Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ትርጉም መርዛም መንሽሮን እኩይ ወያነን፡ ብሓንቲ ቃል ጥራይ ክግለጹ ኣይክእሉን እዮም።
❤❤❤❤❤❤እዚኦም ሓሳዳት ደናቁር እዮም ጥላማት።
ኣያና ኤፍሬም ግደ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘሕለፍዎ ስቃይን መከራን በዞም ምድረ ሴጣን ጎሮቤት።ብዙሕ ታሪኽ ትፍልጠና ኣለኻ እሞ ኣዚና ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ።ክብርን መጎስን ንህዝብናን ንስውኣትናን 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌼🌼🌼
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ዓይኒ ጸላኢኹም ይድፈነልኩም
እንቃዕ ብዳሓን መጻኹም ደቂ ኤሬይ ❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷👍🏼👍🏼
Amazing story keep up Efi haway ❤❤❤❤❤
Thank you Efrem 🙏🇪🇷🌿🇪🇷🌿💪💪💪🕊🕊
መርሓባ ቱዑም ደሃይ ኢፍሬም ግደ ከመይ ሓዲርካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነቲ ኩቡር ታሪኽ ሃገርና ኣጸቢቕና ክንፈልጥ ብሕልፊ ነቲ መንእሰይ ዎለዶ ሃናጺን አገዳስን ስለ ዝኾነ ምስጋናይ ወሰን የቡሉን.
ብልሽውና!ጎሓሉ ከድዓት ወያነ ብገንዘብ ወይ ንብረት ጥራይ ዘይኮኑ ወላ ብሰበይ ውን ኢዮም ዝጣልዑ ኔሮም፡ ንኣብነት ክልተ ካድረታት ኣብ ባር ኣዲስኣበባ ምስኣተው፡ ነታ ባሪስታ ንዓይ ክወስካ ኢየ ንዓይ እባ! እናተባሃሃሉ ብሽጉጥ ክፋጠጡ ዘኪሩ ሓደ ኣዘንቲዉልና🤑ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
ኣይረሳዕናዮን እዞም ጨካናት ዝገበርዎ ግፍዒ
Selam. Deki.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። እዋ ስቃይ እንቃዕ ኣዋጻኦ ፈጥረልካ ኣቦና ጂግና ተጋዳላይ ባህታ ሚንኪኤል ጋብዞም ሓሳዳት ወያኒ ።
Selam deki Erena xeda lebom 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you Eritrea people and present Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወያነ ናይ ባሐቂ ጨካናት እዪም። እዚ ናይባሐቂ ኤርትራውያን ግን ገዳፋት ኢና።
ክቡር ኤርትራዊ ኣብ መንጎ ገዳፍን ረሳዕን ዘሎ ፍልልይ ኣነጺርና ክንፈልጥ ኣሎና። እዚ ገዳፋት ኢዮም ኢሎም ኩሉ ግዜ ዘዘንግዕና ተጋሩ ክንነቕሓሉ ኣሎና። ኤርትራዊ ንቓሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@fenkel2293ናይ ብሓቂ ገዳፋት ገርሄኛታት ኮይና ኣይኮነን ኣነ ዓያሹ እና ንቅሓት ዝጎድለና ኣባግዕ እና እየ ዝብል።እዞም ሰባት ማለተይ እትዮጵያውያን ብሓፈሻ ተጋሩ ብፊላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ካብ ጥንት ጥቅምት ክሳብ ሎሚ ለይት ከመይ ገርና ሸለል ንብል እንታይ ዝኾነ ኤርትራዊ ዳ እዩ ተጠልዑ ትግራይ ትስዕር ዝብለካ ካብዚ ዝዓቢ ናይ ክሕደት ክሕደት ኣሎ ድዩ። እትዮጵያ ብፊላይ ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእት ኤርትራውያን ኤርትራን እዮም ኩሉ ዝፈጸምዎ ጽንተት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን እዮም ንመን ኣጽንቶም ንመን ሓድጎም ካብ ራስ ቀይሳር ክሳብ ራስ ድመራ ብ ተጋሩ ዘይተገፈዐ ጽንተት ዘይወረዶ ኣሎ ድዩ ትሽዓተ ብሄራር ኤርትራ ስምብራት ኣለወን ንመን ክዕሽው ዳኣ እዮም ይሕዋትዶ ኣዝማድ ዝብሉ ይሕዋት እና በሉ እንዶ ኣይኮኑን ጎኑጎኑ ከነጥፋኣኩም ባሕሪ ባሕሪና ታሪኽ ኣዶልስ ታሪኽና ቀንዲ ጸላእና ኤርትራውነት ዓው እሎም ብናይ ህዝቢ መራኸብታት ዝብሉና ዘለው። ጸላእትኹም እና ገና ከነጥፋኣኩም እና ዝብለካስ ይሕዋትና ገዳፋት እና ለዋሃት እና ገርሀኛታት እና እዝስ ምስ ምስምንታይ ይቁጸር። ምስኻ ይሰማማዕ እየ ሕውነት ሰላም ክህሉ ሓቂ ደፊንካ ኣይኮነን ዝበደለ ይቅረ ክሓቲት ኮሎ ዝተበደለ ይቅረ ምስ በለ ዝተፈጸመ ጽንተት ሓውልት ተተኽልሉ ካላኣይ ካይ ድገም ኩሉ ናይ ምክልኻሉ ማካንዝም ኣዋዽካ ምናልባት ካይድገም ንምክልኻልይ ድልው ኮንካ እዩ ዝፊጸም ድፈኖ ድፈኖ ግን ግዳይ ዕሽነትካ እኻ ትኸውን።ቅዲሚ ፈደሬሽን ምፍራሱ ናይ ኣቦታትና ስኔ ጥበባውያን ንህዝቢ ኤርትራ ብደርፎም ኣጠንቅቆም ከለው እዮም ኤርትራ ምስ ታሪኻዊት ጸላእይትና ተጸንብርና ብውሑዳት ጎሓላሉ ዑሱባት።ተወልደ ረዳ ዝደረፈ ዓባይ መጠንቀቅታ ናይ ሽዑ ግዜ " ዓሻ በግዕ ምስ ቶኽላ ዕርክነት" እሉ ደሪፉ እንተኾነ " ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ" ዝብል ምስላ ካይ ትጋገይ እናበለ ተጋግዮም ናብ ናይ 30 ገድልን መስገደልን ይእትዮሚ ነዚ ወሎዶ።ሕጅውን ካብ ታሪኽና እንተዘይ ተማህርና ንዝመጽእ ወለዶ ኣብ ጽልማት ክነብር ክንፈርዶ እና ናይ ታሪኽ ገበን እና ክንፊጽም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
ሰላም ኤፍረም ሓወቦይ ናትና ገጋ እዩ እዚኦም እሾኽ ዳንደር እዮም ካብ ዘመን እኒእኒ ሕምባሻ ኮሎ እምኒ እዚም ናይብሓቂ ሰብ ክትብሎም አሸጋሪ እዩ ኣነ ብጣዕ ሐሪቀ ክንደይ ህዝብና ጠፊኡ እዚ ዎድሓንካ ቻው ።
Ab leli ertra zey tenegre ember zeytegebre yelen.Eritrawi beal ebi nhn habon xnetn tray eyu snqu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you for the right information for the new generation.❤❤❤❤❤❤
ወያነን ኣሸቀልቱን ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕን በደላትን ፈጺሞም ።እዚ ኩሉ ሓሊፍ ግን ጉድጓድ ንፋሓሪኣ ከምዝብሃል ናይ ኢዶም ረኪቦም ሓንሳብን ንሓዋሩን ብመንደላይ ውላድ ይከኣሎን ዋርሳይን ወያነን ኣሸቀልታን ትሕቲ መሬት ኣትዮም ነንሕድሕዳ ኣብ ምቅትታል ትርከብ።እንተ ህዝብን ሃገር ኤርትራ ግን ኣብ ምህናጽ ኤርትራና ይርከብ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግናና እንቃዕ ከተዘንቱ ኣብቀዓካ 🙏🏽ኤፊ ዞም ሓሳዳት ጎረቤት: ትግራይ ክልል ኣጋንንቲ: ሕጂ'ውን ማዕጾና ንዕጾ ዋላ ክልምኑ ከይመጹና ካብዚኦም ክፋእ'ምበር ሰላም የለን: ኤርትራዊ ድሕሪ'ሎሚ ነዚኦም ዝርሕርሕ ልቢ ከይህልወካ ሓደራ!! ኤርትራውነት ክቡር መንነት
Great program EMNA!
Merheba deki Erey maarey Jeganu, enkoa natey konkum mihirkum aeb Semay tisekileka kufuau ni ziy mehizela dam sahiba gudiqua kem titiweka aey tefiaeni Shaaebiyay nineriley🙏🏽🇪🇷❤️🌹💕🇪🇷🇪🇷🙏🏽
🇪🇷❤️💕❤️🇪🇷❤️💕❤️🇪🇷💕❤️❤️🇪🇷🇪🇷💕💕❤️🇪🇷
😊 45:01 🎉😊😊@@koala10ish
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷💪🇪🇷✊❤️🇪🇷💪
Hezbi. Eritrea. Resa e eu ezi malet kea. Eshinet Eu Meas ena. Nelibem zezimese zechichfena Merahti. Ethiopia’ Be helfi kea. Tegaru. 💪💪🇪🇷🇪🇷🕊🕊🙏 awet ne Hezbi Eritrea Ezkri ne siwatna
Ephrem thank you very much ❤️. Keep up the great work ❤❤❤🎉🎉🎉🎉.
አብዚአ : ሓደ መንእሰይ : አዲስ - አበባ : ተወሊዱ : ዝዓበየሞ : ቅድሚ : ወራር : ወያነ : አብሓደ : ክረምቲ : አስመራ : ከይዱ : ብአጋጣሚ : አብቲ : እዋን : ተመሀሮ : ኤርትራ : ክረምታዊ : ማእቶት : የኪይዱ : ስለዝነበረ : እዚ : እዚመንእሰይ : ምስኦም : ተጸምቢሩ : አብክረምታዊ : ማእቶት : ተሳቲፉ : አዲስ አበባ : ተመሊሱ : ስራሕ : ጀሚሩ : ምስድርኡ : ብሰላም : እንዳነበረ ። ቀበሌ : አብዝገዛ : መጺኦም : ነዛ : ማእቶት : ናይ 2 ሰሙን : አብ : አስመራ : ዝተሳተፋ : አብዝገዛ : ሽዓብያ : አሎ : ኢሎም : ገዝ : ኡመጺኦም : ይስእንዎ : እሞ : ሓሚሞም : ደቂሶም : ዝነበሩ : አሲሮሞም ። ወዶም : እዚ : ጉዳይ : ምስመጸ : ክሕባእ : ንሓቶ : እሞ : አብይ : አቤት : ማእሰርቲ : ከይመዉት : ኢሉ : ኢዱ : አረኪቡ ። ምዞም : ደዴሳ : ዝተአሰሩ : ከይዱ : አነ : ስጋዕሕጂ : እንታይ : አጋጢምዎ : አይፈልጥን : አብቲ :እዋን : ወዲ 20 ዓመት : አቢሉ : እዩ : ኔሩ ።
ሞታለቃ ምስፉን ይባሃል ኣብ ባረንቱ ዝተማረከ እዩ ኣነ ምስ ባህታ ድነበርኩ የ ሕጂ ኣብ ልብያ ኣለኩ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
1997 ካብ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ማእቶት መጺና ምስ ተመለስና ኩነታት ተጀሚሩ እንዳ ማለሊት ሳዋ ኢኹም ኬድኩም ኢሎም ኣንደርኤጅ ከለና 3 ዓመት አሲሮምና ናይዚኦም ኣይርሳዕን
መጀመርያ ታሪኽ ንምስናድ ንእትገብሩዎ ዘሎኹም የመስግነኩም። ቀጺለ ግን ትግራዎትሲ ከምኡ ዝገብሩስ ኣይመስለናን ነይሩ፡ ዝብል ኣዘራርባ ይገርመኒ፡ ከመይሲ ናይ ኣቦታቶም ታሪኽ ከምኡ እንድዩ። ንራእሲ ወልደሚካኤል ኣብ ድራጎን ዝተባህለ ገበል ዘለዎ ጎቦ እንድዮም ኣሲሮሞ፣ ራእሲ ወልደሚካኤል ግን ብጥበብ ቀቲሎሞ። ንመዘከርታ ወዲ ወዶም ድራጎን ሃይለመሎኮት ተባሂሉ ስም ወጺኡሉ። ስለዚ ቀደም ከምኡ እዮም፣ ትማሊ ከምኡ፡ ሎሚ ዋላ ጽባሕ እውን ዕድል እንተረኺቦ ከምኡ ክገብሩ እዮም። ስለዚ ህዝበይ ጽባሕካ ክትፈልጥሲ ሕሉፍካ ፍለጥ።
❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷🇪🇷
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው ፡አመስግነካ ኤፍረም ግደ።ይበል መግለጺ ፡ ብልቢ ምሳኻ ኣሎኹ።🇪🇷🌷🙏
Amlak Eritrea kem edekum yefedeyom 🙏🙏🙏
❤🎉ezom dyplosayt tegru ney zelalem xeletna eyom kab alula werary bezom kenxente aykonnen ❤🎉
ፋዘረይ ሓወቦታትካ ኢሉ ዘላለየና ንብረትና ወሲዶም ለይቲ መጺኦም ወሲዶምና ኣባትህ ሰላይ ነዉ ኢሎምኒ ይዝከረኒ ወድ 16 ዓመት ኔረ
Wellcome❤
Merheba deki Erey maarey Elililililil Elililililil dessss zebil Temesgen Fetariy shaaebiya aidimen tiainan yahebka.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛💛💛💛
ብጥኣሚ ጽቡቅ መደብ : ሌ/ኮ ባህታ ሚኪኤልን ኮልኦት ገዳይም ተጋደልቲ ኣብ ቤት መእሰርቲ ጃንዳ ወያኔ ካብቶም ሃያላት ንሓድነት ኤርትራዊያን ብሓደ ክንጥርነፍ ዘጸናኑኡናን ምኽሪ ይሕቡናን ኔሮም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብህዝቢ ደረጃ ኢዮም ተጋሩ መርዛማት። ዝተማህረ ደንቆሮኦም ኩሎም ንዓና ከጽኑቱና ኢዩ ውጥኖም! ኤርትራዊያን አሕዋተይ ነዞም መርዛምት ተጋሩ ንንቃሓሎም። አነ ውን ዳርጋ ናብ ፍቼ ክወስዱኒ ወሲኖም ኔሮም፡ ናዓይ አምላኽ ሓራ ጌሩኒ። ምሳና ካብ አዲስ አበባ ናብ ክረምታዊ ማእቶት ዝኸደ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ናብ ፍቼ ወሲዶም አሲሮሞ፡ ስድርኡ ስጋዕ ሕጂ ሃለዋቱ ክፈልጡ አይካአሉን። ርጉማት ኢዮም
Thank you❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወያኒ ካሕዳማት ሐሳዳት ዝበልዕሉ ጻሕሊ ዝደብሩ ኪዳን ዘይብሎም እዮም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come efar❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብዙሕ ኢዩ ታሪኾም እዞም ምድረ እከይ ጁንታ።ካብቲ ብዙሕ ክፍኣቶም ምልእቲ ስድራ ሶጊጎም ንዓባይ ናይቲ ገዛ ዓባዮም ማለት ኢዩ ዓይነ ስዉር እንኮላ በይና ፈልዮም ንብሙሉኣ ስድራ ሶጊጎማ።እታ ክትንቀሳቀስ ዘይትኽእል ኣደ በይና ድሕሪ ክንደይ ኣዋርሕ በይና ብየመ ገይራ ድሕሪ ክንደይ ከርተት ምስ ስድርኣ ተራኺባ።እዚ ካብቲ ብዙሕ ሕማቅ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዜጋ ዝገበርዎ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ።
My family is victims of this exodus from Ethiopia in 1998.
ጽቡቕመደብ አብ ጽቡቕ ግዜ ሰለዘቕረብካልና አዝየ የመስግነካ:: ኤርትራውያን ረሳዕቲ ስለዝኾንና ከምዚ ዝበለ መደባት እንዳምጻእኩም ከተዘክሩናን ንዘይፈልጥ ዝነበር ድማ መምሃሪ ክኾኖን ቀጽልዎ ጥራይ እየ ዝብል!! 🇪🇷✅🇪🇷
ስዩም መስፍን ኔሩ ሰልዲ እንዳወሰደ ናብ ማላዊ ይልዕኽ ዝነበረ : ኣብ ማላዊ ዝቀተልዋ ሓውና ታደሰ ይብሓል ።
እቲ ስንኩል ተጋዳላይ ወዲ ፊት ኣውራሪ ( ወዲ ኩናማ )
ናይዚኦም እሾኽ ተዛሪብኬ አይዉዳእን እዩ ይፍደይዋ አለዉ ገጾም ትርሕ
ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ንዘንተእለት ፎእ ክንብሎም ጥራይ እዩ ዘለና እዞም ጋዕጋዓት ለመንቲ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Good for you.
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉like like 👍
Eritrean heroes
ሰላም ኤፍረም ከመይ ቀኒኻ ፧ ኩሉ እተመሓላልፎ መደባትካ ብኩሉ ሸንኻቱ ኣዝዩ ጽቡቕን ንታሪኽ ዝስነድን ስራሕ ኢዩ 'ሞ ከመስግነካ እደሊ። ቅድሚ ሕጂ ብካልእ ጉዳይ ተዘራሪብና ኔርና።ሕጂ ድማ ምስቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተዘራረብናሉ ዝተኣሳሰር ታሪኽ ተቕርብ ኣለኻ። ምናልባት ቕታ ቀዳመይቲ ቃለ መሕትት ኣይሰማዕኩዋን ዘለኹ። ኣብዚ ሕጂ ዝቐርብ ዘሎ ትረኻ ግና ኣዝዩ ዝተፈልየ ፈኲስ ኣቀራርባ ኢዩ ኮይኑ ረኺበዮ። ኣጀማምራ ናይቲ ወያነ ኣብ ልዕሌና እትገብሮ ዝነበረት ሽርሕታትን ነቲ እሱር ነታ ማእሰርቱ 'ውን ቀሲኑ ከይሓልፋ ዝገብርዎ ዝነበሩ ብቃላት ክትገልጾ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ። እዚ ሰብ ብዙሕ ክዝክሮ ኣይከኣልኩን። ምስቲ ዝዛረቦ ዘሎ ብምዝማድ። ምኽንያቱ ብዙሓት ተዘከርቲ ሰባት ነይሮም ኢዮም። ወዲ ኣነንያ ዘኪርዎ ጽቡቕ ወዲ ኣነንያ ማለት ካብቶም ኣብኡ ዝነበርና እሱራት ብዕድመ ዝዓበየ ሰብ ኢዩ ነይሩ። ግን ስለ ምንታይ ንመንግስተኣብ ሃይለ ዘይዘከሮ? መንግስተኣብ ሃይለ ( ወዲ ሃይለ ) መዋእሉ ኣባል መጎዓዝያ ዝነበረ ተጋዳላይ ኢዩ ነይሩ። ኣብቲ ዝወሃበና ዝነበረ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ዝብልዎ ኣብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ንዝቐረበልና ሕቶ? እታ ሕቶ "ንባድመ መን 'ዩ ወሪርዋ "ዝብል ኢዩ ነይሩ። ወዲ ሃይለ ኢዱ ብምልዓል " ባድመ ናይ ኤርትራ ኢያ ንኤርትራ ዝደፍራ ድማ ኣሽምባይ 'ዶ ብመሬታ ብክሊ ኣየራ ዝመጽእ ጸላኢ እንተሊዩ'ውን ክንኳሽሓላ ኢና 50ሽሕ ስውኣት ዝኸፈልናላ ሃገር ክትድፈር ትም ኢልና ኣይንዕዘብን ኢና" ክብል ኢዩ ኣብ ቅድሚ 'ቲ ካድረ ናይ ወያነ ኪዳነማርያም ዝብሃል ሰብ ዝተዛረበ።ነዚ 'ኳ ክዝክሮ ኣይሰማዕኩዎን። ወዲ ሃይለ ብሰንኪ 'ታ ዘረባ' ድማ ድሕሪኡ ኣብ ዝነበረ እዋን ብዙሕ ማእሰትርን ምክልባትን ዝበጽሖ ጅግና ኢዩ።
ጥርዚ ድበጽሐ ጭካኔ እዚ ሕጂ ወዲቐሞ ደለው ውድቀት ከኣ ውጺኢት ናይዚ ክፍኣቶም እዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት
❤❤❤
Kabtom hlwatn swiatn zibahalu Enkua bisela mexaka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
Ah eziom rugumat gorebet kndey nxuh hzbi Eritrea tewaridun moitomn .edlenatat iykonan gorebet eziom mkana.
Merhaba ❤️❤️❤️
እጂ ውን ነዛ ግፍዔኛ ሃገረ ኢትዮጵያ ትኹን ክልል ትግራይ ዝናፍቁ ዘጋታት ኤርትራ ምህላዎም ጸገም ምስ ዘጋጥሞም ክድንገጸሎ ይግባእ ዶ። ? ኣይመስለንን።🙏✌🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
አይትዓሹ ኢትዮጵያ ጎረቤትና የሕዋትና ብኹሉ ካብኦም ዝቀርብ የብልናን ንሕና አሸጊሮምና ዘለው አብስልጣን ዘለው ዮም እንበር ትማል ሰላም ምስኮነ ሪኢናዮ ኢና ኩሉ ግዜ ምስዳዓመረ አይንኹን
ድሕር ሕጂ ምስ ተጋሩ እምነት ዝባሃል ፍጹም ክህሉ የብሉን !!ምስ ዚኦም ብማዕዶ ብተጠንቀቕ ኢና ክንነብር ንኽእል።
Abzi zelo edme nmidya yfeltyu efrem nmntay kulu hzbi kfelt netom kolait zweredom tvi kraayu nerwom
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማሌሊት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘውረደቶ ስቃይን በቲ ነቲሕ መልሓሳ አዕጽምቲ ዝሰብር አብ ልዕሊ ኤርትራውያን አዝኒባ'ያ።ዘይተነግረ' ምበር ዘይፈጸመቶ የልቦን።
hawuna efrem gde sibuk medeb ika aqribka ezi nai mesarin misguagin bizuh zeytenegre zeytesahfe tarik eyu zelo bezi zteegaskayo jimere emo bgefih mesehaf tesahifu entezsned zibuk neyru qeslo nifelto habereta keman miweseknalka awet nihafash
Ayresanayon Ayresanayon Ayresanayon ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ንባህታ ቀቅድሚ ምእሳሩ ምስተራኸብና 1998. ,ብኸመይ ክረኽቦ ይኽእል.
❤🎉🎉🎉
ሰብሲ ካብ ዝሓለፈ ኣይመሃርንዶ! ድሕሪ እዚ ኩሉ 2000 ዓ/ም ኣብ ኤርትራውያን ዝወረደ ግፍዒን መከራን ሕጅ'ውን ውሑዳት ዘይኮኑ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እንዳተዋህለሉ ይመጹ ኣለዉ።ሕጂኸ እንታይ ውሕስነት ኣለዎም!? መዓስ ኢናኸ ክንጎርሕ? ኢትዮጵያውያን ክቅየሩ ኣይደልዩን ኢዮም፡ ንሕና ግን ክንቅየር ይግብኣና።
Eritrea denqoroo EU zeqtqto EU zfetuuu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብልቢ ይቀንየልና እትገብሮ ዘለካ ኤፍረም ግደ❤ እዚኦም ክሓቲ ጥልመት ዝመሰረቶም ጭፍራ ወያኒ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንግስታን ልኣላውነት መረታን ዝፈጸምዎ ግፍዒን በደል ጸብጺብካ ዘይ ውዳእ እዩ እሙ ሰለ እቲ ኩሉ ኤርትራዊ ንከፍልጦ ሕሱም ተንኮልን ሽርሕን ናይ እዛ እሾክ በለስ ዝከነት ወያኒ ኩላትና ንክንፈልጦን ክነቅሓሉን እትሰርሖ ዘለካ ናይ ብሓቂ ስምስገን ስራሕ ኢካ ትገብር ዘለካ እሙ ኣብ ስራሕ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ❤
Gorebetena 😂Iwaeye 😂✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉❤🎉❤🎉
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዒ ዝኾነ ፉጡር ኣይጻወሮን ብጀጋ እዚ ጸዋርን ጹኑዕ ህዝብ ኣምላኽ ይሓልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
SELAMI EFREM GUIDE SELAMI DEKI EREYY NIBERI KIBER ERITREAW SHABIYA SHABIYA 👨🦯🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Woyane demegna tselae hizbin mengistin Eritrea iyom. N zelalem misom rikib ayedilin iyu
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kab tgraways eti, lewah temen wedi adnan hawnan ykerbena.
Eway ezom hasadat gorobet,ezi zzarebo zelo kbur abona,kab hade hawna keman semieya aleku,bzuh gfi kem zgeberu,Edl aygeberna,rgumat gorobet rekibna,
ዓባይ ትግራይ ኢሎም ተዛሪቦም እዮም ኣቦይ ዘናዊ ንተጋደልቲ ነጊርዎም ዞም ደቀይ ኣይትተሃመሉ ምስ ዘይጽመድ ሰብ ጸሚድኩም እልዎሞ ቻው ።
ሓው ባህታ እንቃዕ ካብዞም ታሪኻውያን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ሓሳዳት ተጋሩ ብሰላም ወጻእካ፡ግፍዕታት ወያነ ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን፡እቲ ብግፍዒ ዝተሰወኤ ተምሃራይ ዩኒቨርስቲ ዝነበረ ቤተሰበይ እዩ፡ምሉእ ሱሙ ገብረኪዳን ዘካርያስ ይበሃል፡ንጋዘጠኛ ኤፍሬም ግደ ድማ ኣዝየ የመስግኖ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💕💕💕🙏
Well please let's clean our house
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Hasawti
Kisab hiji mis sidrana tefelalina nineber alena😢
ወይን ሓሳድ ኣተሓሳስባ እምበር ቅኑዕ ራኢ ነይርዋን ሃልይዋን ኢይፈልጥን ብድሕሪ ሕጂ'ውን ኣይክህልዋን ኢዩ። ሰረታን መቦቆላን ዘይናትካ ምዝማት ኢዩ።።
ኤፍሬም ግደ አዝየ ኢየ ዘድንቐካ አብ ጎንኻ አሎና ሰላም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😁😁😁😁😁
ሰላም ክቡራት ይሕዋት ኢንቃዕ ዳሐን መጻኩም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Netom -zmlkeTom kikhewn yikhil..⏰📚✍🏾⚖️ yibl-Bwegeney::)
Eritrawi Kbur Mennet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🐪⭐️
Which place to get the book.
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤
ትርጉም መርዛም መንሽሮን እኩይ ወያነን፡ ብሓንቲ ቃል ጥራይ ክግለጹ ኣይክእሉን እዮም።
❤❤❤❤❤❤እዚኦም ሓሳዳት ደናቁር እዮም ጥላማት።
ኣያና ኤፍሬም ግደ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘሕለፍዎ ስቃይን መከራን በዞም ምድረ ሴጣን ጎሮቤት።ብዙሕ ታሪኽ ትፍልጠና ኣለኻ እሞ ኣዚና ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ።
ክብርን መጎስን ንህዝብናን ንስውኣትናን 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌼🌼🌼
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ዓይኒ ጸላኢኹም ይድፈነልኩም
እንቃዕ ብዳሓን መጻኹም ደቂ ኤሬይ ❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷👍🏼👍🏼
Amazing story keep up Efi haway ❤❤❤❤❤
Thank you Efrem 🙏🇪🇷🌿🇪🇷🌿💪💪💪🕊🕊
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
መርሓባ ቱዑም ደሃይ ኢፍሬም ግደ ከመይ ሓዲርካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነቲ ኩቡር ታሪኽ ሃገርና ኣጸቢቕና ክንፈልጥ ብሕልፊ ነቲ መንእሰይ ዎለዶ ሃናጺን አገዳስን ስለ ዝኾነ ምስጋናይ ወሰን የቡሉን.
ብልሽውና!
ጎሓሉ ከድዓት ወያነ ብገንዘብ ወይ ንብረት ጥራይ ዘይኮኑ ወላ ብሰበይ ውን ኢዮም ዝጣልዑ ኔሮም፡ ንኣብነት ክልተ ካድረታት ኣብ ባር ኣዲስኣበባ ምስኣተው፡ ነታ ባሪስታ ንዓይ ክወስካ ኢየ ንዓይ እባ! እናተባሃሃሉ ብሽጉጥ ክፋጠጡ ዘኪሩ ሓደ ኣዘንቲዉልና🤑
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
ኣይረሳዕናዮን እዞም ጨካናት ዝገበርዎ ግፍዒ
Selam. Deki.erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። እዋ ስቃይ እንቃዕ ኣዋጻኦ ፈጥረልካ ኣቦና ጂግና ተጋዳላይ ባህታ ሚንኪኤል ጋብዞም ሓሳዳት ወያኒ ።
Selam deki Erena xeda lebom 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you Eritrea people and present Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወያነ ናይ ባሐቂ ጨካናት እዪም። እዚ ናይባሐቂ ኤርትራውያን ግን ገዳፋት ኢና።
ክቡር ኤርትራዊ ኣብ መንጎ ገዳፍን ረሳዕን ዘሎ ፍልልይ ኣነጺርና ክንፈልጥ ኣሎና። እዚ ገዳፋት ኢዮም ኢሎም ኩሉ ግዜ ዘዘንግዕና ተጋሩ ክንነቕሓሉ ኣሎና። ኤርትራዊ ንቓሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@fenkel2293ናይ ብሓቂ ገዳፋት ገርሄኛታት ኮይና ኣይኮነን ኣነ ዓያሹ እና ንቅሓት ዝጎድለና ኣባግዕ እና እየ ዝብል።
እዞም ሰባት ማለተይ እትዮጵያውያን ብሓፈሻ ተጋሩ ብፊላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ካብ ጥንት ጥቅምት ክሳብ ሎሚ ለይት ከመይ ገርና ሸለል ንብል እንታይ ዝኾነ ኤርትራዊ ዳ እዩ ተጠልዑ ትግራይ ትስዕር ዝብለካ ካብዚ ዝዓቢ ናይ ክሕደት ክሕደት ኣሎ ድዩ።
እትዮጵያ ብፊላይ ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእት ኤርትራውያን ኤርትራን እዮም ኩሉ ዝፈጸምዎ ጽንተት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን እዮም ንመን ኣጽንቶም ንመን ሓድጎም ካብ ራስ ቀይሳር ክሳብ ራስ ድመራ ብ ተጋሩ ዘይተገፈዐ ጽንተት ዘይወረዶ ኣሎ ድዩ ትሽዓተ ብሄራር ኤርትራ ስምብራት ኣለወን ንመን ክዕሽው ዳኣ እዮም ይሕዋትዶ ኣዝማድ ዝብሉ ይሕዋት እና በሉ እንዶ ኣይኮኑን ጎኑጎኑ ከነጥፋኣኩም ባሕሪ ባሕሪና ታሪኽ ኣዶልስ ታሪኽና ቀንዲ ጸላእና ኤርትራውነት ዓው እሎም ብናይ ህዝቢ መራኸብታት ዝብሉና ዘለው። ጸላእትኹም እና ገና ከነጥፋኣኩም እና ዝብለካስ ይሕዋትና ገዳፋት እና ለዋሃት እና ገርሀኛታት እና እዝስ ምስ ምስምንታይ ይቁጸር። ምስኻ ይሰማማዕ እየ ሕውነት ሰላም ክህሉ ሓቂ ደፊንካ ኣይኮነን ዝበደለ ይቅረ ክሓቲት ኮሎ ዝተበደለ ይቅረ ምስ በለ ዝተፈጸመ ጽንተት ሓውልት ተተኽልሉ ካላኣይ ካይ ድገም ኩሉ ናይ ምክልኻሉ ማካንዝም ኣዋዽካ ምናልባት ካይድገም ንምክልኻልይ ድልው ኮንካ እዩ ዝፊጸም ድፈኖ ድፈኖ ግን ግዳይ ዕሽነትካ እኻ ትኸውን።
ቅዲሚ ፈደሬሽን ምፍራሱ ናይ ኣቦታትና ስኔ ጥበባውያን ንህዝቢ ኤርትራ ብደርፎም ኣጠንቅቆም ከለው እዮም ኤርትራ ምስ ታሪኻዊት ጸላእይትና ተጸንብርና ብውሑዳት ጎሓላሉ ዑሱባት።
ተወልደ ረዳ ዝደረፈ ዓባይ መጠንቀቅታ ናይ ሽዑ ግዜ " ዓሻ በግዕ ምስ ቶኽላ ዕርክነት" እሉ ደሪፉ እንተኾነ " ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ" ዝብል ምስላ ካይ ትጋገይ እናበለ ተጋግዮም ናብ ናይ 30 ገድልን መስገደልን ይእትዮሚ ነዚ ወሎዶ።
ሕጅውን ካብ ታሪኽና እንተዘይ ተማህርና ንዝመጽእ ወለዶ ኣብ ጽልማት ክነብር ክንፈርዶ እና ናይ ታሪኽ ገበን እና ክንፊጽም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
ሰላም ኤፍረም ሓወቦይ ናትና ገጋ እዩ እዚኦም እሾኽ ዳንደር እዮም ካብ ዘመን እኒእኒ ሕምባሻ ኮሎ እምኒ እዚም ናይብሓቂ ሰብ ክትብሎም አሸጋሪ እዩ ኣነ ብጣዕ ሐሪቀ ክንደይ ህዝብና ጠፊኡ እዚ ዎድሓንካ ቻው ።
Ab leli ertra zey tenegre ember zeytegebre yelen.
Eritrawi beal ebi nhn habon xnetn tray eyu snqu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you for the right information for the new generation.❤❤❤❤❤❤
ወያነን ኣሸቀልቱን ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕን በደላትን ፈጺሞም ።እዚ ኩሉ ሓሊፍ ግን ጉድጓድ ንፋሓሪኣ ከምዝብሃል ናይ ኢዶም ረኪቦም ሓንሳብን ንሓዋሩን ብመንደላይ ውላድ ይከኣሎን ዋርሳይን ወያነን ኣሸቀልታን ትሕቲ መሬት ኣትዮም ነንሕድሕዳ ኣብ ምቅትታል ትርከብ።እንተ ህዝብን ሃገር ኤርትራ ግን ኣብ ምህናጽ ኤርትራና ይርከብ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግናና እንቃዕ ከተዘንቱ ኣብቀዓካ 🙏🏽ኤፊ ዞም ሓሳዳት ጎረቤት: ትግራይ ክልል ኣጋንንቲ: ሕጂ'ውን ማዕጾና ንዕጾ ዋላ ክልምኑ ከይመጹና ካብዚኦም ክፋእ'ምበር ሰላም የለን: ኤርትራዊ ድሕሪ'ሎሚ ነዚኦም ዝርሕርሕ ልቢ ከይህልወካ ሓደራ!!
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
Great program EMNA!
Merheba deki Erey maarey Jeganu, enkoa natey konkum mihirkum aeb Semay tisekileka kufuau ni ziy mehizela dam sahiba gudiqua kem titiweka aey tefiaeni Shaaebiyay nineriley🙏🏽🇪🇷❤️🌹💕🇪🇷🇪🇷🙏🏽
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
🇪🇷❤️💕❤️🇪🇷❤️💕❤️🇪🇷💕❤️❤️🇪🇷🇪🇷💕💕❤️🇪🇷
😊 45:01 🎉😊😊@@koala10ish
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷💪🇪🇷✊❤️🇪🇷💪
Hezbi. Eritrea. Resa e eu ezi malet kea. Eshinet Eu Meas ena. Nelibem zezimese zechichfena Merahti. Ethiopia’ Be helfi kea. Tegaru. 💪💪🇪🇷🇪🇷🕊🕊🙏 awet ne Hezbi Eritrea Ezkri ne siwatna
Ephrem thank you very much ❤️. Keep up the great work ❤❤❤🎉🎉🎉🎉.
አብዚአ : ሓደ መንእሰይ : አዲስ - አበባ : ተወሊዱ : ዝዓበየሞ : ቅድሚ : ወራር : ወያነ : አብሓደ : ክረምቲ : አስመራ : ከይዱ : ብአጋጣሚ : አብቲ : እዋን : ተመሀሮ : ኤርትራ : ክረምታዊ : ማእቶት : የኪይዱ : ስለዝነበረ : እዚ : እዚመንእሰይ : ምስኦም : ተጸምቢሩ : አብክረምታዊ : ማእቶት : ተሳቲፉ : አዲስ አበባ : ተመሊሱ : ስራሕ : ጀሚሩ : ምስድርኡ : ብሰላም : እንዳነበረ ። ቀበሌ : አብዝገዛ : መጺኦም : ነዛ : ማእቶት : ናይ 2 ሰሙን : አብ : አስመራ : ዝተሳተፋ : አብዝገዛ : ሽዓብያ : አሎ : ኢሎም : ገዝ : ኡመጺኦም : ይስእንዎ : እሞ : ሓሚሞም : ደቂሶም : ዝነበሩ : አሲሮሞም ።
ወዶም : እዚ : ጉዳይ : ምስመጸ : ክሕባእ : ንሓቶ : እሞ : አብይ : አቤት : ማእሰርቲ : ከይመዉት : ኢሉ : ኢዱ : አረኪቡ ።
ምዞም : ደዴሳ : ዝተአሰሩ : ከይዱ : አነ : ስጋዕሕጂ : እንታይ : አጋጢምዎ : አይፈልጥን : አብቲ :እዋን : ወዲ 20 ዓመት : አቢሉ : እዩ : ኔሩ ።
ሞታለቃ ምስፉን ይባሃል ኣብ ባረንቱ ዝተማረከ እዩ ኣነ ምስ ባህታ ድነበርኩ የ ሕጂ ኣብ ልብያ ኣለኩ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
1997 ካብ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ማእቶት መጺና ምስ ተመለስና ኩነታት ተጀሚሩ እንዳ ማለሊት ሳዋ ኢኹም ኬድኩም ኢሎም ኣንደርኤጅ ከለና 3 ዓመት አሲሮምና ናይዚኦም ኣይርሳዕን
መጀመርያ ታሪኽ ንምስናድ ንእትገብሩዎ ዘሎኹም የመስግነኩም። ቀጺለ ግን ትግራዎትሲ ከምኡ ዝገብሩስ ኣይመስለናን ነይሩ፡ ዝብል ኣዘራርባ ይገርመኒ፡ ከመይሲ ናይ ኣቦታቶም ታሪኽ ከምኡ እንድዩ። ንራእሲ ወልደሚካኤል ኣብ ድራጎን ዝተባህለ ገበል ዘለዎ ጎቦ እንድዮም ኣሲሮሞ፣ ራእሲ ወልደሚካኤል ግን ብጥበብ ቀቲሎሞ። ንመዘከርታ ወዲ ወዶም ድራጎን ሃይለመሎኮት ተባሂሉ ስም ወጺኡሉ። ስለዚ ቀደም ከምኡ እዮም፣ ትማሊ ከምኡ፡ ሎሚ ዋላ ጽባሕ እውን ዕድል እንተረኺቦ ከምኡ ክገብሩ እዮም። ስለዚ ህዝበይ ጽባሕካ ክትፈልጥሲ ሕሉፍካ ፍለጥ።
❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷🇪🇷
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው ፡
አመስግነካ ኤፍረም ግደ።
ይበል መግለጺ ፡ ብልቢ ምሳኻ ኣሎኹ።🇪🇷🌷🙏
Amlak Eritrea kem edekum yefedeyom 🙏🙏🙏
❤🎉ezom dyplosayt tegru ney zelalem xeletna eyom kab alula werary bezom kenxente aykonnen ❤🎉
ፋዘረይ ሓወቦታትካ ኢሉ ዘላለየና ንብረትና ወሲዶም ለይቲ መጺኦም ወሲዶምና ኣባትህ ሰላይ ነዉ ኢሎምኒ ይዝከረኒ ወድ 16 ዓመት ኔረ
Wellcome❤
Merheba deki Erey maarey Elililililil Elililililil dessss zebil Temesgen Fetariy shaaebiya aidimen tiainan yahebka.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛💛💛💛
ብጥኣሚ ጽቡቅ መደብ : ሌ/ኮ ባህታ ሚኪኤልን ኮልኦት ገዳይም ተጋደልቲ ኣብ ቤት መእሰርቲ ጃንዳ ወያኔ ካብቶም ሃያላት ንሓድነት ኤርትራዊያን ብሓደ ክንጥርነፍ ዘጸናኑኡናን ምኽሪ ይሕቡናን ኔሮም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብህዝቢ ደረጃ ኢዮም ተጋሩ መርዛማት። ዝተማህረ ደንቆሮኦም ኩሎም ንዓና ከጽኑቱና ኢዩ ውጥኖም! ኤርትራዊያን አሕዋተይ ነዞም መርዛምት ተጋሩ ንንቃሓሎም። አነ ውን ዳርጋ ናብ ፍቼ ክወስዱኒ ወሲኖም ኔሮም፡ ናዓይ አምላኽ ሓራ ጌሩኒ። ምሳና ካብ አዲስ አበባ ናብ ክረምታዊ ማእቶት ዝኸደ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ናብ ፍቼ ወሲዶም አሲሮሞ፡ ስድርኡ ስጋዕ ሕጂ ሃለዋቱ ክፈልጡ አይካአሉን። ርጉማት ኢዮም
Thank you❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወያኒ ካሕዳማት ሐሳዳት ዝበልዕሉ ጻሕሊ ዝደብሩ ኪዳን ዘይብሎም እዮም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come efar❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብዙሕ ኢዩ ታሪኾም እዞም ምድረ እከይ ጁንታ።ካብቲ ብዙሕ ክፍኣቶም ምልእቲ ስድራ ሶጊጎም ንዓባይ ናይቲ ገዛ ዓባዮም ማለት ኢዩ ዓይነ ስዉር እንኮላ በይና ፈልዮም ንብሙሉኣ ስድራ ሶጊጎማ።እታ ክትንቀሳቀስ ዘይትኽእል ኣደ በይና ድሕሪ ክንደይ ኣዋርሕ በይና ብየመ ገይራ ድሕሪ ክንደይ ከርተት ምስ ስድርኣ ተራኺባ።እዚ ካብቲ ብዙሕ ሕማቅ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዜጋ ዝገበርዎ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ።
My family is victims of this exodus from Ethiopia in 1998.
ጽቡቕመደብ አብ ጽቡቕ ግዜ ሰለዘቕረብካልና አዝየ የመስግነካ:: ኤርትራውያን ረሳዕቲ ስለዝኾንና ከምዚ ዝበለ መደባት እንዳምጻእኩም ከተዘክሩናን ንዘይፈልጥ ዝነበር ድማ መምሃሪ ክኾኖን ቀጽልዎ ጥራይ እየ ዝብል!! 🇪🇷✅🇪🇷
ስዩም መስፍን ኔሩ ሰልዲ እንዳወሰደ ናብ ማላዊ ይልዕኽ ዝነበረ : ኣብ ማላዊ ዝቀተልዋ ሓውና ታደሰ ይብሓል ።
እቲ ስንኩል ተጋዳላይ ወዲ ፊት ኣውራሪ ( ወዲ ኩናማ )
ናይዚኦም እሾኽ ተዛሪብኬ አይዉዳእን እዩ ይፍደይዋ አለዉ ገጾም ትርሕ
ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ንዘንተእለት ፎእ ክንብሎም ጥራይ እዩ ዘለና እዞም ጋዕጋዓት ለመንቲ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Good for you.
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉like like 👍
Eritrean heroes
ሰላም ኤፍረም ከመይ ቀኒኻ ፧ ኩሉ እተመሓላልፎ መደባትካ ብኩሉ ሸንኻቱ ኣዝዩ ጽቡቕን ንታሪኽ ዝስነድን ስራሕ ኢዩ 'ሞ ከመስግነካ እደሊ። ቅድሚ ሕጂ ብካልእ ጉዳይ ተዘራሪብና ኔርና።ሕጂ ድማ ምስቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተዘራረብናሉ ዝተኣሳሰር ታሪኽ ተቕርብ ኣለኻ። ምናልባት ቕታ ቀዳመይቲ ቃለ መሕትት ኣይሰማዕኩዋን ዘለኹ።
ኣብዚ ሕጂ ዝቐርብ ዘሎ ትረኻ ግና ኣዝዩ ዝተፈልየ ፈኲስ ኣቀራርባ ኢዩ ኮይኑ ረኺበዮ። ኣጀማምራ ናይቲ ወያነ ኣብ ልዕሌና እትገብሮ ዝነበረት ሽርሕታትን ነቲ እሱር ነታ ማእሰርቱ 'ውን ቀሲኑ ከይሓልፋ ዝገብርዎ ዝነበሩ ብቃላት ክትገልጾ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ።
እዚ ሰብ ብዙሕ ክዝክሮ ኣይከኣልኩን። ምስቲ ዝዛረቦ ዘሎ ብምዝማድ። ምኽንያቱ ብዙሓት ተዘከርቲ ሰባት ነይሮም ኢዮም። ወዲ ኣነንያ ዘኪርዎ ጽቡቕ ወዲ ኣነንያ ማለት ካብቶም ኣብኡ ዝነበርና እሱራት ብዕድመ ዝዓበየ ሰብ ኢዩ ነይሩ። ግን ስለ ምንታይ ንመንግስተኣብ ሃይለ ዘይዘከሮ? መንግስተኣብ ሃይለ ( ወዲ ሃይለ ) መዋእሉ ኣባል መጎዓዝያ ዝነበረ ተጋዳላይ ኢዩ ነይሩ። ኣብቲ ዝወሃበና ዝነበረ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ዝብልዎ ኣብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ንዝቐረበልና ሕቶ? እታ ሕቶ "ንባድመ መን 'ዩ ወሪርዋ "ዝብል ኢዩ ነይሩ። ወዲ ሃይለ ኢዱ ብምልዓል " ባድመ ናይ ኤርትራ ኢያ ንኤርትራ ዝደፍራ ድማ ኣሽምባይ 'ዶ ብመሬታ ብክሊ ኣየራ ዝመጽእ ጸላኢ እንተሊዩ'ውን ክንኳሽሓላ ኢና 50ሽሕ ስውኣት ዝኸፈልናላ ሃገር ክትድፈር ትም ኢልና ኣይንዕዘብን ኢና" ክብል ኢዩ ኣብ ቅድሚ 'ቲ ካድረ ናይ ወያነ ኪዳነማርያም ዝብሃል ሰብ ዝተዛረበ።ነዚ 'ኳ ክዝክሮ ኣይሰማዕኩዎን። ወዲ ሃይለ ብሰንኪ 'ታ ዘረባ' ድማ ድሕሪኡ ኣብ ዝነበረ እዋን ብዙሕ ማእሰትርን ምክልባትን ዝበጽሖ ጅግና ኢዩ።
ጥርዚ ድበጽሐ ጭካኔ እዚ ሕጂ ወዲቐሞ ደለው ውድቀት ከኣ ውጺኢት ናይዚ ክፍኣቶም እዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት
❤❤❤
Kabtom hlwatn swiatn zibahalu Enkua bisela mexaka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
Ah eziom rugumat gorebet kndey nxuh hzbi Eritrea tewaridun moitomn .edlenatat iykonan gorebet eziom mkana.
Merhaba ❤️❤️❤️
እጂ ውን ነዛ ግፍዔኛ ሃገረ ኢትዮጵያ ትኹን ክልል ትግራይ ዝናፍቁ ዘጋታት ኤርትራ ምህላዎም ጸገም ምስ ዘጋጥሞም ክድንገጸሎ ይግባእ ዶ። ? ኣይመስለንን።🙏✌🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
አይትዓሹ ኢትዮጵያ ጎረቤትና የሕዋትና ብኹሉ ካብኦም ዝቀርብ የብልናን ንሕና አሸጊሮምና ዘለው አብስልጣን ዘለው ዮም እንበር ትማል ሰላም ምስኮነ ሪኢናዮ ኢና ኩሉ ግዜ ምስዳዓመረ አይንኹን
ድሕር ሕጂ ምስ ተጋሩ እምነት ዝባሃል ፍጹም ክህሉ የብሉን !!
ምስ ዚኦም ብማዕዶ ብተጠንቀቕ ኢና ክንነብር ንኽእል።
Abzi zelo edme nmidya yfeltyu efrem nmntay kulu hzbi kfelt netom kolait zweredom tvi kraayu nerwom
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማሌሊት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘውረደቶ ስቃይን በቲ ነቲሕ መልሓሳ አዕጽምቲ ዝሰብር አብ ልዕሊ ኤርትራውያን አዝኒባ'ያ።ዘይተነግረ' ምበር ዘይፈጸመቶ የልቦን።
hawuna efrem gde sibuk medeb ika aqribka ezi nai mesarin misguagin bizuh zeytenegre zeytesahfe tarik eyu zelo bezi zteegaskayo jimere emo bgefih mesehaf tesahifu entezsned zibuk neyru qeslo nifelto habereta keman miweseknalka awet nihafash
Ayresanayon Ayresanayon Ayresanayon ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ንባህታ ቀቅድሚ ምእሳሩ ምስተራኸብና 1998. ,ብኸመይ ክረኽቦ ይኽእል.
❤🎉🎉🎉
ሰብሲ ካብ ዝሓለፈ ኣይመሃርንዶ! ድሕሪ እዚ ኩሉ 2000 ዓ/ም ኣብ ኤርትራውያን ዝወረደ ግፍዒን መከራን ሕጅ'ውን ውሑዳት ዘይኮኑ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እንዳተዋህለሉ ይመጹ ኣለዉ።ሕጂኸ እንታይ ውሕስነት ኣለዎም!? መዓስ ኢናኸ ክንጎርሕ? ኢትዮጵያውያን ክቅየሩ ኣይደልዩን ኢዮም፡ ንሕና ግን ክንቅየር ይግብኣና።
Eritrea denqoroo EU zeqtqto EU zfetuuu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብልቢ ይቀንየልና እትገብሮ ዘለካ ኤፍረም ግደ❤ እዚኦም ክሓቲ ጥልመት ዝመሰረቶም ጭፍራ ወያኒ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንግስታን ልኣላውነት መረታን ዝፈጸምዎ ግፍዒን በደል ጸብጺብካ ዘይ ውዳእ እዩ እሙ ሰለ እቲ ኩሉ ኤርትራዊ ንከፍልጦ ሕሱም ተንኮልን ሽርሕን ናይ እዛ እሾክ በለስ ዝከነት ወያኒ ኩላትና ንክንፈልጦን ክነቅሓሉን እትሰርሖ ዘለካ ናይ ብሓቂ ስምስገን ስራሕ ኢካ ትገብር ዘለካ እሙ ኣብ ስራሕ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ❤
Gorebetena 😂
Iwaeye 😂✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉❤🎉❤🎉
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዒ ዝኾነ ፉጡር ኣይጻወሮን ብጀጋ እዚ ጸዋርን ጹኑዕ ህዝብ ኣምላኽ ይሓልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
SELAMI EFREM GUIDE SELAMI DEKI EREYY NIBERI KIBER ERITREAW SHABIYA SHABIYA 👨🦯🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Woyane demegna tselae hizbin mengistin Eritrea iyom. N zelalem misom rikib ayedilin iyu
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kab tgraways eti, lewah temen wedi adnan hawnan ykerbena.
Eway ezom hasadat gorobet,ezi zzarebo zelo kbur abona,kab hade hawna keman semieya aleku,bzuh gfi kem zgeberu,
Edl aygeberna,rgumat gorobet rekibna,
ዓባይ ትግራይ ኢሎም ተዛሪቦም እዮም ኣቦይ ዘናዊ ንተጋደልቲ ነጊርዎም ዞም ደቀይ ኣይትተሃመሉ ምስ ዘይጽመድ ሰብ ጸሚድኩም እልዎሞ ቻው ።
ሓው ባህታ እንቃዕ ካብዞም ታሪኻውያን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ሓሳዳት ተጋሩ ብሰላም ወጻእካ፡ግፍዕታት ወያነ ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን፡እቲ ብግፍዒ ዝተሰወኤ ተምሃራይ ዩኒቨርስቲ ዝነበረ ቤተሰበይ እዩ፡ምሉእ ሱሙ ገብረኪዳን ዘካርያስ ይበሃል፡ንጋዘጠኛ ኤፍሬም ግደ ድማ ኣዝየ የመስግኖ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💕💕💕🙏
Well please let's clean our house
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Hasawti
Kisab hiji mis sidrana tefelalina nineber alena😢
ወይን ሓሳድ ኣተሓሳስባ እምበር ቅኑዕ ራኢ ነይርዋን ሃልይዋን ኢይፈልጥን ብድሕሪ ሕጂ'ውን ኣይክህልዋን ኢዩ። ሰረታን መቦቆላን ዘይናትካ ምዝማት ኢዩ።።
ኤፍሬም ግደ አዝየ ኢየ ዘድንቐካ አብ ጎንኻ አሎና ሰላም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😁😁😁😁😁
ሰላም ክቡራት ይሕዋት ኢንቃዕ ዳሐን መጻኩም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጃኻ ኮሎኔል ባህታ፣ ናይቶም አብኡ ዘሳቕዩኹም ዝነበሩ አስማት ዘርዝረልና፦
Netom -zmlkeTom kikhewn yikhil..
⏰📚✍🏾⚖️ yibl-Bwegeney::)
Eritrawi Kbur Mennet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🐪⭐️
Which place to get the book.
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤