Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
{በርተሜዎስ ኢየ}በርተሜዎስ ኢየ ዓይነ ስዉር ምስኪንካብ ርሑቅ ሰማዕኩ ድምጺ ናይቲ መድሕንኣብ ማእከል ኣራግጽ ማእከል ኣደባባይናይ ክርስቶስ ድምጺ ሰሚዐን ኣእዛነይናይ መድሕነይ ድምጺ ሰሚዐን ኣእዛነይ'ቲ ዓይነ ልቦናይ ፈጺሙ ዓዊሩኣብርህ ንኣዕይንተይ ልሳነይ ጨዲሩመሓረኒ ጎይታይ በርተሜዎስ ኢየንዓብይ ሳህልኻ ብዓይነይ ኢየ ርእየንዓብይ ምሕረትካ ብዓይነይ ኢየ ርእየ ኣዝኣይሰምዓካን ኢዩ እንተበሉ ብዙሓትተኣሲርካ ኢኻ ብሰንሰለት ሓጢኣትስለዚ ኣይትድከም ሲኦል ተጸበያወላ እንተበሉኒ ዕጫኻ ንሳያናባኻ እጭድር ብ ዓይነይ ከይርእያ ኣዝንዝኸበብዎ ግልል በሉ እናበለናይ በደለይ ዋጋ ብደም ዝኸፈለንስለይ ዝሞተ ጎይታይ ክመጽእ ኢዩንዓይነ ልቦናይ ከብርሃለይ ኢዩንዓይነ ሕልናይ ከብርሃለይ ኢዩ !!!!!!!!!!
Amen amen amen behaki zemare meliekt yesmealina zemari yonas hawey bemzemurka lebna enda hadere yehdes alo egzeabiher amlak xegeu yebzehalika naye agoligulet zemneka yebareklika edmen tenan dema yehabeka fetare 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን 😢😢😢ዓይነ ልቦናና ኣምላክ ይክፈተልና
እግዚአብሔር ይባርካ
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሐውና ዮናስ ጸግኡ የብዝሐልካ አብ ቤቱ የንብርካ::ኦ ኦርቶዶክሳዊያን ደቂ ቤተ ክርስትያን በጃኹም ካብ ደርፊ ወጺእና እዚ መንፈስካ ዘሐድስ መዛሙር እንዳሰማዕና ብጾም ብጸሎት አምላኽና ንለምኖ ናይዛ ዓለም ክብርን ዝናን ከንቱ እዩ ኩሉ ሐላፊ እዩ'ሞ ብፍቕርን ስኒትን ክንነብር ቅዱስ እግዚአብሔር ልቦናና ይኽፈተልና 🙏
Amen Amen Amen zumare melakte yesmalna 🙏 🙏 🙏 🙏 kubru hawuna
ናይ መምህር ይልማ ኃይሉ መዝሙር፣ ጽቡቕ ጌርካ ብትግርኛ ሰሪሕካያ። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይንዋሕ ወዲ ዓበይቲ🙏
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ዘማሪ ዮናስ ሓውይ ብጣዓም ደስ ዝብል መዝሙር እይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን
ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ዓስቢ ቅዱሳን ይሃበለና ሰላም ደብዳቤ ንዓይኒ ልቦናና ይልኣኸልና🙏🏾😭😭😭😭💠⛪🤲🏾🕊️🌍✋🏾💐🇪🇷
ብሓቂ ፀጋ በዲበ ፀጋ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና።ኣብ ፀሎትኹም ዘክሩኒ ሓደራ
Gale hiwet yesmalna hones hawey God bless you 🙏❤ 🙏
እግዚኣብሄር ይባርካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዘማሪ ዮናስ ሓወይ ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ኣየ ኣነስ ብሓጢያት ተጫማልቀ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Zemar milakit yesemqlna zemar Yonas haweyy
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዘማሪ ዮናስ ሓውና እግዚኣብሔ ጸግኡ የብዘሓልካ
ኣይሰምዓካን እዩ እንተ በሉ ብዙሓትትኣሲርካ ኢኻ ብሰንሰለት ሓጥያት ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዮኒ ሓወይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ 🙏ጥዕምቲ መዝሙር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የሰመዐልና ኹቡር ሓውና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኻ 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ዘመንካ የባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmare melaikt yesmaalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ xegu yebzahalka fetari
ዮኒየ ብሩኽ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዝፈትዋ መዝሙር ብኣማረኛ እየ ዝሰምዓና ነይረ ሕጂ ድማ ብትግርኛ ኣምጺካልና ተባረኽ ዮኒየ ብሩኽ ሓወይ እግዛብሄር ይባረኻ ዝሓወይ ብሩኽ ኣጆካ በርትዕ እመ ብርሃነይ ምሳካ ትኩን🤲♥️🍀♥️💗🌹♥️🤲♥️♥️🍀♥️🍀🍀
ዝሜሬ መለእክት ያስመዐልና ኩቡር ሐውና አዕፅምት ዘለምልም ዝማሬ😢
ዕልልልልል ዝማሬ መላኣኽት የስመዐልና
Zemare melakti yesmalna ❤❤❤❤
Gobez egzabher tsegu yebzhalka
Amen Amen Amen zmare meleakt ysmialna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና xegu የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መልእኸክቲ የሰመዕልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ድምፂ ቀፅልለሉ ካብ አማርኛ ናይ ትግርኛ ቀይርሮ ዝማሬ መላክት የሰመልና
ኣነስ ክፈትዎ መዝሙርካ ጥዑመ ልሳን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤
Zmarie melaekt yesmalna yoni hawey nay golglot zemenka ybarek 🙏🙏🙏
ዓይነ ልቦናና የብርሃዮ እግዚኣብሄር ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና
ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ሐውና ዘማራይ ዮናስ እግዚአብሔር ጸጋ የብዛሐልኻ ናይ በሐቂ ንእሽተይ ናይ ትግርኛ ይልማ
Yonii hwy zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዕልና ክብር ሓዉና ብሓቃ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ብትግርኛ ድማ ተርግምካ ዘምርካያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀግእን በረከቱን የብዘሐልካ ዝሓወይ❤❤❤
Yoni hawey egziabher xegaka yebzhayo zmarie melaekt
ዝሜሬ መለእክታ ይሰማዓልና ኣማን ዕድመን ትዕናን ይሃበልና።❤🎉
Zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ❤❤😢 መንፈሰካ ዘሀደእ መዝሙረ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና❤🙏✝️💙🔰
Zimare melaekti yesmaalna ❤🙏🏽
Yoni hawey zimare melaekit yesmialna ma dear❤❤❤❤❤❤❤❤ libi zeresris mezmur
*_ዝማሬ መላእክት የስመዐለና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ የብዘሐልካ♥️🥰_*
Amenn amenn amenn zmarie melaekt yesmalna zemari yoni hawey zemen agelglotka egziabher ybarkelka kexlo xbuk dmxi
Amlak ybarrka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና፤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሓልኩም።
ዝማሬ መልኽቲ ዮስማዓና ጽግ ዮብዝሓልካ ኣምላኽ ሓውና
ዝማሬ መላእክት
ዝማሬ መላእክት የስምዓለይ ሓወይ መዓረይ ቀጽሎ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝሚሬ መላእኽት ያስመዐልና ክብር ሓውና
Amen ❤zmarie melakt yesmealna yoniye
እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ቡሩክ ሃወይ❤
Zimare melaekt yesmalna egziabhier amlak nay hiwet zemen ybark tsegeu yebzhalka
+++btami nfue zmare melaktiy yesmlna zemari yonas kexlo ajoka bereket like Mezemran dawit ab gonka ykun 😍🇪🇷🙏😓
ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጎለትካ ዘመን ይባርክ
ዝማረ መላእክት የስመልና ዮናስ ሓውና😇🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏😍😍😍
Yoniye taum dmxi edmen tenan yhabka zmare melaekti yesmalna ❤❤❤🙏🙏🙏👌💪👍
Asli tebaetay mezmur mara iye zemesgneka kal hiwet yesmiana ziarkey
Eway mara eye zfetwa enqua b tigrina zgeberkalna zmarie melakt yesmalna 🙏
zmare melaekt yesmalna kbur hawna btami zfetwa mezmur ya xbuk girka akribkaya xega menfes kudus msaka ykun haweye
በርተሚወስ ኢየ ዓይን ስውር ምስኪን ካብ ርሕቅ ሰማዕኩ ድምጺ ናይቲ መድሕን🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤🥰🥰
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዮኒ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሕ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ቀጽሎ።
Zemari melakti yesmalna Elllllllllllllllllllllllllllllll bruk hawuna❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ሓወይ ናተይ ተባረክ🙏🙏🙏😢😢😢😍
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ደስስስ ዘብል መዝሙር
Zmare melaekti yesmealna Zemari yonas hawey may God bless you
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንንንን ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና ጎይታ ኣምላኽ ፀጋ የብዘሓልካ ክቡር ወርቂ ሓውና
ኣሰይይይይይይይ🥰🤩 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ ብሩከይ።❤🙏🏾 ዝፈትዋ መዝሙርር ብኣምሓሬኛ እየ ዝሰምዓ ኔረ ሕጂ ድማ ብትግሪኛ ብምምጽኣ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። 🥰❤🙏🏾☘
ዕልል አይበሃልን
Amen Qal Hiwet Yesmealna
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
Merhaba kuburey zmare melaakti yesmaalna yoni hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና።🙏🏽❤️
ይበል ዮኒ ኃወይ ደጋፊኻ ናዲ እየ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና!
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሰሚዕካ ዘይትጽገብ
Ata zfetwa mezmur teteriguma btgrja mmxa brami eiye tehaguse.Zemaray yonas hawuna zmare melakti yesmeana .Tebsrek zenen agolguletja ybarek hawey natey.👏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
Aseyyy Elllllll Elllllll Elllllll bhaki des tbl Mezmur xega bereketu yebzhalka 🤲🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዮናስ ሓወይ
Amen zmarie melakt yesmalna Yoni hawna.
Amem amen amen Egziabher xegu yebzahalka,zfetwa mezmur Egziabher b mhretu ytemtena aentna lbnana yebrahayo😢😢😢
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዮኒ ሓወይ! ኣምላኽ ኣብዚሑ ኣዕዚዙ ጸግኡ ይዓድለካ🙏🙏🙏
ዝማሬ መላአክት ያሰማልን
Amien amien amien amien gal hiwet ysimanlna zemari yoni
Zmare mealekti yesmealna🙏🙏😍btaemi tum zmare🙏🙏🙏
አሜን!
ጸግኡ የብዝሓልካ ተባርኽ
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓወይ ዝማሬ መላኣኽቲ የስማዓልና
አሜንአሜንአሜንዝማሬመላአከትየሰመዐልነከቡረሓውነ
Zmari melaekti yesmealna yoni hawey 🙏🙏
❤❤❤❤❤zmare melakti ysmealna ❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna bruk hawey🤲🏽🙏🏼
ጽቡቅ ስራሕ ዮናስ ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ።
Amen amen amen amlak xega ab leli xega yehabka yoni hawey amlak msaka ykun
ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ🙏❤
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና መ/ዘ ዮናስ ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏 Zmare melaekti yesmealna Yoni hawna
ኣሰይይይይ ዮኒ ሓወይ ዝማረ መላክት ይሰማዓልና ብርኸይ ባሓቂ እግዚኣብሔር ሂወትካ ይባርኽ ተባረኽ ዝሓወይ ጥዑም ዝማረ ኣጆኻ ብርትዕ ቀጽሎ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤👍👌💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💐💐💐💐💐💐
Zmare melaekt yesmealna yoni ❤❤❤❤zemen agelglotka ybarek
Wowwwww appreciate. Kurub dmxi abertiekayo hasas kikewn nerwo nay hazen . amlak xeguu yebzhalka hawey
Zmare melakti yesmana
{በርተሜዎስ ኢየ}
በርተሜዎስ ኢየ ዓይነ ስዉር ምስኪን
ካብ ርሑቅ ሰማዕኩ ድምጺ ናይቲ መድሕን
ኣብ ማእከል ኣራግጽ ማእከል ኣደባባይ
ናይ ክርስቶስ ድምጺ ሰሚዐን ኣእዛነይ
ናይ መድሕነይ ድምጺ ሰሚዐን ኣእዛነይ
'ቲ ዓይነ ልቦናይ ፈጺሙ ዓዊሩ
ኣብርህ ንኣዕይንተይ ልሳነይ ጨዲሩ
መሓረኒ ጎይታይ በርተሜዎስ ኢየ
ንዓብይ ሳህልኻ ብዓይነይ ኢየ ርእየ
ንዓብይ ምሕረትካ ብዓይነይ ኢየ ርእየ
ኣዝ
ኣይሰምዓካን ኢዩ እንተበሉ ብዙሓት
ተኣሲርካ ኢኻ ብሰንሰለት ሓጢኣት
ስለዚ ኣይትድከም ሲኦል ተጸበያ
ወላ እንተበሉኒ ዕጫኻ ንሳያ
ናባኻ እጭድር ብ ዓይነይ ከይርእያ
ኣዝ
ንዝኸበብዎ ግልል በሉ እናበለ
ናይ በደለይ ዋጋ ብደም ዝኸፈለ
ንስለይ ዝሞተ ጎይታይ ክመጽእ ኢዩ
ንዓይነ ልቦናይ ከብርሃለይ ኢዩ
ንዓይነ ሕልናይ ከብርሃለይ ኢዩ
!!!!!!!!!!
Amen amen amen behaki zemare meliekt yesmealina zemari yonas hawey bemzemurka lebna enda hadere yehdes alo egzeabiher amlak xegeu yebzehalika naye agoligulet zemneka yebareklika edmen tenan dema yehabeka fetare 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን 😢😢😢ዓይነ ልቦናና ኣምላክ ይክፈተልና
እግዚአብሔር ይባርካ
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሐውና ዮናስ ጸግኡ የብዝሐልካ አብ ቤቱ የንብርካ::ኦ ኦርቶዶክሳዊያን ደቂ ቤተ ክርስትያን በጃኹም ካብ ደርፊ ወጺእና እዚ መንፈስካ ዘሐድስ መዛሙር እንዳሰማዕና ብጾም ብጸሎት አምላኽና ንለምኖ ናይዛ ዓለም ክብርን ዝናን ከንቱ እዩ ኩሉ ሐላፊ እዩ'ሞ ብፍቕርን ስኒትን ክንነብር ቅዱስ እግዚአብሔር ልቦናና ይኽፈተልና 🙏
Amen Amen Amen zumare melakte yesmalna 🙏 🙏 🙏 🙏 kubru hawuna
ናይ መምህር ይልማ ኃይሉ መዝሙር፣ ጽቡቕ ጌርካ ብትግርኛ ሰሪሕካያ። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይንዋሕ ወዲ ዓበይቲ🙏
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ዘማሪ ዮናስ ሓውይ ብጣዓም ደስ ዝብል መዝሙር እይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን
ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ዓስቢ ቅዱሳን ይሃበለና ሰላም ደብዳቤ ንዓይኒ ልቦናና ይልኣኸልና🙏🏾😭😭😭😭💠⛪🤲🏾🕊️🌍✋🏾💐🇪🇷
ብሓቂ ፀጋ በዲበ ፀጋ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና።
ኣብ ፀሎትኹም ዘክሩኒ ሓደራ
Gale hiwet yesmalna hones hawey God bless you 🙏❤ 🙏
እግዚኣብሄር ይባርካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዘማሪ ዮናስ ሓወይ ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር
ኣየ ኣነስ ብሓጢያት ተጫማልቀ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Zemar milakit yesemqlna zemar Yonas haweyy
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዘማሪ ዮናስ ሓውና እግዚኣብሔ ጸግኡ የብዘሓልካ
ኣይሰምዓካን እዩ እንተ በሉ ብዙሓት
ትኣሲርካ ኢኻ ብሰንሰለት ሓጥያት
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዮኒ ሓወይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ 🙏
ጥዕምቲ መዝሙር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የሰመዐልና ኹቡር ሓውና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኻ 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ዘመንካ የባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmare melaikt yesmaalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ xegu yebzahalka fetari
ዮኒየ ብሩኽ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዝፈትዋ መዝሙር ብኣማረኛ እየ ዝሰምዓና ነይረ ሕጂ ድማ ብትግርኛ ኣምጺካልና ተባረኽ ዮኒየ ብሩኽ ሓወይ እግዛብሄር ይባረኻ ዝሓወይ ብሩኽ ኣጆካ በርትዕ እመ ብርሃነይ ምሳካ ትኩን🤲♥️🍀♥️💗🌹♥️🤲♥️♥️🍀♥️🍀🍀
ዝሜሬ መለእክት ያስመዐልና ኩቡር ሐውና አዕፅምት ዘለምልም ዝማሬ😢
ዕልልልልል ዝማሬ መላኣኽት የስመዐልና
Zemare melakti yesmalna ❤❤❤❤
Gobez egzabher tsegu yebzhalka
Amen Amen Amen zmare meleakt ysmialna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና xegu የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መልእኸክቲ የሰመዕልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ድምፂ ቀፅልለሉ ካብ አማርኛ ናይ ትግርኛ ቀይርሮ ዝማሬ መላክት የሰመልና
ኣነስ ክፈትዎ መዝሙርካ ጥዑመ ልሳን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤
Zmarie melaekt yesmalna yoni hawey nay golglot zemenka ybarek 🙏🙏🙏
ዓይነ ልቦናና የብርሃዮ እግዚኣብሄር ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና
ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ሐውና ዘማራይ ዮናስ እግዚአብሔር ጸጋ የብዛሐልኻ ናይ በሐቂ ንእሽተይ ናይ ትግርኛ ይልማ
Yonii hwy zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዕልና ክብር ሓዉና ብሓቃ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ብትግርኛ ድማ ተርግምካ ዘምርካያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀግእን በረከቱን የብዘሐልካ ዝሓወይ❤❤❤
Yoni hawey egziabher xegaka yebzhayo zmarie melaekt
ዝሜሬ መለእክታ ይሰማዓልና ኣማን ዕድመን ትዕናን ይሃበልና።❤🎉
Zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ❤❤😢 መንፈሰካ ዘሀደእ መዝሙረ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና❤🙏✝️💙🔰
Zimare melaekti yesmaalna ❤🙏🏽
Yoni hawey zimare melaekit yesmialna ma dear❤❤❤❤❤❤❤❤ libi zeresris mezmur
*_ዝማሬ መላእክት የስመዐለና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ የብዘሐልካ♥️🥰_*
Amenn amenn amenn zmarie melaekt yesmalna zemari yoni hawey zemen agelglotka egziabher ybarkelka kexlo xbuk dmxi
Amlak ybarrka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና፤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሓልኩም።
ዝማሬ መልኽቲ ዮስማዓና ጽግ ዮብዝሓልካ ኣምላኽ ሓውና
ዝማሬ መላእክት
ዝማሬ መላእክት የስምዓለይ ሓወይ መዓረይ ቀጽሎ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝሚሬ መላእኽት ያስመዐልና ክብር ሓውና
Amen ❤zmarie melakt yesmealna yoniye
እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ቡሩክ ሃወይ❤
Zimare melaekt yesmalna egziabhier amlak nay hiwet zemen ybark tsegeu yebzhalka
+++btami nfue zmare melaktiy yesmlna zemari yonas kexlo ajoka bereket like Mezemran dawit ab gonka ykun 😍🇪🇷🙏😓
ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጎለትካ ዘመን ይባርክ
ዝማረ መላእክት የስመልና ዮናስ ሓውና😇🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏😍😍😍
Yoniye taum dmxi edmen tenan yhabka zmare melaekti yesmalna ❤❤❤🙏🙏🙏👌💪👍
Asli tebaetay mezmur mara iye zemesgneka kal hiwet yesmiana ziarkey
Eway mara eye zfetwa enqua b tigrina zgeberkalna zmarie melakt yesmalna 🙏
zmare melaekt yesmalna kbur hawna btami zfetwa mezmur ya xbuk girka akribkaya xega menfes kudus msaka ykun haweye
በርተሚወስ ኢየ ዓይን ስውር ምስኪን ካብ ርሕቅ ሰማዕኩ ድምጺ ናይቲ መድሕን🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤🥰🥰
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዮኒ ሓወይ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሕ
ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ቀጽሎ።
Zemari melakti yesmalna Elllllllllllllllllllllllllllllll bruk hawuna❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ሓወይ ናተይ ተባረክ🙏🙏🙏😢😢😢😍
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ደስስስ ዘብል መዝሙር
Zmare melaekti yesmealna Zemari yonas hawey may God bless you
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንንንን ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና ጎይታ ኣምላኽ ፀጋ የብዘሓልካ ክቡር ወርቂ ሓውና
ኣሰይይይይይይይ🥰🤩 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ ብሩከይ።❤🙏🏾 ዝፈትዋ መዝሙርር ብኣምሓሬኛ እየ ዝሰምዓ ኔረ ሕጂ ድማ ብትግሪኛ ብምምጽኣ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። 🥰❤🙏🏾☘
ዕልል አይበሃልን
Amen Qal Hiwet Yesmealna
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
Merhaba kuburey zmare melaakti yesmaalna yoni hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና።🙏🏽❤️
ይበል ዮኒ ኃወይ ደጋፊኻ ናዲ እየ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና!
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሰሚዕካ ዘይትጽገብ
Ata zfetwa mezmur teteriguma btgrja mmxa brami eiye tehaguse.
Zemaray yonas hawuna zmare melakti yesmeana .
Tebsrek zenen agolguletja ybarek hawey natey.👏🙏🙏🙏