Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መሶብና እዛ ቪድዮ ሓይሊ እምነት ኣብ ዕለታዊ ሂወትና፡ ዕላማና፡ ነብስናን ካልእ ንጥፈታትን እምበር፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ እምነት (ኣምልኽ) ትምልከት ኣይኮነትን። ብተወሳኺ ከም ናይ ወትሩ እትህብዎ ሃናጺ ርእይቶ ካብ ልቢ የመስግነኩም።የቐንየለይ!
ዓለም ናይ ወሰንቲ እያ ቃላትካ ሓይሊ ኣለዎ thank u alot dear bro
Mesobna ዓንጋሊት Thank you sele klu temrti tekflna .love you Brother .
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምርቲ ኣብዛ ሳዓት እዚኣ ተጣራጢረ ዝውስኖ ሲነ ጸኒሐ ነዛ ቪዶ ምስ ሰማዕክዋ ሞ ውሽጠይ ሓይሊ ተሰሚዕኒ ፡ብፍላይ ናይ እምነት መንፈሳዊ ትምርቲ ምስ የእተካሉ ምጣዕሚ ጽቡቅ ሶ ዕድመን ተዕናን ይሃብካ ቆጽሎ የ ዝብለካ ሓወይ ናተይ
ብጣዕሚ አገዳሲ መልሲ ብራቮ አጆኻ ጥራሕ ስራሕካ ካብ ንሕድሕድ እዬም ዝበላለጽ 💯👍🙏🙏🙏🙏💪
ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ትምህርትካ ምሉእ እምነተይ አብ አምላክ እየ ግን ሐደ ነገር ዘጠራጥረኒ ነገር ግን አብ ምሕዝነት ብፈፅም ማሓዝተይ ዝበለን አይአምነን ብዚ ይጥራጠረን ማለት አብነት ዝከነ ምሰጥር ከውግዕ አይክእልን ሰብ አይነምንን
ምጥርጣር ግን ፍጥረት ዩ ኣነ ሕጂ ክጠራጠር ምዓት የ ክገድፊ ውን ይደሊ የ ግን ካኣ ኣብዩሊ
God bless you Brother. May God give us Strong faithful.
ሰላም ፍረዝጊ ሓወይ ምጥርጣር ማለት ዓቢ ናይ ሂወትካ ሕማም ማለት ኢዩ።ነዚ መድሃኒቱ ካኣ ባዕልኻ ኢኻ ትፍወስ ነብስኻ ኣብ ነብስኻ እመን ንነብስካ እንተ ኣሚንካ ኣይትጣራጠርን ኢኻ ስለዚ ምጥርጣር ዝመጽእ ርእሰተኣማንነት ምጥፋእ ማለት ኢዩ ። ኩሉ ዘጋጥመካ ነገራትይ ይኽበድ ይፍኮስ ንስኻ ከተካብዶ የብልካን ንኩሉ ብማዕረ ከተቃልሎ ኣለካ ምኽንያቱ ቀሊል እንተ ገርካዮ ኩሉ ቀሊል ኢዩ ዝኽውን ምጥርጣር ሕማም ናይ ኩሉ ዕድላትካ ኢዩ ስለዚ ዝሓወይ ክርስትያን እንተ ኮንካ መጽሓፍ ቁዱስ ኣምብብ ሞስሊም እንተኮንካ እውን ኮምኡ
Wawww nay behaki Aweta arkey so kexlo....👌👌👌
Thank you very much Firezghi hawuna yekenyelna nhna wn
ዝገርመኩም ኣነ ከኣ በንጻሩ ቀልጢፉ ዝኣምን እየ ኣብ bible ዘይኮነስ ኣብ ዝኮነ ዕለታዊ ጉዕዞ ሰብ ዝብለኒ ቀልጢፈ ይኣምን ብኡ መንጽር ከኣ ጥልመት ከጋጥም ከሎ ማራ ይሓርቅ ሰባት ግን ይብሉኒ ንሰባት ቀልጢፍካ ኣይትእመን ተጠራጣሪ ክትከውን ኣለካ ይብሉ ባህሪ ግን ብጣዕሚ ሓያል እዩ
Thanks hawey xbuk agelaletsa
Xbuk tmrti .....naybhaki ajoka kexlo thank u....
Welkom
Mrhaba kbuk srhe bzeba ferhi eba gele blna . Nmxyey eda frhku etay kegbre alni thanks.
thanks bro continue 👍👍
Mara tmhrtika dshbeni ajeka qexlo edmen tenan yhabeley
ጽቡቕ ገሊጽካዮ ወሳኒ ምኻን ኣገዳሲ ኢዩ ንኣብነት ገንዘብ ዘለቃሕካዮ ይጠልመካ ውላድካ ኣይኮነ ምሳይ ኣሎ እንዳበልካዮ ምስ ካልእ ወዘተ ኣለው ስለዚ ምእማን ናቱ ጸገም ኣለዎ ምጥርጣር ከኣ ን ሰብ ዘይ ሓሰቦ ከምዚ ሓሲብካ እንዳ በልካ ምክስሳር ኣሎ ስለዚ ኣብ ውሽጥኻ ዝላዓለ ኣምላኽ ዝሪኦ እምነት ክህልወካ ይግባእ ብድሕሪኡ ዋጋ ምኽፋል ናይ ሲራሕ መሻርኽትኻ እንተ ኾይኑ ብልክዕ ከረዳካ ኣለዎ ናይ ፍቕሪ ምስ ዝኸውን ዋላ ኣብ ሽቓቕ ይሃሉ ዝነግረካ ኪከውን ኣለዎ ካቡ ሓሊፉ ነብስካ ክትሃሲ የብልካን ኣማኒ ኩን ግን መስተውዓሊ ሰባት ከይሃስዩካ።
Wawwwww Gele aynet hawey natey 😘😘😘😘😘😘😘😘
Thank
btami thtnaka des kbl bro
Willkommen
:: Bro Naybhaki kexlo God Bless you tekami zkone mkri
kexlo hawey shikorrryyyy😍😍😍😍😍😍😍😍😍
1)Eway ezi naya mester rekebkayo.ane kulu sea tetrataray seb eya befelay ke ab Eruopa mes mexaku eyu! 2)emun seb mukan gen gudat alewilo do?3)mekenyatu teterataray mukan agedase koynu yesemani.any way good experience. Thanks
መጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ እዚ ኣገላልጻ ነቶም ኣመንቲ ጠቃሚ እዩ ነቶም ዘይኣምኑ ግን ዓለማዊ ኣቀራርባ እንተተቅርበሎም ተመራጺ ኔሩ ብዝኾነ የቀንየልና ኣነ ብወገነይ ውን ክፍትን እየ
Kemaka mneseatt kbezho kmy Xbox nuro teouy hebretteseb mzayede. Ajoka zweday. Kexlo!!!!
Meh Emery a bnebsu teamaminu keyd alewo mejemerya
Nifue
🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗
Love you 🤩😘🤩😘🤩😘😘☺☺☺😋☺☺☺
😍😍😍😍😍😍🤩
Hey hey astewieel hawey eza phrase bzaba emnet zhabkaya nay mexhaf kdus. Ab alemawi meglexi ktikemela koleka trguma andm eyu mstiru Kea nska ktgelxo akmi fxum fxum fxum yeblkan. Slezi bgega sebat nab sihtet keyti wesid. Ezi wedi zhatetekan tmlso zelekan abi flily alewo. Suk bel Suk bel kal amlak ktgelx akmi yeblkan. Slezi kab meglexika walahade melsi aynegerkan.
Wae ehi dea hawey Michael Kobter,, suk bel suk bel elka axikaya, kabzi zbelo zywehatelka telo kemzn kemzn elka zerzr, suk bel dea wae suk dea ms mote kerkbelu endu, bhiwet kelos aytkelkl dea,,
ዋውውውው ጽቡቅ ሓሳብ ዓዊታ ሓወይ ግን ሰብ መጀመርያ ንኣምላኽ ክኣምን ኣለዎ እብራውያን 11፣6
@@teametyemanetesfahans8730 yea xbuk aleka hawey nsu dea kedamnet emnet amlak eu natu azerarba wn eko ab amlak ms tamn tdelyo ksemrelka eu nmbal eu.
Ewa emo nisika Explain geberelina hawey natey beay wegen amlak yebariko kabzi zeabi megletsi yelen mexahaf kudus zeyteamin entekonika kali hito eu amlak misaka yekun hawey natey
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መሶብና እዛ ቪድዮ ሓይሊ እምነት ኣብ ዕለታዊ ሂወትና፡ ዕላማና፡ ነብስናን ካልእ ንጥፈታትን እምበር፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ እምነት (ኣምልኽ) ትምልከት ኣይኮነትን። ብተወሳኺ ከም ናይ ወትሩ እትህብዎ ሃናጺ ርእይቶ ካብ ልቢ የመስግነኩም።
የቐንየለይ!
ዓለም ናይ ወሰንቲ እያ ቃላትካ ሓይሊ ኣለዎ thank u alot dear bro
Mesobna ዓንጋሊት
Thank you sele klu temrti tekflna .love you Brother .
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምርቲ ኣብዛ ሳዓት እዚኣ ተጣራጢረ ዝውስኖ ሲነ ጸኒሐ ነዛ ቪዶ ምስ ሰማዕክዋ ሞ ውሽጠይ ሓይሊ ተሰሚዕኒ ፡ብፍላይ ናይ እምነት መንፈሳዊ ትምርቲ ምስ የእተካሉ ምጣዕሚ ጽቡቅ ሶ ዕድመን ተዕናን ይሃብካ ቆጽሎ የ ዝብለካ ሓወይ ናተይ
ብጣዕሚ አገዳሲ መልሲ ብራቮ አጆኻ ጥራሕ ስራሕካ ካብ ንሕድሕድ እዬም ዝበላለጽ 💯👍🙏🙏🙏🙏💪
ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ትምህርትካ ምሉእ እምነተይ አብ አምላክ እየ ግን ሐደ ነገር ዘጠራጥረኒ ነገር ግን አብ ምሕዝነት ብፈፅም ማሓዝተይ ዝበለን አይአምነን ብዚ ይጥራጠረን ማለት አብነት ዝከነ ምሰጥር ከውግዕ አይክእልን ሰብ አይነምንን
ምጥርጣር ግን ፍጥረት ዩ ኣነ ሕጂ ክጠራጠር ምዓት የ ክገድፊ ውን ይደሊ የ ግን ካኣ ኣብዩሊ
God bless you Brother. May God give us Strong faithful.
ሰላም ፍረዝጊ ሓወይ ምጥርጣር ማለት ዓቢ ናይ ሂወትካ ሕማም ማለት ኢዩ።
ነዚ መድሃኒቱ ካኣ ባዕልኻ ኢኻ ትፍወስ ነብስኻ ኣብ ነብስኻ እመን ንነብስካ እንተ ኣሚንካ ኣይትጣራጠርን ኢኻ ስለዚ ምጥርጣር ዝመጽእ ርእሰተኣማንነት ምጥፋእ ማለት ኢዩ ። ኩሉ ዘጋጥመካ ነገራትይ ይኽበድ ይፍኮስ ንስኻ ከተካብዶ የብልካን ንኩሉ ብማዕረ ከተቃልሎ ኣለካ ምኽንያቱ ቀሊል እንተ ገርካዮ ኩሉ ቀሊል ኢዩ ዝኽውን ምጥርጣር ሕማም ናይ ኩሉ ዕድላትካ ኢዩ ስለዚ ዝሓወይ ክርስትያን እንተ ኮንካ መጽሓፍ ቁዱስ ኣምብብ ሞስሊም እንተኮንካ እውን ኮምኡ
Wawww nay behaki Aweta arkey so kexlo....👌👌👌
Thank you very much Firezghi hawuna yekenyelna nhna wn
ዝገርመኩም ኣነ ከኣ በንጻሩ ቀልጢፉ ዝኣምን እየ ኣብ bible ዘይኮነስ ኣብ ዝኮነ ዕለታዊ ጉዕዞ ሰብ ዝብለኒ ቀልጢፈ ይኣምን ብኡ መንጽር ከኣ ጥልመት ከጋጥም ከሎ ማራ ይሓርቅ ሰባት ግን ይብሉኒ ንሰባት ቀልጢፍካ ኣይትእመን ተጠራጣሪ ክትከውን ኣለካ ይብሉ ባህሪ ግን ብጣዕሚ ሓያል እዩ
Thanks hawey xbuk agelaletsa
Xbuk tmrti .....naybhaki ajoka kexlo thank u....
Welkom
Mrhaba kbuk srhe bzeba ferhi eba gele blna . Nmxyey eda frhku etay kegbre alni thanks.
thanks bro continue 👍👍
Mara tmhrtika dshbeni ajeka qexlo edmen tenan yhabeley
ጽቡቕ ገሊጽካዮ ወሳኒ ምኻን ኣገዳሲ ኢዩ ንኣብነት ገንዘብ ዘለቃሕካዮ ይጠልመካ ውላድካ ኣይኮነ ምሳይ ኣሎ እንዳበልካዮ ምስ ካልእ ወዘተ ኣለው ስለዚ ምእማን ናቱ ጸገም ኣለዎ ምጥርጣር ከኣ ን ሰብ ዘይ ሓሰቦ ከምዚ ሓሲብካ እንዳ በልካ ምክስሳር ኣሎ ስለዚ ኣብ ውሽጥኻ ዝላዓለ ኣምላኽ ዝሪኦ እምነት ክህልወካ ይግባእ ብድሕሪኡ ዋጋ ምኽፋል ናይ ሲራሕ መሻርኽትኻ እንተ ኾይኑ ብልክዕ ከረዳካ ኣለዎ ናይ ፍቕሪ ምስ ዝኸውን ዋላ ኣብ ሽቓቕ ይሃሉ ዝነግረካ ኪከውን ኣለዎ ካቡ ሓሊፉ ነብስካ ክትሃሲ የብልካን ኣማኒ ኩን ግን መስተውዓሊ ሰባት ከይሃስዩካ።
Wawwwww Gele aynet hawey natey 😘😘😘😘😘😘😘😘
Thank
btami thtnaka des kbl bro
Willkommen
:: Bro Naybhaki kexlo God Bless you tekami zkone mkri
kexlo hawey shikorrryyyy😍😍😍😍😍😍😍😍😍
1)Eway ezi naya mester rekebkayo.ane kulu sea tetrataray seb eya befelay ke ab Eruopa mes mexaku eyu!
2)emun seb mukan gen gudat alewilo do?
3)mekenyatu teterataray mukan agedase koynu yesemani.
any way good experience. Thanks