ዓዲ በጺሑ ዝመጸ ደጋፊ ህግደፍ ዘረከበና ቪዶ ኣስማራ ፥ ስነቐንጠብጠባዊት ፈቨን ሳህለ ክትሕሱ ቲትሓዝ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 94

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  18 днів тому +8

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    ua-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @ZaydYordanos-sz4kz
    @ZaydYordanos-sz4kz 18 днів тому +8

    💙💙💙💙💙💙 have a good Sunday everyone

  • @regatkahsay
    @regatkahsay 18 днів тому +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @johnyemane3005
    @johnyemane3005 18 днів тому +5

    Thanks 150k🎉🎉

  • @TlianoHaile
    @TlianoHaile 18 днів тому +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Yordina490
    @Yordina490 18 днів тому +3

    💙💙💙

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 18 днів тому +1

    💙❤💙❤💙❤💙

  • @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
    @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 18 днів тому +7

    ኣነ ወዲ ኣስመራ እየ ወርሒ 07. 2013 ወጺኤ ፍልስጤም ከማን ምስዚ ኩሉ ኩናት ከምዚ ኣይፈረሰትን ብጣዕሚ ትሓዝን 😢ኣስመራ ክልተ ግዜ ተራእያ:: እዚ ከማን ጥልያን ዝሃነጻ ኮይና እምበር ክሳብ ሕጂ ኣይምጸነሐትን

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 18 днів тому

      ካብ አስመራ እምባዶርሆ ይሐይሽ ካብ እምባዶርሆ ወክዛግር ይሐይሽ አስመራ ፎፎ እያ ኮይኑ ብሐጺሩ ሐገረሰብ ይሐይሽ.

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 16 днів тому

      @@toyotaw2500 Fara

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 16 днів тому

      @@DMA-f1z ብኸመይ ክቡር ላምፐን አብራሐያ??

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 17 днів тому +1

    abet good kekeke💙💙💙💙💙🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @rahelsebhatu8673
    @rahelsebhatu8673 18 днів тому +4

    አዋይይይይ ኣስመራ ሽኮር ክልተ ጊዜ ርኤያ 😭😭😭😭😭ሙኻን መንደቅ ኣይኮነን ሰብ ፈሪሱ ኣሎ 😭😭😭😭😭

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 18 днів тому +4

    ልምዓት ብተወፋይነት ዝብሃል የለን ሓሶት: ሓሳዊ ኮሚንስት: ሃገር ትምዕብል ፍትሒን ሕግን ቅዋምን ምስዝህልዋ: ዕዳጋዊ ቁጠባ Market Economy policy ምስዝህልዋ እዩ:: ሚስተር ዘምህረት ሓሳዊ ኮሚኒስት::
    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 17 днів тому

    Amlak mstwal yhabena🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @aexum1597
    @aexum1597 18 днів тому +3

    Selam selten hawey 🙏🏾❤❤❤

  • @rahelsebhatu8673
    @rahelsebhatu8673 18 днів тому +3

    አዋይይይ ኣዝዩ እዩ ዘሕዝን 😭😭😭😭

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 18 днів тому +3

    ሰላም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ❤❤🎉🎉

  • @Lifeisgood-um3pp
    @Lifeisgood-um3pp 18 днів тому

    😂😂😂😂 you’re so funny 😂 Seltun

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein 18 днів тому +1

    ህዝቢ እንታይ ክገብ ሓቂ ክዛረብ ዕራዕሮ ካኣቱ እምበር ድዛረቦ መልኡ ዘዝወለዶም ስእኑ ሰልዱ ተሓድጉ እንታይ እልካ ክጽብጸብ ግን እዘን ደየሎ ዝዛራባ ደለዋ ምርአካ ስቕ ስቕ ክብላ ምተገበአ ሓቂ ዳኣ ብማዕዶ እንዳ ፈረሐ ኣብ ዓዲ ሓቂ ክዛረቡ ስንኩላት ዘይገድፉ ኣየይ

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 18 днів тому

    👍👍🙏🏻👍👍🙏🏻🙏🏻💙

  • @Nigisti-k3q
    @Nigisti-k3q 18 днів тому +2

    Selam Selam jegna hawey

  • @Fithawi
    @Fithawi 18 днів тому +3

    💝💝💝 Merry Christmas to all my brother's

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 днів тому

    ብጥዕሚ ይሕዝንካ ስግዕ ክንድዝ ብዕልግና አትዕባብያ ዝብደሎም

  • @maharialem8911
    @maharialem8911 18 днів тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KuraraHarife-qc8wz
    @KuraraHarife-qc8wz 18 днів тому +2

    ተፈታዊ ኒ ሚኪ ኣምቸን ኒ ሞኒካን ብዙሕ ኣይትገስጦም ደሓን ቀስ ኣብሎም ናባና አዮም ዝቀርቡ ዘለው ውዕለቶም ይበዝሓና ኣሎ ኣፍልጦ ንሃቦም ።

  • @knowledgemedia8861
    @knowledgemedia8861 18 днів тому +1

    Wereqet nab Uganda wey Dubai delya eya thsu zela Feven. Deqi shuk fah elatom.

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 18 днів тому +3

    ምስ ደገፍቲ ህግደፍ ብሕጊ ጥራይ ዩ ሽግርና ዝፍታሕ

  • @fetawiselam7688
    @fetawiselam7688 18 днів тому +3

    Wfuy መሬት ዘይወድቕ ዘረባ ሓቂ በልካ😢

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 16 днів тому

      "Tigray teawita eya higi nab mibale getsa eya", Kal Chemcham. "Tigray teewet!". kal Chemcham.

  • @Eri_justice
    @Eri_justice 18 днів тому

    እቲ ዝገርመና እኮ እዚ'ዩ። ንምንታይ ዕላማ ኢዮም ዝድግፉ ንኣዳም ገረሞ'ዩ ናይዚኦም፡ ዝሞተ ምስ ሞተ፡ዝተኣስረ ምስ ተኣስረ፡ዝተሰደደ ምስ ተሰደደ፡ዝቕተል ምስ ተቐትለ፡ዝተሃንጸ ምስ ፈረሰ፡ዝተቓወመ ምስ ተጸርፈ፡ ዝተደፍአ ኣይሕፈስን'ዩ።ኦሮማይ ዓዲ ዓንያ ኢያ።ባዓል ሶፍያ ጋሕባ ክመርሓና ምስ ጀመራ ዘይርደኦም ስለምንታይ፡ንቢተው፡ንድሩዕ፡ንሸሪፎ፡ንጴጥሮስ፡ንዑቕበ ጀጋኑ ምባል ፈሪሆም ንሶፍያ ጅግና ዝብሉ እፍሊ ጎሓፍ ንጎሓፍ እኮ ኢዮም እዚኦም፡ ኣብ ነብሶም ምስ መጸቶም፡ መንደቕ ገዝኦም ዘየለ ምስ ጸንሐ ኢዮም ዝዛረቡ ዘለዉ፡

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 18 днів тому +2

    Sele abo haki zemenka ybarek

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 18 днів тому +2

    Merhaba Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @በለው-ከልው
    @በለው-ከልው 18 днів тому

    ኣስመራ ረሲሓ ዓንያ ምባልሲ ጣቁ የብሉን

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 днів тому

    ድይቆን ፡ሽመንዲ ጅግና አቦ ሓቂ

  • @youditsium-adam8910
    @youditsium-adam8910 17 днів тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣wuy moite weike shishay jihad😂😂😂😂🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 17 днів тому

    ❤welcome brother

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 18 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 18 днів тому +1

    Merhaba Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 18 днів тому +2

    Selam seltne nay wedi taba amxeaya eyka😂😂😂😂😂 nay kedem

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 18 днів тому +3

    ተፌ 🥰💙

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 днів тому

    አጅኩም ብርግድ ንሕምዱ ❤❤❤

  • @MeraBrhane-j3l
    @MeraBrhane-j3l 18 днів тому

    Meleyy Bel Ata hzebi ❤❤❤❤

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 18 днів тому

    መሻረዊ!
    ኩቡር ኣቶ ተፈታዊሸው ካብ ብደንጎላ ተገላጊሉ ብትሹ ሰልጢኑ ምስተማሶገ፡ ብዛዕባ ህንጻ ኣስመራ ክሽገር ጀሚሩ! ኣንቃዕ እቲ ብዓል በትርን ሴፍን፡ መሰረታዊ መሰል ማዕርነቱ ረከበ እምበር ብጽገና ኣስመራ ዝምልከት፡ ኣዝማሪኖታት ከምብዓል ወዲጣባን እቲ ትክትንፋሱ ሞዴል ዓርኩ ወዲዘረአን ይሻቀሉላ፡ እንተ ጎራሕ መንእሰይ ማዕበል ብጎፋንድሚ ዮናስ ኣመልኪቱ ዝተዛረቦ ግን በጃኩም ኣይትጠርጡርኒ፡ ኣነ ሕጹብ ከም ጥላጥዮስ ኢየ እንደኣሉ ዝብሎም ዘሎ ንቤተሰቡ ብኢደዙር፡ ንምካኑ ነዛ ታክሲስታ ዘርእስታ ድራማ ዝሰርሐ ተዋስኣይ፡ ጽሩያት ሰለስተ ሰኒ ዝግብኦ ኢዩ ይሕዋት😃
    🤝❤🕊

  • @በለው-ከልው
    @በለው-ከልው 18 днів тому +1

    ኣስመራ ጠንቂ ጽንተት ህዝቢ ኤርትራ ኣኸለ

  • @regatkahsay
    @regatkahsay 18 днів тому +2

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @KuraraHarife-qc8wz
    @KuraraHarife-qc8wz 18 днів тому +1

    ኤልሳ ኣምሰሉ ትግራዋይ ደጊምዋ ተዝኸውን ግን ክንደይ ሆ ምሰማዕና 😂😂😂😂😂

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 17 днів тому

    Monca cid

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 днів тому

    አዞም ህማም ሾሮክ ዝኮኑ ደገፍቲ ሃሳረ መከራ ፥ናብ ህግደፍ ዝከይድን ዝድግፍን ጎሃፍ መኣከቢ ጨናዊ ጉሃፍ አዩ ፥ደገፍቲ ህግደፍ ክዳን ሰብ ዝተከድኑ ተካሉ ፥ደም ሰብ ዝሰትዩ ኣጋንንቲ አዮም፥ነዚኦም ገዲፍና ቃልስና ንግበር ፥ሃገርና ናብ ሃደጋ ቅድሚ ምብጻሃ ካብዞም ተካሉ ነድህና፥

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 днів тому

    ኣስመራ ድፋአ ሳህል ገሮማ አዞም ረሳሃት ፍጥረት ፥

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 18 днів тому +1

    ሻዕብያ ትካላት ጥራሕ
    ኣይኮኑን ኣፍሪሶም
    ርእሲን ሓሳባትን
    ንጽህናን ኤርትራዉያን እዮም
    የዕንዮም

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 днів тому

    ነዘን ብኣፈን ዝሃርኣ ኣጣሮ ዝዛረባላ ሃገር ከምጽኡ ኣአላፍ ሃሊፎም ፥ኣሪትራ ከምዚኦም ዝበሉ ህማም ዲህሪት ሃሳካት ናይ ሰብ ህልና ዘይብሎም መፋልስ ፣ምህላዎም ክሳብ ቁሩብ ኣመታት ኣብ ኣሪትራ ከምዚኦም ኣይነት ህዝቢ ምህላዎም ኣይፈልጥን ነይረ ፥ምጣአሚ የህዝን ፥

  • @binast6795
    @binast6795 17 днів тому +1

    ተፈታዊ ንሞኒካ ክንድዚሸፈነ ምሃቡ እንታይ ኢዩ:: ዝኸሰራ ዓዋሉ ዝ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 днів тому

    ኣታ ሰልጠነ አዘን ኣመንዝራታት ንምታይ ተምጽኣን ኣይርዳኣን፥ አዘን ዱዱአ( ሮች) አምበርከ ኣብ ኣሪትራ ድየን ተወሊደን ህግደፍ ገለ መድሃኒት ዘለፍልፍ ድኣ የስቲዎን ከይኮኑ ፥አዘን ኣመንዝራታት መቸም ድህሪ አዚ ኣረመናዊ ናርሲስት ዲክታቶር ምስ ተሰወረ ናብ ኣሪትራ ገጸን ክሪኣ ከምዝኮና፥አዘን ኣጣሮ ደቂ ጦር ሰራዊት ነው በልዎን፥

  • @AbadiTkie
    @AbadiTkie 18 днів тому

    Seltene hawey mis seyti kolenel sirnay arakibeni

  • @tirhasberhe8571
    @tirhasberhe8571 18 днів тому

    Nay Eritrea tezaribka aywidain😂😂😂 ke karot niwisiti , kulkul 30 amt.😂😂😂

  • @BiniamYemane-c3x
    @BiniamYemane-c3x 18 днів тому

    ህግደፍን ምድረ ድቃላ

  • @tesfamariamabreha9670
    @tesfamariamabreha9670 18 днів тому

    Zemhret yowhans malet hawi amanuel yowhans eyu nezi jigna znebere nefarit zcheweye

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 18 днів тому

    ዘምህረት ሐዉ አሕሊፉ ዝሀብ እንታይ ዝጠቅም ዘረባ ክዛረብ ኢልካዮ ሰልጠነ መሻኪን ምዩቅ እንዳበልካ ምንባር ከንቱ ብላሽ እዮም እዚኣቶም

  • @samiwedijesus
    @samiwedijesus 18 днів тому

    ኮሎኔል ሓይልኣብ ኢሳቅ ይበሃል እዚ ሰብ እዚ፡

  • @warning7570
    @warning7570 18 днів тому

    እቲ ንወዲ ሰውራ ድጸርፍዎ ደለው ኣብ ዋሽንግተን ፖስት ስለ ድወጸ ዩ ፣ከይንጋገ።

  • @AmanHabtom-hi5bp
    @AmanHabtom-hi5bp 18 днів тому +1

    Anes kesehk eile Subscribe gireka 😅😅😅

  • @kahsaysuba1234
    @kahsaysuba1234 18 днів тому

    Sei bugiRda

  • @WeldemicaelBerihu
    @WeldemicaelBerihu 18 днів тому

    Btezewawari sged tbleka ala seltene
    Mslyti nski tgedi nsa kulugzie abeduya mehdemi yeblan nski klte ziegne hizki bzaaba zreakyo ktzarebi aykealkn,
    Nsa ab dege mstemeleski hsem nabreom ktnegrla delya neyra tkewn.

  • @BiniamYemane-c3x
    @BiniamYemane-c3x 18 днів тому

    ሓዊ ይእተዎም ሱቅ በል ሰልጠነ ህግደፍን እዬም ኩሎም ሰልጠነ ኣይተፋኩሰና

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 18 днів тому

    SELTENE, AB SERAWIT KELENA ETOM NEBSOM ZETFIU WEGAWI QEBRI AYGIBERELUN ABEY KEMZITEQEBRE WIN AYNIFELITIN NERNA HIJI GIN AB ASMARA BALOM NEFSOM ZETFIU GIN AB MEQABIR HARBEJA KIQIBERU NISEMI ALENA.

  • @HassenIdriss
    @HassenIdriss 18 днів тому

    Seik beli ergiet shermuta ghaba kebte

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 18 днів тому

    ሰልጠነ ብስኻ ዓቢ ቻነል ሒዝካ እዚ ኣዝዩ ቡዑሉግ ቃላት ናይ ቲክቶግ ኣብዚ ክተምጾኦ ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ ኣነ ምስ ናኣሽቱ ኣሕዋተይን ፋሚልን ኮይነ እየ ዝከታተለካ እዛ ቪድዮ እዚኣ ምስ ወላዕናያ ብጣዕሚ ሕማቕ ተሰሚዑኒ ቀልጢፈ ኣጥፊኤ ካኣ ካልእ መደብ ቀይረያ መኽንያቱ ኣብ ቅድሚ ቆሉዑ ዝስማዕ ኣይኮነን ወይ ነቲ ዝግበር ኣቡኡ ከለኻ ከም ሓበሬታ ኣሕልፎ ብፍላይ ገኪኡስ ክትሰምዖ ጥራይ ነብሰ ስጋኻ ይውዳኣካ በጃኻ ኣብዚ ቻነል ኮሙኡ ኣይተምጽእ እንታይ ከም ዝተገብረ ወይ እንታይ ከም ዝግበር ብተዛዋዋሪ ጌርካ ክትሕብር ትኽእል ኢኻ ናይ ቲክቶግ መደብ ከም ዞሎዎ ኮፍ ተብሎ እንተ ኮይንካ ናዓኻ ውን ውድቀት እዩ
    ብዛዕባ ናተይ ጥራይ ኣይኮንኩን ዞሎኹ ቡዙሓት ምስ ፋሚሊ ኮይኖም ስለ ዝከታተሉ ደስ ዝብል ኣይኮነን በጃኻ ታኣረመሉ ካብ ጸርፊ ካኣ ንማሃሮ የብልናን ክንሰሞዖ እንተ ደሊና ኣብ ቦቱኡ ክንሰምዖ ኢና

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 днів тому

    አብ ጀብሃ ኢዩ ነሩ ዘምህርት

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 18 днів тому

    Feven sahile hagerwi agelgelot aykedtn beala zeblto interview Alo!!!!! Lekbat

  • @HappydayHappyday-zp2ic
    @HappydayHappyday-zp2ic 18 днів тому

    😂😂😂😂 ኢስያስ ተንኮሌና ሕጂ ብስም በኝጠ ዶ ስልጣን ካብ ኣምላኽ እዩ ኣይትጠሙቱኒ ከም ኣስድ ዕልዋ ክትገብሩለይ ከይ ትሓልሙ ኢሉ ዶ ኣኽላባት ክልእኽ ጀመሩ።

  • @ElianaGhezae
    @ElianaGhezae 18 днів тому

    😂😂😂😂

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 17 днів тому

    አዛ ቪድዮ ታሪካዊት ናይ ካክዳማት ቃል ስለዝኮነ አዞም ከዳኣት ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ከለዉ ዝቀርብ ስለዝኮነ መልሃሶም ዝነክሱላ ገዘ ክትመጽአ አያ፥

  • @medhanefssehaye5935
    @medhanefssehaye5935 18 днів тому

    ሰልጠነ ፈቨን ሳህለ ደኣ ምስታ ሕብእቲ ሰልፋ ዶ ትከዉን ክክክክክ

  • @Ericommand525Gadien
    @Ericommand525Gadien 17 днів тому

    ተፈታዊ ብዛዕባ እዚ ኣማኒ ኮይኑ ዑዕ ዝብል ዘሎ ወዲ ብዛዕብኡ ገለ ክብለካ፥
    ኣብ ፍራንክፈርት ቢሊብያ ጌሩ ዝመጸ ኢዩ። ኣብ እንዳ ሓደ ዓርኩ ተጸጊዑ ስራሕ ስኢኑ ዘወን ዝብል ዝነበረ ክንደይ ሽግር ዝነበሮ ኢዩ። ጓል ደልዩ ድማ ናብ ኣምላኽ ተጸጊዐ ብምባል ወንጌል ኣብ ፍራንክፈርት ተቐቢሉ። ድሒሩ ኣብኡ ከም ዕላምኡ ጓል ረኺቡ ተመርዕይዋ። ንባዕሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክንደይ ደኺሙ፡ ኣብ ሊብያ ተዋሪዱ ኢዩ። ጭንቀት ኣለኒ ኢሉ ክንደይ ደንጊጾም ገዛ ብዘይ ክፍሊት ንኣዋርሕ ዘምበርዎ ወዲ ተጋዳላይ ኢዩ።
    ሊንክ ናይ'ዚ ዝበሃል ዘሎ ሰለሙን ሚኬኤል ኣብ'ዚ ኣለኩም።
    facebook.com/solomon.michael.9085
    ሰባት ከምዝሓበሩኒ ካብ ከተማ ፍራንክፈርት 10 ኪሜ ንደቡብ ካብ ፍራንክፈርት ኣብ ከተማ ኖኢዝንበርግ ዝበሃል ከተማ ይነብር ኔሩ።
    እዚ ስራሕ ረኺቦምሉ ኣብ ክሽነ ድስቲ ምሕጻብ ስራሕ ዝነበሮ ኢዩ።
    ብሕጊ መንግስቲ ጀርመን በቲ ናይ ስደተኛ ወረቐት ኣየፍቅደሉን ኢዩ። ንመንግስቲ ጀርመን ክፍሊ ኢሚግሬሽን ሓብሩ ኣነ ብወገነይ ክሕብር ኢየ። ኣብ ናቱ ፈይስቡክ ኣብ ባጽዕ እንዳተዛወረ እንከሎ ዘሎ ቪድዮ ሰኒደዮ ኣለኹ።

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 18 днів тому

    ኤርተራ፩ሓገረ ሕግደፍ እንተኮይና, ጣልያን ደሰረሀቶ ዘበለ ክፍረሰ አለወ ነሣይ ሕግደፍ ዋና ከተማ ናቅፋ እዩ,😂

  • @bobjaha4623
    @bobjaha4623 18 днів тому

    ኩራእ ኤርትዊ ሃገር ትምእብል ኣላ😂😂

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 днів тому

    ጋሕ በል ንስካ ስዲ

  • @BiniamYemane-c3x
    @BiniamYemane-c3x 18 днів тому

    ፋረ ድባሃል ሓደ ወዲ ሸርሙጣ እዩ

  • @mikielweledmariam2884
    @mikielweledmariam2884 17 днів тому

    እዚ ወድ ሽሩሙጣ አዋሃሃዲ ሽማግለ ባዓለት ዝነበረ ኣብዚ ዝተፈላለያት ትካላት መንግስቲ ሆቴለትን ዓበይቲ ሬስቶራን ናይት ክለባትን ፐርሰንተች ጉቦ እንዲበለዓ ዝነበር እዩ ንኣብነት ፣ ፈስቲቫለት አክስፕ ፣ በዓለት ግንቦት 24 ዝተፈላለየ ፌስቲቫላት ጉቦ ብምብለዓ ዝፈለጥ እዩ

  • @aynalemtewelde6172
    @aynalemtewelde6172 18 днів тому

    Bible 1ቆሮ 14፡1-40 read this understand u better. 🙏🙏🙏 beruk Senebte.
    The person he speaking in tongues utter speech that is not intelligible, says Bible but no one understand that.

  • @adhanet7509
    @adhanet7509 17 днів тому

    Nisikatkum ekim reseat antum chenewti entay alokum ab nebsey beliyom

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 18 днів тому

    🙄 ወሪጣታ እንድሕርደአ ክብሃል ቅቡል ኮይኑ ስለምንታይ ንመሸኒ ናይ ሰበይቲ ምጥሪ ኢልና ብዕሊ ዘይንገልጾ ? ምጥሪ ኢልካ ምዝራብ አብ ባህሊ ናይ ትግርኛ ቅቡል ወይ ቅኑዕ ሙኻኑ ክትፈልጡ እንድሕርደአ ደሊኹም መእምር ቦኽረ ዘዳለውዎ መደብ ስለዘሎ እስከ ስምዕዎ 😮

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 18 днів тому

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 18 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemyowhans191
    @alemyowhans191 18 днів тому

    💙💙💙