2 መልሓስ ኣብ ሓደ ርእሲ ጌጋ ዓገብ

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 120

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  4 місяці тому +10

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    ua-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @wedido85
    @wedido85 4 місяці тому +3

    ጸገሞምን ዕላመኦን እኮዩ ጠፊኡና ዘሎ።

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 4 місяці тому +2

    💙 መ
    🕊 ር
    💙 ሐ
    🕊 ባ
    💙 ሰልጠነ 🕊
    🕊 💙 🕊
    🕊 💙 🕊
    🕊 💙🕊
    🕊 🕊
    🕊 🕊

  • @mehreteabdesta4628
    @mehreteabdesta4628 4 місяці тому +1

    በዚኦም ኣይትሕመም መዕንቀፍቲ ጎያዮ ኢልካዮም ሕለፍ ሰልጠነ

  • @mussietesfay9790
    @mussietesfay9790 4 місяці тому +1

    🩵💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💪💪💪💪💪💪ክሳብ ኣስመራ.

  • @yonaseyhalaley6878
    @yonaseyhalaley6878 4 місяці тому +8

    ሰልጠነ ብጣሚ ጅግና ንህዝብኻ ዲሞክራሲ ትምህር ኣነ ግን ግደፎም፡ነዞም፡ሰባት ኢዝኦም ብጣሚ ዘሕዝን ኢዩ።

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ወይ ዲሞክራሲ
      ደንበ እግርግርን ህንፍሽፍሽን ዶ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530 እሱ ናትኩም ኣጀንዳ እዩ ።
      ዓይንና ኣይተዕዉሪ መጣቆሲት

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530 ዕስብቲ ህግደፍ ምዃንኪ ተገጢምኪ ኣንቲ ፈላሲት ዑና ጉዶ ንመሰልኪ ዶ ከይትቃለሲ ትሩፋ

  • @mussiemussie832
    @mussiemussie832 4 місяці тому +5

    No matter what, there will always be hidden cells trying to undermine our battle for freedom and democracy. Our fight against the dictator in Asmara will not be deterred.

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 4 місяці тому +1

    ሰልጠነ እንታይ ኢኻ ትገብር ዘለኻ በጃኻ ሰላም ግበሩ። አንጳር ውልቀ መላኺ ንቃለስ እዚ ቤት ፍርዲ አይኮነ ን
    💙💙💙💙

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 4 місяці тому

    በር ገድ ናሓሞዱ ሓደ ዝቐርቦ ናሓደ ዝርሕቖ የለን ኽትቅንጹሉ ኣይትፈትኑ ኩሉ ኹም ቀንጸላ ኣትግበሩ ምድያታትና ኣሽሙር ሰብ ኣይጽላኻ ታይማለት እዩ ዋዕሮ ዮዲታ ቀንጸላ ገጋዘይ ብላ ዋዕሮ ኣውራጃዊ ጥቕዓት እዩ ኢሎም ኢልካ ኣይባሃልን

  • @ወዲትግርኛ
    @ወዲትግርኛ 4 місяці тому +2

    እዞም ኣኽላብ ሳሕል ካብ ኣቦኦም ንዓኻን ንዉፉይን ንምጽላም ስራሕ ስለተዋሃቦም ኢዩ

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 4 місяці тому +3

    Thanks ስልጡን ኣንበሳ ኣቦ ሓቂ 💙❤️💙

  • @SebhatAraya-lb5yt
    @SebhatAraya-lb5yt 4 місяці тому +1

    ጸላኢካ ፡ ንዓካ ተመሲሉ ኢዩ ዝመጻካ፡ እዞም ሰባት ኢዚኣቶም ግን፡ ኮሎ ገና ፈሊጥናዮምሲ፡ ኣነ ብወገነይ ሰብ ጥዕና ኣይኮኑን ተጠንቀቆሎም ኢልካ ኔረ፡ ካሎኦትውን ብዙሓት። ብቅዓት ዘለዎም ሰባት ኣይኮኑን እንትርፎ ጸርፊን ምንሻው ደቆሰባትን፡ ኣብ ርእስካ ሂድ ፎን ስለዝገበርካ ኣይኮነን እቲ ብቅዓት፡ ምስእተንብብን ተሓትትን ትሰምዕን ንርእስካ ትሕት ምባልን ኢዪ ኣብናይ ውፊይ ደረጃ ዘብጽሓካ። ብሕልፊ ናዞም ክልተ ሰባት ስብ ሂድፎን ኮነ ኢልካ፡ ነቲ ኣብ ሃገር ዘሎ ህዝቢ እምነት ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ንከይሕድር፡ ተቃወምቲ መሲሎም ፡መርዛም ቃላት ኣንጻር ሕብረተሰብ ዝተፍኡ ፡ ንተጋደልቲ ብመተርኣስ ዓፊንክም ቅተልዎም ዝብሉ መርዞም ዘይወድኡ ኣትማን ኢዮም። እቲ ጊጋ ደጋጊምካ ኣብምድያ ምዕዳም ኢዩ ኔሩ፡ ካብ እዚኣቶም ዝማሃር ሕብርተ ሳብዓብቲ ህግደፍ ጥራሕ ኢዮም

  • @regataraia763
    @regataraia763 4 місяці тому +2

    👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @fevengebreyesus3076
    @fevengebreyesus3076 4 місяці тому +1

    Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 4 місяці тому +1

    Thank you seltene hagdfe foolish they should ignore him isayas bother ❤❤❤

  • @mussietesfay9790
    @mussietesfay9790 4 місяці тому +1

    Tes, ካብ መጀመርያ ኣይብርሃኑን ዮም. ቃልሲ ክቃናጽቡ ዮም ዝቐርቡ ናብ መድያ.

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ደቂ አኮሎግዛይ ስለዘይኮይኑ ድዮ ዘይተበርሃካ

    • @mussietesfay9790
      @mussietesfay9790 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530 ሰላምታ ብ ምቕዳም ሰለ አቲ መልስኻ የቀንየለይ.ተስፋየን ሰማርን ደቂ ኣቦኦምን ኣድኦሙን አዮም . ከምቲ ትብሎ ዘለካ ኣይርዳኣንን አዮ. ካብ ከባቢ ኣከሎጉዛይ ከም ዝኾንኩ ከ ብ ከመይ ፈሊጥካ?ኣነ በቲ ዝብልዎን ዝህበዎን መግለጺ የ ከምኡ ዝብል ዘሎኹ. ሓንቲ ከምኡ መበልየይ ክነግረካ ኣብ ተፈታዊ መጺኦም ነታ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ኢላ ደሃየየን, ደሃይካን, ደሃይ ሓውኻን ሓወይን ዝሓተተት ካቶሊክ ብተክረስትያን ክናአእስዋ ሰሚዔዮም, ሓዚነ ከኣ. ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይንካ ደምጺ ክትከወን ክንደይ ዋጋ ከም ዝኽፈል ሰለ ዝርድኣኒ. ሰለዚ ካብ ወገንነት ወጺኻ ን መሰልካ ደው በል. Thank ዮዑ.

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530 ድኽምቲ ኣዉራጃዊት ኢኺ
      ሰባት ኣይተጋግዪ

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 4 місяці тому +2

    ስላም፡ሰላም፡ተፈታዊ፡ከመይ፡ኩሉቲሰሊፍ፡ጺቡቅ፡ይኸይዲ፡አሎ፡፡ተስፍ፡ቡዙሕ፡ሕጂቲጊዜ፡መጨረሻ፡ይጒበረሊና፡ፈጣር፡ኢዞም፡ተሲፍም፡ማሐሪ፡ኢትዮናስ፡አብሐኒቲ፡መሊሐስ፡ኪልተ፡መሊሐስ፡ዘረባ፡ቶስፍም፡ጨለ፡፡አቲጊቢር።ዳአ፡ኢኒታይ፡ኢዩ፡ኢዋይ፡አምላኽ።ይመልስ፡፡❤😂😢ቢሪገዳ፡ናሐመዱ፡ይዕወት፡ከሚቲ፡ነጽር፡ዚባሀል፡ኩሉ፡ይኒጺር፡አሎ፡ሐቂ፡ይዒወች፡ሐራኻአ፡የዉጺእ፡፡ንፍቲሕ፡ሕኒን፡እዳባናን፡፡።❤😂😢

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 місяці тому

    Tekalsay ay konen betanay eu❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 місяці тому

    Selam seltane negirnakum Elo ena AB wuhitna tekalesti temsilomketalu zxenhu eyomnskawun tfeltom ekanmntay ena nferhom kzbetu alewom haebiae ngebhe MS weine koina ei herimata nhna kea anxarna nzkeid sgumti kwsd alo❤

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 4 місяці тому +1

    Awita xbuk gelixkayo ❤🎉❤

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙💙

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 4 місяці тому +2

    Thank you Seltene 🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙❤🌹❤🌹❤🌹❤

  • @eumungueush7209
    @eumungueush7209 4 місяці тому +2

    እዞም ሰባት ህዝቢ በኣተኩሮ ኣይራኣዮምን እንበር ካብ ሄኖግ ተክለ ክእሰር ክጠፍእ እሞ በርጌድ ንሓመዱ ቃልሱ ክሳናከል ቡዙሕ ጻዕርታት ዘካይዱ ዝነበሩ እዮም ግን ዕድል ኣይገበሩን ሕጂ ክኣ መንገድን እስትራተጅን ቀይሮም ብሰልጠነ ጀሚሮም ከም ተመን መርዞም ይነጽጉ ኣለው ቀንዲ ነዚኦም እዩ እቲ ቀንዲ ቃልስ

  • @weghufetwi5868
    @weghufetwi5868 4 місяці тому

    ❤❤❤

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 4 місяці тому +3

    Tefetawi ezom enda Raji kulu seb lebimulom yu .
    Nay Yodit kaa bqedamay hadima ya Tesfay medeb merihuwo , unsubscribe gn kitbil aysemaenakan gega eyu wn

  • @habtomghebre5084
    @habtomghebre5084 4 місяці тому +5

    ደጋጊመ ከምዝበልኩዎ፥ ኣቶ ሰመረን ኣቶ ተስፋይን፥ ኣብ መጥቃዕቲ ዘተኮሩ እዮም። መጀርያ ንኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዘሊፎም። ነታ ማዕከን ፍልጠት ኮይና ንዘመናት ዝጸንሔት ቤተክርስትያን፡ ብድንቁርና ከሲሶማ። ድሕሪኡ ፖለቲካውያን ውድባት፡ እንኮላይ እታ ዕሸል ዝነበረት ፈልሲ እዮም ኣሪሞም። ጸኒሖም ከኣ ኣንጻር ካቶሊክ ብዘጸይፍ ኣገባብ ጎስጒሶም። ነቶም ደረስቲ `ሓውካ ኣበይ ኣሎ?` 4 ኣቡናት ከናሽዉ ሰሚዕናዮም። ሕጂ ድማ ናብዚ ንርእዮ ዘለና ወሪዶም። ንምንታይ? እንድዒ!
    ደጋጊመ ዝብሎ ከኣ፥ ፍልጠት ዘይኮነ ድፍረት እዩ ዘለዎም። ንኹሉ ኣፍሪሶም፡ ደሓር ግን ክሃንጹ ኣይኮኑን። ዘሕዝነኒ ድማ፥ ብእዋኑ ዝብድሆም ሰብ ኣይረኸቡን። ንዓታቶም መብዛሕትኡ ባጫን ድራማን እዩ። ኣቡን ዝኣኽሉ ተኣሲሮምስ ካላግጹ ኢና ርኢናዮም! ፡( ርህራሄ፡ ፍትሓውነት ኣይርኤኹን። )
    ንዓይ ዘሕሰበኒ ድማ፥ እቶም ዝወቕዑዎም ኣካላት ብምሉኣቶም ብህግደፍ ዝጽልኡን ዝህደኑን ምዃኖም እዩ። እንታይ ዕላማ ስለዘለዎም እዩ? ካብ ነዊሕ ከሰክፈኒ ዝጸንሔ እዩ። ብጽሑፍ ክቃወሞም ዝጀመርኩ ኣብ መወዳእታ 2022 እዩ።

  • @SABAZERAI-k7b
    @SABAZERAI-k7b 4 місяці тому +1

    Zekeberka Eritrawi,
    Ezom deki Dahel, Hangolom Nay shaeebiya Merat Atehasaseba zebekelo tehasebu Zeyseri eyu!
    Eziom buzuh gizee zeybehal anewari zerebatat zezarebu eyom. Neabnet hade gizee " Newedi seb kalee seb netsa wey hara ayweseeon eyu elom"
    Kemeeu entekoinus, ezom sebat malet Semarn Tesfayin entay keebakutu deea Aserte gize ab media yemesuu alewoo? Ane kezemesleni elameeom mebraan kalsi eyu!
    Neta keefeeti seb, wenanit "Zenenayo show" - John Black , felat gorahat kedmi seb entay kemzekonet begelseei habiru eyu! Anchewa kelete Andel eya.
    Seltene JOHN BLACK NAY BEHAKI RUHUK ZEKEYED HASAB ZELEWOO, AKAYDA SEBAT KOLO GENA ZETEEDAEE SEB EYU. NETA BEWESHTI KOYNA TEKALASIT MESILA LEKEFKEF TEBEL ZENEBERET BAEELA " ANE SELAM TEMEN EYEE, MEZEY KEEA KENEZHALKUM EYEE" ZEBELT - JOHN BLACK ENTAY KEMZEKONET FELITU ZEGEBEEA HIBWA EYU.
    SELAZI SELTENE NEZOM WUDUKAT AYTEGEDESELOM! ETA HASWIT YODIT ZELENAYO SHOW KEEA - NET AB MEDIAKAA NETI MEDIA NATA TETEBEBEEO ZENEBERKA, KETNEKIF TESEEMEEAA! BETAEEMI EYU ZEHZIN.

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Ewe degagmelom

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 4 місяці тому +1

    😁💙💙

  • @TumzgiMedhane
    @TumzgiMedhane 4 місяці тому +3

    ካብ መጀመርታ ንቃልሲ ክደቁሱ ዝመጹ ዮም ንሕና ግዳይኮና ዮምዝሉ እንዳራጂ ።

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 4 місяці тому +1

    Seltene amlak yhagzka izi hzbi blash eyu😢😢

  • @maharitabrahambeyene
    @maharitabrahambeyene 4 місяці тому +1

    Deki abay disty political moitatom

  • @mebratbirhaneabeyeyatekeme5562
    @mebratbirhaneabeyeyatekeme5562 4 місяці тому +1

    ኤዝዐምእ ኮዐነእ ኤሎም ዘባላሽዉ ኤዬም ኢኅኖርእ ግበሮዐም Seltene jegna eka👑👑👑💙💙💙💙

  • @Nigisti-k3q
    @Nigisti-k3q 4 місяці тому +2

    Selam Selam

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Eziaom Kem Eti Isayas zbelo Nhade kebabi eyom zharmu

  • @kingcobraredsea5722
    @kingcobraredsea5722 4 місяці тому +2

    Im eritrean working with the USA congress i support berged nihamedu but
    this revelation he needs Educated political leaders

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 4 місяці тому +1

    Wufuy hewey anbesa merisi nikidimit tirah netir sifah teaewet semeyawi bandiera meley nikidimit aewetina bikilitimna

  • @Nigisti-k3q
    @Nigisti-k3q 4 місяці тому +1

    Dankeschön ❤

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 4 місяці тому +3

    አብ ሕሜታ ወሪድካ ዘለኻ ንስኻ ኢኻ ጠጠው ኢልካ ነብስኻ ፈትሽ ሱቅ ኢልካ አይትራሰን

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 4 місяці тому +1

    ብርጌድ ንሓመዱ ማለት፡ ካብቲ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሽፍታ ግፍዒ፡ ቅትለት፡ ግዱድ ዕስክርና፡ ባርነት፡ ብጥይት እንዳተሳሕተ ዘምለጠ መንእሰይ እዩ። ስለዚ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝመስሎ ንሻዕብያ ክቃለሳ መሰል ኣለዎ። ኣውራጃ፡ ካልእ ፍልስፍና እንዳገበርኩም ኣትዓናቅፍዎ።

  • @almazalazartewolde1289
    @almazalazartewolde1289 4 місяці тому

    Kabei zimezu iyomm. Nezi ziamen. Gidfuom. Jehwatna

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Hasab kemzeyblom dea eko felitna hij mknyatu Nseb hasb eyom zharmu

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 4 місяці тому +2

    መራሒን አካያድን ኮይኑ ይስመዓካ አሎ 🤣🤣🤣
    በጃኻ ሕፈር 🤦🏽

  • @Dekieri1974
    @Dekieri1974 4 місяці тому +1

    Seltene Andebrhan nimintay ni wedi Ande ni yonas mastika gega zeyiblo

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 4 місяці тому

    ሰልጠነ ኣብሓደ ትፈልጦ ሰብ ካለእ ሑቡእ ዘይቲፈልጦ ሰብ ኣሎ።ተስፎም ጆሲ ዝደክም ህዚቢ ክጽርፍ ከዳኹሙ እዮም ኢሉ ዝተጸበየ የሎን።

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Ya nsu dea elom eyom eko beilom eko tezaribom eyom nsu tsegem yeblun entay melekti eyom zhlfu

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 4 місяці тому +1

    👍👍👍👍👍 💙💙💙💙💙💙💙

  • @fetawimazeru9010
    @fetawimazeru9010 4 місяці тому

    Brged nhamedu I think will be divided into 3 coz of son of king 🤴 hhhhh

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Yonas ente zkewn gin Ab Hade Leyti mfetsemo mknyatu Qimegna sle zkone

  • @wedibasie3415
    @wedibasie3415 4 місяці тому +2

    💙💙💙💙💙

  • @BrGston
    @BrGston 4 місяці тому +4

    ኩሉ ጊዜ እነ ጥራሕ ቁኑዕ ትብል እንድሕር ኣለካ ሰልጠነ በጃካ ንስካ ፈራዲ እይኮንካን ቁሩብ ነገራት ርግእ ኢልካ ክትሓስብ ይግባኣካ ዩ

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ደይ ናቱ ከመይ ጌሩ ክረግእ

    • @Befreedaily
      @Befreedaily 4 місяці тому

      ኩሉ ግዜ እምባጋሮ ዘበግስ ንሱ ጥራሕ እዩ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@Befreedaily❌❌❌❌

    • @aradom344
      @aradom344 4 місяці тому

      Selte never said he is always right.
      He actually give opportunity to all. Even he give platform to those arrogant HIGDEF supporters.

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 3 місяці тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኣታ ረክብኩሞም

  • @logochiwa1
    @logochiwa1 4 місяці тому

    ሰልጠነ ንስካ ንሓደ ሰብ ኣብ ሾው ናትካ ክትወቅሶ ከለካ ካብኡ ብውሽጢ ኮነ ብናትካ ሾው እቲ ጉዳይ ትረዳዷሉ ካብኡ ኢቲ ሽግር ይፍታሕ ንስካ ከኣ ነቲ ነገር ትርስዖ።እታ ሽግር ከኣ ኣብዚአ ትጂምር ምክንያቱ ኣብ ዓለም ከማካ ዝበሉ ሰባት ትሕቲ ዓሰርት ካብ ሚኢቲ 10% ኢዮም ቂም ዘይሕዞም። ስለዚ ነዞም 90% ክታምኖም የብልካን። #2 ወዲ ሰብ ነናቱ ዕድል ኣለዎ ንማንም ሰብ ኣብ ሾው ናትካ subscribeግበርሉ /ግበሩራ ምባል ግደፎ…You can be the moon and still be jealous of the stars.

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 4 місяці тому

    Nay biheki tubuk melisi anem niwufuyu yidigifoe yiserih Alò kemieu sirihu selam hebiwo wufuy hewey anbesa

  • @medeber0077
    @medeber0077 4 місяці тому +2

    እዚአም ድፍረት ዘለዎ ድንቁርና ዘለዎም ልኡካት እዮም ድሕሪ ሕጂ ድማ ንዝተበገስ ተቃላሳይ ክወቅዕዎ እዮም ንዓካን ንውፍይን መጀመርያ እዩ ድሕሪ ሕጂብግልጺ ንተቃለስቲ ክወቅኡ እዯም

    • @AsmNer-mw8si
      @AsmNer-mw8si 4 місяці тому

      😢😢

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ከም ሰልጠነ ጊሩ ክኣ ንተቃላሳይ ዝበታትን አሉ ድዮ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530👎🏼

  • @bereketteame2989
    @bereketteame2989 4 місяці тому +2

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @alemfitsum2227
    @alemfitsum2227 4 місяці тому +2

    ዮናስ ከም ስብ ዕላማ ዘይቡሉ ዕላማ ዘለው ገይሩ ንነብሱ ይሓስብ ስለዚ
    ብምጡላዕ ገንዘቦ ዝከስረ ንፕለቲካዊ
    ሓሳቦ ድማ ከሲሩ ኢዪ፡

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 4 місяці тому +2

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @DoofenSchmerz-ok2qq
    @DoofenSchmerz-ok2qq 4 місяці тому +1

    Ay..seltene.. tegaterog..eskibel..ezigabhir..msaka..ykun..zihawey

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Ember ke Tefetawi trah diki Hade kebabi eyom tbl N G 15 N smret N yakl N Berged Nhamedu nhade kebabi kblu endawalus malet keykone kolo ( gin bkemey eu natka Fluy koynu) gin naygezae resom tsegem eu zelewo lezeyti belom eziaom

  • @mibrakwberhe494
    @mibrakwberhe494 4 місяці тому +1

    ካብ ሓማሲየን ካርነሽም ዝውለድ ካብ ምድጋፍ ህግደፍ ወጺኦም ኣይፈልጡንዮም ብክልተ ኢድ ተወለድቲ ዓንሰባ ይሕሹ ከምደዓል ደሳለ ትካቦ ተባዓት ኣለውና።

    • @milkiasabraham5617
      @milkiasabraham5617 4 місяці тому +1

      ካብ ኣውራጃውነት ውጺ ዶንቆሮ ኣኺልኩም ሓማስየን ክትብሉ ተሓሚስኩም ከመይ ጌሩ ሰብ ምሳኹም ክቃለስ ::

    • @Befreedaily
      @Befreedaily 4 місяці тому

      ምስዚ ሰልጠነ መራሒኹም ኣንጻር ሓደ ከባቢ ጽልኢ ምዝራእ ለሚድኩሞ ከም ኖርማል ነገር ትወስድዎ ኣለኹም:እዚ ናይ ጀኖሳይድ ጎስጋስ እዩ:ተጠንቀቑ ንዓኹም ክሕሸኩም❗️

  • @senaitogbamichael291
    @senaitogbamichael291 4 місяці тому +1

    May goodness….. I have never seen a whiner person like you!

  • @bereketandemariam755
    @bereketandemariam755 4 місяці тому +3

    Kedem elnaka tefetawi aysemakanan kliteom atmanyom salseytom yodit.mkri yehwatkum smue

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ጽቡቅ መካራይ
      ሰልጠነ መእገርገሪ ድዮ መካሬካ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530 🐖👈🏼

  • @ብሪጋልኢሮብ
    @ብሪጋልኢሮብ 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💙💙💙💙💪💪💪🙏🙏🙏

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 місяці тому

    Plz resayom krseu plz

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 4 місяці тому +1

    Boring we don’t want to hear this fed up ❌:: we have evil enemy the dictator:: STOP 🛑

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 4 місяці тому

    ካብ መዓስ ጀሚሩ'ዩ ደብረሲና ሓማሴን ኮይኑ ? ተስፎም ወዲ ሰንሒት 'ዩ !

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 4 місяці тому +1

    አሰይ፡አሰይ፡ኢዚ፡ዉሀቢቓል፡ፈረ፡ዘሎዎ፡ባቃ፡አነሲ፡ኪሰሚዒ፡ከሎኹ፡ቃልአምላኽ፡፡ዚሰማዕኹ፡ይበሲለኒ፡በቃ፡፡ናይዉፍይ፡ኲሰሚዕ፡ይቢል፡አዉሺጥ፡ያአቱ፡ኪሪኳሕ፡የቢሉን፡ወፍይ፡ኪዛረብ፡ይሲማዕ፡ከምት ፡ሙሲየ፡ኒኢያሱ፡ኢዲካአቢሮሉ፡ጥበብ፡ኪመሊኦ፡ኢሉ፡።።❤😂😢😮

  • @isaiasmender1468
    @isaiasmender1468 4 місяці тому

    Aye seltene enda woroto ke entay eyu.

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 4 місяці тому

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @yemanekidane5491
    @yemanekidane5491 4 місяці тому +4

    ነዞም ሒሱራት ማስቲካ ወዲ ንጉስ ብቅንኢ ዓይኖም ዝዓወሩ ኣብ ደረጂኦም ወሪድካ ኣይትመልሰሎም ብጀካ ኣይትመልሰሎም።

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 місяці тому

      ምምላስን ምፍራድን እኮ ናቱ እዩ አይፈለጥካን ዲካ?
      ቤት ፍርድን ህሜታን ሰልጠነን ይብሃል
      አድራሻ ተጋጊሃ አለካ አብዚ ህሜታ ግዲ እዩ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530🐖👈🏼

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 місяці тому

      @@senaitbereket9530🐖👈🏼

  • @geberkidanaraya3084
    @geberkidanaraya3084 4 місяці тому

    ሰላም ስልጡን ንአካን ንዉፉይን ገና ገናገና ክምንትሉ እዮም አጀኩም ወዲ ንጉስ ድአ አሳብኡ አብንህቢ ተአሲሩ ረሲእዎ መአር ሰሪቀ ተቀፂኤ ይብል ዝነበረ ጐስጋስ አሳቡ ድአ ረሲእዎ ለክባጥ ለክበልበጥ አይትበል ቀጥ በል መትከልካ አፍል

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 4 місяці тому

    Selten hwey izom sebat izom nakom kndi hzabka ayaklun

  • @debterhiebtzghi6968
    @debterhiebtzghi6968 4 місяці тому

    Selxene Ajoka sreka Keytfeth Bhasabatkan Lwhatkan Haqnetkan Sle Zsearkayom Eyom ATI nska Zgeberkayo humanities sle zsearkayom eyom selxe Selxene Abilkayom
    Ajoka Rieska Keytednn
    Nina wn Nmlselom Ena azom bzey sdran haymanotn zabeyu Amlak kkhdu hey ferhu Neaka kkhduka Normal eyu Ajoka Ab gonna Alena

  • @lemlemhaile3120
    @lemlemhaile3120 4 місяці тому

    Hi Seltena could please do better than this. I am so disappointed on your topic, I know you can do better. I think this district us. As much as I like your show you so low when you talk about this .please put your self in high place.thank you.

  • @MahariTekle-z9g
    @MahariTekle-z9g 4 місяці тому

    Enda raji reseayom ykidu hiji nab shabiaom bkedemau deki aba dsti naymen kwesdu

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 4 місяці тому

    👎👎 ሰልጠነ YOU ARE GOING TOO FAR FOR NOTHING ብፍላይ ተስፎም መሐሪ ሐደ ካብዞም ሐላይን ፈቃርን ናይ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾነ ዋላ እውን ገለ ጌጋ እንተተጋገየ ሰልጠነ ከምዚ ኢልካ ብዙሕ ብዛዕባ ተስፎም ብዝራብካ SHAME ON YOU ከምኡዉን ናይ ዮናስ አነ ተጋግዮም ወይከአ ይጋገዩ አለዉ አይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ግን ምናልባት ዋላ እንተተጋገዩ እየ ዝብል ዘለኹ ስለዚ ሰልጠነ ህድእ ኢልካ ሕሰብ ትህወኽ አለኻ 😎😎

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 4 місяці тому

    Ya nsu dea elom eyom eko beilom eko tezaribom eyom nsu tsegem yeblun entay melekti eyom zhlfu