ቓለ መሕተት ምስ ኣቦ ወንበር ደቂ ሓደ ልቢ እስራኤል!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 533

  • @abdujema6872
    @abdujema6872 2 місяці тому +1

    ሰላም ሰላም ኣሕዋት ሰላም የውርደልኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💓💕(💝💪💪💪💪💪💪

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay3115 5 місяців тому +8

    ናይ ብሓቂ ልቦና ዝመልኦ ዘረባ አድኒቀ ምጽጋብ ስኢነዮ እዚ ወዲ አማኑኤል ዝብልዎ ።

  • @bqse6142
    @bqse6142 5 місяців тому +3

    ኣማን ጅግና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሰላምን ርግኣትን ይፍጠረልኩም
    ኣሕዋትና ደቅና "ኣሜን"

  • @YebyoHaile
    @YebyoHaile 5 місяців тому +1

    ኣማኒኤል ❤ዋርሳይ ❤ጂግና ❤ንበር ክበር ❤ብጣዕሚ ጽቡቅ ሃናጺ መግለጺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊💪💪

  • @sabatesfaslasie3107
    @sabatesfaslasie3107 5 місяців тому +6

    ዋውውው ትሕትናኻ ገሪሙኒ ጎይታ ይባርካ እግዚኣብሄር ንቱሕታት ልዕል የብል ❤❤❤❤❤❤ጎይታ ይባርክካ

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 5 місяців тому +1

      ኣምላኽ እባድኣ ቦግ የብልኪ

  • @Awet1975
    @Awet1975 5 місяців тому +2

    ሐደ ልቢ ጀጋኑ ተባዐት ነብስኹም ተኸላኸሉ

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 5 місяців тому +1

    እዋይ ሓብተይ እስከ ጸሎት ግበራ ብጣዕሚ እዩ ዘሐምም ብሉጻት መንእሰያት ክወድቁካ እሞ ሓንቲ ከይ በደሉ. ግን አዚ ንኹሉ ሸፊኑ ንሰላምን ንፍቅርን ዝሰብኮ ዘሎ ኣማን እዩ እቲ ዝሓሸ በጃኩም ሰላምን ቅሳነትን ዕርቅን የውርደልኩም ዝሓብተይ ከምዚ ለባም ኣማን ሓውና ሕጂ እውን እወ ንሰላም ኣስምሩላ እዞም የሕዋተይ ኣምላኽ ኣብ ትሕቲ ጽላሉ የዕቁብክም🙏🥰💐

  • @Simon-wj8lm
    @Simon-wj8lm 5 місяців тому +7

    ብሓቂ ለባም፡ ትዕግስተኛ፡ ደላዪ ሰላም ኩሉ ኤርትራዊ ጥራሕ ዘይኮንካስ መሰል ናይታ ዓዲ እንጀራኹም ዝኾነት እተኽብር ክቡር ሰብ ኢኻ። ሰላምን ጥዕናን ንዓኻን ንመሳርሕትኻን። ጸባ ስተ ዓቢ ሰብ።

    • @SemharKfle
      @SemharKfle 5 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 5 місяців тому +2

    ናይ ብሓቂ ለባምን መስተውዓልን ልብኻ ዝትንክፍ ኣጋላልጻን መብርህን ካብ ክቡር መንእሰይ ኣቦወንበር ደቂ ሓደ ልቢ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይሃብካን ይሃብኩምን ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሰላምን ርግኣትን የውርደልኩም ኣምላክ🇪🇷🙏🥰

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 5 місяців тому

      ደንቢያ እንተኸይዶም ጥራሕ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ እምበር ንደቀባት ደም ኣፍሲስኩም ኣብ ኤርትራ ክትነብሩ ኣይክኣልን እዩ ደቂ ሓደ ከባቢ ካብ ደምቢያ ዝመጻእኩም ግዓዙ ብቅልጡፍ

  • @SemerTsegu-wq8ew
    @SemerTsegu-wq8ew 5 місяців тому +17

    ሳሚ ሃውና ከኣ ኩሉ ኣይጽግመካን ኢዩ ።ኣቀራርቦም ኢካ ባህሪ ኣርትራውያን ኣይኮነን ኢዚ ዝግበር ዘሎ ናይ በሃቂ ዘህፍር ኤዩ።❤❤❤🎉🎉🎉

  • @girmaydawit2783
    @girmaydawit2783 5 місяців тому +3

    Ambesa Sabur well said peace ✌🏿 to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 5 місяців тому +3

    ብጣዕሚ ቡሱል ዘረባ። አበይ እሞ እቶም ካልእ ከምዚ ጌሮም ንልቢ ዘረስርስ ዘረባ እንተዝዛረቡ ።

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 5 місяців тому +6

    ኣቤት ልቦና ሜንታ ሓወይ 🦅🇪🇷🦅

  • @ተስፋሁለኣዳምእመኣምላክ
    @ተስፋሁለኣዳምእመኣምላክ 5 місяців тому +8

    ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ሳሚ ብፍላይ ከኣ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓዉ ኣቦ ወንበር ሓደ ❤ ኣማኒኤል ትሕትናካ ኣዘራርባካ ብሓቂ ብሉጽ ካብ ወረቂ ይሕረ ስለዚ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኤርትራዉያን ኣብ ጎኒ ደቂ ሓደ ልቢ ደው በሉ ንሕና ደቂ ሓደልቢ ፈሪሕና ኣይ ንፈልጥን ነገር ግን ክሳብ ሕጂ ብትሕትና ንጸመም ካብ ነገር ንሃድም ኣለና ናይ መወዳእታ ቀይሕ መስመር ቅድሚ ምስጋርኩም ሰላም ሰላም ሰላም ንብል ኣለና

  • @gw4841
    @gw4841 5 місяців тому +1

    እወ ሐቅካ ንሕና ኤርትራዊንሰላም ደለይቲ ኢና ብደየገድስ ሐሳባትኩም ንሰላም ንዘምር ከብ ክስራ ንዉጳእ ሐደራ ኣኤርትራዊልቡ ይዕቡ ንሰላም ይዝምር ቀጵሉ ደቂ ሐደ ልቢ ኤርትራዊ አማን ቀጵሎ ❤❤ንክሳራ ነው በልዋ

  • @heirmontiblets
    @heirmontiblets 5 місяців тому +5

    ኤማ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @tekaligherezgiher1508
      @tekaligherezgiher1508 5 місяців тому

      Men lebam ezi KO nay mewedata fun fun deb kemey diyu kihsu kelo aysemakayon dika

    • @trgummnbareyndeyu3018
      @trgummnbareyndeyu3018 5 місяців тому

      @@tekaligherezgiher1508 hasot si natkum u

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay3115 5 місяців тому +3

    ዋውውው ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ ብሱል ሓሳብ ወዲ ኤረይይይ ኣጆኹም ጥንቃቀ ክሓተኩም ኢዩ ።መበኣስትኹም ለባማት ይግበረልኩም እምበር ንሶምስ ሙኻን ኣቢይዎም እምበር ኩሉ ግዜ ክቀትሉ ምስ ወፈሩ ኢዮም ።።

  • @ghennettesfagiorgis9074
    @ghennettesfagiorgis9074 Місяць тому

    Aman ! Anbesssssa you explain well May God be with you all Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕👍👍👍👍

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 5 місяців тому +1

    ኣሰይ ለባማትን ብሩኻትን ኩሉኹም ኣብ ሓደ ምጥርናፍኩም ብሓንቲ ኤርትራ ንባዕሉ ብሓጎስ የንብዓካ ልቦናካን ኣዛራርባኻን ኣማን ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣጆኩም በዛ ትብላ ዘለኻ ንሰላምን ንፍቅርን ዕርቅን ጽቀጡላ ዝሓወይ ኣምላኽ ይትሓወሶ ኣጆኹም እዞም የሕዋተይ ንስኹም ትሕገዙን ሞራል ትውሃቡን እንበር ንስኹም ዶ ትብደሉ,ኣጆኹም እዞም የሕዋተይ እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ጥራይ ብትዕግስቲ ዕርቅን ንሰላም ጽቀጡላ እዞም የሕዋተይ🙏💐 🥰

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 5 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ ኣቕሪብካ
    በጃኹም ተረድእሉ ሓግዝዎ ናዓኹም ክጥዕመኩም ናብ ሃገርኩም መገዲ ወረቐት ዘይብልኩም ብዛዕባ ዞባ ክትጉስጉሱ ደው ኣብልዎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኮይንና ክንከሶም ይግብኣና

  • @mogosfshaye5038
    @mogosfshaye5038 5 місяців тому +1

    ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ከማኻ ይብዝሑ።ንሰላም ምዝማር ሰብን እዝግን ዝፈትዎ እዩ። እዚ ክኣ መንም ኤርትራዊ ክኽተሎ ዘለዎ ሰናይ ሓሳብ እዩ። እቶም ሓደ ወገን ናይቲ ሓደ ወገን መሲልኩ ትገብርዎ
    ሒማቅ ተግባር ክኣ ደው ከተብልዎ እለቦ።

  • @love-nb4dc
    @love-nb4dc 5 місяців тому +2

    Exactly 💯 🇪🇷 ♥️ 💯 🇪🇷 ♥️ 💯 🇪🇷

  • @AbrahamIsak-vt7ox
    @AbrahamIsak-vt7ox 5 місяців тому

    Very amazingly peace love in Eritrea for our Eritrean people. May God bless to our beautiful country Eritrea.

  • @ARKOBKOBAY1
    @ARKOBKOBAY1 5 місяців тому +9

    ኣቱም ህዝቢ ሰላም ግበሩ

  • @michaelghebreamlak7045
    @michaelghebreamlak7045 5 місяців тому +17

    ጹቡቅ መደብ ቡሱል ዘረኣ ኩቡር ኣቦ መንበር።

  • @ErmiasBerhe-bp4iu
    @ErmiasBerhe-bp4iu 5 місяців тому +1

    Very talented and respected speech..Well done Ema you have got real Eritrean personality. Go ahead brother we are on your side.

  • @ami_su
    @ami_su 5 місяців тому +14

    ነዞም ጸጋባ ዝኮኑ መዝሓሊ ይፍጠረሎም እንተ ንስኩም ደቂ ሓደ ልቢ ሰስኑ ብጣዕሚ ለባም ሩጡብ ዘረባ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይሃብኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 5 місяців тому

    ተሳማሚኦኩም ኣይተሳማሚዕኩም ኣብስደት ትገብርዎ የብልኩምን፡ ሃገርካ ፈቲኻያ ኣይፈተኻያ ተምጽእዎ የለን፡ ውራይ ስራሕኩም ጌርኩም ነብስኹምን ስድራኹሙን ኩኑ።

  • @elsarezenerezene3155
    @elsarezenerezene3155 5 місяців тому +7

    ከመይ ቀኔካ ሳሚ ሐወይ እዚ ዝከወን ዘሎ ባሕሪ ኤርትራዊያን አይኮነን እሞ ንስኩ ምስቶም አበይቲ ኮንኩም እርቂ ክግበር አለዎ ንአምላክ ንሕዝኖ አለና

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 5 місяців тому

    ኣቱም መንእሰያት ምስ እዞም ሕንፍሽ ፍሽ ከእትውሉ ንመንእሰያትና ዝጽዕሩ ዘለው እርይራይ ትግራይ ተወለድትን ትግራዎትን ርሓቑ ካባኦም፡ ድላዮም ይዛረቡ ይጻረፉ ይፈክሩ ፡ ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን፡ ከየስሕትኹም ፡ተጠንቀቁ።
    ❤💙💚💛

  • @filiposyosief7433
    @filiposyosief7433 5 місяців тому

    ናይ ባሓቂ ለባማት ሰባት

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 5 місяців тому +6

    ብሓቂ በሓቂ ሓለፍን ሓለቃን ለባማት ኣማኒኤል ከሞ ሽሙ 🇪🇷❤❤❤

  • @heirmontiblets
    @heirmontiblets 5 місяців тому +11

    ሽዕበት ዋዕሮ ሓቂ ኣውጺኽዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 5 місяців тому +4

    ጅግና አቦወንበር💪👍

  • @SemerTsegu-wq8ew
    @SemerTsegu-wq8ew 5 місяців тому +11

    ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ ኪቡር ሃውና ጽቡቅ ዘረባ ኣምላክ ይተሃወሶ መፈጸምቱኡ የረአና ፈታሪ።❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kaymsheli8378
    @kaymsheli8378 5 місяців тому

    Egziabher bereketu yebzhalka kubur hawi nebereket zkewn zereba u fqren selamn yewredelkum

  • @aminekibrom8448
    @aminekibrom8448 5 місяців тому

    ብስለ ሰብ እቶም ደናቁር ይፍክሩ እቶም ለባማት ኽኣ ሰላም ይእውጁ ናይ ብሓቂ ብስለ ኤርትራዊ

  • @fisshayeteklemariam3340
    @fisshayeteklemariam3340 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 Agekum hagrawian yehwatey
    Seiab aytxewa lebam xewa yblu Abotatna Thanks ama hawna

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 5 місяців тому +3

    ሰላም ሳሚ ሐዉና እወ ሐቂ አብዚ ዝድግፍ መንግሰቲ የለን ንሕና ኤረትራዉያን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ባዓላትና ክብርታትና ዓቂብና ንከይድ ሰባት ናጽነትና ብደምና መንግሰቲ ዝደለየ ይዉረድ ባይታ ይግጠሞ ሰለዚ ግደፉና አቱም ሰብ ረብሐ በሰምአም በሉ ግደፍዋ ሕዝቢ እሰራኤል ሰላም ጊሩ ክነብር ዝደሊ ሳልኡ ተዓቁብኩም ተሐጊዝኩም አቱም ሰባት እሰከ እዝጊሄር ፍረሑ ፈሪሖሙኩም ዘይኮነ ናይመንእሰይ ጥፍአት ደም ሰለዘጉሃዬም እዬም ዓገብ ዝብሉ ዘለዉ ሰሐዚ አቱም ንረብሐኩም ዘይኮነ እናዳመቅኩም ጥፍአት መንእሰይ ዘየገድሰኩም እወ ደቂ ሐደ ልቢ ደለይቲ ሰላም ፍቅሪ ሰሪሖም ዝነብሩ ተደናገጽቲ ተሐጋገዝቲ እዬም ሰለዚ ግደፍዋም ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊👊✍️💪🙏👍❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo9762 5 місяців тому +1

    My brothers good job God bless you, Eritrea people God bless you pray for you, God to. You😭😭😭😭😭😭

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 5 місяців тому +3

    NO War Make Peace.

  • @samuelmichael1728
    @samuelmichael1728 5 місяців тому +1

    Samuel you are one off them don't worry you will pay the price soon

  • @Kokob100
    @Kokob100 5 місяців тому +2

    Ezi abo weber kibelih nay bahaki smart ❤
    Desbele kea zeykewin eka hatitikayo mishikinay adi wiul zeyti serih kab abzi atikayo zeleka himam kitidihin😢

  • @abdousalah2923
    @abdousalah2923 5 місяців тому

    ባዓል ንሱኹም ዝጅመርኩሞ እዩ ስብ ዝቃተል ዘሎ ትግራይ ትስዕር መስሉኩም

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 5 місяців тому +3

    ሙሉእ ሰላም ዕርቅን ይግበረልኩም ኪሉኩም የሕዋት ኢኹም መስሓቅ ጎሓላሉ ኣይትኹኑ እግዚኣብሄር ልቦና ይሃብኩም

  • @MebreT-nt2gu
    @MebreT-nt2gu 5 місяців тому +1

    Thanks same hawey

  • @semerechrumdebas692
    @semerechrumdebas692 5 місяців тому +4

    Wawww ema busul xbuk zereba❤

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 5 місяців тому +12

    ኣንቲ ንስኺ ሰብ ረሲዒኡኺ ኣሎ ብሓይል ዘኽሩኒ ኣይትበሊ ዝደልየኺ የለን ሕምምቲ 🩵🩵🩵

  • @behonest7199
    @behonest7199 5 місяців тому +2

    ብስለት ዘለዎ ዘረባ እዚ ናይ ደቂ ሓደ ልቢ!
    እዚ ንሪኦ ዘለና ብመደብ ዝተገብረ፡ ንኤርትራውያን ኣብ ነንሕድሕዶም ንምፍላስ ዝተጠጅአ፡ በዞም ከደምቲ ዝኹስኮስ ዘሎ ኢዩ።
    እንተኾነ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልኩም የሕዋተይ፡ ካብቲ የብሉ ካብቲ። ልቦም ከሸፍቱ ዝገብሩ ዘለዉ ግን ንረብሖኦም ዝጽዕሩ ዘለዉ ብሂወትኩም ኢዩ። ብዝኾነ፡ እቲ ልዑል ፈጣሪ ማይ ጾሎቱ የውርደልኩም!
    ንሃገርና ከኣ ሰላምን ቅሳነትን ይሃበልና።

  • @filiposyosief7433
    @filiposyosief7433 5 місяців тому

    ኣምላክ ፍቅር ስላምን የዉርድ❤❤❤

  • @senaittekle
    @senaittekle 5 місяців тому +1

    Ajokum yehwatna Egziabher msakum ykun baluba yhegzkum❤❤❤❤

  • @natnaelmiki6114
    @natnaelmiki6114 5 місяців тому +1

    እቲ ዝገርመኒ ፡ ሀገራውያን ኢና መንግስታ ዝበለና ንገብር ግቡእና ነማልእ ትብልሲ ፡እሞ ዓድኹም ዘይትኣቱዉ ????

  • @teklearaya2622
    @teklearaya2622 5 місяців тому +7

    ብጣዕሚ አቦመንበር ናይ ደቂ ሐደልቢ ዝቀረበ ዝንአድ አቀራርባ ብብቅዓት ዘመለሶ ነቲ ረመጽ ኮይኑናይ ክልተ አሕዋት ባእሲ ዝሃቦ ዝናአድእዩ

  • @ssmruz6452
    @ssmruz6452 5 місяців тому +1

    Egzabher yhalkum xbuq zereba ezi hawey bdemu yshefnkum Goyta n kulukum😢😢

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 5 місяців тому

    ሳሚ ❤🇪🇷💪 ደቂ ኤረይ❤🇪🇷💪

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 5 місяців тому +1

    ኣታ ሳምቡአ ልኒ ጸይብልካ ሃደልቢ ርኩባት ደንስቁር ብሃደ ልቢ ትዝከዱ ኩሉዝኩም ፈዊ ኣምሃሩ ደርጊ ምዝኳንኩም ፍሉጥዪ ኣሕዋትና ውርሲድኩም ፈቂስኩም ምስለት ዘበት ኣቱም 20 መልሃሶም ጀጋኑዮም ዝተጊኦምና ገበነጛታት ኣቅርቡ ቅድም አንተጽይኮንዩ ኣቱም ኣኽላባት ኣብ ርአስኹም ኣለና ምስ ብሃደ ልቢ ዝንቀሳቀሱ ምስዘርፍኡ ክንረዳዳአ ዘበት አሪትርስውያ ዘይኮኑ ምስድርቂ ጎንደት ኣይናህናን ባርነት ንዓና ኣይምልከተናንዩ ኣብ ሃገርና ሃርነትን ራህዋንዩ ድለየትና ከማኻትኩም ብወዲ ተንበን ኣይንምብርዝከኽን ኢና ናስ ማላኹም ቅደዱ ኮራኹር ዘህዝን አታሃንቲ ልቢ አንተጠፊኣ ብዘይ ልቢ ከመይ ትንቅርሳቀሱ ዝኣኽለን ጢሂነን በኣለማርያም ይብላ

    • @heirmontiblets
      @heirmontiblets 5 місяців тому

      ኪድ ቅድም ፊደላት ትግርኛ ኣጽሪኻ ምጻእ መሃይም

    • @goitomfoto5276
      @goitomfoto5276 5 місяців тому

      ጪንቀቱ ሰማይ.ዝዓረገ.ትግራዋ ሃለፊታ ገሩሉ.ሸለል በሉወ

  • @aemabest1264
    @aemabest1264 5 місяців тому +7

    I'm sorry, ኣቶም ሂወትሰብ ትሕልፉ ዘለኩም ንስድራኩም ትሓሊሎምዶ ሰብ ቀቲልካ ክትቅተል ምኻንካ ክትፈልጥ ኣለካ

    • @YebyoHaile
      @YebyoHaile 5 місяців тому

      እንታዴኻ ክትገብር ትኸዶም ደንቆሮ

  • @abdulkadersaid5434
    @abdulkadersaid5434 5 місяців тому +5

    Good job 👏 ❤❤❤❤❤

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 5 місяців тому +2

    ሻሂ ኢንዳ ሰተዩ ናብ ቦታኦም ከድኩሞምስ ጾሎሎ ዝመስላ ላዲ ክሎዘር ገጾም ሽፍናት ሪእናዮም ኢና ኣምላክ ግን ናይ ኢድኩም ክፈድዮኩም ኢዩ ብሰንክኩም ኣብ ኩሉ ዘየለና ኢግሪ እግሪና ኢንዳሳዓብኩም ኣሸግርክምባ😢😢😢

    • @eritreawit1708
      @eritreawit1708 5 місяців тому

      Kitgishima eka tekebabirika tikeyid girim ente zeykoinu gin sebiut seb kilite firinichit eyom nisatom ewin. Abiu zeyeleka biwegeninet angerer aytibelu abzi konikum selamom habiwom

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 5 місяців тому

      @@eritreawit1708 ኢንታይ ክብረት ትፈልጡ ደናቁር ኣብ ኣሕዋትኩም ሰብኡት ትኮኑ ብዛዕባ ደቅኩም ከማን ዘይትሓስቡ

  • @arayamicheal9086
    @arayamicheal9086 5 місяців тому +1

    ዓስዓስ እሞ ሃገርካ አብ እስራኤል ዲያ ዘላ ለዝላዝ ዘይትከይድ ደአ::

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi204 5 місяців тому +1

    ኣበይ ዘለኩም እንሲሳታት ኢኩም ደከይ መዓልታዊ ሰብ ብግሩፕ ከድኩም እንዳ ቀተልኩምስ ሰላም ኢና ንደሊ ከኣ ትብሉ ፡ብዚኮነ እቶም መሪሕነት ናይ በርገድ ንሓመዱ እኩል ሓበረታ ሂቡክም ኣሎ ብሕጋዊ መገዲ ኣራክብሉ

    • @lidyatumuzghi204
      @lidyatumuzghi204 5 місяців тому

      እቲ ዚስራሕ ዘሎ ናይ ቅትለት መስርሕ ብመሪሕነት ኣፍልጦን ትእዛዝን ከም ዚስራሕን ግደፉ ኢሎም ዘግድፉዎምን ቅተሉ ኢሎም ከም ዝቀትሉዎምን ሓቢሩ ኣሎ እቶም ኣብ ፕላን A ዘለኩም ከኣ ስርሕሉ ብሕጋዊ ኣገባብ ሰብ ኣጉሂኩሞ

  • @tekleyohannes8918
    @tekleyohannes8918 5 місяців тому

    Very wise person. Please work hard to resolve the issue.

  • @AbrahamIsak-vt7ox
    @AbrahamIsak-vt7ox 5 місяців тому

    This woman Add Billen is too much to much brilliant. Amazing.

  • @JamaicafirstAkliluJ
    @JamaicafirstAkliluJ 5 місяців тому +1

    Be strong one day all is well be one Eritrea ❤

  • @Yersalem858
    @Yersalem858 5 місяців тому

    እዞም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ሰላም ጌሮም ኔሮም እዮም በየን ዝብሃል ሰራቂ ትግራይ ትዕወት ዝብል ከም እንደገና ተቃተሉ ኢሎዎም ናይዚ ኩሉ ሽግር ተሓታቲ በየነ ገረዝግሔር እዩ

  • @Idferi525
    @Idferi525 5 місяців тому

    ከባልዖም ኢየ ኢኻ ኢልካ ዓጢቕካ መጺኻ ብግዚኡ ክሃድእ ኢዩ ኣጆኻ ኣይትቕሰን ግን። ከም'ዚ ከማኻ ደናቁርን ምስ ተጋሩ የሕዋትኩም ዝወገንኩም ኢኹም ከፊቕኩማ 'ዛ ሃገር ዘለኹም።

  • @dh4343
    @dh4343 5 місяців тому +13

    ኣድሓነት ኤርትራዊት እየ ክብል ኣጽግማ ትግራወይቲ እየ ክብል ሃማኖታት ክቅይር ኣይጽግማ ከምቲ ባዕላ ኣነ ነፋሒቶ እየ ዝበለቶ፡ ኣብ ዘዝኸደቶ ሕብራን መልሓሳን ትቕይር ነፋሒቶ ስለ ዝኾነት፡ ተስፋ ይገብር ነዚ ኣነ ዓሌታዊት እየ ትብሎ ዘላ ዝስዕቦ ሰብ ኣይህሉን። ኤርትራውነት ክቡርን ሰፊሕን እናሃለው🇪🇷 ስለ ምንታይ ጸቢብነት?

    • @yordalove37
      @yordalove37 5 місяців тому

      Adhanom nefahiyo 🤭🤭🤭🤭😃😃😃😃😃

  • @abrahalelegesse6226
    @abrahalelegesse6226 5 місяців тому

    ልቦና ዝመልኦ ሓሳብ ኩቡር ሓው። ቡሱል ዘረባን ምዕዶን።

  • @RastaShop-bu8zp
    @RastaShop-bu8zp 5 місяців тому +5

    ናይ ብሓቂ ቡሱል መንእሰይ ኣማን

  • @ሰላምንኤርትራምስህዝባ
    @ሰላምንኤርትራምስህዝባ 5 місяців тому

    ኤማ ብሓቂ ዝድርበ ዘይ ብሉ ዘረባ ንኽትሰምዖ ውን ከም ሰብ ባህ ዘብል:: ቡዙሕ ነገር ተማሂረ:: ርድኢተይ ውን ቀይርዋ እዚ ወዲ:: ኣዱ ብሌና ግን ኣይ ግድን ህድእ በሊ:: ብዓል ኤማ እዬም ኣብ'ቲ መግሃር ዘለው:: ስደትና ከይ ኣክለና ዝኾነ ክሽቁረር ኣይ ደልይን እየ:: ይትረፍ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ትማል ረዚን ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ ምስ ጎረባብትና ውን ከመይ ብፍቅርን ስኒትን ንነብር ንሕሰብ ጽባሕ ዋጋ ከይ ንኸፍል ንጠንቀቅ:: እቲ ሓደ ክረስን ከሎ እቲ ክዝሕል ከም ሰብ ሓዳር ዝገብርዋ:: እትምንታይ መታን ረሳሕ ታሪኽ ኪናት ሕድሕድ ከይ ክፈት:: በቲ ይኹን በቲ ዝኽፈል ዋጋ ክሰምዕ ኣይ ደልይን እየ:: ከመይ ናብ ረብሓ ህዝብና እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ነገር ንሕሰብ እንበር:: ብስምዒት ምስ እንሓስብ ጸግዒ ክንሕዝ ኢና:: ጸግዒ ምሓዝ ብምሓዝና ዝኽፈል ሰብ ክህልው እዩ:: ስለዚ ሰባት ክንከስር ስለ ዘይ ንደሊ:: ዘረባና ብጨው ዝተቃመመ ይኹን:: ተኸዊሉ ሕማቅ ዝጽሕፍ ኣይስኣንን እዩ:: ንሕና እንተዘይ ፈሊጥናዬ( እግዛብሄር) እቲ ልብን ኩሊትን ዝፈርድ:: እርኤካ ስለ ዘሎ ተቆጠም ብዝጸሓፍካዬ ደም ናብ ገዛኻ ከይ ተእቱ: ፍቅሪ ንዘምር (ጸሎት) ናብ እግዛብሄር ነዕርግ ሰላም ክወርድ:: እዚ ጦቋ ሃኣሊዋ ዘይ ኮነ ጽሑፍ ንኽፍጸም ከምቲ ማቴዎስ 24:7፤ ህዝቢ ናብ ህዝቢ፡ መንግስቲውን ናብ መንግስቲ ኺለዐል እዩ። ኣብ በቦታኡ ድማ ጥሜትን ፌራን ምንቅጥቃጥ ምድርን ኪኸውን እዩ።
    ምስ እግዛብሄር ብምጽጋዕ ኢና ክንሓልፎ ንኽእል እዚ ግዜ:: ዘማኽሕ ኣይ ኮነን:: ቀታልን ተቀታልን ኩሎም ኣሕዋትና ኮይኖም ምሕረት የውርደልኩም ንህዝብናን ሃገርናን ሰላም የውርደልና ፈጣሪ::❤

  • @yonbest73
    @yonbest73 5 місяців тому +7

    ሳሚኤል ባኮ ኣብዛ እንዳ በራዩ ግርም እንጄራ ተከፊታትሉ😂

    • @heirmontiblets
      @heirmontiblets 5 місяців тому +1

      ኣብዚ እኒሄኻ ፌስታል ኣራይ ኩዕንቲ

    • @goitomfoto5276
      @goitomfoto5276 5 місяців тому

      ተጋሩ ንኤርትራን ህዝባን አንዳ ዘለፊካ.ትህነጽ ትግራይ የላን

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 5 місяців тому +2

    ሃላይ መላይ ሰብ ኣይትቕተሉ!

  • @TekleabAsemelash
    @TekleabAsemelash 5 місяців тому

    Merhaba wedi erey xeada ajokum ab isreal zelkum hagerawin fetari mulue awet khbekum yimne ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 5 місяців тому +2

    ፎእእእእ ሳሚስ ጎሪሕካስ ሕጂ ጉያጉያ ናብ ስራሕን ስምን ናይዛ ቀታሊት ጉጅለ ከተጽባብቅ ምሕሳብካስ ገሪሙኒ!! ንዓኻ ዘጸብቀልካ ""ክዳንኩ ቅደዱ ከምዚ ገርክም"" ክትብል ጥራሕዩ ዘለካ!!!

    • @DamiDami-o9g
      @DamiDami-o9g 5 місяців тому

      ኣሕዋትካ ኣውርጃውያን ቀጺሎማ ምስ ደቂ ዓዱ ኮይኑ ኣሎ

  • @rahelgebrehiwet9963
    @rahelgebrehiwet9963 5 місяців тому

    Egziabher erki menfes Kundus yewrdelkum ajokum deki ereyy

  • @TerhasBerhe15
    @TerhasBerhe15 5 місяців тому

    Tefakeru yehiwatey, ❤❤❤ Fikry buzuh mekiseb alewo imo nifaker nitahalale Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghennettesfagiorgis9074
    @ghennettesfagiorgis9074 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕👍👍👍

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 5 місяців тому

    Igzeabher yahalkum Atum Seb Israel Bahilna Aykonen mikittal Bejakum dew Elkum hisebu Izgyo Izgyo zibil gize 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🤲🤲🤲 Adetatkum Zekiru Hdrakum

  • @TeamuTe-b6s
    @TeamuTe-b6s 5 місяців тому +6

    ሰላም ኣውርደልና ፈጣሪ ኣቦይ ❤❤❤ 3

  • @weysebdekey-er5dj
    @weysebdekey-er5dj 5 місяців тому +1

    ኣምሰሉታት ምቅታል ባህልኹም ዩ ንስኹም ዶ ኣይኮንኩምን ናብ ደለይቲ ፍትሒ ሓደጋ ትወድቅዎም ዘሎኹም

    • @YebyoHaile
      @YebyoHaile 5 місяців тому

      ሰክት ቆፍፍቋፍ ወዲ ሩሹናት ብሰንኩኹም ኢዩ ኣቱም ረስሓት

    • @weysebdekey-er5dj
      @weysebdekey-er5dj 5 місяців тому

      @@YebyoHaile ክላ ሬሳ ሕልና ኣልቦ ከብቲ ይሓይሽ ካባኹም ንሰብ ብቃጻ ምቅታል ውርሻኹም ዩ

  • @mussiekibreab625
    @mussiekibreab625 5 місяців тому +2

    Xbuk hasab ,mebastka lebam ygberelka eu emo zseme lbi yhapom

  • @ssmruz6452
    @ssmruz6452 5 місяців тому

    Lebam Egzabher yhabka ezi hawey Amlak nseytan yeserelna hatiyatna eyu emo mhret gber!

  • @tesfaldetmehari8497
    @tesfaldetmehari8497 5 місяців тому

    ደም ቀሊል ኮይኑ ይስምዓኩም ኣሎ ባራዩ ስብግዛኩም ምስ ኣተወ ክርዳኩም ዩ

  • @rimon1238
    @rimon1238 5 місяців тому +2

    atawedey qurub frhat eigzabihier yeblkan u knharm eilna kedna aynfeltn tbl naykalei ayfeltn ane gn ade 4 qolutye bealbetey ngho seat 7 ngho nab sirah einagede 6 seb koynom bkaran bhaxawinn qetkitom derbiyemo keydom n2 werhi ab hikmna barebya eina kede baleyti einatehageza hji kabsirah wexaei koynu ab geza yweil alo n11 amet zteqemetnalu shekona tigba bsenki natom firhin sinbaden adi qeyrna hjiwn buzuhat sdrabiet 20 30 shih kefilu bdelalo telabib kediflom ywexalo slezi kulatkum tegagina eilkum nselam zemru ane wala beal bitey teharimni kelo bejaku selam gberu einabelkuye nsebat zilmn 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @Abiz987
      @Abiz987 5 місяців тому

      Xbuk zereba ane kem Bergid nhamedu kab kim wexika kemzi merahihom zbelo eti giaga tegeyru eu kulu bhgawi mengedi kftah ygbo, hji dem tefasiska zftah neger yelen ane bret atike kmewut yhsheni kab nhade wela degafi ykun kketl, lbam seb n bal biatki ka mhret yewurdela kab kim wexina neti ab adna zelo seram srat tenki nay eti kulu mezez mzhashe mengedi nwudko

  • @ableltumuzgi4322
    @ableltumuzgi4322 5 місяців тому +1

    Hasawi

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 5 місяців тому +2

    Des zebele zereba eyu amanuel we are very proud of you 👏

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 5 місяців тому

      ሓሳዊት እንታይ ስለዝበለ እዚ ጸቢብ ንስኽውን ከምኡ ቀታሊት አኺ

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 місяців тому +8

    ሳሚ!!💪ወትሩ🦁 ሃገረይ!!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 5 місяців тому

      🤮🤮🤮🖕🖕🖕
      ሐሳዊ ሳሚ ዶ እይኮነን ትግራይ ትስዕር ኢሉ ዝግዕር ዝነበር? ድቂ ሐስውቲ ብፃብፅ ሽራሙጥ ደንብያ ዎሒድ።

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 місяців тому

      @@Esromtesfay772 ሕርር በሉ። ደቃሉ🐒 ጁንታ!!🇻🇳🐍🤮🤮🤮 1.5 ቲዲኤፍ kkkkk

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 5 місяців тому +5

    ኣታ ቀጽል እንዶ ንስካስ ደይ ካብቶም ሓደ ሳንቡእ ኢካ።

    • @YebyoHaile
      @YebyoHaile 5 місяців тому

      ቆፍፍቋፍ ደንቆሮ መዓልትኻ ተጸበ

  • @yordalove37
    @yordalove37 5 місяців тому

    Nufue ama 💪💪💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaelghebreamlak7045
    @michaelghebreamlak7045 5 місяців тому +10

    ገበርቲ ኩፉእ ልቢ ይሃቦም ካብ ባኣሲ ድመጽእ ፍታሕ የለን ። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 5 місяців тому

      Amlakh kemey miskufuat teref shinti dergi amhara dikala ikha wey ka yikhon ? Neti hagazi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray iyom niko!

  • @tsegazeabgebrezgabiher4330
    @tsegazeabgebrezgabiher4330 5 місяців тому

    ደሃን ሃደ ሊቢ ምካን ጺባህ መድሂን ተኮይኑኩም ኪንሪኢ ኢና ሎሚ ነሂዋቲና ኪተሊዎም ቀጺሉሉ ሚሳኩም ምስቀተልቲ ኢርቂኣይኮነን ዘዲሊየና ኣቱም በራኢዩ ።

    • @azebmebrahtu8588
      @azebmebrahtu8588 5 місяців тому

      ኢድኾም አኽቦ ስብ ሰብ እዪ

  • @FahadLam-p8p
    @FahadLam-p8p 4 місяці тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 5 місяців тому +1

    በዓል መን ድየን ጥርሙስ ኣብ ድሕሪ ጁባኣ ገይራ ዝጓየያ ዝነበራ?

  • @sabrinahabtemariam582
    @sabrinahabtemariam582 5 місяців тому +4

    ስለዚስ ደዉ ከተብል ትኽእል ክቀትል ወይ ቅተሉ ከምትብል ኩሉ ባዕሉ ወዲዎ በሉ ዕንጅሉ

    • @YebyoHaile
      @YebyoHaile 5 місяців тому

      ሰክት ቆፍፍቋፍ

  • @fiqrimiskulilove6595
    @fiqrimiskulilove6595 5 місяців тому

    ሰተይቲ ደም 😢😢😢😢
    ደገፍቲ ሞይቶም ኣይሰማዕና

  • @ودادالوود
    @ودادالوود 5 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🙏🙏🙏🙏

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 5 місяців тому

    ኩቡር ወዲ ኹበየራት❤

  • @rahelgebrehiwet9963
    @rahelgebrehiwet9963 5 місяців тому +1

    Amlak msakum ykun deki ereyy mearey

  • @selamisak3739
    @selamisak3739 5 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghirmatsionhaile625
    @ghirmatsionhaile625 5 місяців тому

    Great job guys
    Selam mewedadirti yeblun