ብዙሕ_ዝተሓድገሉ_ዘማሪ_ዮሓንስ_ገብረኪዳን_መዝሙር_BIZUH_ZITEHADGELU_New_Eritrean_Mez_ZEMARI_YOHANES_GEBREKIDAN_MEZMUR

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 57

  • @abaditmahari1225
    @abaditmahari1225 Рік тому +6

    *_ብስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ።_*
    _ብዙሕ ዝተሓደገሉ ብዙሕ ዩ ዘፍቅር_
    _ምሕረትካ ዓቢ ዩ ልዑል እግዚኣብሄር_
    _ኢድካ ዝበፅሓቶ ዝርኣየ ምድሓንካ_
    _ኩሉ ከም ዘመስግን እኔኹ አመስግነካ_
    _ንሓጥያተይ ፈንፊኖም ኣይሁድ ምስ ደርበዩኒ_
    _ብዘይካኻ መን እሞ ካብ ሓመድ ኣልዒሉኒ_
    _ናብ ቤት ስምኦን ክኣቱ ሽቶ ንኽቀብኣካ_
    _ኣብ ቅድሚ ገጽ ጸላኣተይ ትብዓት ኮይኑኒ 'ዩ ስምካ_
    _ሰይጣን ጉደይ ክቐልዕ እንዳበለ ፀደፍደፍ_
    _ጎይታ ክትሽፍነለይ ቅድመይ በጃ ትሓልፍ_
    _ፍቅርኻን ረድኤትካን እንሆ ከቢቡኒ_
    _ዕርደይ ንስኻ ኢኻ እንታይ ኣሎ ዘፍርሓኒ_
    _ኣብ መቃብር ዝነብር መስፈሪ መናፍስቲ_
    _ክዳን ፍፁም ዘይፈልጦ ዘእዊ ለይቲ ለይቲ_
    _ሰላም ዝረሓቀቶ መን ነይሩ ከም'ዚ ከማይ_
    _እንተ ዘይትድንግጸለይ ከም ሰብ ክነብር ዳግማይ_
    _ተስፋ ሕይወተይ ኢኻ ዝነብረሉ ዕላማ_
    _ነፍሰይ ሓጎስ መሊኣ ወቂባ ኣላ ገሪማ_
    _ድንገት 'ውን እንተ መጸ ንስምካ እንዳ ጸዋዕኩ_
    _'ቲ ዘይስገር ዝብሃል ብኣኻ ይሰግሮ ኣለኹ_
    _ዝነጠበ ዝተጋገኽዎ ብቅዱሳን ይትኣረም_
    _ስብሓት ለእግዚአብሄር_
    _ወለወልድቱ ድንግል_
    _ወለመስቀሉ ክቡር አሜን_

  • @abaditmahari1225
    @abaditmahari1225 Рік тому

    ️እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት ይስመዕልና ክብራተይ🤲❤🌹💟🌿

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 10 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 Рік тому +1

    Abyet egzabiher mstwalu habena zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotka ybarek xega ab leli xega yhabka egzabiher rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen

  • @ፈልፋሊማይሕይወት
    @ፈልፋሊማይሕይወት 9 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቁር ሓወይ ብበረከቱ ይምላእካ ልዑል ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @hagoslidya4143
    @hagoslidya4143 Рік тому +1

    Zmarie melaekt yesmalna joni hawna xegu yebzhalka fetari 🙏🙏🙏

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 Рік тому

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዝኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ❤🙏⛪

  • @ኣክሱማዊት
    @ኣክሱማዊት Рік тому +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጋኣብልዕሊ ፀጋ ይዓድልኹም ሰላም የውርደና እቲህያው ኣምላኽ

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 Рік тому +1

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ክቡር መዘምር ሓውና እግዛብሔር ጸጉ የብዘሓልካ

  • @tsegaykesete4847
    @tsegaykesete4847 Рік тому

    Zmare melakti yesmealna

  • @hanitesfamicheal4562
    @hanitesfamicheal4562 Рік тому

    Zmarie melaekti yesmaalna ❤❤

  • @ኣሰርኣቦታተይተዋህዶ

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ኣምላክ ፍጻሜ ሂወት ይሃበና።

  • @NateyNardos12
    @NateyNardos12 Рік тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይይይ

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ

    ቡዙሕ ዝተሓደገሉ ቡዙሕ 'ዩ ዘፍቅር ብሓቂ ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ዮናስ ሓወይ

  • @freweynitsegay5604
    @freweynitsegay5604 Рік тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ

  • @hableyoutube5595
    @hableyoutube5595 Рік тому

    ቡርኻት ዝማሬ መላእኽቲ ያስመዐልና።

  • @zebibhabtom9340
    @zebibhabtom9340 Рік тому +1

    Zmari melaekti yesmalna xegeu yebzhalka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯💯

  • @zainabaaa1897
    @zainabaaa1897 Рік тому +1

    ዝማሬመላአክትየሰመዐልነከብረትአሕዋተይ❤️❤️❤️

  • @ተዘከረነእግዚኦ

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡ የብዝሐልካ ጥዑም ዝማሬ

  • @ጸጉአነዘ_ክርስቶስ

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ጥዑም ዝማሬ እዩ።

  • @ber69628
    @ber69628 Рік тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣቤር ጸግኡ የብዘሓልካ

  • @danaityonas2885
    @danaityonas2885 Рік тому +1

    Zmarie melaikt yesmealna hawey natey

  • @juromkefelakefela2524
    @juromkefelakefela2524 Рік тому +1

    Zmare melak yesmealna xegue yebzehalkum egzabeher haweyy🙏🙏🙏❤

  • @Grmawit-w1m
    @Grmawit-w1m Рік тому +1

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ❤❤🌻🌻🌻🌻🌻

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ።

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 Рік тому

    Aseyyy zemare melaekt yesmeslina ahewate mearey naye agoligulet zemnekum egzeabiher amlak yebareklikum xega abe lieli xega yeadlikum fetare🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 Рік тому

    Zmarie melaekt yesmalna zemari joni wedey gobizka ajoka kexlo nefu zmari gebre yohans zmarie melaekt yesmalna

  • @alxandertekle2008
    @alxandertekle2008 Рік тому +1

    Amen Amen Amen zemarie melakit yismalina

    • @alxandertekle2008
      @alxandertekle2008 Рік тому

      @@d.p.5822 gire eye yoni hawy and kia delyka alku nexa mes konka xehafley eba please

  • @Elsabietgalmelaketsehay21
    @Elsabietgalmelaketsehay21 Рік тому +1

    ዝማሬ ነላእክቲ የስመዓና ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ

  • @natsnettesfay4455
    @natsnettesfay4455 Рік тому

    ዝማረ መላአክቲ የስምዓና ናይ ኣጎልጉለት ዝበንካ ይባርክ መድሃኒኣለም ኣቦይ🙏🙏⛪️

  • @abel_yibabie
    @abel_yibabie Рік тому +4

    It's really amazing hymn 🤍👏
    Zmarie Melaekt Yesmaalna 🙏🙏🙏

  • @Rutaሩታ9263
    @Rutaሩታ9263 Рік тому +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና

  • @brihinhabtu3938
    @brihinhabtu3938 Рік тому

    ኣሜን ዝሜራ መላእክት የስማኣዓልና

  • @ሜሪጓልተዋህዶYouTube

    ብሓቂ ዝማሪ መላእክት ያሰመዕል ዮናሰ ሓውይ🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @romakeleta8401
    @romakeleta8401 Рік тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመአልና እድመን ጥእናን ይሓብካ ቸሩ መድኃኔዓለም ጆንዬ ሓወይ መክሰበይ ንበረለይ 🙏❤️🥰

  • @abaditmahari1225
    @abaditmahari1225 Рік тому

    🎤 *_ብስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ።_*
    _ብዙሕ ዝተሓደገሉ ብዙሕ ዩ ዘፍቅር_
    _ምሕረትካ ዓቢ ዩ ልዑል እግዚኣብሄር_
    _ኢድካ ዝበፅሓቶ ዝርኣየ ምድሓንካ_
    _ኩሉ ከም ዘመስግን እኔኹ አመስግነካ_
    _ንሓጥያተይ ፈንፊኖም ኣይሁድ ምስ ደርበዩኒ_
    _ብዘይካኻ መን እሞ ካብ ሓመድ ኣልዒሉኒ_
    _ናብ ቤት ስምኦን ክኣቱ ሽቶ ንኽቀብኣካ_
    _ኣብ ቅድሚ ገጽ ጸላኣተይ ትብዓት ኮይኑኒ 'ዩ ስምካ_
    _ሰይጣን ጉደይ ክቐልዕ እንዳበለ ፀደፍደፍ_
    _ጎይታ ክትሽፍነለይ ቅድመይ በጃ ትሓልፍ_
    _ፍቅርኻን ረድኤትካን እንሆ ከቢቡኒ_
    _ዕርደይ ንስኻ ኢኻ እንታይ ኣሎ ዘፍርሓኒ_
    _ኣብ መቃብር ዝነብር መስፈሪ መናፍስቲ_
    _ክዳን ፍፁም ዘይፈልጦ ዘእዊ ለይቲ ለይቲ_
    _ሰላም ዝረሓቀቶ መን ነይሩ ከም'ዚ ከማይ_
    _እንተ ዘይትድንግጸለይ ከም ሰብ ክነብር ዳግማይ_
    _ተስፋ ሕይወተይ ኢኻ ዝነብረሉ ዕላማ_
    _ነፍሰይ ሓጎስ መሊኣ ወቂባ ኣላ ገሪማ_
    _ድንገት 'ውን እንተ መጸ ንስምካ እንዳ ጸዋዕኩ_
    _'ቲ ዘይስገር ዝብሃል ብኣኻ ይሰግሮ ኣለኹ_
    _ዝነጠበ ዝተጋገኽዎ ብቅዱሳን ይትኣረም_
    _ስብሓት ለእግዚአብሄር_
    _ወለወልድቱ ድንግል_
    _ወለመስቀሉ ክቡር አሜን_

  • @shewityontan3548
    @shewityontan3548 Рік тому +1

    ዕልልልልልል ብሃቂ ነክብሮ ኣያና መምህርና ኮይንኩም ምምጻኩም ብልቢ ትሓጉሰ ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ፡

  • @nebyathailemichael8718
    @nebyathailemichael8718 Рік тому +1

    Zemare melakti yesmana

  • @lemlemfsahaye3215
    @lemlemfsahaye3215 Рік тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏ዕድመን ጥዕና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኹም ክብራት ኣሕዋተይ

    • @r.m4709
      @r.m4709 Рік тому

      🤣🤣😑😑😑🏳️‍🌈🇦🇮

  • @user-vi5ec
    @user-vi5ec Рік тому

    Yonye ibak flgeh nebr slkhun

  • @Nahomahuluf
    @Nahomahuluf Рік тому +1

    Kal hewat yesmelna wendima yoni

  • @wegahtateklemichael7703
    @wegahtateklemichael7703 Рік тому

    Zmarie melakit yesmialna joniye yixmti zeresrs tium zmarie

  • @yordanosmamo6642
    @yordanosmamo6642 Рік тому

    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @samiteylucky5575
    @samiteylucky5575 Рік тому

    Zmarie melaekt yesmialna ahwatey...

  • @waskan2494
    @waskan2494 Рік тому

    ❤❤❤

  • @wegahtayemane633
    @wegahtayemane633 Рік тому

    Zimare melaekiti yesmaelna hawna

  • @ablelgebrhiwet-wk8zd
    @ablelgebrhiwet-wk8zd Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @naxnetabrha2205
    @naxnetabrha2205 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jenivajeniva435
    @jenivajeniva435 Рік тому

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ

    ❤❤❤😇😍🥹🥹💕🙏🏾🥰✝️✝️✝️

  • @lidyadawit6105
    @lidyadawit6105 Рік тому +1

    Zmarie melaekti yesmealna Ahwat

  • @zebibmesgina1107
    @zebibmesgina1107 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤