ወዲ ሱዳን ተከሲሱ😱ሻኩር እና ሄቡ መጠንቀቅታ ወዲ ሱዳን ፍቅሩ ወፂሉ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,6 тис.

  • @famousworldtube
    @famousworldtube 17 днів тому

    ኤማ ሓወይ እውነት አግንየ ተልሓቑፈካ ብጣዕሚ እየ ሕጉስ ደሞ ሓቂ ሒዝኻ መንገዲ ዓመት ኽድ ❤❤❤

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim 17 днів тому +346

    ንወድ ሱዳን ይቱብ ይካፈቶ ንሕግዞ እና❤❤ ትብሉ ላይክ

  • @غففف
    @غففف 17 днів тому +68

    ወይ ኣቱም ስባት ንምንታ ዘይተታዕሩቁ ኣብዞ መፁኡኹም ሓዊ ተሳዉሩ ግን ኤሚ ብጣዕሚ ትጋገ እለካ 😭😭እፍፍፍፍ

  • @mesturamamye7026
    @mesturamamye7026 17 днів тому +198

    ንወዲ ሱዳን ይቱብ ይከፈተሉ ትብሉ ላይክ ግበሩ ❤❤❤

  • @Trff-cx7jf
    @Trff-cx7jf 17 днів тому +36

    ኤማ ሓሳዊ ፎእእእእ ክንዲ ተታዓርቅስ ሓዊ ትመልስ መሕዘኒ ኮምኡ ኣይግበርን ዋይ እንየካ ቆልዓ😢😢😢😢

  • @AffdgFhbb
    @AffdgFhbb 17 днів тому +131

    ኢማ ታይ ይምልከተካ ፍሽፍሽ ክንዲ ትዓርቅስ ተባእስ ከምኡ ኣይግበርን ዓርኪ ማለት ከምዚ ኣይኮነን😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብጣዕሚ ተሕዝን😢😢😢😢😢😢

    • @YodiG-l3d
      @YodiG-l3d 17 днів тому

      He is jealous of shakur

    • @SalamSalam-lj4mm
      @SalamSalam-lj4mm 17 днів тому +6

      ኢማ ሓሳዊ እንተ ኪኢልካ ትዓርቅ ተዘይ ከይኑ ስቅ በል እጭ😢😢❤❤❤

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 днів тому

      @@SalamSalam-lj4mm ደምርኒ ሰሉየይ❤️

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 17 днів тому +1

      ​@@SalamSalam-lj4mmዋይ ታይ ይምልከተኪን ባዕሎም ንባዕሎም ይቃረቡዋ

    • @bisratalem7617
      @bisratalem7617 17 днів тому

      Yes

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 17 днів тому +27

    ዋይ ኤማ ዓርኪኻ ይኹነይድዩ ዋይ ኒአኻ ገራሚ ዋይ ዛጋለ ንአኺ ቃናእ ላኣየ ዘይ ፍቀረኒ ኢልኺ ድኺ ኻሕዳም ኢኺ ኣማ እወን ቃና ኢኻ ልዓርኪኻስ ከመዙይ ኢልኻ ተቃልሎ ተይ ይምልከተካ ኣዮኻ ሻኩረይ ኣለና ኣብ ጎንኻ ኢና ለከ ፀላኢኻስ ናዓልኻ ዝባላልስ ሓቂ ሕርር በሉ 😂😂😂😂

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 16 днів тому +2

      ፀላኢ ካብ ሩሑቅ ኣይመፅእይ ክበሃል ለካ ሓቂ እዩ

    • @ንሰብፅቡቅግበረሉካብሰብግ
      @ንሰብፅቡቅግበረሉካብሰብግ 14 днів тому +1

      ዓርኩ ስለ ዝኮነ ካብ ሓቂ ክርሕቅ የብሉን ምክንያቱ ኤማ ሓቁ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ሻኩር አፍቃሪቱ ናሃለወት ልምንታይ ተፍቅረካ እያ ኢሉ ዝጫወቶ 😢 ግን ኤማ ገንዘብ እዩ ዝሕገዝ እምበር ማዕተብካ አይብተክን ኤሜ አጀካ ካብ ካብ ሓቂ ከይትርሕቅ ።

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 14 днів тому

      @@ንሰብፅቡቅግበረሉካብሰብግ ናይ ናቱ እኮ ንወዲ ሱዳን ይቅርታ ሓቲተምዎ ንሱ ዳም ፕራንክ እዩ ነይሩ ብሕስይሊ ድማ ፍቅሪ የለን

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 17 днів тому +65

    አረ እዚ ብራክ እዩ 😂ሓቂ ተዝከወን ኤማ ካምዚ ኣይ ምበለን ነይሩ ቻኩር ኣይ ዓርኩ እንድዩ😮❤❤❤❤❤

  • @selamselam-q8s
    @selamselam-q8s 17 днів тому +23

    እሞ ፌቡ ተዘይ ኣፍቂሪቶኸ እንታይ ኽትገብር ዋ ማንም ሰብ ምስ ዘፍቕሮ እዩ ክነብር ዝደሊ ካላስ ንሻኩር ተፍቅር ተኾይና ምስ ሻኩር ትነብር ተዘይኮይኑ ኤሜ ሲቒልካ ጦብሎቕ ኣይትበል ብወገነይ ንሻኩር ደጋፍት እየ👏👏👏

  • @عبدالهادي-ق3م
    @عبدالهادي-ق3م 17 днів тому +43

    ኤማ ግን ብጣዕሚ ትጋገለካ😢😢 መባኣሲ እይድብረካይ ድዩዩ😢 ማርያምን ፀሊአካ😢😢

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 17 днів тому

      ዋላ ኣነ ደምርኒ ወለላይ🥰❤

    • @عبدالهادي-ق3م
      @عبدالهادي-ق3م 17 днів тому

      @@ሜሪቾቻነል እሺ😍

    • @letikag6233
      @letikag6233 17 днів тому +1

      ኣረ ረሳሓት እዮም 😢😢ልዓርክኻ ዶ ከምዚ ይግበር ዋእ😢😢

    • @FhfFhf-ks8qh
      @FhfFhf-ks8qh 16 днів тому

      መፅልኢ ዝኮንካ ወዲ

    • @Ksanetdesta
      @Ksanetdesta 15 днів тому

      ሳሕ እወ ትሓቂ ንሳያ ኤማ ንፍትሒ ዘይከነ ንሻኩር ንከቅትሎ ንሓደ ነገር ከወስኖ ንወዲ ሱዳን እዩ ዝደፋፍኦ ዘሎ ንዓርክካ ገበኑ ይሕባእ እንበር ገበኑ ኣይውፃእን ነይሩ እማ ግን ናመጨረሻ ሕማቅ ሰብ እዩ ኣነስ ጡዑይ ሰብ ይመስለኒ ነይሩ🤧🤧

  • @Tgi9479
    @Tgi9479 16 днів тому +7

    ኤማ ገፅካ ትርሓቅ ሰበይታይ እምበር ከ ናይ ሚድያ ሰብ የኮነይ ድዮ ሓመድ ብላዕ ሓሳድ መንቀኛ ሕርርርር በል ፎ ከናድደካ ደንቆሮ 🤑ሕማቅ ሰብ እዩ🤑 ሻኩር ኣጆኻ ለባመይ ❤🙏፡፡

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 17 днів тому +84

    ክለክም ሓሰውቲ እክም እማ ሓሻዊ ታይ ኮይንካ ማ ትማሊ ሰበይቱ የኮነቲ ለይምበልካ እማ ሐ መባኣሲይ ትብሉ ላይክ ❤

    • @nnnKk-dy9ng
      @nnnKk-dy9ng 17 днів тому

      ዋይ ታጋል ክተፅለእ ሰብ ብምንታይ ነባእስ እንበይ ብምንተይ ናዓርቅ ልብል ዘየለ ሓሻውት ሓሻዊ😢😢

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 днів тому

      @@nnnKk-dy9ng ደምርኒ ዝያዳይ 🥰

    • @AqSgenet-gb2tp
      @AqSgenet-gb2tp 15 днів тому

      ደምርኒ

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 17 днів тому +46

    ኤማ ብታዕሚ ትጋገለካ ሮሚ ለ ላኣኪይ ልፍቅሪ ለይጠየቀኪ ድዩ ሕርር በሉ ቻኩረይ ንቅድሚት ሰጉም❤

  • @Hot40i-rv4uq
    @Hot40i-rv4uq 17 днів тому +233

    ❤❤❤❤❤ ኢማ ሓወይ ንወዲ ሱዳን. ዩቱብ ክከፍት ተሓባበሮ. ኩልና ክንሕግዞ ኢና. ኤማ ሓወይ. ዶሞ ሓግዞ😢. ኤማ ሓወይ

    • @amantube28
      @amantube28  17 днів тому +14

      እሹኒ🙏🙏❤️

    • @GODISTRUE-i4s
      @GODISTRUE-i4s 17 днів тому +6

      ​@@amantube28Erekenet kemzi aykonen kahedam 😢hasawi fokes eka eta gal ka hasawet kabaka zeytahayesh denkoro 😢

    • @ምባርንመንይግቦኦ
      @ምባርንመንይግቦኦ 17 днів тому +2

      ​@@amantube28 ኤማ ሓወይ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ምካን ንነብስናን ንፈጣሪን ጥዑም ኢዩ ክንደይ ኮሞንቲ ታግ ገይረ ጽሒፈሉ ነይረ ኢየ ፍቃደኛ ተኮንካ ቴሌካ ስደደለይ ኤማ ንኩላትኩ እግዛቢሄር ይሓልኩም ፕራክ ካ ጥቅቅ ኢልካ ኢዩ 😢

    • @Salm-y6b
      @Salm-y6b 17 днів тому +11

      ​@@amantube28ኩሉኩም ሓሰዉቲ እኩም ንሒና ንገድደ ንዓኩም ንሰማዕ😊😊

    • @VvGg-ho1wv
      @VvGg-ho1wv 17 днів тому +5

      አብ ጎኑ ከይትፍለ ኢማ ሓወይ

  • @SamiraKhan-mw5oj
    @SamiraKhan-mw5oj 17 днів тому +20

    ዋይ ኢማ ጦዉላቅ ሓሻዊ😢 ሻኩረይ የኔ ጅግና❤❤❤

    • @destahagos-b1w
      @destahagos-b1w 17 днів тому

      ንኤማ ሓሻዊ ዝበሎ 🎉🎉🎉
      ተረዋእ ይብሎ ኣነ🖕🖕

  • @Mrsasim-h7o
    @Mrsasim-h7o 17 днів тому +50

    ኢማ ግን ርእሲ ይሃሊካ ብሓይሊ ዶ ፍቅሪ እኒኦ እዩ ግን ክንዲ ተተዓርቆምስ እዙይ ክትብል ንእሽተይ ሓፍትካ ይብልካይ ድካ ስጀመር ወዲ ሱዳን ብሓይሊ እዩ ዝኣምን ኢማ ግን ስርዓት ግበር

    • @mamialemey3003
      @mamialemey3003 16 днів тому

      Yigrmeki u bihayli do ke yifker u 😢😢 ezi ema ke entay u zigebr nay lomi seb s genzeb tiray koynu haymanetu

    • @FhfFhf-ks8qh
      @FhfFhf-ks8qh 16 днів тому

      ኢማ ትበሃል ሰብ ገፅካ ትርሓቅ

  • @لملم-ب2ط
    @لملم-ب2ط 17 днів тому +9

    ቻኩረይ.ጀግና.አዩ.ኣማ.ሕርርርርር😅😅😅😅

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 17 днів тому +48

    ናይ ወዲ ሰዳን ሰእልኪ ፅሓፈለይ ንዓይ🙏🙏🙏

  • @ገብረኤለይ
    @ገብረኤለይ 17 днів тому +19

    ኤማ ግን ብጣዕሚ ኢካ ተፅልእ ታይ ይምልከተካ ሕጂይ ሻኮር ከ ዓርካ ኣይ ኮነን ነይሩ ምስ ሰበትካ ከምዘይ ዓረቀካ ዋይ ናይ ሎሚይ ዕርክነት ተክእልካ ንኩሎም መፍትሒይ ዘትገብረሎም ብሓይልይ ኣፍቅርኒይ ኣረ ዋይ ኣውዚይ እንይካ ዕርክነት ግልቡጣጥ መፅሊእቲይ

  • @ScJg-t2u
    @ScJg-t2u 17 днів тому +23

    ኢማ ሓወይ ንወዲ ሱዳን ተሓባበሮ ኩልና ክንሕግዞ
    ኢና ኤማ ሓወይ❤❤❤❤

  • @تينبوب
    @تينبوب 17 днів тому +17

    ኤማግን ዓርኩ ንቻኩር ኢዲካ ነይርካ ሓውላቂ ታጓልለ ህበይ😢😮😮😮

    • @Hdhv-x9w
      @Hdhv-x9w 17 днів тому +2

      ማራ እዩ ዘሕዝነካ ግልባጥ ዝኮነ ማሓዛ😢😮😮😮

  • @محمد-ظ6ط9د
    @محمد-ظ6ط9د 17 днів тому +6

    እዋይ እረ ስነ ስርዓት ኣብ ሂወታ ከም ድልየታ ታይ ኢኹም ትኾኑ ዘለኹም ተዘይተሞጀያ እሞ ታይ ኢኹም ትኾኑ ዘለኹም እና ሂቡየይ ሻኩረይ ኣይዞኹም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlaki9833
    @temesgenamlaki9833 17 днів тому +16

    ኢማ ትባሃል ሰብ ግን ጥዕና ኣለካዶ ዋይ የግዲ ፍቅሪ ዶ እኞ እዩ ወዲ ስዳን ሓደገኛ ሰብ እዩ ኣብ ዘይምልከተካ ጠዉለቅ ኣትበል

  • @abeyneiruredae2886
    @abeyneiruredae2886 17 днів тому +58

    ንስካ ንባዕሉ ንምታይ ፍቅረኙኡ ትኩን አይትኩን ከምዚ ኢልካ ምዝራብካ ፅቡቅ አይኮነን ነገር ምብእአስ እንታይ ይዓብሰልካ አማን ትክክል አይኮንካን ብሓሶት ፍቅረኛይ እያ ተዝብል ውን ፅቡቅ እዩ ነገር ንምቅላል ተስፋ ንምቁራፅ ክከውን ይክእል ፍቅረኙኡ አይኮነን ኢልካ ኣናውስ ምግባርካ ግን ዽብና እዩ

  • @IuelHekw
    @IuelHekw 13 днів тому +1

    ንወዲ ሱዳን ዩቲቢ ይከፈተሉ ቱብሉ ላይክ ግበሩ ወዲ ሱዳን ይስዕር

  • @SassFszd
    @SassFszd 17 днів тому +21

    ዋይ ኢማ ክንዲ ናብ ሓቂ ማይ ትንስንስስ ላምባ ተፍስስ ታይ ኣእቲኳ እዩ ፈሽፍሽ ተኪኢልኳ ዕረቆም ተለይ ኪኢልኳለ ኣፍኳ ሒዝኳ ሱቅ በል ወዲ ስዳንለ ብሓይሊ ፍቅራ የለን😮😮

    • @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ
      @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ 17 днів тому

      ነይ በሓቅ በሕይል ፈቅር የለን ገን አማ ከምኢ አይከነይ

  • @TesfayWek
    @TesfayWek 17 днів тому +5

    ኢማ ሓወይ በጃኻ ስካዕ መወዳእታ ሓግዝዎ ኣሕና እውን ኣብጎድንኹም ኣለና❤❤❤

  • @GhHg-y3z
    @GhHg-y3z 17 днів тому +21

    ኣትም ኣሕዋተይ ብሓቂ ድዩ ተሓዋዊስናኮ❤❤

  • @AngesomAts
    @AngesomAts 15 днів тому +1

    ወዲ ሱዳን ዓርከይ ን ድንግል ማርያም ለምና ካብኣ ንላዕሊ ቆንጆ ትበካ እያ እሺዶ❤

  • @Yes-d8g
    @Yes-d8g 17 днів тому +5

    አረ ኤማ ታይ ይምልከተካ ዋይ ልገደደ ሓዊ ኢካ ተእቲ ዘለካ ተኪኢልካ ንወዲ ሱዳን ኣበራታትዓዮ ዩቱብ ክፈተሉ❤❤

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 15 днів тому

    ንወድ ሱዳን ይቱብ ይካፈቶ ንሕግዞ እና ትብሉ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RrTt-j3t
    @RrTt-j3t 17 днів тому +8

    ኡማ ስርዓት ግበር ኣብዘይምልከተካ ኣይትእቶይ😠😥

    • @AluAlu-19
      @AluAlu-19 16 днів тому

      ደምርኒ ማር

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 17 днів тому +5

    ኣቱም ኣሕዋተይ ናቶም ፍቕሪ ናይ በሓቂ ይኹን ናይ ሕሶት እንታይ ይምልከተኩም። ከየፍቀረቶ ሐራይ ክትብሎ ማለት ድዩ? ደናቑር ዲኹም መሊስኩም ሓዊ ተሳውሩ😢። የፈራርሖም እንተልዩ ከኣ ግድን ኢዮም ክኸስዎ ንውሕስነቶም ክብሉ። ንስኹም ኣፍኩም ሓዙ ኣይምልከተኩምን ኢዩ😳

  • @BrhenDesta
    @BrhenDesta 17 днів тому +29

    ካዉኡ ለስ ብሓይሊ ፍቅር ዶ ኣሎ እዩ መፅልኢ😢

    • @ዝፋንዝፋን-መ9ሠ
      @ዝፋንዝፋን-መ9ሠ 17 днів тому +7

      ብሓቂ እንድሕር ዘይደለየት ታይ ይቡሉዋለው ክላ ኢማ ሓሻዊ አረ ታጓል ትገድድ ካምኣ ጓል ድያ ከምዚ ኢላ ክትናገር ንኡሽተይ ርእሲ የብላይ

  • @kbreygebremikael3614
    @kbreygebremikael3614 16 днів тому +2

    ኢማ ረሳሕ ኢካ 😢😢😢ነዉሪ ከምኡ አይግበርን😢😢

  • @HhRt-d8n
    @HhRt-d8n 17 днів тому +14

    ዋይ ኣማን ፀገም ኣለካ ብሓይሊዶ ፍቅሪ ኣሎእዩ ፈከራከ እንታይ ኣም ፆኦ ድንቁሩና ንሱኩም ቱገዱ ፍእእእእእ😢😢😢😢

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 17 днів тому +1

      ድራማ እዩ ዝያዳይ😂😂😂😂

  • @SabiLaft-m8x
    @SabiLaft-m8x 16 днів тому +3

    ኤማግን ብጣዕሚ ኢኻ ተናድድ ክንዲ ምትዕራቕሲ ሃምዙይላበልኻ ሓዊተእትወሎም ደስአይብልይ ስጀመር ላኣኹም ኣይምልከተኩምይ😢😢😢😢😢

  • @yehyasalem1613
    @yehyasalem1613 17 днів тому +20

    ኤማ ስርዓት ግበርርር🙄🤔🤔🤔🤔

  • @SofiyAreye
    @SofiyAreye 17 днів тому +5

    ኤማ ከምቲ ዝፎትየካ ዝነበርኩ ፀሊአካ ምክንያቱ ሻኩር ፍቅረኛኣ ይኩን ኣይኩን ብሓይሊ ፍቅሪ የለን ኣብ ማእከሎም ኣቲካ ሓዊ ኣተሳውር😢😢

  • @rsjv415
    @rsjv415 17 днів тому +11

    ዋይ ኢማ እዚ እኮ ተባእሶም እካ ዘለካ እንተኮነ እወ ዓርኩ እያ ምበልካ ነይርካ እሱ ፅሊእ ፀሊኡ እዩ ከሙኡ እሉ ዝከዉን😢😢😢😢😢

  • @Mchot-f5m
    @Mchot-f5m 17 днів тому +3

    እንታይ ምልከተካ እንተበሉኻስ እንታይ ክትበል ኢካ ንዑኡ ክቀብጽ ኢሎም እዮም ሃማም ፈዛዝ ትብሉ like

  • @ደሰ
    @ደሰ 17 днів тому +8

    ኢማ ሓወይ ንወዲ ሱዳን ተሓባበሮ ኩልና ክንሕግዞ እዩ ኤማ ሓወይ ናተይ ወድ ሱዳንይ ኣጃካ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😢😢😢

  • @SaMeera-e1e
    @SaMeera-e1e 17 днів тому +7

    ቃናኣት ማርያምን ካሕዳማት ታኣፍቅራ ከይተቃርፆ ኮኦይኩም ትብለክሞ ፍከራ እዩ ዝስማዕሎ ክስኩም ከተልዕሉ ቻኩር ሄቡ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 17 днів тому +31

    ፀላኢካ ካብ ርሑቅ ኣይመፅን ኤማ ከምኡ ኣይግበርን አረ

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 17 днів тому

      ደምርኒ❤

    • @የርዱዕቡይ
      @የርዱዕቡይ 17 днів тому

      ይገርመካ ኮአዩ ፈሽፈሽ እዩ ብጣዕሚ

    • @ኤደንግደይ
      @ኤደንግደይ 17 днів тому +1

      ኣነ ኣሊዒለ ሰብስክራይበይ ማርያምን ምንቀኛ ንዓርኩስ😏😏😏😏😏

    • @BrhenDesta
      @BrhenDesta 17 днів тому

      ዋላ ኣነ ኣልዒለ ዋ😢

    • @freygallhagos2567
      @freygallhagos2567 17 днів тому +1

      ​@@ኤደንግደይእረ ኣነ ቅጭ ኣምፂእለይ 🤔😏

  • @ZebibTesfay-q1q
    @ZebibTesfay-q1q 17 днів тому +10

    ዋይ አቲ ሩሚ ከ ጉል ዶ አይኮንከን እኪ ፍቅሪ እኮ ትፍቲካ ኩልክ አምበር አብ ሕድአ አይኮነን አዩ ፈስፍስ አፍኪ ሕዚ ልክባጥ 😂😂😂

  • @ritrym5430
    @ritrym5430 15 днів тому

    ኤማ ከምኡ ኣይግበርን ዓርኪ ማለት ከምዚ ኣይኮነን ኤማ ሓሳዊ እካ ተታዓርቅስ ሓዊ ትመልስ😢😢

  • @zemenzemen1212
    @zemenzemen1212 16 днів тому +5

    ኩለኩም ናይ ኤማ ሰብስኪራየፕኩሞ ሳሓቡ እሺቱቡሉ ላይክ 😮😮

  • @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ
    @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ 16 днів тому +2

    ዋይ ሓዊ ዝመልስ እምበር ዝዓርቅ ዘየለ ንሱኮ ወላ ፍቅረኝኡ ኣይትኩን ነገር ንከጥፍእ ይኮን ንስካ ግን ዓርኪ ድካ ኣብ ፅልኢ ትግልበጥ ኣብ ፍቅሪ ትፈትዎ ብጣዕሚ ኢካ ተጋጊካ ኢማ በስማኣም መፅልኢ

  • @Hgdyy-e3y
    @Hgdyy-e3y 17 днів тому +8

    ዋይ ህንዲ ተተዓርቆምስ ሓዊ ትመልስ ሃምኡ የግበሪ ሻክረይ ፈጣሪ ይሓልዉኻ 🙏🙏😥😥😥

  • @UhshEhshe
    @UhshEhshe 16 днів тому +1

    ዋይይይ አረ ተረቢሽና ልመን ሃምልንሕግዝ ተሓዋዊስና በጃኹም ተዓረቁ ወይ ንንዓልኩም ሂወት ኣስተኻኽሉ በቃ ኣነስ ምስ ረአክዎ ርእሰይ ተረቢሸ ኣማን ገለ ግበሩ 🥹😥😥

  • @Zafudm2pm
    @Zafudm2pm 17 днів тому +7

    ፈቅር ጥዑም አዩ ግን ነዘይ ጣዓማ አየርዳአዩ አዛካ ወዲ ስዳንይ ከሓልፍ አዩ 😢😢😢❤❤❤

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 днів тому +1

      ደምርኒ ዛፉየ❤

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 17 днів тому

      @MariDesta ስብስከራይብ ገበርለይ መዓርይ

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 17 днів тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @AmugalHagos
    @AmugalHagos 15 днів тому

    ተዓርቆም ዩ ዝግበአካ ነይሩ ኤማ ግን ነዓርክኻስ ሓሳድ ኣፀያፊ ስራሕ ዩ ትሰርሖለኻ😮😮😮😮😮😮

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 17 днів тому +13

    ኣሙ❤ ጠፋኢካ ማራ ናፍቅናካ ነይርና ኣይትጥፍእ🎉

    • @ሚሊ-ኣክሱማዊት
      @ሚሊ-ኣክሱማዊት 17 днів тому

      ሳብስክራይፕ ግበርለይ ክብረተይ🥰

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 17 днів тому +1

      ​@@ሚሊ-ኣክሱማዊት መልሲ ሚሊየይ❤

    • @hgfdg7858
      @hgfdg7858 17 днів тому +1

      እሲ ህያበይ ገይለልኪ🎉​@@ሚሊ-ኣክሱማዊት

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 17 днів тому

      ደምራኒ ክምልስ እየ❤

  • @zenebadana8431
    @zenebadana8431 15 днів тому

    ኤማ ለኽባጥ ኣይትኹን ፎፎፎ 😮
    ኣይደልን እንተይላ ግዴታ ድዩ 😢

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 17 днів тому +31

    ኤማ ሓወይ ናይ ወዲ ሰዳን ሰልኪ ፅሓፈለይ

    • @ወዚ
      @ወዚ 17 днів тому

      ደምረኒ

  • @Raki-lo1gi
    @Raki-lo1gi 16 днів тому

    ኢማን ሮምን ግነ ሕማቅት ሰባት ኢኩም መልስቲ ሓዊ ዋይ ፀላኢ ካብ ርሑቅ ዘይመፅእ ኣብ ናይ ኤማ ይቱብ ሰብስክራይብና ነልዕል ትብሉ ላይክ ውቅዑ ጋይስ

  • @habteabnega5461
    @habteabnega5461 17 днів тому +6

    ነዚ ፈቃር ወዲ ይጻወትሉ ኣለዉ ብፍላይ እቲ ሙሴ ሓሶት ኖዉሪ ኣምላኽ ፍራሕ
    ወዲ ሱዳን ብጣዓሚ ፈቃር ሰብ ኢኻ ግን ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብካ ኩቡር ሓው
    So be strong brother ❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 16 днів тому

    ውዒገን ርሹናት፡ ጥልመት እኮ ናይ ኣቦታትኩም እዩ፡ ሕጂስ እዛ ኣማን ዝብልዎ እቲ ሻኩር ዓርኩ ክንሱ ክሳብ ክንድዚ ይሕስደሉ😢😢😢 የሕዝን እዩ። እንተኮነ ብውሽጢ መተዓረካ እንድሕሪ ናይ ብሓቂ እንተኮይኑ፡ ፕራንክ ዝገብር እኮ ሓቂ ኣይመስለንን እዩ፡ እንተኮይኑ ግን ውዒገን ማዕረ ክንደይ ጠላማት ምኻንኩም ኣሚና ኣለና❌❌❌❌❌❌❌።

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 17 днів тому +3

    ታሓዋዊስና እኳ ዝሮ በርትዑ ❤❤❤ንስኹም ዕቦዩና ቻናልኹም ብቻ ይዕበ ግን ማሃሪ ነገር ኸምዙ ናይ ቀደምኻ ምስ ማማ ቀፅል ዝሮ

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    ዋይ እማ ዝፈትወካ ዓርካክካ ኮ እዩ ሻኮር ዋላ ተሓሰወ እኮ ንእኡ ከግድፍ እዩ። ካብ ከማካ ዝበለ ዓርኪ በይኑ ይሐሾ ፍሽፊሻ ዝከንካ አቲ ጓል ካአ ቀኒኢኪ ዲኪ 😮

  • @HfvHfvkf
    @HfvHfvkf 17 днів тому +6

    ኢማ መባአሲ ኢካ ልምንታይ ተባእሶም ባዓለገ ኢካ ንዕኡ ካሓድ ነዲኡስ ካሓዲ ተክኢልካ ትዓርቆም ዋላ ፍቅረኘኡ አይትኩ ቤተሰባ ብሰንክካ ይብልኒ አለዉ ኢሉ ወድሰዳን ድማ ብሰላም ክሓድጋ እዩ ክብል ይክእል ኢማ ግን መሕፈሪ ኢካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @محمد-ي8ط
    @محمد-ي8ط 16 днів тому +2

    ኮሞንት ንመጀመርያ ጊዘይ እዩ ፂሒፈ ኣይፈልጥን ጊን ኤማ ጊን ሓሻዊ ኢካ ለክባጥ😢😢😢😢 መላክዒ ኣቲ ጎል እውን ቃናእ ኢኪ እሺ😢😢😢😢😢

  • @SjEu-q3v
    @SjEu-q3v 17 днів тому +8

    ኣታ ኣማን መፅልኢ ብሓይሊ ፍቅሪ😢😏

  • @adoadonayadoadonay
    @adoadonayadoadonay 16 днів тому

    አታ ኢማን ክደይ ትልክባጥ ማሓርና ዓርካ ንሩው 😢😢😢

  • @saraaaaqs3500
    @saraaaaqs3500 17 днів тому +18

    ወይ ኣቱም ሰባት ንምንታ ዘይተታዕሩቁ ኣብዞ መፁኡኹም ሓዊ ተሳዉሩ😢😢😢😢😢😢

  • @HMm-u8i
    @HMm-u8i 15 днів тому

    ኢማ ረሳሕ ኢካ ነውሪ ከምኡ አይግበርን😢😢😢😢😢

  • @R00bii-u1n
    @R00bii-u1n 17 днів тому +5

    ኣረ እማ ኣብ መፅእኻ ኣይትሓሽይ ታይ ኣእተየካ እስኻ ብሓይል ደማ ኣፍቅርን እንኦ እዩ ስለዝ ኣብ ኣይትእተ 😢😢😢😢

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 17 днів тому +2

    ኤማ ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ ኢካ ወዲ ሱዳን ብግዲ ኣፍቅሪኒ ላበለስ እስካለ ትክክል ክትብሉ ብጣዕሚ ኢኩም መሕፈሮ ቻኩር በርግጥ ተጋጉ ድዩ ግን ስሕሑት ማዓልቲ ውዒሉ ዶሞ ፕራንክ እዩ ኣነ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ሪኤዬ እየ ግን ናይ ወዲ ሱዳን እዩ ገጋ ምክንያቱ ልናገሮም ነገራት ናይ ተስፋ ቀረፅ እዩ ነይሩ ለለ ወዲ ሱዳን ፕራንክ ክብሃል ተሎ እሹይ ናይ ልቡ ተናጉሩ ዓርኪ እኝኤኒ ክትብሎ ተላ ከቃርፆ ነይሩ ዓርኪ ይሃልያ ኣይሃልያ እንድሕር ለይትፎትዬ ተኮይኖ ምብርህራህ ግደታኣ የኮነይ ካውእለ ቻኩር ይኩን ኣይኩን ኤማ ታይ የዕገርግረካ እንዳው ደስ ክብለካ እዩ ልግባእ ኤሜዋይ ዝሮ ፋሚሊካ ብኣካ ሓፊርና ለክባጥ ከንካ ተኪኢልካ ይቅርታ ሕተት ካውእለ ኮመንትካ አንብቦ ኩሉ ሰብ ብኣካ ሓዙኑ ረሚ ለ ጋል ኢኪይ እንድሕር ለይተምሃርኩምለ ኣማዛዚንኩም ሕሰቡ መፅላእቲ

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 17 днів тому +11

    ወዳ ሰዳን መዓርይ ጀግና እካ አንኳዕ ብሂወት ረፈካልና አበይ ይቱቢ ምፀና ከንፅበይካ እና አቱብሉ ብላይ ፅፈዑኒ🙏🙏🙏

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 16 днів тому

    ወዲሲዳን ጠንካራ ክትከውን አለካ ዋላ አብኤም ዋላ አብነብሲካ ምንንም ሲግምት ከትወሲዲ እመን እልካ ጠንካራ ከንካ አርእየም አጀካ 🥰🥰🥰🥰

    • @AluAlu-19
      @AluAlu-19 16 днів тому

      ደምርኒ ማር❤

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 17 днів тому +6

    አረ ኣሜ ሓፈሻዊ ሜሲ ማሓዛካ እዩ ነይሩ😢😢😢😢

  • @JohnAbadi-tc1we
    @JohnAbadi-tc1we 16 днів тому +1

    አይይይ ሀበሻ ኤህህህ ድራማ ማይክ ላተቐባበልኻስ 😅😅😅😅😅😅
    ድራማ ምዃኑ መአዝ ጠፊኡና

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 17 днів тому +12

    አጃካ ወዲ ሰዳን ሓወይ🙏🙏🙏

  • @TSgahaftay
    @TSgahaftay 17 днів тому +1

    ብራንክ እዩ ሓፍሸ ኣይትጨነቁ😂

  • @ዛፊዩቱብZafutubu
    @ዛፊዩቱብZafutubu 17 днів тому +9

    ድምርኒ ብርካተይ ጀማሪት እየዋ 😢

  • @asmeromHabtegiorgis-wc1vy
    @asmeromHabtegiorgis-wc1vy 16 днів тому

    ኤማ ለባም ተትከውን ክትዓርቕ ዩ ነይርካ -ብዛዕባ ፍቕሮም ግን እስካ ክትፈልጥ ኣለካ ማለት ኣይኮነን እስካ ግን እቲ እሙን ዓርኪ ኣይኮንካ ዓርኪ ከምዚ ኣይኮነን ምክንያቱ ድማ ዓርኪ ማለት ኣብ ሽግርካ ዝሽገር ኣብ ሓጎስካ ድሕጎስ ዩ ።ኤማ ግን ንወዲ ሱዳን ትሕግዝዎ ዘለኩም ዩ መሲልኩም እንበር እቲ ተዛርብዎ ዘለኩም ቃላት ተመሊሱ ዝጎድኦ ቃላት ኢኩም ንደገ ተውፅእሉ ዘለኩም

  • @DjK-v8u
    @DjK-v8u 17 днів тому +9

    ዋይመፅልኢ ብሓይሊ 😊😊

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 16 днів тому

    ኣረ ኣሕዋት ተረጋግኡ ሓቂ ኣይኮነን ኤማ ለ ከምዚ ክገብር ኣይክእልን ።ጸርፊ ደሞ መፍትሒ ኣይኮነን ።

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 17 днів тому +11

    😮😮😮ኣይ መባኣሲ ጉድ

  • @natsanetreda-f3s
    @natsanetreda-f3s 16 днів тому +1

    ካብ ከምዚ ዝበለ ዓርኪ ይምሓረና።ዓርኩ ትኩን ኣይቱኩን እንድሕር ዘይ ደለዬቶ ግድን ናቱ ክትከውን ማለት ድዩ? በዚ ዓይነት ኣማን ኢካ እዚ ኩሉ ሽርሒ ጌርካዬ ዘለካ ፕራንክ ከምዝገብር ፈሊጥካ ። ሓደ ነገር እንተኮይኖም ኣማን ብሕጊ ተሓታቲ ኢካ።

  • @KubromOkbatsion
    @KubromOkbatsion 17 днів тому +7

    እዛ ትሰርሕዋ ዘለኩም ስራሕ ልክበጣ ኢያ ኣብ ክልተ ማዓልቲ ከምዚ ዓይነት ዘዕበድብድ ፍቅሪ ኣነ ሪኤን ኣይሰማዕኩን

  • @ፋኒጓልትግራይ
    @ፋኒጓልትግራይ 17 днів тому

    ሕቶ ለኒ ንምንታይ ኢኩም ኮሞንት መፂእኩም ኤማ ተጋጊካ ጊገኛ ኢካ ኢልኩሞ ጊገኛ ኣይኮነን ጊገኛታትማ እኒ ባዓል ሂቡ ና ቻኩር እዮም ንምንታ ወዲ ሱዳን ንሂቡ ፍቅረኛኡ እያ ንምንታይከ ሐዚ ንቻኩር ሂቡ ፍቅረኛይ እዩ ንሚድያ ከፋልጦ ስለ ዘይደለኩ ትብል ዋ ሂቡ ፍቅሪ ትጫወትን ትሕስውን ድያ ፀኒሓ ንምንታይ ሐዚ ወዲ ሱዳን ዝኮነ ነገር ተገይሩስ ገበነኛ ድኩም ትብልዎ ንምንታ ከምዚ ዓይነት ጠውለቅሎቅ ዘይንሓድጎ ንምንታይ ዝም ሓትና ኣብ ፈተናታት ነእትዎም አረ ስነስርዓት ዋ ወይ ድማ ፕራንክ ተኮይኑ ማርያምን ተነፍሑ ኢና ንብለኩም ፎእ ኣይ🥺😢

  • @Ytt-v5f
    @Ytt-v5f 17 днів тому +4

    ኤሚ ብጣዕሚ ትጋገ እለካ ኣማከል ትኣትለካ😢

  • @RobelFtsum-p4k
    @RobelFtsum-p4k 14 днів тому +1

    ከምኡ ዶ ይግበር እዩ።
    ንዓመታት እዑርክቲ ነይርኩምስ
    ከምዚኣ ገይርካ ትበኣሶ ። ዘይግበር ገይርካ ።

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 17 днів тому +18

    ይቱብ ክፈትሉ አይ ኣሕዚንኒ ማዓረይ ❤

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 17 днів тому +1

    ኣዮኻ ወዲ ሱዳን 👍👍👍🙏🙏🙏 ፍቕርኹም የብዘሓዮ ሙሴ ምስ ፌቡ 🙏❤🙏 ኤማ ግን ኣይድብረካይ ድዩ የኣአርክኻይ ድዩ ፕራንክ አዩ በለና 👍👍👍

  • @DestaHishe-ib4lw
    @DestaHishe-ib4lw 17 днів тому +4

    ኢማ ሓወይ ኣይትጥፋእ ዊ ልዙ ሓውና ግን ይቱፕ ክፈተሉ ነታባቦዕ ኢና ዊ❤❤

  • @GsfTech
    @GsfTech 17 днів тому +2

    ዋኣታ ኤማ ኣይትሓስብይ ድኻ ኣይተፍቅሮን ምሽ ኣፍቃሪኣ እንተኮይኑስ ሻኩር ንሄቡስ ኣይትሓስበላን ድኻ ተኮነ ንሻኩር ምሓገዝካዮ ኔርካ ኣነ ወድ ሱዳን ይጎዳእ ማለተይ ዘይኮነስ ኣይፍቅሮን ምሽ ካብኡ ካዓ ብሓይሊ ዝመፅእ ፍቅሪ ኣብሓደር ክበፅሕ ኣይክእልን እዩ እና ትጋገ ኣለካ ሻኩር ዝገበረ የብሉን

  • @Titi-c3d
    @Titi-c3d 17 днів тому +5

    ሓቂ ይሃብክም ፈጣሪይ ❤❤❤❤🙏

  • @tag7152
    @tag7152 16 днів тому

    ፍቕሪ ብሓይሊ ተጀሚሩ ድዩ? ካሊእ እዚወዲ ዝፍቀር ሰብ ኣይኮነን ኩሉ ነገሩ ጎዶሎ እዩ ዝበሃግ ነገር ኣይብሉን ኣብ ጎኑ ዘለኹም መናእሰይ ድማ ካልእ ሕማም ወይ ቂም እንተዘይብልኩም ኣተሓሳስባኹም እየ መዚነዮ ኩሉ መንእሰይ ከማኹም እንተኾይኑ የሕዝን

  • @abeyneiruredae2886
    @abeyneiruredae2886 17 днів тому +31

    አማን ግን ናይ ባዓልካ ስምዒት ክትገልፅ ክትብል ነገራት ተባአእስ አለካ እዚ ድማ ወንጀል እዩ ደደብ አይትኩን ንምትዕራቅ እምበር ንምበአስ አይትሞክር ናይ ሚድያ ስነ ምግባር ተጠቀመሉ

  • @بوسفيوسف-د9م
    @بوسفيوسف-د9م 16 днів тому

    ኣታ ኤሚ ከመይ ዝበልካ ረሳሕ ኢካ ትጋገ ኣለካ 😢😢😢

  • @አርሞምወርቅውእቱ
    @አርሞምወርቅውእቱ 17 днів тому +7

    ደሙሩኒ አሕዋተይ❤❤❤❤

  • @ZfanMehari
    @ZfanMehari 16 днів тому +1

    ፕራንክ እዩ 😂😂😂

  • @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
    @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 17 днів тому +25

    ዓገብ ኣማን በቃ ኣቃርፅዎ😢😢😢

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 16 днів тому

    ዛጋል እባ እንአኪ ካልባ
    ምሳኪ ሃመለይ ነበረትስ ትቃንእላ ረሳሕ እኪ😢😢😢

    • @Raki-lo1gi
      @Raki-lo1gi 16 днів тому

      ብታዕሚ ዝገረም ፀላኢ ካብ ርሑቅ ዘይመፅእ

    • @AmugalHagos
      @AmugalHagos 15 днів тому

      ቀኒኣ ትኸውን ሓሳድ😮😢

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 17 днів тому +4

    አማ ማይማዮ ኣይትኹን ናብ ምትዕራዕ ጉየ 🤔🤗

  • @تينبوب
    @تينبوب 16 днів тому

    ኩለና ሳብስክራይብና ነልዕል መበኣስቲ ነልዕል ኢናትብሉ ላይክ😮😮

  • @faalktbeia2725
    @faalktbeia2725 17 днів тому +7

    ንወዲ ሱዳን you tube ይከፈተሉ ትብሉ Like ሃቡኒ

  • @Yfhj-kz2gb
    @Yfhj-kz2gb 16 днів тому

    ኤማ ግን ኣይድብረካን ድዩ ንዓርክካ ኣሕሊፍካ ትህብ ካብ ከማካ ጠላም ዓርኪ ይምሓረና ንዓካ እኮ ይድግፈካ እዩ ነይሩ 😢😢😢