Temesghen Yared - Tealele - ተመስገን ያሬድ - ተዓለለ - New Eritrean Wedding Music 2022 (Official Video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 486

  • @ማሩ
    @ማሩ 2 роки тому +56

    Temi jigna
    ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።

    • @weditesfie5679
      @weditesfie5679 2 роки тому +4

      Amen(3)

    • @genetmeles4766
      @genetmeles4766 2 роки тому +1

      Amen amen amen 🙏 marey kindey ytiem mirqa da ayu nay zen brukat adetatma koynu ysmaka kolay naki Sesenayu zebele tadeli zhaftey🙏🙏🙏

    • @zebibpaulos644
      @zebibpaulos644 2 роки тому +2

      Amen Amen Hani haftey, nay behaqi teum mereqa, neaki kea sesenayu mearey

    • @ማሩ
      @ማሩ 2 роки тому

      @@genetmeles4766 oww thank you marey

    • @alemgezakray5441
      @alemgezakray5441 2 роки тому

      Amen Amen Amen haftey natey

  • @mehariaman6660
    @mehariaman6660 2 роки тому +20

    እንዳ ቐሺ መለስ ዘ-ቢሄረ ደቀምሓረ ❤

  • @Rahel248
    @Rahel248 2 роки тому +18

    አዞም መራዓውቲ ከጽቡቁ ጋማኩም ይባረክ 🌹🌹🌹

  • @momona369
    @momona369 2 роки тому +50

    ወዲ ያረድ ኣብ መርዓይ ክትውዕል
    ዘለኒ ሃረርተ ወሰን የብሉን ።ጅግና ኣቦ ሓቂ

    • @ismacilmaxamud3300
      @ismacilmaxamud3300 9 місяців тому +1

      Hada lbka yesmrelka bratherey

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 7 місяців тому +2

      ትምኒትካ የስምረልካ
      ሉዑል ፈጣሪ🙏🙏🙏💐💐💐

  • @starking7144
    @starking7144 2 роки тому +42

    ኣብዚ ነሀልካ ጓይላ መርዓይ ዳኣ ንቅያ ናባኻ ያ ወዲ ያሬድ ድምጺ ካናሪ ኣሸይፍካኒ ተባዓታይ ኢለካ ኣለኹ ኣቤት ኣቤት ሰይ ሰይ ዚዝ ዚዝ ።

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 7 місяців тому

      ተባዕታይ ኢለካ ኣለኹ
      ማለትካ ደኣ እንታይ እዩ
      እምበርከ ተባዕታይ ምዃኑ ዶ
      ትጠራጠር ኔርካ ኢኻ።
      ወይለከ ጉዳም ዘረባ😡😡😡

  • @ኤርትራዊየ-ቈ9በ
    @ኤርትራዊየ-ቈ9በ 2 роки тому +30

    ባባ ስራሕ ግደፎ ታይ ክትበልዕ ጥብሲ ድያ ዝበለትካ ጓልካ ወዲ ያሬድ

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 2 роки тому +24

    ተመርዖ ተመርዖ ተብል መርዓ
    ነብሰይ ይኣክል ንሲንግል ኡማዕ😄

    • @rigatkfle147
      @rigatkfle147 2 роки тому

      Kkkkkkkk

    • @zebibweldemichael1434
      @zebibweldemichael1434 2 роки тому +1

      kkkkk emo haye enihetlka

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 7 місяців тому +1

      😂😂😂😂😂
      ሃየ ሃየ ሃየ
      እምበር
      ግዜ ከሎካ ግዜ ኣይትጸበ
      ወዲ ኣቦታቱ።❤❤❤❤❤❤❤

    • @Jossi_Mashi.
      @Jossi_Mashi. 7 місяців тому

      @@letigebrekristos3282 ኦኬ ትሕዝቲ ዲኺ😁😋

  • @ruwuyet
    @ruwuyet 8 місяців тому +5

    ትግራይ መፂካ ኣብ መርዓይ ንክትውዕል ዘለኒ ሃረርታ ወሰን የቡሉን ❤

    • @berhanamichael5519
      @berhanamichael5519 3 місяці тому

      Why not kimexie ykil eyu admyo tray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 місяці тому

      ከም ትምኒትኪ ይሃብኪ❤❤❤❤❤

  • @abrahammengstab9671
    @abrahammengstab9671 Місяць тому

    Teme ይበል ቅላጸ ይበል ሙዚቃ ኩሉ እንታይ ክወጾ
    መተዓቢቲ ❤❤❤❤❤

  • @MD2d431
    @MD2d431 2 роки тому +27

    ተሜ ክንዲ ሽሕ ከም ኩሉ ስራሕካ ብሉጽ ዜማ ምስ ጽቡቕ መርዓ, ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም 🫶🏽

  • @saymonermias
    @saymonermias 2 роки тому +10

    ዕድለኛታት መርዓውቲ

  • @aneshamood6033
    @aneshamood6033 Рік тому +45

    በጣም የማያምር ሰርግ የዚህ አይነት ታይቶ አይታወቅም በጣም ሲያምር ማን እንደኤርትራ ሰወዳቸው በጣም ጥሩ ሰዎች ለትዳራቸው ሴቶቹ በጣም ጥሩ በጣም ንፁህ ናቸው በጣም የሚያምር በአለም ላይ አንደኛ የዘፋኙ ዘፈን በጣም አሳመረው ሁላቹም ደሰ ትላላችሁ ቢሰማ ቢሰማ አይጠገብም ቢታይ ቢታይ አይጠገብም መልካም ጋብቻ ወለድ ክበሩ ደሰ ሲል በቤተሰብ መሃል መዳር ቢታይ ቢታይ የማይጠገብ ዘፋኙ በጣም ቆንጆ የዘፋኙ ጎበዝ ማን እንደ ኤርትራ ሸኮሪና በጣም የምወዳቸው

  • @SambaTrading-hz7zt
    @SambaTrading-hz7zt Рік тому +14

    ዝገርመኒ ኩሎም ካብ ኣኽርያና ዝወጹ ኣቤት ኩሉ ነገሮም ሙሉእ ኣበራ ምስ በልካ ተሜ ዓንዲት ሕጂ ድማ ሲካይ እዛ ኣኽርያና ክንደይ ተዓዊቱላ ፈጣሪ ግዜና ኣጸቢቁ ዓድና ተመሊስና መርዓይ ትውዕሉ ይግበርኩም !ሳብስክራይብ ኣይንረሳሳዕ ሓደራ❤❤❤

    • @HaniAlem-d7x
      @HaniAlem-d7x 4 місяці тому

      ክላእ ንስኻ ከኣ መሰልቸው ወዲ ኣኽርያ ዋሒድ

  • @futsumgoytom2161
    @futsumgoytom2161 2 роки тому +19

    Nezia comment tenbb zeleka hagosn alltan yfterelka wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኤርትራዊየ-ቈ9በ
    @ኤርትራዊየ-ቈ9በ 2 роки тому +9

    እንሽኣላህ ዓቅሚ እንተሃልኒ ኣብ መርዓይ ትደርፈለይ ትኸዉን

  • @eriqlafront5150
    @eriqlafront5150 2 роки тому +4

    ርሑስ ጋማ ፍትዋት ሰብ ማዓልቲ!

  • @aneshamood6033
    @aneshamood6033 7 місяців тому +10

    ማን እንደኤርትራ ያለ ጥሩ ሰው

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 2 роки тому +7

    ወዲ ያሬድ ስሑል ጎሮሮ ናዓይሲ ቀጸልለኒ እዩ ድምጽኻ 🥰🥰ሩሑስ ጋማ መርዓውቲ እንቋዓ ሓጓሶኩም ።

  • @Kereney29
    @Kereney29 2 роки тому +17

    ብዘይ ምኽንያት ኣይኮንኩን ካብ ቀደም ተመስገን ያሬድ ጥራሕ እዩ ዝውዕል ኣብ መርዓይ ዝብል 🥺❤️ ንዓመታ ካኣ ኣምላኽ እንተ ኢልዋ ተሜ ኣብ ናተይ ኣለኻ ይብል ድምጽ ይበል ምውህሃድ

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 2 роки тому +25

    ወዲ ያሬድ ጅግና ናትና ኤርትራዊ ወዲ ሻዓብያ ኣለና ኩሉ ጊዜ ገለ ዓይነት ደርፊ ሒዝካ መጺኻ ሎሚ ካኣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @oromayjambo1256
      @oromayjambo1256 2 роки тому +6

      ኩሉ ከማኻ ባሪያ ናይ ሻዕብያ ይመስለካ ተሜ ደላይ ፍትሒ'ዮ

    • @zemenzemen2013
      @zemenzemen2013 2 роки тому +1

      @@oromayjambo1256 እሞ ደለይቲ ፍትሒ ደቂ ሻዕብያ ኣይኮናን ዝበለካ መን እዩ

    • @oromayjambo1256
      @oromayjambo1256 2 роки тому +5

      @@zemenzemen2013 "ብርጌድ ንሓመዱ"

    • @GualAmlak333
      @GualAmlak333 2 роки тому

      @@oromayjambo1256 Ewaaa terah tebl nefat abey delo eu teme delay fetki berged n hamedu forsa ❤❤❤❤

    • @ghde996
      @ghde996 Рік тому

      @@zemenzemen2013 thank you yes please tell them, they get it all wrong.

  • @TesfamariamKidane-v7f
    @TesfamariamKidane-v7f Місяць тому

    ብጣዕሚ ከምዚኣስ ነቶም ዘይተመርዓና የማስለና ተሜ ወዲ ያሬድ ደስ ዘብል

  • @GirmayTesfay-c9i
    @GirmayTesfay-c9i Місяць тому

    ትኽክለኛ ባህሊ ትግራይ

  • @leleygilay3002
    @leleygilay3002 2 роки тому +9

    ኣብዚ እንሀልካ ጡዑም ሙዚቃ ይበል ይበል ወዲ ያረድ

  • @ወደቦይከ
    @ወደቦይከ 2 роки тому +6

    ተሜ መዓር ወለላ ናይ ልበይ

  • @timeforchange1202
    @timeforchange1202 2 роки тому +3

    ክንዶዚ ወጻኢ ንመርዓ ግን ...ባዕልካ ንሓዳርካ ድክነት ምግዛእ'እዩ ...

  • @Ashhasheartforyuri
    @Ashhasheartforyuri 2 роки тому +6

    ገድፍ ኣታ 👌 ወዲ ከይትጽልለኒ 100 %

  • @meareg59
    @meareg59 Рік тому

    ተመስገን ያሬድ ኣቦ ጥበብ ቀደማይ ኢለካ አለኩ ጥበበኛታት ቋንቋ ትግርኛ

  • @suzanafrezghi-j2t
    @suzanafrezghi-j2t 11 місяців тому

    ❤❤❤❤ተመሰገን ያረድ plz neay kea ab merayy kemzia ktgevreley eka ❤❤❤❤❤❤

  • @futsum7251
    @futsum7251 2 роки тому +1

    ርሑስ ጋማ ከምቲ ኣበባኹም ከኣ የርእየና ውላድኩም
    ንወለዲ ከኣ እንቋዕ ከምዚ ኣርኣየኩም እንዳ ቦይ ቀሺ ምለስ ምስ በዓልቲ በትኩም ፍረውይኒ ኣምላክ ጥዑም ዩ ።

  • @hlh7824
    @hlh7824 2 роки тому +13

    Kal kidan abrhamn saran zbareke Amlak kal kidankum ybark tsbukat ftret❤️❤️❤️😍

  • @S1940-o4g
    @S1940-o4g Рік тому +42

    this guy should thank me .I listened it everyday ,everywhere, where ever I go .Tigray restaurant ,family party ,at home ...love this song your brother from tigray

  • @livinghope8039
    @livinghope8039 2 роки тому +3

    ርሑስ ጋማ!
    ፍቕርን፡ ስኒትን ምስ ዕድመን ጥዕናን!
    እምነየልኩም!

  • @teamedawit6620
    @teamedawit6620 2 роки тому +3

    ኣቤት ድምጺ ተሜ ሓወይ ፒእእእ

  • @ኮራለይ
    @ኮራለይ 3 місяці тому

    ይበል መርዓ❤😊🎉 ኣሰይ ምቁራተይ ወዲ ያሬድ ጅግና ጽፉፍ ስራሕ❤👑✌️

  • @eritreawitsenatjznhsgw2577
    @eritreawitsenatjznhsgw2577 2 роки тому +7

    ማሻላህ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፡ ተሜ ሓወይ ጹቡቕ ስራሕ GOD BLESS YOU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @y.g5890
    @y.g5890 2 роки тому

    ተመስገን በርጌድ ንሓመዱ እንዶሞ ኾይንካ ባዓል ዶንጎላ

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 10 місяців тому +1

    ኣቦ ዞም ስድራ ቀሺ መለስ ኣብ ደቀምሓረ ዳርጋ ዘይፈልጦም የለን።ለይቲ ቤተክርስቲያን ሓዲሮም ቀትሪ ኣብ ድኳን ክሰርሑ ይዉዕሉ ኔሮም።ናቶም ጽንዓት ስራሕን ክህነትን ደቆም ዉን ናቶም ወሲዶም ይመስሉ።ሰብኣይ ሓያል እዮም ኔሮም ብኹሉ ንኽሊቲኡ ጠሚሮም ከምዚ ኢሎም ብደቆም ክሕጎሱ ክርእዮም ከለኹ ደስ ኢሉኒ ዝወለደ ይተሓጎስ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 6 місяців тому

    ከምዝስ
    ንኹላ ዝወለት ኣደ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 2 роки тому +2

    ተሙዬ ክፈትወካ ማዓት 😘😘😘😘😘😘

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 6 місяців тому

    እዝስ ብስርዓት
    ንኽረአ፡ ኢሉ ዝተቐናበረ መርዓ ይመስል። ብኹሉ ሸነኹ በከዳድና መርዓውቲ ኣብዝተፈላለየ ግዜ
    ኣከዳድና ተዓደምትን ወለደኛታትን ኣመና
    ጸፊፉ ጸቢቑ❤❤❤❤❤❤

  • @ruthalazar4044
    @ruthalazar4044 3 місяці тому

    ዋው ተሜ ጽቡቅ ስራሕ ንመጻኢ ካልእ ንጽበ :ነቲ ሰፊሕ አብ ጽቡቅ ሙዚቃ ዓድና ባህልና ልምድና ንምዕባይ ብዝልዓለ ኣብ ውሕሉል ኣድማዒ ስራሕ ቀጻልነቱ ዝተሓለ ጽፉፍ ስራሕ ብሓባር ምስ ብጾትካ ንትገብሮ ሃልኪ : አቅምን ክእለትን ይሃብካ ቀጽልዎ 👍🏼good Job 🇪🇷

  • @ኣሮንመድሃኔ
    @ኣሮንመድሃኔ 2 роки тому +6

    ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ዓርኩ

  • @-tslalmdre-beda3337
    @-tslalmdre-beda3337 2 роки тому +3

    ወዲ ያረድ ማለት ዋውውውውውውው ይበል ስራሕ

  • @zebibizaray3503
    @zebibizaray3503 2 роки тому +4

    ተሜ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️ንመርዓውቲ ድማ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም

  • @moseteklu3632
    @moseteklu3632 2 роки тому +6

    N wedi yared subscribe and like,for me like only lአድነቅቲ ወዲ ያረድ🥰😍❤🎹

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai517 2 роки тому +3

    አብ ናይ ሐንቲ ጓለይመርዓ ክትውዕል ትምኒት አለኒ🙏🙏👏

    • @TekiaBeyene
      @TekiaBeyene 2 роки тому

      ሰብኣይ ክኾነላ ንጓልኪ'ዶስ ትሑዝ ኢዩ haha

  • @ghirmaytesfalem2363
    @ghirmaytesfalem2363 2 роки тому +6

    ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ቴሜ ሓወይ❤ ❤

  • @eritreaforeritrean6719
    @eritreaforeritrean6719 2 роки тому +7

    Enkae hagosekum enda keshi meles 💞💞💞

  • @momona369
    @momona369 2 роки тому +2

    ርሑስ ጋማ መርዓውቲ💖

  • @luwamsium646
    @luwamsium646 2 роки тому +2

    ተሜ ኮኾብ ናይ ኮዋኽብቲ ።

  • @KemraAhmed-e8r
    @KemraAhmed-e8r 4 місяці тому +1

    ፈጣሪ አቦይ እዛ ክብሪ እዚአ አይትክለአና አሚን 🙏🙏🙏

  • @PietrosJacob
    @PietrosJacob 3 місяці тому +2

    Classy Tigrigna song

  • @hagernaykulu1056
    @hagernaykulu1056 2 роки тому +7

    Super star Wedi Yared malet

  • @habenemaha5421
    @habenemaha5421 2 роки тому +1

    ተመስገን ያረድ ናተይ ኣታ ጅግና ቀጽሎ ሓቢቢ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏👈 ናተይ

  • @ፍቁራትገዛ
    @ፍቁራትገዛ 2 роки тому +1

    nice music ተሚ ዓርከይ

  • @sabaguesh7716
    @sabaguesh7716 2 роки тому +12

    Kalat yehaxreni ❤❤❤

  • @ruthshimey6717
    @ruthshimey6717 Рік тому

    ከመይ ነይረን ኣበይ ነይሮም ኣብ ነይረን ዲኻ ዲኻ ድዩ ኣዝዩ ዶ ❤

  • @semusemu4176
    @semusemu4176 2 роки тому +2

    ጽቡቅ ስራሕ ቴሜ ሓወይ ብሉጽ 100% ኩሉ አንታይ ክወጾ ተሜ ወደ ኪላሰይ ነበር

  • @natihabbi4741
    @natihabbi4741 2 роки тому +1

    Temie hawey ktexelelni endika delka ezigabier amlak edmen teanan yhabka fetari tbebka ybark kulu gizie blux nay bluxat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇹👍👍👍💪💪💪

  • @adhanomkidane6903
    @adhanomkidane6903 2 роки тому +3

    ሊላይ ተሜ ጽቡቕ ስራሕ we are proud of you!!!

  • @isaacmedhanie8142
    @isaacmedhanie8142 2 роки тому +6

    Rhus gama Biny arkey!!! Fereitn tsegeitn ybelkum!!!!

    • @biniam475
      @biniam475 2 роки тому

      Thanks Isaac hawey

  • @danieltewelde
    @danieltewelde 2 роки тому +4

    Enda keshi meles congratulations 🎊 rhus gama

  • @GerieGK-qk5cm
    @GerieGK-qk5cm 9 місяців тому

    ብሉፅ❤❤❤

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ Рік тому +6

    good job yared asli❤️💯from tigray l Respect you tomi💯💯❤️

  • @lhero6462
    @lhero6462 2 роки тому +4

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።

  • @ZaidAregaw
    @ZaidAregaw 2 місяці тому

    No one compares you 💔 wedi yared kichin star of stars of traditional songs. ❤😂😂😂😂

  • @FamilytubeSdra
    @FamilytubeSdra 2 роки тому +7

    Biniye yibel mera fereytn xegeytn ygeberkum ❤❤❤

  • @blackstar3432
    @blackstar3432 2 роки тому +2

    ወዲ ያረድ ናይ ሕማመይ 🥰🥰🥰

  • @senaymicheal416
    @senaymicheal416 2 роки тому +1

    Ruhus gama emo ahwatey
    Abzi aleka dmtsi semieka zeymno wedi yared asli

  • @abdelshow6981
    @abdelshow6981 2 роки тому +4

    Ruhs gama merawti weladkum yerena ❤👑❤❤❤❤😍😍😍❣❣❣

  • @mengsteabtekle9078
    @mengsteabtekle9078 2 роки тому +4

    Blux derafay, blux meria, Rihus gama 🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonaswerede6932
    @yonaswerede6932 2 роки тому +6

    ጽቡቕ ስራሕ ቴሜ ሓወይ❤

  • @Solis-i2l
    @Solis-i2l 2 роки тому +4

    Asey xbukat meriawti fereytin xegeytn kunu 🤗❤

  • @michelsimon4865
    @michelsimon4865 2 роки тому +2

    bini hawey conguraltion fikiri abrahamen saran ygberelkum.sdra endaboy keshi meles mulie sdra bet dc .

  • @ermiasteshome2009
    @ermiasteshome2009 2 роки тому +30

    Happy Marriage Life For These Beautiful Couples!!!
    Best Wish From Ethiopia!

  • @kaprino
    @kaprino 2 роки тому +1

    ተመስገን ከዳዕ ዘይከም ኣሕዋቱ ዘይከም ኣቦታቱ ምዉት ሕልና ናይ ረብሓ ሰብ። ብኸብዱ ዝሽየጥ ፍጡር።እመነኒ ኣብ ተጣዒስካ ዘይትወጾ ታኼላ ኢካ ኣቲኻ ደለካ። ሕማቅ ዘመን ከተዓዛዝብ እምበር ክቀትል ኣይመጽእን ዩ። ድሁል

    • @yafetyohannes6937
      @yafetyohannes6937 2 роки тому +1

      Enty slezgebere eyu ezi kulu,dehar ezi nay merea derfi ms politics zeteasasr yeblun,eti hmaq zereba amel ykewn alo loms

  • @godislove6329
    @godislove6329 2 роки тому +2

    Congratulations Wodi keshi meles wodi DC

  • @GualAmlak333
    @GualAmlak333 2 роки тому +1

    Teme delewa mera beqa mexelel meteabity forsa ❤

  • @roramedia3841
    @roramedia3841 2 роки тому +6

    Teme Bel kitdrrr Congra ka Ne Merawety

  • @tsegabeyena953
    @tsegabeyena953 2 роки тому +2

    Teme jigna aynn lbn zehgus srah❤️❤️❤️

  • @tumzgigebreyesus7776
    @tumzgigebreyesus7776 2 роки тому +1

    Ruhus Gama ygberelikum Fetari Bini Hawey Kemit Abebakum yerieyena firekum 💝💝💝

  • @hayelom2773
    @hayelom2773 2 роки тому +4

    Widi yared king music

  • @GebrehiwetEfrem
    @GebrehiwetEfrem 27 днів тому

    This music is the best very interesting we more attend

  • @adamwediama2334
    @adamwediama2334 Рік тому +1

    Wedi yaredey yak mara eye zfetweka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘❤️😘❤️😘❤️😘❤️😘

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 2 роки тому +3

    Forsa forsa TEMEY WEDI EREY 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ኣቕልል
    @ኣቕልል 2 місяці тому

    from tigray ❤❤❤❤❤

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 роки тому

    ርሑስ ጋማ ሙቁራት ደቂ ኤረይ ይበል ዉራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @lulululu7384
    @lulululu7384 2 роки тому +3

    Well well come wow wow wow wow

  • @solomontksenbet6683
    @solomontksenbet6683 2 роки тому +4

    Wedi Yared nebsi kef zelewo sirah God bless ur marriage couples

  • @danielhadish6569
    @danielhadish6569 2 роки тому +15

    Temesgen yared always in my heart

  • @samb-rich1049
    @samb-rich1049 2 роки тому +4

    Congratulations muzitey

  • @Senicho
    @Senicho 2 роки тому +3

    Enda keshi meles kafe alekum good job wedi yared abo haki

  • @samiadhanom9914
    @samiadhanom9914 2 роки тому +2

    Teminzo kem kulu geze tebatay serha!

  • @nahomkudus1010
    @nahomkudus1010 2 роки тому +2

    Wedi yared ms belku kulu gzie ab meray temawite kemxaka eye

  • @thinkway1992
    @thinkway1992 2 роки тому +13

    am proud ur culture from Ethiopia LOVELY Eritera🌹🌹🌹🌹

  • @mrx2549
    @mrx2549 2 роки тому +2

    Wow wow wedi yared perfict

  • @bmhabte
    @bmhabte 2 роки тому +11

    Men Kem temesgen yared. Anbesa jigna, freedom fighter and amazing Eritrean Artist. God bless you more 💙🙏💪👍🏆

  • @yonasdejen6258
    @yonasdejen6258 2 роки тому +1

    Rhus Gama Aron with your couple's and good job wedi yared kem kulu gizie

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 2 роки тому

    ተመስገን (ያረድ ትግራዋይ ኮነ)

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 2 роки тому +2

    Wedi yared jigna may fav❤️❤️❤️❤️❤️