ሰበር 🚨 "ጌታቸው ቢቢልዮናት ሕቡእ ጉጅለ ኣጣይሹ"/ርክብ ህወሓት ምስ ኣብይ መልሲ/2ተ ኣማራፂታት ፃድቃን/ምምላስ ተመዛበልቲ 27 November 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 52

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 13 годин тому +3

    ህወሓት-ብህዝባዊ ዓመፅ ክውገድ ኣለዎ!

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 8 годин тому +1

    ሀገር ናይዞም ክልተ ሰረቕቲ ጉጅለታት ዝብልዎ ሪፖርት ምግባር ትርጉም የብሉን ንስካ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ናትካ ሓሳብ ኣምጽእ ከም በዓል ርእዮት ሚድያ

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 18 годин тому +2

    ትግራይ ብዝግባኣ መጠን ምርሕዋ። ካባኹም ዝኸፍአ እምበር ዝሐሸ ኣይመፀን። ትግራይ ተወሪራ ኣላ፡ትግራይ ጨርሽና ክንስእና ኢና።ብውሽጣዊ ኣ ኣጀንዳ ዕንክሊል ፡ ዕንክሊል ትብሉ ኣለኹም

  • @haileelectronics
    @haileelectronics 12 годин тому +2

    ህዝቢ ትግራይ ንለውጢ ንምምፃእ ክንእድም አለና

  • @sancho12345
    @sancho12345 12 годин тому +1

    ብሱሩሲ እዞምናይ50 ዓመት ናይአፈናን ስርቅን ቅትለትን ልምዲ ዘለዎም ማህበር ልምዓት ጉጅለ እና ጉጅለ አደመ ካብ ስልጣን ክጠፍኡ አለዎም ተዘይኾይኑ ትግራይ ሠላም ክትረክብ አይትኽእልን

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 19 годин тому +2

    ይርዳእኹም ተባሂሎም🤔
    ከም ህወሓት ዝሞተን ዝሓሰረን ፓርቲ ኣይራእኹን 😢😢

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 19 годин тому +2

    ጌታቸው ደቂሱ ስለዘሎ ኢኹም ብመራሕቲ ሃይማኖት፣ ብዓበይቲ ዓዲ፣ ብሙሁራትን ማሕበራዊ ውዳበታት ንዕርቂ ተለሚንኩም እንተቅብፁ፤ ክቅፋድደኩም እዩ ዝግባእ ነይሩ። ኣማኒኤል::

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 5 годин тому

    ሰካራም መዕቆሪ ዘይብሉ ተፋኢ ጎሓፍ ወሪድዋ ትግራይ

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 6 годин тому

    Zereba. Yibezih alo

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 6 годин тому

    General ziisemaka yelen

  • @tefsalem
    @tefsalem 19 годин тому +2

    ካባኩም ልላእሊ ጉሒላ ?

  • @Tigrai24
    @Tigrai24 19 годин тому

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bsabsa6996
    @bsabsa6996 19 годин тому +1

    I hope he does immediately, this is what I recommended. Leba Amanuel and Getachew Assefa and you are banda wardiya Diqalu.

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 11 годин тому

    Ademe Endabelika hah Elika titerif Ember feshilika Eyou.

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w 12 годин тому

    ናይ ፅግዕተኛ ኣማኑኤል መግለፂ ናይ ጭንቂ መግለፂ እዩ።

  • @nathangurja7323
    @nathangurja7323 9 годин тому +1

    አየ እነ ደብረ ዕንክልል
    እተን ቅርሽ ድየን ስእንኩመን

  • @teweldeweldegebrial8516
    @teweldeweldegebrial8516 12 годин тому

    እሺ እቲ ናይ TPLF መገዲ ይወገድ ግን እኒ ጄ/ኔ ፃድቃን ክሰርሕዋ ዝተደለየት ትግራይ ብግልፂ ዘየአንፍቱ ? ካብኡ ህዝቢ ትግራይ ዝሓሾ ክመርፅ

  • @ShimelsAsfaw
    @ShimelsAsfaw 14 годин тому +1

    ይኣኽለና ብኽያት ልምዐት ጉጅለ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 12 годин тому

    #StopFascistTsadkan.

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 18 годин тому

    ጻድቃን ከመደም፡ዝሳኣና ዕድል ፡ ሕጂ ተረኺባ እንተላ ብምባል ከምቁርዲድ ለጊቡ ቆንጢጡ ሕዙ ኣይለቅቕን ኢሉ ኣሎ።

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 18 годин тому

    ናይ ጌታቸው አባሀህላ ናይ ትግራይ ዘይኮነስ ናይ ፌደራል ፕሬዘዳንት እየ እዩ ዝብል ዘሎ

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 11 годин тому

    Tsadikan Ewe diliyetika Tigiray Enini kitibil Eyou

  • @ShimelsAsfaw
    @ShimelsAsfaw 14 годин тому

    መፀ ኻኣ ታብ ኣበይ እዩ 🎉😂😅

  • @Desalegnmeresa-g4u
    @Desalegnmeresa-g4u 6 годин тому

    ዓወፅወፅ የለን ኣማኑኤል እቲ ዘሓዝኽምዎ የኣኽለኩም ፅገቡ እምበ ? ኣየኣኽለኩምን ?

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 6 годин тому

    Tesmamiekum sirqo aytetobuna lelabu

  • @kirosasefaasefa9242
    @kirosasefaasefa9242 10 годин тому

    ጀነራል መርገም ደጋጊሙ ዝብላ ቃል ናፍቲ ናይቀደም ምምላስ አይከአልን እትብል እቲስምምዕ ሰላም ግዝአት ትግራይን ተመዛባላይን ናብ ናይቀደም ዝነበሮ ንኽምለስ እዩ ዝብል መርገም ግን ብሽፉን ዘለማምደና ዘሎ ቃል ናብ ናይ ቀደም ምምላስ አይከአልን ዝብል አይናይጥዕናን ትርጉም ዘለዋ ኾይና እያ ትስመዓኒ

  • @Weldeslasienegashgesese
    @Weldeslasienegashgesese 19 годин тому

    እተን ናይ ክልል ገንዘብ ስለዝሰአንኹም ምፅላም ጀመርኹም

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 11 годин тому +2

    አጀንዳ ጀ/ል ጻድቃን መሬት ትግራይ ነከይምለስ ቀንዲ ውዲት እዩ።

  • @AbrehaTeka-x3m
    @AbrehaTeka-x3m 19 годин тому

    ጊሒላታት ካባኩም ንላዕሊ ጉሒላ የለን

  • @BirhanuHadgu-h1x
    @BirhanuHadgu-h1x 13 годин тому

    መጭበርበርቲ በቃ ንሕና ኢና ጥራሕ ስልጣን ዝግበበአና ኢልኹም ኡይ አይትበሉ ዘበላሸኽምዋ ይአኽለኩሞ።ንስኻቱም ተቲጥዕዪ አብዚ አይምበፃሕናን ሕፈሩ ።ዝተቆራመመት ዓዲን ፈቆድኡ ህዝቢ በቲንኻ ጉባኤ አካይደዶ ገለዶ ይብለው ይጉዋአዬም ዋ ። እስቲ ካብዚፀገምዚ ከመይ እልና ነውፀኣዬ ኢልኹም ሕሰቡ ል ሓደ ጌታቸው ክትብሉ ፈቆድኡ አወራ አይተልዕሉ ።ብስሩ ግን እቶም ጀነራላት ናቶም ጀጋኑ ስውአትን ቁስላትን ባህጎምን ባህጊ ህዝቦምን አይርድኦምን ድዮ ?

  • @GOITOMGech-d8x
    @GOITOMGech-d8x 3 години тому

    ሓሳዊ

  • @KidaneCherqos
    @KidaneCherqos 12 годин тому

    እንታዳርጋግ እርጊት ናይቅደም ትብሎስርዓት ባዕልኻ ዝምፃእኻዮ መድብእዯ ዙውርብል ናይቅድምስርዓት እውን ብስዋእት ደቅትግራይ ዝመፅ እይ ክምደቅኻ እምርካ ዝሕብእ እይኮንን እምፅእ

  • @AbrhamDesta-fh6fi
    @AbrhamDesta-fh6fi 6 годин тому

    ሐሳዊ ፈራሕ

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 19 годин тому

    If it’s true shame on all of them. Both TPLFERS leaders are the cancer of people of Tigray. Tigray deserves better than begging Power from Abiy.

  • @gebrehiwothailu5925
    @gebrehiwothailu5925 19 годин тому +1

    አይቶ ጌታቸዉ ረዳ!!! እዚ እንታይ ዓይነት ቃል ስዋኣትና ኽሕደት እዩ። እቲ ዘሓዝኻዪ ስልጣን ብደምን ህይወትን ጀጋኑና ዝተረኸበ እምበር ብአብይ አህመድ ዝተወሃወካ እዩ።ህወሓት መሪፁ ተዘይዉክለካ አብይ መዚዙ ክሾመካ ስልጣን አይብሉን።ንሱ ንከይኸዉን ድማ እዩ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኹሉ መሰዋእትነት ዝኸፈሎ።ታሪኽካ አይተባላሽዉ።ትግራዋይ ትግራዋይ ሽተት ባንዳነት አብዘብፀሐካ የብሉን።

    • @rational4153
      @rational4153 8 годин тому

      አይቶ ጌታቸዉ ረዳ!!! እቲ ዘሓዝኻዪ ስልጣን ብደምን ህይወትን ጀጋኑና ዝተረኸበ እምበር ብአብይ አህመድ ዝተወሃወካ አይኮነን ።ንሱ ንከይኸዉን ድማ እዩ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኹሉ መሰዋእትነት ዝኸፈሎ።ታሪኽካ አይተባላሽዉ።This advice is enough no need to add insult as it does not define his character.

  • @s0lovon
    @s0lovon 13 годин тому

    Getachew is dreaming while he’s drunk and sleeping with the davil Abiy Ali Amed . He forgotyou forgot the people.Tigray house occupied by enemy .

  • @s0lovon
    @s0lovon 13 годин тому

    This media also another propaganda bilgna party

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ 11 годин тому

    ሰረቕቲ ወርቂ ስርቆም ስለተቓለሐ ከምልማዶም ይሕስዉ ኣለው ሓሳዳት ሓሰውቲ

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush9726 7 годин тому

    ረፋድ ረፋድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝማላለስ ዝውዕልማ ሰካራሙ ጌታቸው ረዳ እዩ ዓጀውጀው ኣይበል