ተግሳጽካ ተቐቢለዮ ኣለኹ።የቐኔለይ። ሰሚዕኹም ሼር በልዎ ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ )

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 609

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 роки тому +87

    ኮመንት ዓጺዎ እምበር ሕርሕራይ ጌርና መስማዕናዮ እቲ ሓቂ ወዲ እታ ካሓዲ መናፍቅ ዝተዛርብካዮ ናይ ቀደም ፊድዮታትካ ኣምጽዩ ሓቂ ስለ ዝመረሮ ዘይበልካዮ እንዳ በለ ክሕሱ ቀንዮ ዳሓን ግን ክንራክብ ኢና ንግዜ ንግደፎ መናፍቃን ብመጽሓ ቁዱስን ብሰብ ይሽቅጡ ኣለው ኣቱም ሰባት።

    • @ሰላምማዓልቲ
      @ሰላምማዓልቲ 2 роки тому +4

      ሓቂ ኣጽዎ ኣብቲ ካልኣ ኣቲ መልሰሉ

    • @brhanagerye815
      @brhanagerye815 2 роки тому +8

      ሓቂ እየሱስ ክርስቶስ እዩ ኣይትጠበሩ ሃይማኖት ኣየድሕነካን እዩ ናብ ጎይታ ንዑ ተመለሱ

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 2 роки тому +22

      @@brhanagerye815 ባዕሉ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቆርበት በጊዕ ዝተክድኑ ተካሉ የሱስ እንዳ በሉ ክመጽኩም እዮም እሞ ካብዚኣቶ ተጠንቀቁ ኢልና ዩ ኣታ ረሳሕ መናፍቃን መንገዲ ሓቂ ምኮኑ ቁዱስ መጽሓፋና ኣራጋጊጽልና እዩ ንማንም ሰብ ኣይትነግሮን ኢካ ምናልባት ከምኡ እንዳበልካ ነቶም ዘይፈልጡ ገርህታት ከተታልሎም ትክእል ኢካ ቶክላ ናይዚ ዘመን።

    • @ሽምኪማርያምፍረልሳነይዩ
      @ሽምኪማርያምፍረልሳነይዩ 2 роки тому +12

      @@brhanagerye815 ታይ ድአ የድሕን ሃይማኖት ማለት እምነት ማለት እዩ እምነት ብዘይ ምግባር ኮንቱ እዩ ናይ ያዕቆብ መልእኽቲ ምዕራፍ 2 አንብብ አይትንገሩና ካልእ ጎይታ የለን ብዘይካ ወልደ አብ በባእርዩ ወልደ ማርያም በትስብእቱ።

    • @shewitgirmay1417
      @shewitgirmay1417 2 роки тому +2

      Ja axwa alo kommente

  • @filmonamanuel1684
    @filmonamanuel1684 2 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ሓውና ስልጣን ከሰተ ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ሓደ ካብቶም ዋልታ ተዋህዶ ኢለ ዝጥምተካ እታ ዘላትካ ንህዝቢ ከተካፍል ዓቢ ኣስተዋጽኦ ትገብር ዘለኻ ኢኻ እሞ ኣጋእዝቲ ኣለም ስላሴ ብቸርነቶም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ሕሩያን ኣቦታትና ብበረኸቶም ይደጉፉኻ ዝሓወይ ክቡር ።

  • @bereketbrhane7815
    @bereketbrhane7815 2 роки тому +1

    ኣምላክ ብጣዕሚ ጥዑም ኢዩ መ.ስልጣን ብኣኻ ኣዝየ ኢየ ዝኾርዕ ኣጆካ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና

  • @nsanwedan3818
    @nsanwedan3818 2 роки тому +2

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓውና ብትምህርትካ ብጣዕሚ ዕጉብ እየ ኣጆካ ብ ሓደ ክልተ መስሓትያን ከይተጸባጸብካ ቀጽሎ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @kebedoasli7355
    @kebedoasli7355 2 роки тому +2

    ኣብ ትምርቲሲ እቶም ዝጋገዩስ ውሕዳት እዮም ኣብዚ ካኣ ናይመን ሳዓብቲ ይበዝሑ መንከ እዩ ቅኑዕ ዝምህርስ ፍሉጥ እዩ ካብ ኣፉ ክንርዳእንክእል ኢና ዋላካ ኮፍ ኢልና ትምርቲ እንተዘይ ተማህርና ኣብ ጎንና ዘለው አሕዋትና እቶም ዝበዝሑ በየን ከም ዝከዱ ፈሊጥና እቶም ዝጋገዩ ካኣ ውሕዳት እንተኮይኖም ንመን ከም ትስዕብስ ፍሉጥ እዩ ክልተ ሰብ ወይ ካብ ክልተ ንላዕሊ ትኮዶ ዘለካ መንገዲ ቅኑዕ ኣይኮነን እንተ ኢለም ካ ህድእ ኢልካ ትከዶ ዘለካ መንገዲ ምምርማር የድሌካ እዩ ስልጠን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ ኣብዚሑ ይሃብካ ንሓውና ካኣ ዘስተውዕል አእምሮን ቅንዕ ልብን ይዓድሎ ስለ ዘየብሉ ኣይኮንኩን ስለ ዘይተጠቀመሉ እየ 🚣🏾‍♀️🚣🏽‍♀️🚣🏾‍♀️🚣🏾‍♀️🚣🏿‍♀️🚣🏾‍♂️🚣🏿‍♂️🚣‍♂️🚣‍♂️ ኣጀካ ግፈፈና ስልጠን

  • @awalomkidane9650
    @awalomkidane9650 2 роки тому

    ኣንታ ሓወይ እሞ እቲ ቃል እግዘኣብሄር ስለ እግዘኣብሄር ጥራይ ድዩ ተዛረብ ዝብል እኳ ኢኻ ትብል ዘለኻ፡ ንእግዘኣብሄር እሞ በየናይ ልሳና ኢና እንገልጾ ዘይትብል፡ መዳናገሪ ኢኻ ብሓቂ ፡ ፍራህ ንነብስካ ክጥዕመካ።

  • @rahilrahil9744
    @rahilrahil9744 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ንዓኻ ዝሃበና ቀያሪ ህይወትና 🌹🌹❤

  • @amiatek5089
    @amiatek5089 2 роки тому

    Amen ✝️Amen ✝️Amen ✝️kale hiwet yesmalina daken Egziabheri Amlak Teguue yebzhliukom

  • @ቲቲየኪዳንምህረትልጅ

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብረ ሓወና ስልጣን እግዚአብሔር ምሰካ ይኩኖ 🤲🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 2 роки тому +3

    ዶንጊካ ዊዕልካ መምህረይ ማዓዝ ክመፅእ ክብል ውዒለ መልሱ በል ሃበልና ኣፎም ክሕዙ👏

  • @yordigalmemher3999
    @yordigalmemher3999 2 роки тому +2

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና
    ክብረተይ
    ስለ ዝበለጽካዮም እዮም:: ዝግዕሩ ዘለዉ ሓሳዳት
    እንታይ እዮም ኸ ኩሉም
    ግእዝ ግእዝ ዝብልዎ እሞ የለን
    ክንዲ ስልጣን ሓውና ኣይትመጹን::

  • @fgdttthu797
    @fgdttthu797 2 роки тому

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እዚ ሓወይ

  • @huu7115
    @huu7115 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐና ክብር ሓወይ ንሳቶም እማ ንሳ እያ ዓቅመም ንሓቂ ድአ ከመይ ገይሮም ክቅበልዋ አጀካ ስልጣን ሓወይ እግዛአብሔር አምላክ ይሓግዚካ ናይ አደና ድንግል ማሪያም ፀሎታን በረከታን አይፈለካ ክብር መምህረይ 🙏🙏🙏👏👏👏🌿🌿🌿🌿💐💐💐💐💐🌷🌷

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 роки тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኻ ኣረ እዝኦም ሓሳዳት እዩም ብሱሩ ሓዚ ከም ዝነቃሕናሎምስ ኣይፈለጡንድዩም ንዝኦም ግዘ ኣይትሃቦም ስልጣነይ ጅግና ልባም መስተወዐል

  • @soulpeace7522
    @soulpeace7522 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ዝገበርኩሞ ዝርርብ ክከታተሎ ቀንየ፡ ንሱ ኣብ ሓቂ የለን ብትዕቢት ተመሊኡ ብዘየለ መርትዖ ከጸልም ሰባት ከጋግን ዝፍትን ሰብዩ ዝግባእ መልሲ ሂብካዮ ኢኻ ንስኻ ግና በርትዕ ቀጽሎ ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን።

  • @cgifjfgh7449
    @cgifjfgh7449 2 роки тому +3

    አግዚአብሔር ይመስገን ሓውና ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ አሜን🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና ክበር መ ምህርና አዞኩም መምህር ገባሪ ኩፉእ ስረሕ ደ እንንታይ አልዎ አየ ዘይተባሃለ ዘይተነገር ክሰርሕ እንድየ ለይቲ ምስ መዓልቱ ሰረሐ ዘይብሉ ዘሐድር ሰምዓና ሓስብና ከይነፀሕፍ እዉን ከምነቲ ዓፅይዎ በዝከነ ከቡር መምህር እግዝእብሐር ኣምላካ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም እመ ብረሃን ተሐሉኩም ንሓዉና እዉን እግዝእሔር ኣምላካ ዓይነ ልቦናኡ የብረሀሉ

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ

    አሰይይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ እመ ኣምላከይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልውካ አሜን ፫ 🙏❤

  • @asebabbay9460
    @asebabbay9460 2 роки тому +1

    ATA sltan hawna mshaf kudus ambb haki aytkbern eya aythawawso eka tbahal zeleka God bless you

  • @titiefrem4302
    @titiefrem4302 2 роки тому +1

    Bhaki kale hiwet yesmealna sltan hawuna egziabiher amlak xega ab leli xega tbeb ab leli tbeb yebzhalka egziabiher ortodox tewahdo n zelalem tnber🙏🙏🙏

  • @habensolomon8164
    @habensolomon8164 2 роки тому +1

    ኩሉ ቃልካ ኢዩ ኣይትጠዋወ ሱልጣን ሓውና ተመለስ ትክክል ወንገል ስበኽ

  • @mtslalkiros6128
    @mtslalkiros6128 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኩቡር ሓወና ስሊጣን

  • @selambrhane810
    @selambrhane810 2 роки тому

    Kale hiwet yesmalna diakon hawna, Egziabhier tsegu yebzhalka Orthodox nzelalem tnber

  • @senutesfai4150
    @senutesfai4150 2 роки тому

    ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልካ ።

  • @yoni-mek
    @yoni-mek 2 роки тому +1

    Sultan hawna kal hiwet ysmalna ⛪️🙏🙏 seb akumu eu zgeber akili xebet sele zkone eu ay germenan eu dema

  • @shewittesfazghifisseha9794
    @shewittesfazghifisseha9794 2 роки тому

    Dehan Sltan hawna aythazelom egziabhier yenti lboneom ykfetelom. Neaka kea egziabhier bezi hizkayo zeleka senay mengedi ktkeyd senay fqadu ykun 🙏🙏🙏

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 2 роки тому +2

    ኣየ መናፍቃን ኩሉ ግዜ ገልታዕታዕ ቀፅለሉ ድኣ ስልጣነይ መምህረይ ብዘይ ምፍላጥና ክደይ ማዓልቲ ዘይተኻታተልናዮ ኸዝስ ነቂሕና ኢና ብሳላ እሊ ባዓል ስልጣን ሓወይ ተመስገን ንዓኹም ዝሃበና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ክብሪ ይኹና እመብርሃን ኣደይ

  • @berhanekibrom592
    @berhanekibrom592 2 роки тому

    ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ

  • @fanushaile697
    @fanushaile697 2 роки тому

    Kale hiwet ysmalna egziabher stegaeu yebzhalka zhawey

  • @حسنهادي-ق8ه
    @حسنهادي-ق8ه 2 роки тому

    ብሓቂ ክብር ሓዉና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሜን አሜን አሜን

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 роки тому +1

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ አጆካ አይትደነቀሎም ነዝኦም ክቡረይ ንመናፍቃን አውን ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም በውነት ይይይይይይይ ህዝበይ ሳአን ፍላጡ ይጠፍአ አሎ አይንታለል ንጠንቀቅ ሰይጣን አውን መልአከ ብርሃን መሲሉ ይመፅአ አዩሞ አይንደነቅ አሕዋተይ አብ አምነትና ንፅናአ ደቂ ተዋህዶ መምህረይ አመ ብርሃን ትሓልወልና ንኡሰይ 🌹🌹🌹

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣንዋ

  • @merawaliku3182
    @merawaliku3182 2 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ!!!

  • @ትግራይዓደይሰላምንዕኪ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
    ባች ግእዝ ድዩ ዘንብብ ዘሎ ይብላዕሎያ ተተብሃለስ ጥሕሎ ምስ ሽንጣሩ እዩ ዋ ፅብቅቲ መልሲ 😁🤣 እመ አዶናይ ብ ምልጀአ ትርዳእካ 🌼🌻🌻🌻

  • @grmaidebesai9030
    @grmaidebesai9030 2 роки тому

    Amen amen amen qale hiwet yesmalnae

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 2 роки тому +6

    ሰልጣነይ ጎቦዝ ዝሓወይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዛሓልካ መናፍቃን ንሱኡ ስርሖም ግን ክብረተይ ናዓና ትርሰዓና ኣለካ ወንጌል ስበካና ባባባየ ማለተይ አምህረና ናዓና ባዓልዮኦም ይፍለጡ

  • @yordiyordi5466
    @yordiyordi5466 Рік тому +1

    መህረይ ምዓረይ ሰላምካ ይብዝሓዮ ፈጣሪ ኣይትገድሰሎም ሱልጣነይ ህበይ ሲ ወይኒ ምርካብ ምስ ሳአንቶስ ምጺጹ ኢላ ገዲፋቶ ዝብሃል ናይ ብሓቂ

  • @ወዙጓልተዋህዶትግራወይቲ

    ክክክክክክክ ሳሓቅ መፂኑ ተሰሓቅኩስ ሓጥያት ኣለዎ ድዩ 😁😁😁🙈🙈ኣየ መናፍቅ ሳሓቅ ሞይተ መምህረይ ዓቃል 💕

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 2 роки тому +1

      Enem endeza bzey hasebkuwo sihiqe sliom nxeli ahwatey

  • @ሜሪጓልተዋህዶYouTube
    @ሜሪጓልተዋህዶYouTube 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይዉት ያሰመዕልና ዝፍትውካ ዝፍቅርካ ዝናፍቅካ ክብር ሓዉተይ ምህረይ ፅጉኡ ይብዝሕልካ እግዘብሔር አምላክ

  • @fithotlife3468
    @fithotlife3468 2 роки тому

    Kale hiwet yesmealna kbur sultan hawna

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ_
    ናይ ብሓቂ መምህረይ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ

    • @nanuzere9759
      @nanuzere9759 2 роки тому

      Kal hiwetu yesmana memhir hawina, EZIGABIHER YIMESGEN, ezi kulu menfesawi hiwet tekafilena zeleka asibika kab amlak rikebo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 bi ENGLISH kanka zimihru zikielu chanel entelo kithibireni nezom hadeshti ab wetsaei ziteweledu dekina 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 gin kemizi natika bimulue emnetin filtetin please kubur hawey 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @weiniandebrhan2034
    @weiniandebrhan2034 2 роки тому

    Qale hiwet yesmealna kubur Sltan hawna tsegue yebzhalka edmen tenan yhabka Fetari bzaeba ezi rkus aytgedeselu

  • @hiwigaltigray4301
    @hiwigaltigray4301 2 роки тому

    ስልጣነይ እግዚኣብሔር ወሲኹ ወሳሲኺ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ጅግና ናይ ተዋህዶ

  • @takleabhabte2198
    @takleabhabte2198 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ካብዞም ከምዝኦም የድሕነና ኣይትገደሰሎም መ / ሰልጠነ ሓውና

  • @እመብርሃንእያዋሕሰይ

    ኣጀካ ዝሓወይ ኣይትገደሰሎም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብዚሑ ጥበቡ ይግለፀልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ኣጀካ ሰልጣን ሓወይ

  • @yosankidane3924
    @yosankidane3924 2 роки тому

    AMEN AMEN AMEN qal hiwet ysemalna

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay2690 2 роки тому

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna

  • @drarhayle8800
    @drarhayle8800 2 роки тому

    Kale hiwet yesmalna suktan hawna fetari xega ab risi xega yhabka zahawey

  • @muluegetafetwi6702
    @muluegetafetwi6702 2 роки тому

    እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ ጥራይ ቀጽሎ ነዞም መናፍቓን ኢሎሙኒ ኢልካ ኣይትገደሰሎም መንገዲ ጥፍኣት እዮም ሒዞም ዘለዉ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም።

  • @jorginho5....752
    @jorginho5....752 2 роки тому

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 Qal hiwet yesmalna

  • @biniamgebrebrhan2431
    @biniamgebrebrhan2431 2 роки тому

    Sultan hawna egziabhear edme zebenka ybark. Ajoka xnaeeee, buzuh wn bhji yxbeyeka kemzelo aminka xnaeee. Haqenja kristian kemzi zgetmeka zelo u zgetmo. Neti haqi trah kem qedemka asmeayom.
    Sbhat n egziabhear 🙏🙏🙏

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 роки тому

    እግዚኣብሔርዘበንካይባርኽ ስልጣንሓወይ

  • @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ

    አሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ በሓቃ ቃል ህይወተ ያሰመዐልና ሰልጣን ሓወይ አብተ ትሕትና ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 2 роки тому

    አሜን ቃል ህወት የስማዓና ስልጣን ሓውና ብጣዕም ጸጉኡ ይብዛሐልካ+++?

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 роки тому +2

    እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃቦም ዕድመ ንንስሓ ይሃቦም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘላኣለም ትንበረልና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @furtumeles8850
    @furtumeles8850 2 роки тому +1

    ኣጆኻ በርትዕ ንስኻ፣ ስለ ኣምሰልነት ዝዛረቡ ንሰብ ንምስሓት ስረሖም"ዩ ፣ ንስኻ ግና ኣበርቲዒኻ ክርስቶስ ዋልታኻ ጌርካ ቐጽሎ።

  • @siraksirakafewerki1998
    @siraksirakafewerki1998 2 роки тому

    Amen Amen Amen amlak ymesgen Hawey

  • @samerahsamerah6871
    @samerahsamerah6871 2 роки тому

    ቃል ሂወት ያሰመዐልና::ኣጀካ ሰልጣን ሓወይ::ካብ ቅንኢ ዝተላዕለ እዩ:መሰትወዓሊ ልቢ ይሃቦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ::

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ

    ቃል ሂወት የሰዐመልን ሰልጣን ሓወሐና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
    ናይ ሰደት መምህርና

  • @eliltamesfin4265
    @eliltamesfin4265 2 роки тому +1

    Memhr sltan hawna egziabiher tsegu yebzihalka, beti etgebro zeleka enkifat kegatmka,gdn eyu ajoka bertie Medhaniealem misaka yikun.

  • @ami780
    @ami780 2 роки тому

    Sltan hawey kexlo tmrtka btaemi nfetwo Ena! Edme yhabom fetari n memehir girma wondumu! Nay menafkan emnet entay aynet emnet kemzkone felitnayo Ena! Egziabiher ymesgen smu ybarek!!! Ajoka amlak ab mengedka ykun!!

  • @ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ፀግኡ የብዝሓልካ ወይ ግድ ዝጨነቆስ ያ ጥንስቲ የእቱ ድዩ ዝባሃል ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ናይ መጎስ ነገር 🥰🥰🥰

  • @ጋልትግራይ-ቀ2ሰ
    @ጋልትግራይ-ቀ2ሰ 2 роки тому +2

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህር ፀገእን ብረክቱን የብዘሒልካ 🙏🙏🙏

  • @bahlbibrhane7431
    @bahlbibrhane7431 2 роки тому

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna sltan hawna

  • @anenogead6807
    @anenogead6807 2 роки тому +1

    ግእዝ ቀላል እያ ኣይ ኣታ ፈጣሪ እንታይ ኮን ኢና ክንሪኢ ኢና ሓንሳብ ድያቆን እየ ይብል ግእዝ ይፈልጥ እየ ይብል
    ይቕሬታ ሱልጣን እዚ ሰብ እዚ በምንም ተኣምር ኣይደረጃኻን እዩ ኣነ ምሱኡ ኣብ ሓደ ሰፈር እና ንነብር ብዙሕ ግዜ ውን በኣካል ክረኽበኒ ሓቲተዮን ጺሒፍርሉን ክምልስን ክረኽበንን ፍቓደኛ ኣይኮነን
    ዲቁና ኣይኮንርን ነዛ ማንም ህጻን ዝፈልጣ በስመኣም እኳ ክብላ ዓቕምን ፍልጠት የብሉን ሓንቲ ዝፈልጦ ነገር የብሉን ግን ቃለ እግዚኣብሔር ንዘይፈልጡ የጽድፍ ዳሎ ሃሳዌ መሲህ እዩ ኣይኮነን ግእዝ ብንባብን ውርዲ ንባብን ክፈልጥ ነዛ ኣብ ኢዱ ዘላ ወንጌል እዃ ብቋንቃ ኣዲኡ ኣይፈለጣን

  • @bzuheyumnbarmalet6516
    @bzuheyumnbarmalet6516 2 роки тому

    Ajoka sltan hawey Elizabeth hali yhabka 🙏🙏🙏

  • @Mantuy9572
    @Mantuy9572 2 роки тому +1

    Ewe sltan hawina knsihfelu hasibina asiwo haderaka naeka kaliyiu naeka kewuduku telaelom alewu fetena zolo you lieli manim nsika tfeliti hadereka beziatom keytsanabedi kulu seb you zfeltom metaliliti mkanom zeygedimuka kufut you measoy nuau endabelikayom da a zeykeribu ajoka 🙏🙏🙏

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 2 роки тому +38

    ብዛዓባ ናይ መናፍቃን ብዙሕ ዘገድስ ኣይመስለን ከመይ ክንሓስቦ ዝግብኣና ብዛዓባ መናእሰያትና እዩ ንሱ ካኣ ኩሉ ሰብ ብሕማቅ ዝሙት ዝብሃል ወልፊ ዝተታሓዘ እዩ ስለዚ ካብዚ ሕማቅ ወልፊ ብኸመይ ክንወጽእ ንኽእል ተትምህሩ ዝበለጸ ኮይኑ ይስምዓኒ ናይ ፍልጠት እግዚአብሔር ይመስገን ጸገም የብሉን ሕማቅ ልምዲ ግን ኣብ ሂወትና ይሰርጽ ኣሎ ስለዚ እዚ ውልዶ መንእሰይ ካብ ሲንግል እየ ሰበይቲ የብለይን እንዳ በለ ሕማቅ ክገብር ዝነብር እንታይ ተገበረ ይሓይሽ እልካ ተትሓስበልና ተትሓዝነልና ዝመለሰ ሞጎስ ውን ምረኸብካ እቶም ዝወጹ ኣምላኽ ይምለሶም በቶም ዘይወጻና ካብ ሕማቅ ልምዲ ክንወጽእ ተትሕጉዝና ዝበለጸ ነሩ ብጾሎትኩም ይኹን ብዘረባኹ ተስፋ ተትኾንና ዝበለጸ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።

    • @isaacfilmon3514
      @isaacfilmon3514 2 роки тому +7

      ሰብ ነናቱ ጸጋ ኣለዎ ከምኡ ዝምህሩ ብዙሓት ኣለው መንፍቅና ካብኡ ዝከፈአ ኢዩ ክትርድኡ ዘለካ ሽለል ዝብሃል የለን ኣስተውዕልና ውን ንጽሓፍ ።

    • @እመብርሃን-ጘ8ከ
      @እመብርሃን-ጘ8ከ 2 роки тому +7

      ናይ ብሓቂ መንእሰይ ኩሉ ይጠፍእ እዩ ዘሎ ብፍላይ ብዙሙት ኣቱም መምህረይ ዓክ ዋይ ኣነ እዚ መንእሰይና እምበር ኩሉ ጠፊኡ ጸታዊ ርክብ ኣብ ሞባይል አንዳ ራዩ ወላ ካ ምስ ሓንቲ ሰብ ርክብ ምፍጻም ጥራሕ ከይ ከወን ሲ ወዲ ብዘለዎ ጛል ብዘለቶ መስ ነብሶም ህማቅ እዩ ዝግበር ዘሎ ብዙኮነ ክብለኩም ዝደሊ ኣነ ካብቶም ቀዶሞት ተካታታሊካ እየ ብኣኻ ኩሩዕ እየ ግን ነዚ መንእሰይ ተስፋ ክትህቦ ገለ ፕሮግራም ኣውጺእ ማለት እቲ ኩሉ ሰብ ጠፊኡ ከም ዘሎ ተረዲእኹም ተስፋ ዝኸወን ማለት ናብ መንእሰያት ኣወዳት ኣውልድ ኢልኩም ኣርእስቲ ትሕዝ እሞ ከምዚ ንግበር ከምዚ ንግበር ክሳብ ምኣስ ኢና ኸ ከምዚ እንዳ በልና ክንከይድ እንዳ በልኩም ከተምጹ ተስፋ ይገብር ማለት መንእሰይ ክብለካ ኣወዳት ጥርሕ ዘይ ኮኑስ ወላ ኣዋልድ ኩቡር መምህረይ ንዓይ ብዓል ገባሪ ጽቡቀይ ኢኹም ኣነ ውን ካብዚ ዝብለኩም ዘለኩ 100% ዝርሓኹ እየ ግን ቡዙሕ ነገር ካብ ዝሰማዕኩዎን ዝራኹዎን ግን ብዚ ነገር እዚ ሓዘነይ ከም ማይ እዩ ዝዛሪ
      ተስፋ ይገብር ነዚ ሪኢኹም መልሰይ ብትምህርቲ ክትምሉሱለይ ሰብ ኸተድሕኑ

    • @ertrakesete7379
      @ertrakesete7379 2 роки тому +2

      Nay bhaki hawey

    • @alemxaerieya77
      @alemxaerieya77 2 роки тому +2

      Bhaqi xbuq aleka bzuhat meneseyat bzumut texelilna ena

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 2 роки тому +4

      ግብሪ ሃዋ 24 (Acts)
      14፤ ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ።

  • @kidanesami2886
    @kidanesami2886 2 роки тому

    Amen amen amen kal hweit yesmalna Edmen tenan yhbka fetar

  • @sarasaera4813
    @sarasaera4813 2 роки тому

    እንካን በሰላም መጣህ ስልጣንየ እምወድህ ፈጣሪ ኣምላክ የኣገልግሎት ዘመንህን ይባርከልህ የተዋህዶ እንቁ

  • @teblezberaki5077
    @teblezberaki5077 2 роки тому

    Kaler hiwet yesmalna. Neziom gize aytehabom.

  • @kifligoitom5667
    @kifligoitom5667 2 роки тому

    Amennn qale hiwet yesmealna kubur hawna

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
    ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ልቦና ይሃቦም

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 роки тому +7

    ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ መምኅረይ💞💞💞 እዚኦም ሰቅ እሎም አዮም ዋ
    ክክክክ ይበል ግእዝ #ሰልጣን ኃወይ ቆሪርዎ

  • @ሚዙጓልተዋህዶእየ
    @ሚዙጓልተዋህዶእየ 2 роки тому +9

    ሰላም ሰላም እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ክቡር መምህርና 👏👏❤ኩሉኹም ስድራ እግዚአብሔር ልዑል ከመይ ኣሎኩም 👏👏
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ክቡር መምህርና 👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @nazeratsamson3438
    @nazeratsamson3438 2 роки тому

    Kale hiwet yesmealna seltan hawna

  • @liyaeyob199
    @liyaeyob199 2 роки тому

    Kal hiwet ysmealna sultan hawna nehade menafkan aytmelalso xululat eyom kem dfret. Aytrayo 🙏

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ

    ብሓቂ ክብር መምህረና ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @shhdehe9674
    @shhdehe9674 2 роки тому

    ስልጣን ሓወይ አነስ ደስ እኻ ትብለን ከም ሓወይ ከም አቦይ ብዚዓበየ ዶማ መምህር ናይ ህይወተይ እኻ ንኽቶሎም ነይሪና እና ሐጅ ግን ሰላ ንስኻ እግዚኣብሔር አምላክ ኣባኻ ሓድሩ ብዙሕ እዩ ዝምህረናሎ እሞ ፀጉኡ የብዝሓልካ እመ አምላክ ፅላል ትኹንኻ❤
    ንሳቶምስ ከምኡ እዮም ገድፍናዮም እና ፈላጥ እየ ከለ ዶ እዮም ዝብሉ ግን ትሪጉም የብሎም አምላክ ባዕሉ ብዓይን ምሕረቱ ይጠምተና

  • @saragualhamel9539
    @saragualhamel9539 2 роки тому

    Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    😂😂😂ሳሓቅ ቃትልካኒ ስልጣን ሓወይ ስቅሎም እዮም እዚኦም መናፍቃን ሃተው ቀጠውጠው
    ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare9544 2 роки тому

    Egziabhier amlak xegeu yebzhalka Sultan hawna

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 2 роки тому +12

    🔰በስምአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን አሜን አሜን
    🔰እንኳዓ ንወርሓዊ ክቡር ባዓል ናይ አቦና ንመድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ መድሃኒአለም ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና
    🔰ክሳብ እዚይ ዕለት እዚ ዘፅነሐና ክብርን ምስጋናን ዉዳሴን አምልኮትን ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ይኩን
    🔰ኦ አምላኬ ሓጥያትና ይቅር ኢልካ ብሙሉኡ ምሕረትካን ቸርነትካን ጠምተና ነዛ ቁልብላብ ዝመለአት ዓለም ሙሉኡ ምሕረትካ አዉርደልና አሜን ቅሳነትን ራህዋን ሓጎስን ምስ ወለድና ዓይኒ ብዓይኒ እንራከበሉ ተነሲህና እንሞተሉ ግዜ አምፀአልና አሜን
    🔰ዝሓመመ ዝማሓረሉ ዝተአሰሩ አሕዋትና ዝፍትሕሉ ዝተጨነቀ ዝሕጎሰሉ ግዜ ይግበረልና አሜን
    ዝሞቱ እዉን መንግስተ ሰማይ አዉርሰልና አሜን👏❤🕊🕊🌷🌿
    እና ብሐቂ ቃል ህይወት ቃል ብረክት የሰመዐልና ክብሩ መምህረና ሥልጣንይ እና አጂኮ ሥልጣንይ ማዓረይ እዘኦም ሰቁ እሎም እዮም ብዛካ አይተገደሰሎም አፍልጦ ሰለ ዘይብሎም ድአኮኑ ቃንኦም ከመይ ገረና እና ንፍልጠ እሎም እዮም ዝግዕሮም ዝሎ እግዚአብሔር አምለክ ምሰብዕል ልቦና የሃቦም ምሰክናት

  • @የአማኑኤልልጅነኝ-ረ9ሐ

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀጋበረከቱ የብዘሐልካ

  • @ማኣርግጓልተዋህዶ
    @ማኣርግጓልተዋህዶ 2 роки тому

    ብሓቂ ክቡር ሓውና መምህርና ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ከምላኽ

  • @titizeweldi4522
    @titizeweldi4522 2 роки тому

    Amen 🙏 amen 🙏 amen zehawey

  • @ዝዕገስ.ዩሓያል
    @ዝዕገስ.ዩሓያል 2 роки тому

    btami xubuk mebrhi amlak qdmen tqnan yhabka hawey

  • @ራያዓደይትግራይ
    @ራያዓደይትግራይ 2 роки тому +4

    ኦሮቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትንበር አሜን አሜን አሜን ሰልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺

  • @rufta-el792
    @rufta-el792 2 роки тому

    ሰልጣን ሓወይ ተምህርትኻ ዐይንና ከፊቱና እዩ. ኣስይ እዝጋቤህር የመስገን ሓይልን ጥበብን መመሊሱ የብዝሓልካ .

  • @ኣለምጋልሃገረትግራይ

    እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግለት ዘመንካ ይባርከልካ

  • @lave9644
    @lave9644 2 роки тому +1

    እንካዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህርና
    ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 👏👏👏

  • @belexetrezene3698
    @belexetrezene3698 2 роки тому

    Kal hiwet yesmalna seltene hawey amlak makulna ykun

  • @ራሕቦት
    @ራሕቦት 2 роки тому +2

    ኣየ ሱልጣን ድንጋይ ራስ ትገርም ኢካ።እወ ቀሊል ኢዩ ቋንቃ ብምልምማድ ዝመጽእ ስለዝኮነ ኣይተካብዶ ኣይተካፍእ።ሓቂ ቃል ኣምላክ ተዝህልወካ ብዛዕባ እግዚኣብሄር ንክትገልጽ ግዜ ኣይኣክለልካን።ግን ጽውጽዋያት ደብተራት ሒዝካ ብዛዕባ እግዚኣብሄር እንታይ ክትብል

  • @loveyouforevergod9057
    @loveyouforevergod9057 2 роки тому

    *Kal hiwet yesmalna Sultan hawey nay bhaki xbuk mebrhi eu*

  • @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ

    ኣሜን ፫ ኣንቋዕ ብስላም መጺእካ መምህርይ🙏❤

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ
    እዞሙ ጴጤስ ብዘይ ቢዶ ምቁረፅ ካልእ አይፈልጡን

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    እንኳዕ ዳሓን መፃካ ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @brhaneabrha1415
    @brhaneabrha1415 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ሓውና ስልጣን
    🌹🌹🌹🌹👍👍👍

  • @genetgebremeskel6144
    @genetgebremeskel6144 2 роки тому

    Seltene wendemi sewyew chger alebet lemen yenadedane anet betetena new yemelsikelet bereta ayezuh 👍👍👍👍👍👍

  • @alemdagim699
    @alemdagim699 2 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስመዕልና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏