Well, Wedi Taba it will be nice if you stick with your show and answer question from public instead of going to other media. It is to much he said they said it makes you look bad. My opinion
ዓርኩ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራ ምስራሕ ምሓሸ። ህዝቢ ኤርትራ ናይ መነባብሮ ምምሕያሽን ንመንእሰያት ክአ ንቡር ህወት ክገብሩ ክሰርሕ አለዎ። Talking about Ethiopia day and night will not make any difference for the Eritrean people.
ሓሳድ ጎረቤት ይኹኑ ከዳዓት ይትሓወሱ ኣብ ቅድሚ ሻዕብያ ኩሎም መልኹያ እዮም ንኺድ ጥራይ👍💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯
ጣቢኖ ሓወይ ኣዝዩ ግሩም ስቱድዮ ብምቕጻል እታ እተኽብራን እነኽብራን ባንዴራና ብሸነኽ የማንካ ኣምብራ ብሩኸይ ምስናይ ኣዝየ ዘኽብረካን ዝፈትወካን ክቡር ሓወይ ተባረኽ ✝️☪️❤️🥀🍎🌻🍓🌲🌼🌹🍇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ደገ ዘሎና ስነ-ጥበባዊ ዓቕምና ኑዕብዮ ነቲ ኣብውጢ ሃገርና ዝካየድ ዘሎ ልምዓት ንከታተሎ ንህዝቢና፣ሰራዊትና መንግስቲና ኣሎና ንበሎም
Thank you wedi taba great teacher
ሓይልና ኣብ ሕድነትና ስለዝኾነ ሕድነትና ጥራሕ ነደልደል ሰምበር ዓወት ንሓፋሽ ❤❤
ወዲጣባ እንኻዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤🎉🎉🎉🐟🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We love our Country 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
Kelak Eriterwe Tedalo bezay hager kebaret yelan 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
Tabino you're amazing 👏 we are so proud of you keep it up ❤❤❤❤.
Well come bro 🌹🌺♥️❤️💖💕🇪🇷
Ajoka🎉wedi Taba Ambesa wedenabs belomdea ketkitom tiketket adiom, xeba testyenaleka xeba site ♥️
ERITRIAN WE NEVER KNEEL DOWN AWET NEHFASH 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪⛪️🕌🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👋 very nice studio tabino
ኤረትራዊ ጥራይ እዩ ብዘይ ሐገዝ ተዋጊኡ ዝስዕር አብ ዐለም
Wedi Taba Jigena Wedi Eri BIG TEACHER💪🇪🇷 Eritrawent Kubur Menent🇪🇷 Tehafiran Kebiran Tenber🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷
Thank you wedi Taba ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Long live Eritrea 🇪🇷
ጣቢኖኖኖ አዝማሪኖ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ኣብ ሰራዊት ከለና ኣብ ከቢድ ውግእ ኣብ ዝነበርናሉ ሓንቲ ሓይሊ ትህበኒ ኣበሃህላ ኔራ "" ሰላም ኣብ ሻምብቆ ብረትና እያ ዘላ "" ትብልያ ። ሕጂውን ኣብ ሓይልና ምእማንዩ ኤርትራውያን ሓያላት ኢና
Never knee dawn Eritrean if any enemy when towards 1 inches in the sovereignty of Eritrea the price is triple
Viva Eritrean 🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጣቢኖ ብልጽግና ሐድሸ ነገር አይገበረን ታሪክ መራሕቲ ኢትዩጰያ እዩ ዝደግም ዘሎ እቲ ፍልልዩ ግን ብልጽገና ጥራይ ዕርቃኑ ዝወጸ ባዶ ገረወኛ እዩ
መርሐባ ወዲጣባ ንዞም ዝጳረፋ ውዳቃት ትራፍ ዘልምጱ ለመጫት አማውትና ዝብሉ ጋህማማት ዝተበራበሩ ባያሩ ናትወያና ቆራዲዲት እዮም ጌም ኦበር ተቃመርቲ ከደምቲ እናሆ ሜዳ ውጳእ አመስታት ከንካ አፈርፈር አትዘምር አስምዓን አረጊት አጀንዳ ሕልምካ አባሃቅ። 🇪🇷🐆🇪🇷🐆🤝🤝🌹🌹♥️ደቂ ኤሬ ከም ቀደምና ጵንዓትና ❤ እረረፎና ነጵንእ።
💯🇪🇷❤❤👍👍👍👑👑👑👑👑tabino 👍💯 zey mno abi seb edmen tienan yhabka ❤
Great job tabino
ቁሩብ ንመዛዝን ስነልቦና ኤርትራዊ ሰራዊት፣መንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ጽቡቕ ኣይተገንዘብናዮን
መንእዩ ምስኤረትራ ዘቃራርቦ ዘሎ ምስኤረትራ ምስ ሶርይ ዘራኽብ የብሉን እቶም ዘራኽብዎ ደናቁር ከዳዐት እንስሳታት ጥራይ እዮም።ህዝቢ ኤረትራ ጥርኑፍ ኩሩዕ ብመራሕቱ ዝኾርዕ ብፖለቲካን አጣማምትኡ ንዐለም ዝርድኦ ስለዝኾኑ ዝመጸ ይምጻእ ንኤረትራዊ ዝስዕር የለን።ሶርይ ግን ህዝቢ ንቅሐት ስለዘይብሉ አብ ዉግእ ሕድሕድ ዐዘቅቲ ክአትዉ እዮም ሶርይ ከአ ክትከፋፈል እይ እዚ ዝጠቅም እንተኾይኑ ከአ አብ ጉዕዞ ንሪኦ።
ሰላም ጣቢኖ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷👍
ወዲ ጣባ ሞብሩክ ሓድሽ ናውቲ
ብዛዕባ ጸላእትና ምዝራቦም ብዙሕ ኣየሕርቐና ምስ ወያነ ብረት ኣልዒሎም እኮ ክኸድዎ ዝኽእሉ ከይዶም ኢዮም እሞ ወያነ ኩሉ ወትሃደራዊ፤ቁጠቦዊ ዲፕሎማሲያዊ ቁጠባዊን ወኒኑኮ ኢዮም ርሑቕ ከይዶም ስለዚ ምስዚ ዕሸል ኢትዮጵያ ክንሓብር ኢና እንተበሉ ብዙሕ ኣይግሩመና
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏
ወዲ ታባ ጽቡክ ትንታነ
Good job🎉
ሓደነትና ነጽንዕ ተስፋ ኣይን ቁረጽ ጸላኢ ና ንሱ እዩ ድልየቱ ብኡ ጌሩ እዩ ሃንጐልና ኸባ ጻብጽ ሓያሉ ዘያብሉ ዀሎ ውግእ ኸልኣል ኢየ ዝብል ዘሎ ሃገርናንልም 0 ት. ንገስ ግስ ብብ ዝኸኣለና
1:25 agree with Fasil!!
በዐል ሰንጋል እዳ ደናቁር ናይ እንስሳ በረኻ አተሐሳስባ እዩ ዘለዎም።እዞም ሰባት እዞም ከደዐት አብ ርሑቅ ተቀሚጦም ሕልሚ እዮም ዝሐልሙ ንአዲስ አበባ እዉን አይከዱን እዮም ይሕለሙ እዞም ሐለምቲ።
Ajeka tabinos🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👋👋
Ciao Tabino❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽
ብስእሎም ኣላልይዎም ነዞም ከድዓት
ኣቢ ዝገብሮ ዘሎ ፍሪሂ አትዎ ሰለ ዚዀ ን እዩኸም አሳድ ኻየውድ ቅዋ እዩ ብኣፍ ንኢትዮጵያውን ብሓደ ንም ምጻእ ሓይሊ ንምፍጥ ር እንተዀነሉ ኢሉ እዩ ሓተፍተ ፍ ንኤርትራ ዘፍርህ አያዀነን ጀግና ወዲ ሃገር ጠቃሚ ትምህርትካ ቀጽል፣
ኢትዮጵያ ተበጃጅላ ዘላ ንኤርትራ ኩድፍር ዘኽእል ዓቕሚ የለን ውሽጣዊ ጸገሞም ይትረፍ ናይ ዲፕሎማሲያዊ ውድቀት ወዲቓ ኣብ ዘለወትሉ ስዓት ንኤርትራ ዝካኣል ኣይኮነን ግን ናይ ውድቀቱ ምልክትዩ
Selamat ❤
ብልጽግና እዛ ብልጽግና 😂😂😂 ፋኖ ከጥርጣ ዝውዕልስ 😂😂😂 ንኤትራ ያኣዪ ክወርር😂😂😂
Ab zelekum Alena
🙏🇪🇷👋
❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ጣባ ነቐፈታኻ ተቐበል አነ ወሊደ እየ ግን አይተሓጎስኩን
Well said Tabino ❤❤❤
Wedi taba stop mekan
Ya xbuq alo❤❤
አይንፈርሕን አና
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Merhaba wedi taba hawey kemey aleka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💯💯💯💯💯💯❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hello taba man
ድምጺ
9999❤❤❤❤❤❤❤
Welcome
🙏🙏🙏🙏
Haye
ተብትዕግስቲ ተቀበልም
ኵናት መንበሪኡ ጌሩ ዝፅሽትር ዘሎ መን'ዩ???????????????????????????? :: ብሩህዩ መስለና:: እንታይ ከብዱ ቀረጾ ብዛዕባ:ትራምፕ? ዓንቀጽ 39? ናይ መብራህቲ ይኹን ማይ ምእቈር? ኣይተቐበልኩዎን ::ነውሬን መኽፈሬን ዩ ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻💯💯💯👍👍👍
Well, Wedi Taba it will be nice if you stick with your show and answer question from public instead of going to other media. It is to much he said they said it makes you look bad. My opinion
ኤርትራ ካሳ ክትሃት አለዋ።
ዝተዛረብዎ ኩሉ ሓቂ ዩ ።
ብዙሕ ምበልና ትርጉም የብሉን ግን
@alextek8741
Donkoro kid kedka rayo adka Donkoro mahaym
ኣስገዶም ንሕና ዳኣ ኣብ ዓለም ጸብለል ኢልና ብሓይልናን ብውህደትናን ሕሎሚ ገበቲ ዘምከና ናብ ዕብየት እነቋምት ናትና ዘይንህብ ዘይናትና ዘይንደሊ መጋበሪያ ናይ ለመንቲ ለማኒ ዑሱብ ምኳን ድዩ ምርጫኻ ሎሚ እንተዘይ ሃብተምና ጽባሕ ብዕጽፊ ንበጽሖ ከምቲ ጽባሕ ናጽነት ብዘይ ዋዓል ሕደር ናብ ህንጸት ኣቲናስ ኣብ ውሑዳት ዓመታት ኣስታት 8% ዕብየት ኣርኢና እቶም ናይ ዓለም ገበቲ ዑሱባት ጎሬበት ኣዕጢቆም ስጉምና ከሰናኽሉ ተጓይዮም እሞ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ሃገር ምውሓስ አዩ ጸኒሑ ጎኑ ጎኑ ድማ ባይታ ህንጸት ሰሪቱን ኣጣጢሑን እሰጉምን ዕጽፊ ንምስራሕ ተዳልዩስ ድሮ ዝተጀመረ እውን ብዐይንኻ እትሪኦ ይቅጽል ኣሎ እሞ ዘለካ ህርፋን ዕብየት ኢድካ ሓውሰሉ እምበር እዝን እትን ዘይተገብረ ከኖብል ኣየጸብቀልናን እዩ ኣበይ ኮይና ኢና ኸ ንነቅፍ
Antsar duwuyatn mamay kedami Abi mengstei zhateteni kghebr qrbti iye.
Hawet nhafash
ወዲ ጣባ ኣብ መንእሰያትና ተወፍዮ ዘለኻ ምንቕቓሕን ጎስጓስን ብቐሊሉ ዝረኣ ኣይኰነን፣ጸጋ ጥዕና ይሃብካ ቀጽሎ! ትምህርቲ ኣብ ዓለም ኣይውዳእን እንድዩ መቸም ፣ካብ ሰሎሞን ድራር እንታይ ተማሂረ ይመስለካ፣ባንዴራ ኩሉ ጊዜ ብየማንካ እያ ክትንበር ዘለዋ ክብል ሰሚዐዮሞ ሃየ ናብ የማንካ ኣግዕዝ ኣብላ፣ኣዚና ኢና እነኽብረከ ክቡርን ኣኽባርን ስለዝዀንካ!
ኣብ ኢዲስ ኣበባን ከባቢታትን ንምንታይ ድፍዓት ይካዓት ኣሎ ኣይንብልንዲና?ፋኖ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ተቓራሪቦም ምህላዎም ኢዩ
Why anything happened in this world compared with eritrea
wdi taba zetgadla jgena
Enqa natna konka
befltat eika teblo zelaka
merqen sebhtn meda fetrkalna
Kesan balom xba Astikana
tehbna nqy xbahe hebun ika,
ኢትዮጵያ እኮ ካብ ኢድ ኢትዮጵያ ትብተን እኮያ ዘላ ነመዛዝን እባ
እዚ ትማል ዝተፈነወ እቶም ቅድሚ ሕጂ ዝነበሩ መራሕቲ ዝገብርዎ ኢዩ ኤርትራውያን ብኢትዮጵያ ክመጸና ዝኽእል ተኹታኽ ክመጸና ከምዝኽእል ድሉዋት ማእሙና ኢዩ ነይሩ
111
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈዊሱ
ክድዓት ኣቢ ኣሕመድ እናዳ በልና ሰብና ንርስዕ ኣለና ይ ገርም ኢዩ.
መጀመርታ እምነት ኣጥርዩ!
ኣብ ውሽጢ ሓደ ማሕበረሰብ ወይ ትካል ንዝኾነ ሰብ ናይ መሪሕነት ቦታ ዝሕዝ ትሑት ምኽረይ፡ ቅድሚ ምዝራብካ፡ ምውሳእካ፡ ወይ ለውጢ ከተተግብር ምፍታንካ፡ መጀመርታ እምነት ናይቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ኣጥርዩ። ምትእምማን በብቑሩብ ዝህነጽን ግዜ ዝወስድን እዩ። እምነት ክትረክብ ትዕግስቲ ክትገብር ኣለካ፤ ኣብ መንጎ እዚ ንገለ ጉዳያት ዕሽሽ ክትብልን ዝተወሰኑ ባህርያት ክትጻወርን ድሉው ኩን። ምትእምማን ምስ ረኸብካ፡ በቲ እትደልዮ ለውጢ ብዘይ ገለ ጸገም ከተተግብሮ ትኽእል ኢኻ፡ ምስቶም እትሰርሖም ሰባት ኣቢልካ። ጽቡቕ ሓሳብ ምህላውን ቅኑዕ ምዃንን ተቐባልነት ውሕስነት ኣይኮነን። መጀመርያ ናይ ምትእምማን መሰረት ክትተክልን ክትሕብሕቦን ኣለካ፤ እንተዘይኮይኑ ተነጺግካን ንጎኒ ተደፊእካን ንዝኾነ ሰብ ኣይትወቅስ።
ንቅፈታ ነብሲ ንቅፈታ ክህሉ ኣለዎ.
ቀርኒ ኣፍሪቃ። ድሕሪ ዝሑል ኲናት። ምስ ኩሉ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ብሓባር። ስለምንታይ ን31 ዓመታት ሰላም ዘይተረጋገጸ? ምኽንያታት ድማ መንግስታዊ ትካል ዘይምህላው እዩ።ምምራሕ ማለት ምምእዛን ህዝቢ ጥራይ ኣይኮነን
ምሕዳር ህዝቢ ማለቴ ትምህርቲ ጥራሕ'
ኣይ መስለን
ምሕዳር ማለት ምክልኻል ጥራሕ ኣይኮነን
ምምሕዳር ማለት በሪል ኣማን ምብጻሕ ማለት ኢዩ. እዚ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ 1990 ኢዩ ዘዘክረኒ ድሕሪ ዙሑል ኩናት ዝመጸ ለዉጢ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ . ኩሉ ግዜ ተዓዋታይ ከኣ ዓለማዊ ኣሳራርሓ መንግሰታዊ ትካላት ዝተኸተለ መንግስትን ህዝቢን ኢዩ. ዓቅሚ ገንዘብ ገዲፍካ ማለት ኢዩ. ንሕና ሰብና ኢዩ ዓቅምና . ንሕቆፎ.
ስለምንታይ እዩ ኣተሓሳስባና ኣዝዩ ድሩት ዝዀነ፧
ከምቲ ጸላኢ ዝሓስቦ ጥራሕ' ኢና ንሓስብ።
ስለምንታይ ኢና ብ ሓደሽቲ ዕድላት ዘይንወዳደር?
መንግስቲ ክሳብ ሕጂ የማእዝነና ኣሎ ግን ንሕና ኢና ሞተር ክንከውን ዝግበኣና ወረስቲ ሕድሪ .
ሰለዝኾነ ቅድሚ 31 ዓመታት ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራ ፍጻሜ እን ገምጊምና ኣብ ዝሓሸ መድረኽ እና ዘለና።
እቲ ስንብታ ከመይ ከም ዝነበረ ዝሓሰበ ሰብ እንተሎ ?
ማንም ዝተማህረ ካብ ሰውራውያን መራሕቲ ነታ ሃገር ብዝግባ ዝገዝኣ ኣይነበረን።
ምሰቲ 1 ኣህጉራዊ ዓለማዊ ቁጠባን
ኣህጉራዊ ዕብለላን ዱሩቲነት ዓቅሚ ሃገርን ደሜርካ.
ዋላ 10/100።
ቶም ኢትዮጵያዊ ዜግነት ዝሓዙ መግዛእቲ ሓቢሮም ዘይተማህሩ ከደዓት ከኣ ኤርትራ ገዲፎም ኩሎም ተሰዲዶም.
ስለዚ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ንትምህርቲ ዝኸውን ሜዳ ክፈጢር ነሩዋ ። ብ ክልተ ሸነኻት ማዕረ ትምህርቲ ችራክቲካልን ቲዮሪን ሂቡ ።
ሕጂ ግን እቲ ጸገማት ክፍታሕ ኣለዎ።
ከም ፍቓድ ኣምላኽ ዓለማዊ ፖለቲካዊ ለውጢ።
ንረብሓ ህዝብና ክንጥቀመሉ ነቶም ሓለፍትና ይላቦ።
ብ ፍቃድ ኣምላኽ እንሻኣላህ።
ኣብ ኩሉ ሰውራ ዓለም።
ኩሎም ሰውራዊያን ሓለፍቲ ዳያኑ እዮም ።
ኩሎም ክመርሕዋ ኣይከኣልን ኢዩ ዳንያ ንዳንያ ክመርሕ ስለዘይክል .
ስለዚ ሃገር ጅግኑኣ ትበልዕ ንሱ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ወይ ናብ ሳንዱቕ ይኣቱ።
እዚ እዩ መሰረት ሰውራ ኣብ ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ።
ኣብ ዝሓለፈ ኣህጉራዊ ስርዓት።
እቲ ብዓይንኻ እትርእዮ ሓቂ ኣይኮነን ወይ ብ እዝንኻ ትሰምዖ።
እቲ ዕድለኛ ግን ካብ ሳንዱቕ ይወጽእ. ወይ ይመውት።
ካብ ኖርማል ምት ግን ታሪኸ ገዲፍካ ምማት.
እቲ ኣገዳሲ ነገር ንኤርትራን መጻኢኣን፡ቀጻልነታን ኢዩ.
እቲ ኣገዳሲ ንኩሉ ሃገራዊ'የ ዝብል ብኸመይ ነሰጋገር ናብ ዝሓሸ መድረኽ .
ኣብዚ ግዜ እዚ ሶፍቲወር ምሕዳስ ኣገዳሲ ኮይኑ ኢዩ ይመስለኒ.
ስለ'ዚ እዘን 4 ዓመት ኩሉ ሃገራዊ' ሓቦክብል ኣለዎ.
ስለምንታይ ኢና
ሕማቕ ናይ እንፈትዎም ሰባት ንርስዕ፧
ጽቡቕ ናይ ጸላእቲ ድማ ንድምስስ
ኩሉ ናቱ ክወሃብ ኣለዋ ከከም ግዚኡ
ባህሪ ደቂ ሰብ ስለዝለዋወጥ.
መንፈስካ ኣብ ውሽጢ ኣካላትካ ኣበይ ከም ዘላ ትፈልጥ ዲኻ? ኣእምሮኻ እንተ ስኢንካ ኣይትመውትን ኢኻ። ልብኻ እንተ ስኢንካ ኣይትመውትን ኢኻ። ኣርቲፊሻል ልቢ ኣሎ። መንፈስካ ክትፈልጥ ኣለካ
9
ኣይትረበሹ በለልና ንኹሉ ሱማዒኻ እዚ ትማል ቆልዓ በሻሻ ብዓቕሊጽበት ዝፍንዋ ዘሎ ኢዩ
99
Tell us what is that the ethiopian said about eritrea that is not true.
ወዲ ጣባ ከምቲ ካብ ምዓኮር ጽቡቕ ጨና ዘይርከብ ካብ ኢትዮጽያ ትብሃል ሓሳድ ጊረቤት ብኸምዛ ዘላታ ሰናይ ጉርብትና ክህሉ ዝጽበ ኤርትራዊ እንተልዩ የዋህ ኢዩ። እዛ ሓሳድ ጎረቤት ኣሰር ዩጎዛልቪያ ከሰዓበት ወለዶታት ኤርትራ ሰላም ክረኽቡ ኤርትራ ሰላም ክትርክብ ማለት ዘይሕሰብዩ። በቃ እዛ ሓሳድ ጎረቤት ናይ መጨረሻ ሃዶሽዶሽ ኢላ ኤርትራ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ክትረክብ ኣለዋ። በቃ ይኣክል......መንግስትናውን ኣብዚ ኣድሂቡ ክሰርሕ ኣለዎ.።ኣቱም ሰባት ቅዱም ኣይግበርካዩ ኣይንዓሹ.....ናይዞም ድዉያት ድሓን ዱኑሳት ስለዝኮኑ ኣብዝበጽሑዎ የብሎምን..ጸሎቶም ንሱዩ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ብዓሰርተ ኣጻብዕቶም ፈሪሞምዮም።
a barking dog don't bite.
አይትመልሶሎ እዞም ዉድቃት
Baba amanuel netom ziserfuka ab block yaetwom
ፕረዚደንት ኢሱ ኣብ ናይ ዓዱ ቅድም ዘይገብር ካብ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ዝዛረብ
ዓርኩ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራ ምስራሕ ምሓሸ። ህዝቢ ኤርትራ ናይ መነባብሮ ምምሕያሽን ንመንእሰያት ክአ ንቡር ህወት ክገብሩ ክሰርሕ አለዎ። Talking about Ethiopia day and night will not make any difference for the Eritrean people.
የአስመራ ሀብታሞች ለሌላ አገር ድሀዎች ናቸው
ba ...Eritrea weste Andem sew ye GODANA Tedadari Yelem ... hulum 👨👨👦👦Ende akemu yenoral ::
awo Gorebet Ager ..SEWOCH :- Eyastaweku na be kutane HODACHW.... yemiMolU
... ...ASAMA yehonu.... .... 🏬💰 Habtamoch ALU
Aye gud Enantem sew honachihu sewing masanes!! Hidna eza Lemayawikuh Addis A. Godana lay yeminortin hizbichihin resahachew endie?😂😂😂
Oh, resahut ye Asmera sewoch ende Ethiopian leboch, zerafioch aydelum ok!!
Haye
Endamerereka wehato 🤣🤣🤣
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏
99
9
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️