሕጋስ ዝተላዕለ ብጣዕሚ እየ አልቂሰ።ናይ መድረኽ ክእለት ብዓርሳ ምትእምማን ፍሉይ እዩ።ትግራይ ተዓዲላ።እዛ ዝሓለፈት ሓያል ጊዜ መንነትና ብደንቢ አፍሊጣትና።ዝነበረና ስምዒት ንዴት ሓልዮት ብደንቢ ገንፊሉ ከም ዝወጵእ ጌራትና።ዋላ አምሓራይ ውይ ካልእ ይኹን ሽሙ ወይ ሽም አቡኡ ገብረማርያም ገብረጳድቕ ወዘተ ሽም እንተለዎ እዚ ካብ ናትና እዩ ይመስለኒ ኢልና መን ምኻኑ ነጳርየሉ ጊዘ ነይሩ።ናይ ትግራይ ገሊጵካ ዘይ ውዳእ እዩ።ትግራወይቲ ምኻነይ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዕ።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና።ክንነብር ኢና ገናክብርን ሞጎሰን ንሰማታእትና ምእንታና አካሎም ዝጎደሉልና።ዋዕሮታት ትግራይ ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኽንቆናጁ ኢኽን በርትዓ ክንነብር ኢና ገና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ እየሩሰይ❤
ጀሪየ ዝፍትወኪ❤🎉
ደምረን😊
ዝፈትዋ ድምጻዊት🥰🥰🥰🥰
Ewnet arif geze neber❤❤❤
ጄሪዬ አንቢኽኒ ለታይ ነብሳ ብአፀደ ገነት የንብራ ጄሪዬ አጆኪ ዘሀፍተይ ❤❤❤❤
ብጣዕሚ እና ኦንፈትወኪ❤❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉
Thanks Almo media for bringing Jeri..
ሉቢእ ጅዘየከ አመሀአረሰኪ
Eyerusalem Amde Shikor bitaemi nifty keyanit dimsawit eki kesililu nifetweki ena 🙏👌👍💪🌹
ቅድሜኪ ክንደይ ደሪፎም ታይሞ ትርፊ ኣሎዎ ሓላፊ ምኴኑ ምስተረድኦም ተመሊሶም ንስኪ እውን ኣብ ቀረባ ድርፍ ርሕርሕ ኣብልክዮ ክርእይ ተስፋ ንገብር😢😢😢
🙏🫶🏻❤️🫶🏻🙏 ኩልኹም ኣዳለውቲ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ነይሩ ኣርቲሰት ጀሪ ጋለዲኣ ጽቡቅ ዕድል ካባኺ ብዙሕ ኢና ንጽበይ ኣብ ኣሰመራ ባሕቲ መሰከረም እንርእኪ መዓልቲ ርሑቅ ኣይኮነን🫶🏻ኣዳለውቲ መደብ ግን ካብቲ ናይቶም ስእሊ ድዮ video clip ምሰቲ እተልዕልዎ ዘለኹም ኣርእሰቲ እንተትገብርሉ ነቲ show መመቀሮ ነይሩ ሕሰቡላ ካብናይ ኣዳላዊት መደብ ጥራይ ዝረእይ ሰእሊ ናይቶም እተቅርብዎም እንተዝሕወሶ መመቀሮ ርእቶይ እዮ ብሉጽ ኣቀራርባ ክልተ ሓደ ሰሓቅቲ ዘመንክን ይባረኽ 🫶🏻🙏✨🌟🌟🌟🌟🌟✨🫶🏻👍
ደስባሊ ብጣዕሚ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሲሒቀን ኣስሒቀናኒ ደስ ብሃልቲ😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤❤
Almo, your stage is attractive ,and your approach with different styles and dresses I like it keep it up
ጋዜጠኛ አታሓትታኪ አከዳደናኪ አቀራእባኪ አዚኪ ብቅዕቲ ኢኪ ቀጽልሉ። ብድሕሪት ዘሎ ሰክሪን ግን ይርብሸካ ብዝተካእለ ደደንገዩ እነተዝቀያይር ሓሪፍ ነሩ። ብዘተረፈ አዝዩ ጽቡቅ መደብ አለኪ። የሩስ ሸኮር ድማ ብጣዕሚ ኢና ነፈትየኪ
ኣማሓርኛ ግን ትሕውስ ኢያ።
ጄሪ ፀሓይ ገፃ❤❤❤
Negerenie my favorite song.
ጥዕምቲ ጋሻ ምስ ጥዕምቲ ጋዜጠኛ ክፈትዋ🥰🥰
Jerry❤ትሕትናኺ የቅነአካ እግዚአብሄር ይባርክኺ🙏
Shikoratey🎉🎉🎉🎉
ዋው ❤❤❤❤❤❤
ጄሪዬ ናይአዲአ ክትደርፍተላስ አንቢዓትኒ😢
ደምረን🎉
Tsriti tigraweyti tigrgnaa ktseri ❤❤❤❤
Like her music 🎶. Geri.good job 👍
ምቅርቲ ሓፍተይ ጀርየ ❤❤❤❤❤❤❤
Wey Gazetegna Ligerim Bikiat EyuI love you both Beautiful interview 🥰🥰❤❤❤❤
ኣሰይ ፅሩያት🎉❤🎉
ኣሰይ ደስ ክትብላ ፅርያት ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏♥️
Well done, am loving this channel
ጄሪተይ ውቅብቲይ ትግራወይቲይ❤❤❤❤❤
Mret almo❤ the best show. Keep it up Alem
ጋዜጠኛ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕለኺ ተጋሩ ጥበበኛታት ከምዚ ምቕራብኺ ፅቡቕ ቐፅልሉ ኢየሩሳሌም ድማ ናይ በሓቂ ትግራይቲ ኣጆኺ።
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ😊
ከማኺ ይብዙሑ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ስነ ጥብብ ትግራይ ኣብ ዓዶምን ባህሎምን ኣድሂቦም ፀቂጦም ክሰርሑ ትግብሮምዘላ ምትብባዕ ከየድነቅክዋ ኣይሓልፍን ❤ይሞቺኹም ድማ ደቂ ትግራይ ❤💛
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክብርን ናፅነትን ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😘
ርሑስ ብዓል ቅንያት ኣሸንዳ ንኩላኽን ኣዋልድ ትግራይና😘💖😘
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ😊
ለባምን ፈታዊት ህዝባን መኽበሪት መንነታን ባህላን ቋንቋኣን !! ቀፅልሉ ብዙሕ ክትሰርሒ ንፅበ !!👌👏❤❤❤
ኣለም ሓፍተይ ከያኒ ተጋ.ዘመን አለምሰገድ አቅርብልና መዓረይ ብሓንቀዉታ ንፅበ
ብዝኳነ ቀፅልሉ ሓፈተይ
ከመ ዝመሰለኒ አድሱ እያ ዘላ😮
@@edon7537ደምረን😊
ይበል ኣከዳድና ባህሊ ትግራይ❤❤❤❤❤
አቤት ደስ ክትብላ ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኽን ።
እቲ ብቕዓትክን ዘኹርዕ እዩ።እንካዕ ናትና ገንዘብና ኾንክን።
ዋዕሮታት ቆናጁ ደቂ ትግራይ አብዚ መድረኽ ኮፍ ኢልክን እቲ ብቕዓትክን ክንሪኢ ከለና እቲ ድስምዓና ኹርዓት ፉሉይ እዩ።
እንካዕ ካብዚ ጅግና ለባም ህዝቢ ተፈጠርና
ክንጠፍእ ዘይኮናስ ክንነብር ኢና ገና።ምንባርና ድማ ነርእዮም ከምዚ ናታትክን
ጅግንነት ስራሕ ክነርእዮም ከለና ጥራሕ እዩ።ከምቲ ዝገበሩና አይንገብሮምን ።ነቲ ርእስና ከጥፍእዎ ስለ ዘይከአሉ በቲ ርእስና ጌርና ኢና ንወቕዖም ።
I am proud my hero People. ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹💋💋
ዋው ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል እየሩስ ንፍዕቲ ድምፃዊት ጋዜጠኛ እውን ከምኡ
ዮሴፍ ይሕደጎ(ጆሲ) ድማ ኣብ ስነ ጥበብ ዓብዪ ኣበርክቶ ዘበርክት ዘሎ እዩ ብስራሓቱ ኣድናቅኢኡ እየ ብዙሓት ከየንቲ ድማ ከምስግንዎ ይሰምዕ ብ ኣካል ግን ኣይፈልጦን እሞ ኣብዛ መደብኪ ተተቕርብልና ደስ ምበለኒ
ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎበዝ እተቅርብዮም ነገራት ብጣዕሚ መሃርትን ተፈተውትን እዮም ቀፅልሉ ድምፃዊት እየሩ ብጣዕሚ ትሕተኛን ውርዝይትን ኢኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራየይ ማዓረይ
እንቋዕ ሰላም መጻእኪ ኣልሞ ሽኮሪና🎉
ሩሑስ ቅንያት አሸንዳ ይግበረልክን ሙዑሩጓት ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ❤🎉
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ልኤደን ገብረስላሴ እያ ትመስል ድምፃ ናበልኹ ፀኒሐስ ንዕኣ ኣዲንቃ ንሳውን ደስ ክትብል ብሓቂ❤❤❤❤❤
ብሓቂ አነስ ምሳክን ቁስለ ሳሓቅ😂😂😂😂😂😂😂አረ ይምችክን ሙቁራተይ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አሕሊፍና ቀፅልሉ እየሩ ሸኮር ኩሉ ነገርኪ ተፈታዊት ሓፍትና ኢኪ ጋዜጠኛ አለም ምድላዋትኪ ደስ የብል ንፍዕቲ ቀፅልሉ
ጄሪዬ ፅብቕቲ ትሕትናአ ልቦና ምስ ጡዑም ድምፂ ዝተዓደለት ብጣዕሚ ፉቱውውውው❤❤❤
አጆኺ ጀርየ ሐቅኺ ለታይ ሐፍተይ እንዃን ንዐኺ ንኹላትና እያ ጎዲላትና ፈታዊት ስብ እዝግእብሄር መንግስተሰማይ የዋርሳ ንዐኺ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዘጠዕሰኪ ነገር የለን ዝግበአኪ ጌርኪ ኢኺ
ኣቀራርባኪ ብጣዕሚ ወረጃ ኢኪ እየሩስ ልክዕ ከም ድምፅኪ። ንስኪ ትሕሺ ካብ ኣልሞ ቱብ። ኣብ ስደት ተወሊድኪ ዓቢኪ ግን ልክዕ ንትግራይ መሲልኪ ቀሪብኪ ቀፅልሉ።
እንኳዕ ድሐን መፃእኪ ጄሪ ሽኮር። ብጣዕሚ ጎበዝ ከያኒት ድምፃዊት እኪ keep it up🎉.
ኣቤት ኣከዳድና ምስ ግርማ❤❤
ጄሪየ መዓረይ ሽኮሪናታት ዘመን ሓወይ ካ ይበል አቦ ጥበብ
እቲ ብጣዕሚ ዝገርም ቅድሚ ሕጂ አብ ቲቪ ክትደርፍ ክርአ ከለኩ ብተፈጥሮአ ውዕቲ ይመስለኒ ነይሩ ሕጂ ክርአ ከሐኹ ወረጃ ወረጃ ወረጃ
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ቀፅልሉ ዝመደብ ደሰሰሰ ይብል ❤❤❤
ጄሪ ብልፅቲ ፅብቕቲ ድምፃዊት ጥራይ ዘይኮንክስ ለባም ምልእቲ ልሳን እውን ኢኺ! ንህዝብኺን ንሞያኺን ዘለኪ ኽብሪ የቕንእ! ክቡር እዩ ንኸባቢኡ ዘኽብር እሞ ክብሪ ይግባኣኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ ካባኺ🙏
ኩሉ ድስ ብሃሊ ሕቶታት ግን ምምሕያሽ ተዝግበሮ ማለት ክሽዉደካ ዝኽእል ዝኾነ ዘሰሓሕት ሓሳብ ዘለዎ ተዝኸዉን ይብል Thanks 4 all alemo keep it
ጀሪ ጥዕምት ድምፂ ደቅ ትግራየረ ሽኮርናታት❤❤🎉🎉
ጥዕምቲ ፍጥረት ኢኺ ኢየሩ
WOW ካብ ትፅቢተይ ወፃኢ ወረጃ ብልፅቲ ለባም ፈታዊት ህዝባ ዓዳ እንድብቲ ጀሪየ ብልፅቲ❤🙏
ኣለመይ ጀግና እኺ ክምዚ ጥበበኛታት ደቂ ኣንእስትዮ ትግራይና ናማፃኽ ኣላልይና👌👸💝💝💝
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ እሞ ቀፅልሉ።
ኣነ ዶ ይክሰስ (ኣይትበለኒ ሓፋተይ !!! )
ቀዳማይ ልፈትወላ ደርፉ ( ቅያ ተጋደልቲ ) ምስ ኣውፀእቶ ምሸቱ እየ ፅሒፍዩ ።
ፅንዓት ይሃብ እየሩሳሌም ዓምደ ንወላዲት ገነት መንግስተ ሰማያት የዋርሰን !
ሳላኹም
ሂወት ከፊልካ ሂወት ዝሃብካኒ
ሓወኒ ክብሪ ንዓካ
ሐወኒ ክብሪ ንዓካ
ሓወኒ ሞገስ ንዓካ
እናነደድኪ ብርሃን ዝኮንክኒ
ሓፍተኒ ክብሪ ንዓኪ
ሓፋተኒ ሞገስ ንዓኪ
ኩነታት ወዝቢ ምስተፈጠረ
ረመፅ ሓዊ ምስተጓሃሃረ
ነጠባብሮ ፅንተት ምስ ኮነ
ሳላ ውፉያት እዋይ ኣነ ድሒነ
ቀትሪ ብርሃን ተቀይሩ ብጠቃር ለይቲ
ክተት ምስኮነ እምቢ ንመግዛዕቲ
ብገፋሓ መሬት ክትኮን መፃብቦ
ኣይ ብሳላኩም እንድ ዩ እው ጎልጎል ዝኮነ ተሪር ጎቦ
ኣታ ዛሓለፍክምዎ
ኣየ እወ ዝሓለፍክምዎ
ኣታ ዘሓለፍናዩ
ኣየ እወ ዘሓለፍናዮ
መግለፂ ኣልቦ እንድዩ እወ ቃል ዘይርከቦ
ቀትሪ ብርሃን ተቀይሩ ብጠቃር ለይቲ
ክተት ምስኮነ እምቢ ንመግዛዕቲ
ብገፋሓ መሬት ክትኮን መፃብቦ
ኣይ ብሳላኩም እንድዩ እው ጎልጎል ዝኮነ ተሪር ጎቦ
ክኣላይ ኩሉ ዘይከኣል ከሎ
ገላሂ ፀላም ሓወይ ኣርህው ተብሎ
ከኣሊት ኩሉ ዘይከኣል ከሎ
ገላሂት ሰላም ሓፋተይ ኣንበሲት ዋዕሮ
ሳላ ዓይንኪ ሳላ ብርክኪ
ጓይላ ሓርነት ተክለ ክዝምረልኪ
ሳላ ዓይንካ ሳላ ብርክካ
ጓይላ ሓርነት ተክለ ክዝምረልካ
ዓድን ዓውድን ከለ ዶ
ብጉምብሕ ጉምብሕ ኣታ ንከ ዶ
እክሊ ሕራነ ዝበቆሎ
ባይታ ኣለና ዋጋ ተከፈሎ
ሳላካ ሓወይ ሓወኒ
ብሳላካ መስደመም ዛንታ ተቀይሩ ሓወኒ
ሳላካ ሓወይ ሓወኒ
ብሳላካ ዓወት እወ ውፁዕ ተበሲሩ
ሳላኪ ሓፋተይ ሓፋተኒ
ብሳላኪ ባና ተስፋ ተወሊኡ
ሳላኪ ሓፋተይ ሓፋተኒ
ብሳላኪ ጮራ ሓርነት ወገግ ኢሉ ሓፋተኒ
ግጥሚ
ብዮሴፋ ይሕደጎ
ብድምፃዊት
እየሩሳሌም ዓምደ
እዮርሳሌም ብጣዕሚ ጎበዝ ደራፊት እያ ዝገርም ብቅዓት ኣለዋ የቅንየልና ኣልሞ ሾው ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሒ ኣለኺ የቅንየልና🙏💛❤💛❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉
እዮሪ ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ ብኩሉ ነገርኪ። ካብ ኩሉ ገጠምቲ ዘየምቲ ሰሞም እና ጠቀሰኪ ምዝክርኪ ባዓል ዘመን, ምሰጌ ....ክብሪ ይግብአኪ።
She’s so lovely……much respect for you both
ማርያምን ዛ ንክልቴና ትብል ልዕሊ 30ጊዜ ዝኮን ሰሚዐያ ይከዉን የሩሰይ ኩሉ ነገርኪ እየ ዘድንቆ ኩሉ ካብ ኣከዳድናኪ ጀሚሩ ኣማይጋድ ኣፀልል ኢኪ ተብልኒ ቀፅልዮ ዛንበይተይ🎉🎉❤❤❤
ብጣዕማ በሳል ለባም ፈርሃ እግዚአብሔር ዘለኪ 🎉🎉🎉❤❤❤ ጄሪየ ሽኮር
ሳብስክራይብ አባ በልለይ😊
ኣለም ሰላም ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ዪ ዞም ንፈትዮምን ነድንቆምን ኣርቲስትታት ተቅርብልና ስለ ዘለኪ ቀፅልልሉ ማዓረይ ኢዮርሳሌመይ ምዕርግቲ❤😍😍
ጥዑማት አዴታት ትግራይ ክብሪ ንዓክን ሰላም ንትግራይና ደቂ ዓደይ😢❤🎉
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ጄሪየይ ሽኮር ኣልሚየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣልሞ ዘለኪ ጋዜጤኛ ግን ኣጠያየክኪብቅዓትኪ ትገርሚ ኢኪ።በቃ።እትጥይቅዮምጥያቄታታ ናተይ ጥያቄታት እዮም ዝመስሉኒ።😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏💪💪💪👍👍👍👍💪💪😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏
tyake aybahaln.....hto eyu zbahal....htotatat eyu xzbhal
አንካዕ ደሓን መፃክን ፅብቃት
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ብጣዕሚ ደሰዝብል መደብዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ክብል ትሕትናኣ ሽኾረይ❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ዋዕሮ ❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃእክን ደቂ ትግራይ ሸኮራት ብሩክ
ሰንበት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕድመን ጢዕናን ይሃብክን ሙቁራት ኣሕዋተይ❤❤❤
ዋው ኣንደበታ ክጥዕም ጅብዕቲ❤ጋዜጠኛ ንፍዕቲ ደስ ክትብሊ🥰🌹
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
She is so special. It is my first time to see her. So sweet, very natural and beautiful ❤️❤️❤️
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ጀሪ ኣዝየ ካብ ዘድንቀን ኣርቲስ እያ።ቡዙሕ ስራራሕ እውን ንፅበያ ዕንቂ ኣርትስ ትግራወቲ እያ።ሙሉእ ጥዕና ዕድመን ንመላእ ስደራቤትኪ።😍😍😍😍#😍😍😍#👍👍👍👍👍🙏🙏🙏👍👍👍👍🙏🙏👍💪💪💪👍👍##(
ፅቡቅ ሰንበት ንሕልፍ አለና ብጣዕሚ የቀንየልና🎉🎉🎉 ክልተክን ፅቡቃትን እክን just ቀፅላሉ🎉🎉🎉
ደስ ክትብላ❤እየሩስ ግን ትግራወይቲ ኣይትመስለንን ኔራ ዛ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መፃእክን ደቂ ትግራይ ሽኮራት ብሩክ ሰንበት ❤❤❤❤
ሽኮሪናታት ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ❤❤❤
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ከያኒት💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️
እትገብርዮም መደባት ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እዩ ኣብ ቀፃል ከዓ ተኽእልክ ንህዋን ገብረወልድ ኣቕርብልና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤
እዮርሳ ንፍዕቲ ጥበባዊት ትግራይ❤
አለም አኮዳድናኪ ቀፅልዮ ❤❤❤ ደስ ባሃሊ
እየሩስ ድምፃ ክጥዕምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምም❤❤❤❤❤❤
ሸኮረናታት ዉቅባቲ ተጋሩ❤❤❤
Well done you are so beautiful❤❤❤
ዎዕሮታታታ ደቂ ትግራይ ብሩክ ሰንበት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Btaemi eye zfetwa abkereba eye felteya❤❤❤❤
Jerry you are on fire! ቀፃሊ ንሃለዋት ሓጎስ ከዓ ኣቕርብልና ኣለምሰላም ሽኮር❤
ምዕርጋተይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ♥️♥️🎉🎉 እየሩየይ ፍቅሪ ደስ ምባላ 😊😮♥️
እየሩሰይ ኣሉየይ ምቁራት የሕዋተይ ፅቡቅ መደብ❤💛
ኣይትበለኒ ሓፍተይ ዝፈትዋ ደርፊ እየሩሰይ ምጭዉቲ❤
ጄሪ ሽኮር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካብዞም ኣብ ትግራይ ዝዓበዩ ...ኣብ ኣዲስ ዝዓበዪ ይበልፁ ትግርኝኛ❤❤❤❤ በርትዓልና❤❤ወይዘራዝር ትግራይ❤❤
Away kettsebeka ba meat aiken tegaru gerimuni !!! Akerareba ybel antay kwetseken kulu negerken shikorinatat ❤egzabher admen tanan yhabken ❤❤❤ from Eritrea 🇪🇷
A journalist should be like you. talented persons should get their place!
keep up ,u doing amazing show.
መጀመርያ ብጣዕሚ ኢኽን ደስ ትብላ ቆናጁ ደቂ ትግራይ።ጋዚጣኛ ብጣዕሚ ኩሉ ትገብርዮ ስራሕትኺ ኩሉ ነዛ ትግራይና ትግራይናን ባህልና ኮታ ኹሉ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኺ።
ኢዮሪ ድማ መኹሪዒት ዓዳ አዲስ አበባ ዝዓበይት ዘይትመስል ኩሉ ነገራ ንፍዕቲ ከሙኡውን ብጣዕሚ ዝገርም ድምጲ ምጭውቲ ደስ ብሃሊት እያ።
ናይ እየሩ ደርፍታታ ኩሉ ብጣዕሚ ጵቡቕ እዩ።ብሕልፊ አብዚ ቀረባ ጊዘ አብ ebs
መድረኽ ወጴአ ዝደረፈቶ ካብ ታሕጋስ ዝተላዕለ ብጣዕሚ እየ አልቂሰ።ናይ መድረኽ ክእለት ብዓርሳ ምትእምማን ፍሉይ እዩ።
ትግራይ ተዓዲላ።እዛ ዝሓለፈት ሓያል ጊዜ መንነትና ብደንቢ አፍሊጣትና።ዝነበረና ስምዒት ንዴት ሓልዮት ብደንቢ ገንፊሉ ከም ዝወጵእ ጌራትና።ዋላ አምሓራይ ውይ ካልእ ይኹን ሽሙ ወይ ሽም አቡኡ ገብረማርያም ገብረጳድቕ ወዘተ ሽም እንተለዎ እዚ ካብ ናትና እዩ ይመስለኒ ኢልና መን ምኻኑ ነጳርየሉ ጊዘ ነይሩ።
ናይ ትግራይ ገሊጵካ ዘይ ውዳእ እዩ።ትግራወይቲ ምኻነይ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዕ።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና።ክንነብር ኢና ገና
ክብርን ሞጎሰን ንሰማታእትና ምእንታና አካሎም ዝጎደሉልና።
ዋዕሮታት ትግራይ ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኽን
ቆናጁ ኢኽን በርትዓ ክንነብር ኢና ገና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ እየሩሰይ❤
ጀሪየ ዝፍትወኪ❤🎉
ደምረን😊
ዝፈትዋ ድምጻዊት🥰🥰🥰🥰
Ewnet arif geze neber❤❤❤
ጄሪዬ አንቢኽኒ ለታይ ነብሳ ብአፀደ ገነት የንብራ ጄሪዬ አጆኪ ዘሀፍተይ ❤❤❤❤
ብጣዕሚ እና ኦንፈትወኪ❤❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉
Thanks Almo media for bringing Jeri..
ሉቢእ ጅዘየከ አመሀአረሰኪ
Eyerusalem Amde Shikor bitaemi nifty keyanit dimsawit eki kesililu nifetweki ena 🙏👌👍💪🌹
ቅድሜኪ ክንደይ ደሪፎም ታይሞ ትርፊ ኣሎዎ ሓላፊ ምኴኑ ምስተረድኦም ተመሊሶም ንስኪ እውን ኣብ ቀረባ ድርፍ ርሕርሕ ኣብልክዮ ክርእይ ተስፋ ንገብር😢😢😢
🙏🫶🏻❤️🫶🏻🙏 ኩልኹም ኣዳለውቲ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ነይሩ ኣርቲሰት ጀሪ ጋለዲኣ ጽቡቅ ዕድል ካባኺ ብዙሕ ኢና ንጽበይ ኣብ ኣሰመራ ባሕቲ መሰከረም እንርእኪ መዓልቲ ርሑቅ ኣይኮነን🫶🏻
ኣዳለውቲ መደብ ግን ካብቲ ናይቶም ስእሊ ድዮ video clip ምሰቲ እተልዕልዎ ዘለኹም ኣርእሰቲ እንተትገብርሉ ነቲ show መመቀሮ ነይሩ ሕሰቡላ ካብናይ ኣዳላዊት መደብ ጥራይ ዝረእይ ሰእሊ ናይቶም እተቅርብዎም እንተዝሕወሶ መመቀሮ ርእቶይ እዮ ብሉጽ ኣቀራርባ ክልተ ሓደ ሰሓቅቲ ዘመንክን ይባረኽ 🫶🏻🙏✨
🌟🌟🌟🌟🌟✨🫶🏻👍
ደስባሊ ብጣዕሚ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሲሒቀን ኣስሒቀናኒ ደስ ብሃልቲ😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤❤
Almo, your stage is attractive ,and your approach with different styles and dresses I like it keep it up
ጋዜጠኛ አታሓትታኪ አከዳደናኪ አቀራእባኪ አዚኪ ብቅዕቲ ኢኪ ቀጽልሉ። ብድሕሪት ዘሎ ሰክሪን ግን ይርብሸካ ብዝተካእለ ደደንገዩ እነተዝቀያይር ሓሪፍ ነሩ። ብዘተረፈ አዝዩ ጽቡቅ መደብ አለኪ። የሩስ ሸኮር ድማ ብጣዕሚ ኢና ነፈትየኪ
ኣማሓርኛ ግን ትሕውስ ኢያ።
ጄሪ ፀሓይ ገፃ❤❤❤
Negerenie my favorite song.
ጥዕምቲ ጋሻ ምስ ጥዕምቲ ጋዜጠኛ ክፈትዋ🥰🥰
Jerry❤ትሕትናኺ የቅነአካ እግዚአብሄር ይባርክኺ🙏
Shikoratey🎉🎉🎉🎉
ዋው ❤❤❤❤❤❤
ጄሪዬ ናይአዲአ ክትደርፍተላስ አንቢዓትኒ😢
ደምረን🎉
Tsriti tigraweyti tigrgnaa ktseri ❤❤❤❤
Like her music 🎶. Geri.good job 👍
ምቅርቲ ሓፍተይ ጀርየ ❤❤❤❤❤❤❤
Wey Gazetegna
Ligerim Bikiat Eyu
I love you both
Beautiful interview 🥰🥰❤❤❤❤
ኣሰይ ፅሩያት🎉❤🎉
ደምረን😊
ኣሰይ ደስ ክትብላ ፅርያት ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏♥️
Well done, am loving this channel
ጄሪተይ ውቅብቲይ ትግራወይቲይ❤❤❤❤❤
Mret almo❤ the best show. Keep it up Alem