ሰበር/ ህወሓት ንጌታቸው ኣባሪራ/ ምቅይያር መሪሕነት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 45

  • @HaregHareg-w7k
    @HaregHareg-w7k Місяць тому +3

    ግዚያዉያን ወዲኦም ዶ ተመስገን።ትግራይ ሓደ መንግስቲ እዩ ዘድሊያ።ሰላም ንህዝቢና 🕊🕊🕊🌻🌻

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray Місяць тому +3

    ንሕና ከዓ ንሕወሓት ካብ ልብና ካብ ነባርራ ፀኒሕና ኣለና

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 Місяць тому

      @@TitiAgameTigiray ተደምረሻል

    • @TitiAgameTigiray
      @TitiAgameTigiray Місяць тому

      @@isaiaskiflay2520 ዘበት።

    • @kissivlis
      @kissivlis Місяць тому

      @@isaiaskiflay2520 እንመን ወኪልኪ ኸ ትኾኒ ?

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 Місяць тому

      @@kissivlis ንሕዝቢ ሽሬ

    • @kissivlis
      @kissivlis Місяць тому

      @@isaiaskiflay2520 ህዝቢ ሸረ እማ አይክውክላን ሰብ ቁምጣ ሰረ ኢና ! ነባርራ ፣ ሸሬ ዝብል ፅሑፍ ዝፅሕፍ ትግራዋይ የብልናን ባንዳ ዳኣ ።

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf Місяць тому +3

    ጏሓፉዎም እዞም መልቲታት ቀጠፍቲ ድቃል ብልፅግና!

  • @kudurkudur-m3y
    @kudurkudur-m3y Місяць тому

    ዕንክልል ክመሪሕ ኣይኽእልን

  • @kissivlis
    @kissivlis Місяць тому +4

    ተጐሒፎም :ዶ ዞም ፣ ጉሓላሉ ሓጎሰ ህዝቢ ዝጎሓሉ ፣ ጎዲፉይ ጎዲፋትን ፣ጎሓፋትን ኻሓድትን ሰረቅቲ ወዲ ረዳ ፣ረዳኢ አሕሊፋ ዘሃበን ፣ ሓባእቲ ረዲኤትን

  • @MuktarMahammedMuktarMahammed
    @MuktarMahammedMuktarMahammed Місяць тому

    ዳግም ናብስልጣን ዋ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي Місяць тому +1

    ደብረ ፅንተትትት ከመረሕ አይኽእል ደሕረ ሕጅ

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y Місяць тому

      @@ابراهيم-د7خ5ي ሻዕብያ አራዊት

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 Місяць тому +1

    ጉጅለ ጌታቸው አብ ሕጊ ይቅሩቡ።
    ብፍላይ 400 ምሩኻት ጆኖሳይድ ዝለቀቀ ጸረ ሕዝቢ ዝኾኑ ጌታቸው ቮድካ

    • @TitiAgameTigiray
      @TitiAgameTigiray Місяць тому

      ሙሩካት ሐጂ ጥራሕ ድዮም ተሰዲዶም

  • @UmrakubaProject
    @UmrakubaProject Місяць тому

    ፍንጫል ጉጅለ ህወሓት በሉ! ደናቁር!!

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame Місяць тому

    ንኤርትራዊ ደብሪፅየንከ መዓስዮም ከባርርዎ እዚባንዳ ገቼ መሓሽነ ነገሩ ኩሎም ሓደ ጀነራል ፃድቃን ወይ ምግበይ መሪሕነት ተዝኮንልና

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 Місяць тому

    ልዕሊ ኣለም ገብረዋሕድ እሞ መን ክርከብ ኢዩ ብገበን ዝሕተት!

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y Місяць тому

      እስቲ ሓደ ክልተ እልኩም ዘርዝሩልና፡፡ሕወሓት❤❤❤❤

    • @abrhamtesfay1586
      @abrhamtesfay1586 Місяць тому

      @@user-tr3iw1qx5y እቲ ክርክር ኣለም 5 ግሩንድ ፕሉስ ኢዩ ሰሪሑ ኣይፋል 4 ዶ ኣይኮነን ዝበሃል ነይሩ!

  • @fisshadesta
    @fisshadesta Місяць тому

    በብመዓልቱ ድዮም ዘባርሩ ጉጅለ ዶክተር ደብረፄን። ንስልጣን ካብ ምርጋሕ ፀገም ህዝቦም የቐድሙ። እንተኣብዮም ሓይሊ መከላኸሊ ትግራይ ግምት ክመርሖ ኣለዎ።

  • @አላህወኪል-ፈ4ጰ
    @አላህወኪል-ፈ4ጰ Місяць тому

    አነ ነኹሎም ሚዲያ ዘሐቶ አለን ክሻዒ ሐይዝ ደብቡን ምዕራብን ተመዛበልት ጥራሕ ዝብል አዩ ዝዉረ እሮብ ዘላበሳ ገሪሁስርናይ ናይ ተግራይ ጊዝአት አይኳነን ዲዩ መልስ ይደል አሎ ህዝብ

  • @NaodSyum
    @NaodSyum Місяць тому

    ኣነ ብጣዕሚ ይገርመንን ይሕዝነንን ኣሎ መን እዩሞ ኣብ ግዕዚና ዘይተሳተፈ እዙይ ንባዕልኻ ብፁእ ንኻልእ ገበነኛ ጌርካ ዝቐርብ ዘሎ ናይ ምድንጋር መግለፂ ብህዝቢ ይኹን ብሰራዊት ተቐባልነት የብሉን ብወገን ደብረፅዮን ዘለዉ መራሕቲ ንህዝቢ ዝቑርቈሩን ካብ ዝዀነ ይኹን ዓይነት ምልዕዓል ዝፀረዩ ጌርካ ምቕራብ ብወገን ጌታቸው ዘለዉ መራሕቲ ድማ ሰረቕትን ፀረ ህዝብን ጌርካ ምቕራብ የሐዝን እዩ ኩሎም ብሓደዶ ኣይኮኑን ዝሰርሑ ፀኒሖም ንምንታይ ሕጂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኑ ምስ ተመረፀ ጌታቸው ንህዝቢ ኣይሓስብን ባንዳ እዩ እንዳ በልካ ዓዕታ ምልዓል ካብ ጌታቸው ንልዓሊ ኣፍቲ ዝሓለፈ ናይ ፅንተት ወራር ሕልፊ ኣስተዋፅኦ ዝነበሮ መን'ዩ ስልጣን ከየምልጠካ ብገንዘብን ብምፍርራሕን ብኣፍ ጨልነትን ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ክወድቕ እንዳሰራሕኻስ ብግዕዚና ዝጥርጠሩ ድማ ንሱኹም ክትነግሩና መን ይሕተት መን ዘይሕተት ኣፀቢቕና ንፈልልጥ ኢና ኣብ ሚድያ እንዳወፃኹም ህዝቢ ክተደናግሩ ላሕ ኣይትበሉ ናይ ፍትሒ ቆርማዳት ኢኹም ንስኹም ንኣብነት ኣብ ውራ መሬትን ማዕድንን ከምኡ ውን ኣብ ስርቂ ሓፂን መፂንን ረዲኤትን ኣይተሳተፍናን ዲኹም ትብሉ ዘለኹም እንዳ ጉባኤ ብጣዕሚ ኢኹም መሕፈርቲ ወራዳታት እዚ ኹሉ ብግዕዚና ጠልቂኹም እንዳሃለኹም ንፁሃን ኮይንኩም ብሚድያ ምዝራብኩም ክሳብ ክንደየናይ ንዕቐት ናይ ህዝቢ ትግራይ ከምዘለኩም ተረዲኡና ኣሎ ስለዝዀነ ካብ ሎሚ ከማኹም ዝበለ ንህዝብና ዘደናግር ክመርሕ ኣይንፈቅድን

    • @MeazaTehaye
      @MeazaTehaye Місяць тому

      Semae knegreka getachew hzibi tigray zchefchefu zketelu nmitay sedidwom kabzi zkefe khdet yelen Ewe banda teleaakaki eyu a astewel hzibi tigray 👌👌👌

  • @ShimelsAsfaw
    @ShimelsAsfaw Місяць тому

    ሓባልስ ሓባል ዒሉ ምፅራፍ እዪ ንገሩ 😅

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Місяць тому

    Tplf old leadetship bankrupted over all the years.
    Rip old sbhatawyan leadership never memorized in world hostory

  • @alemwgebrail5317
    @alemwgebrail5317 Місяць тому

    መንዩ ዘባርር ጌታቸውኮ መንግስት ኢዩ ዘይት ፈልጡ ናይምኽሳብ ሰገም ዘለኩም

  • @kirosgebremeskel
    @kirosgebremeskel Місяць тому

    ደብረፅዮን
    ፖለቲካ ድእዩ ዝሰርሕ ዘሎም ፕሮፖጋንዳ?
    ብሰንከ ፍፁም ዕውር መሪሒነቱ 1,000,000 ኣህሊቁ፥ ደናግል ኣነዊሮመን፤ ኣዶታትና ኣድፊሩ እንተብቅዕ፤ ፅንተት ኣይተፈፀም እንታይ ማለት እዩ?
    ኣብ ኣሽሓት መዋዕል ህዝብና ከም ኣብ መሪሕነት ደብረፅዮን ተዋሪዱ ኣይፈልጥን እዩ።

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y Місяць тому

      @@kirosgebremeskel ናይ አራዊት ሻዕብያ ገበን እዩ፡ናበይ ናበይ፡

    • @kirosgebremeskel
      @kirosgebremeskel Місяць тому

      @@user-tr3iw1qx5y ኣሕዋተይ እሞ እታ ተብተብ እናበለ ብኣምሓራኛ ዝተዛረባ እንዶ ኣድምፅዋ፤ ፅንተት ዝፈፀመ ዝኾነ ኣካል የለን እዩኮ ዝበለ።

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc Місяць тому

    ግዚያዊ መንግሰት ጥራሕ ዘይኮነሰ ናይ ትግራይ መንግሰት እውን እዮ፣ሰለዚ አብ ትግራይ ዘለኹም ናይኒ አደመ ጉጅለ ትድግፉ ዘለኹም ጭቅላትኩም ዝመረተ ወይምምሰኦም ትሰሪቁን ትጥቀሙን ዝነበሪኩን ትኾኑ አለኩም እምበር እኒ ደብረፅዮን ብምንታ መለኪዕ እዮም ዝደገፉ ደብረፅዮን አይመራሕኻን ተባህሉ አብ ዓመት ክልተ ግዜ ዝወረደ እዮ ነገሩ ጭቅላቶም ከም ዘይሰሪሕ ወዲ አሸብር አብአመረካ ከይዱ ዝተዛረቦ አብትግራይ ወጀል ይበዝሕ አሎ እሎም ምሰት ዘሕለፍናዮእትጭቅላት ብት ብትክክል አይሰረሕን አሎ እሉ ነይሩ በዚ መሰረት ይመሰለኒ ደብረፅዮን ደሪሆም ዝጠፈኦ አይመሰልን በይዛኻ ደብረፅይን ማንም ህዝብ ንዓኻን ቤተሰብከ ጉጅለ ዝፈትው ትክክለኛ ሰብ የለን ንህዝብትግራ እልካ በገዛ ፍቃድካ ውረድ ትግረዋይ ጥራሕ አይኮነን ዝፀለኦም ካብ ትግራይ ውጭ ዝኾነ ማሕበረ ሰብ እውን እዮ አረ በይዛኻ ደብረ ዕክሊል ኽውል በለ ሉ አደመ ጉጅለ፣

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 Місяць тому

    ደብረጽንተት

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 Місяць тому

    ንስኺ ከማን ካብዛ ምድሪ ክትባረሪ ኢኺ እዚ ተመሐላልፍዮ ዘለኺ ሸሶት ተዘይገዲፍኪ

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738 Місяць тому +1

    ህዝቢ አይተደናግሩ! ናይ ደብረጽዮን ክፍል ሕወሓት አንዳበልኩም ግለጽዎ:: ምክንያቱ ሕወሓት አብ ክልተ እዩ ተኸፊሉ.

  • @MahdereEwket-ww4kb
    @MahdereEwket-ww4kb Місяць тому

    በጃኺ ዜና እናደገምኪ ኣይትንብቢዮ።ተብተብ ኣይትበሊ።

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 Місяць тому

    ግዕዝይና ኢሎም ሕዋሑት፡ መገረምቲ!

  • @simongs21
    @simongs21 Місяць тому

    Debre tsintet