ንፍቕርን ሓዳርን ትክክለኛ መርኣያ ሰብ ሓዳር ውሩያት ስነ ጥበባውያን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 жов 2024
  • 35 ዓመት ኣብ ልገርም ፍቕርን ሓዳርን ፡ ብኮንጎ ኣየ ፈለማ ረኺበያ ፡ ንፍቕሪ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊልና ኢና፡ ኣብ ብራንዳ ሓዲርና ኢና ውሩያት ስነጥበባውያን ተጋደልቲ ትማልን ሎምን፡፡ ብሓቂ ከትፈትውዎን ክትመሃርሎምን ኢኹም፡፡ ሰናይ ትምኒትኩም ግለፁሎም፡ ነዓና እውን #subscribe #like #share ብምግባር ኣበረታትዑና፡ ሰናይ ምክትታል

КОМЕНТАРІ • 623