ኣወዳት ዘይርድእዎ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣተሓሳስባ ERI ONE INSPIRE

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r Годину тому +1

    ❤❤❤ God bless you and your family thanks

  • @Senedgebre-b6i
    @Senedgebre-b6i 20 годин тому +1

    የቐንየልና ክብርቲ ሓፍቲ ጽቡቕን ጠቓምን ሓበሬታ'ዩ ኣጆኺ በርዒ

  • @kuduskiflay-fd9nn
    @kuduskiflay-fd9nn 23 години тому

    Thank very much Heaven btaemi'ye zednqeki bahaqi nskn teneqefti sle zkonkn bzuh knkn yedlyekn kabana

  • @kebatsmehari7983
    @kebatsmehari7983 День тому

    I loved your teaching
    method video ❤

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 22 години тому

    It’s very interesting ♥️well done

  • @MozaikTube.
    @MozaikTube. 10 годин тому

    ❤❤❤❤❤

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 17 годин тому +1

    ደቂ ኣንስትዮ ነገራት ዝያዳ ዝተሓላለኹ ይገብራ። ገለ ፍቕሪ እንተ ኣርኢኻያ ንሳ ድማ ዘይምግዳስ እያ እተርእየካ። ሸለል እንተ ኢልካያ ድማ ዝያዳ ትግደስ። ደቂ ኣንስትዮ ዝያዳ ኣብ ቀዳምነታተን ዘተኮራ እየን። ደቂ ኣንስትዮ ግን ኣብ ሰብኡተን ዝያዳ ትኹረት ክገብራ ይግባእ። ሰብኡት ድማ ኣብ ኣንስቶም ዝያዳ መ ተኩሩ ነይሮም። ዝምድና ማለት ድሌታት ነንሕድሕድካ ምርዳእ’ዩ።

  • @abrahalealif9370
    @abrahalealif9370 23 години тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v День тому

    ንገርና ድአ ናይዚኤን ግኑያት

  • @ገሬ-ቐ2ቀ
    @ገሬ-ቐ2ቀ 3 години тому

    ደቂ ኣንስትዮ ባህርያተን ብዓሚ ስግንጢር ኢዩ ካብ ኣብ ዘኽብረን ወዲ ኢየን ኣሽካዕላል ዝጻወታ ን

  • @John-p8y2v
    @John-p8y2v День тому

    Belah eiky kndey Ametky mqrty?

  • @Eri-malet
    @Eri-malet 2 години тому

    ጓል ኣንስተይቲ ንኽትርድኣ እቲ ንሳ ትሓስቦን ትደልዮን ብቃል ምስ ተድምጾዩ ሽዑ ወዲ ተባዕታይ ክርድኣ'ዩ።

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 2 години тому

    ንፍዒቲ አጅኪ

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 15 годин тому

    N'su SLe ZKoNe Eyu EmBe'A'r Ms' Z'D'ku'A'N Z'Ke'Da.

  • @Erichane
    @Erichane 11 годин тому

    😂 ኣደማምጻኪ ግን ኖት ናቹራል, Be ur self.