So what kind of excuses are you going to Eritrean mothers whose daughters and San's become the fertilizer of tigryan soil holding Ethiopian flag abusered
Heroes???? Who this chicken what did they accomplish? Can you list them one by one what they did besides loosing ONE MILLION YOUNG KIDS FUTURE OF TIGRAY awhile their kids In DIASPORA.
Tigray government proud of you because you are highly educated,highly skilled highly qualified highly professional highly all the know how much brilliant people tigray you are so tigray all proud of you keep it up the good job free tigray independent soon God will
General Tsadkan and General Migbey I hope that you'll continue to create people like you, you two are very brilliant General's and I hope that you'll live a long life.🐅🐅💪💪💪❤❤❤❤
ክብሪ ንዞም ጀጋኑ እህዋትና እንኳን ነዚ መድሩኽ እዙይ ኡብቀእኩም አብፅሕና ተመስገን
ወ/ ሮ መብራት አርአያ አ/ አ እየ ዘለኩ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዬ እቲ መድረኽ እቶም ጀጋኑ መራሕትና እቶም ብክሪ መስዋእት ዝሐሊፎም ክብርን ሞጎስን እና ልክ ምስቲ ክቡር ሕዝብን ተጋደልቲ ደቅና መጨረሳና ይግበረልና እናበልኩ ይቅርታ ዘረባ ክየብዛህና ንቀጻሊ ካባይ ጀምሮ ስራህና በብዘለና እቶት ንሐደ ትግራዋይ ሐደ ትግራዋይ ምሕጋዝ ምሕዋይ
ምግበይ ምግቢ ህዝቢ ትግራይ ዕልልልልልልልል እንኳዕ ብስላም መፃእካ💘💘💘💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍
ህዝቢ ትግራ ዎያነ ንነብሶም ከድሕኑ ደቅኻ አጥፊኦም. 1.5 ሚሊዮን ትግራዎት ሞይቶም። ዘይተቀብሩ አለዉና ኢሉ ባዕሉ ምግበ።
So what kind of excuses are you going to Eritrean mothers whose daughters and San's become the fertilizer of tigryan soil holding Ethiopian flag abusered
Tigrians become martyrs defending there parents and land what kind of death do you call Eritreans died on Tigray land to save Ethiopia sick
Gerimni Entay eba gerom Menseyat Atfiom Hademti Hasewti
@@aradomweday9922 እንታይ እዴኻ እእትዩኻ ዕሱብ ደብራያ ሐሳዌ ትግራዋይ ኸማኻ ዝነቀዘ ርእስ የብሉን ንህዝብ ትግራይ ክታባእስ እተኻይኑ እይትደኸም ፎሽካል ሐስዌ ስራቅ እራዌት
ጆጋኑና ንዓኹም ዝግልጺ ቃላት ይሓጸርነ so ዕድመን ጥዕናን ይሓቡኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሙሉእ ሰላም የውርደልና እግ ዝብሄር ኣመላኽ አሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👌👌👌👌❤️❤️❤️
Amen Amen Amen
Naom zkewun shm rekibnalka Hademti kab shabya belom
ኣቲ ዋዛ አንዶ ግደፊ ሃደምቲ ክትብሊ ዲኪ ሻዕብያ ኣብ ሰርኦም ኣሸነዎም ኣሎ ሕጂ ክክክክልል
ሰላም እንዳተባህለ ሓፍ ሓፍ ዝብሉ: ምስተደሰቑ ምስተጸፍዑ ድማ ትም ዝብሉ
ወኻሩ ዜሮ ጀነራላት በሃልቲ ተጋሩ : ጅጋኑ ክበሃሉስ ላግጺ እዩ
Aye ekubat generalat gewanu tegaru kkkkkkkkk mistedekerkin selam ahbay
ትግራዎት ብሓቂ ሰብ ስረ ኢኩም ፡ ካባኩም ንላዕሊ ሓው የብለይን ፡ ንበሩ ፡ ንሕና ክነብር
Nezi Hadami aeb kinat fesawi Megbay and aedey tsadqan gena aebraskum aina zelona Shabya jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰብ ስረ ኢልካ? መን ድዩ ደኣ ስሪኡ ጥራሕ ዘይኮነ ዕጥቁ ዝፈትሐ? መሕፈሪ ኢኻ። የግዳስ ብስም ኤርትራዊ ትጽሕፍ ዘለኻ ትግራዋይ ደኣ ትኸውን እምበር
ንፉዓት ኢኹም፡ ሕዝብኽምን ሃገርኩምን ብሰላም ክትሃንጹ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Kkkkkkkk entay jegnenet alewom yenema hager fekerti tegraway kefeker shaebiya kedeker america ketegerger eko terebaribkum megrgerti
እንኳዕ ኣብ ገዛኹም ተኣኪብኩም ኢህን ሚህን ንምባል ኣብጸሓኩም ጀጋኑና ብሌን ኣይኒ ትግራይ ሙሉ ሰላም ይግበረልና የቐንየልና TMH😍
ጀጋኑ ወለድና ከሉኹም ምስ ተረከብቲ ሕድሪ ጀጋኑ ደቅኹም ስለ ዝረኣኹኹም ደስ ኢልኒ ፈጣሪ ዕ ድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ጀጋኑ ??? ህዝቢ ትግራ ዎያነ ንነብሶም ከድሕኑ ደቅኻ አጥፊኦም. 1.5 ሚሊዮን ትግራዎት ሞይቶም። ዘይተቀብሩ አለዉና ኢሉ ባዕሉ ምግበ።
@@aradomweday9922 ሐሳዊ ታይ ኢሎም ነብሶ ከሕውዩ ምስ ፒፒ ከምቅጫ ተገልቢጦም ምነበሩ ግን ህዝብና ንከጥፉዑ ዝመጹ በረኻ ተንከራቲቶም ተቃሊሶም አቃሊሶም አብዚ በጺሕና ። ነኽብሮም አያታትና።
Heroes???? Who this chicken what did they accomplish? Can you list them one by one what they did besides loosing ONE MILLION YOUNG KIDS FUTURE OF TIGRAY awhile their kids In DIASPORA.
ትግራይ ንቅድሚት
ኽብሪ አካሎም ምእንታና ዝሰአኑ ጀጋኑና ክብሪ ኩሉ ንአኹም 💕💪🏾
መግበይ ትግራይ❤❤❤💊💊💊🙏🙏
Megibey
ክብሪ ናዓኹም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 💛❤️💛❤️💛❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ጀጋኑ አህዋተይ እግዚአብሔር ይመስገን ክብሪ ኩሉ ትግራዊያን ንጀጋኑና TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy edemn tinana yhabkum amlak TDF viva viva.
ናይ በሐቂ ውሉድና አዶንቂርካ ምግዛዕ ሕልሞም ነይሩ ግን ትግራዋይ ነቂሑ ፀኒሑ አማን በአማ ቃልኪዳ ትግራውነት ንዐለም አዛሪቡ 😭ብጣዐሚ ሕቡናት ኢና ብአኹም። ❤💛❤️
ከምኡ ናበልካ ንነብስኻ ምጽንዕናዕ ይሕይሽ
መድረኽ ስሙዑና ዶ መድረኽ ዘተ፡ ኣይ ሽፍታ ከተማ ምእታው ክዳን ንምቕያር እምበር ሓንጎሉ ኣይቕየርን፡፡
ብጣዕሚ ኣድንቀዮ እዚ ነዚ መደብ ዘካይድ ዘሎ ወዲ ቀፅልሉ ❤️❤️💛💛
eritreaw eyu motheru eritreait eya, ayiaminon eye lib nibel tegarwani
Zedalewetu +++hara
@@haye5696 ateredeani
እንታይ ድኣ ክገብር ኢልክዮ? ተጋሩ ድራማ እዮም ዝፈትው ኢሉ ተዋስኦ ምስ ድራማ ክገብር እምበር:: ኣነ'ውን ቀጽለሉ ኢለዮ ኣለኹ:: ትግራዋይ ጉዳም ድራመኛ 😝😆
አጀና፣ጀጋን፣አሂዋተይ
ገልዳማት፡ ሕጂ ትርጉም ሰላም ተረዲኡኩም !!!
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💊💊💊💊🙏🙏🙏ብመጀመርያ ነዚ መድረኽ ዘዳለኹም ክብሪ ይግበአኩም❤❤💊💊💊💊🙏🙏🙏ጀጋኑና በርትዑ❤❤❤💊💊💊💊🙏🙏🙏
ደንቆሮ ዓጋመ ናይ ሰውኣትካ ኣጽዋር ኣረኪብካ 80/ሚኢታውት መሬትካ ኣረኪብካስ ክብሪ ንስውኣትን ትብል ከመይ ዓይነት ሬሳ ሕብረተሰብ ኢኩም በዓል ጻድቅን ሸያኒ ነመቀለ ጥራይ ሒዞም ለለይ ክብሉ ዘሕፍር እዩ ወዮ ደኣ ዓጋመ መሕፈሪ የብልኩምን እምበር
ኣየ ተጋሩ ዕላማ ዘይብሉ ኩናት ባዕሎም ከፊቶም ብለይቲ ዓዲ ሰላም ኣሎ ኣብ ዓድና ኢና ኢሎም ልቦም ኣውዲቆም ዝደቀሱ ናይ ሰሜን እዚ ሰራዊትን መካናይዝድን ኣጥቂዕኩሞም ቅድሚ እዚ ምምጽኡ ብኽብረት ብዓበይቲ ዓዲን ጳጳሳትን መሻይኽን ኣብ ክልልኩም መጽዮም ኣብ ብርኩኹም ተደፊኦም ኩናት ጽቡቅ ኣይኮነን ግደፉ ኢሎም ለሚኖምኹም
ብጽጋብኩም ከኣ ኩናት ባህላዊ ጨወተና ኢዩ ኢልኩም ድማ እንሆ እዚ ኩሉ ካብ 1,000,000መንእሰይ ኣጥፊእኩም መወዳእታ ኣብ መቐለ ምስ ተኸበብኩም ሰላም ኢና ንደሊ ፈደራል መንግስቲ ዝደለዮን ዝበሎን ከነማልእ ኢና ኢሎም ብመንገዲ ከደምቶም ኣቢሎም ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮብን ከይዶም ከይፈተወ በኣፍንጫኦም ፈሪሞም መጽዪም።ሕጂ ዝብል ዘለኹ ህዝቢ ትግራይ እስኪ ካብ ስምዒት ወጺኹም ብልብኹም ሕሰቡ ሱቅ ኢልኩም ጀጋኑና ጀጋኑና ኣይትበሉ ኣበይ ኢዮም ጅግንነት ሰሪሖም ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ቆልዓ ከተማ ከም ድፋዕ ተጠቂምካ ተሓቢእካ ጸኒሕካስ እዚ ኢዩ ጀጋኑ ዘብሎም ዘሎ፡እዋይ ውርደት ፎእእእእእእ
ሻዕቢያ ናይ ግዜ ጉደይ እንበር ዋጋ ክከፍል እዩ
@@luwamluwam3868 ፍቱሕ ስረ። ፈኸራ ጥራሕ
ከም ኤርትራዊ ሀሳስ ይርከብ ዶ?? አንታ አብባርነት ዘለኻ ህዝቢ ኢኻ ንቃህ!! ዋእ! ጉድ ረኪብና!
ክብርን ምጎስን ንሰማዕታት ትግራይ💔
ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑ አያታትና
ክብሪ ንጀጋኑና ሰራዊት ትግራይ
ክብሪ ንቲ ጀግና ፁኑዕ ህዝብና
ሙሉእ ሰላም ይግበረልና አምላክ
Kbri msgana for what for loosing ONE MILLION YOUNG INNOCENT KIDS , while their kids in diaspora having and having all the luxury lifestyles.
እወ ክነብር ገና ።ከመይ ከም እንነብር ድማ ክነርእዮም ኢና ገና።አጆና አጆና ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ጅግና:ጀነራላት:አየታትና:እድሜን:ጥእና:ያሀብኩም።
ፃባስተዩ አቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ 🙏❤️💛
ወያነ ይፍክር ሻዕብያ ይድክር ጻዕዳ ቁማል የዕገርግር
ተጋርዋይ ደቂ ታ ሓላል መሬት ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ደቂ ረመይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ✅💗😘❤️🙏💞💘
Kibrin mogesin li nebar tegadelti
hiluf 2-3 ametat wishti li hizbikum, li adikum, li hadinetkum elkun tewedibkum bereka wesikum bi Alem legerim tarik, jegninet leberketkum bi akum nihiben kibri ,edme ,tiena temeniyelkum nekbirekum nifetwekum ena Tigrayna tiewet Tigray tiser Tigray zelealem nebarit eya 👍💪💪💪👍💪💪❤️💜💛💕
ኣያናን ሓዉናን ጀነራል ምግበይ ሃይለ ኣብዚ ኩነታትዚ ተደሪኽካ መጌለፂ ብምሃብካ ንብዙሕ ዲያስፖራ ሞራል ኮይንካዮ ኢኻ እና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣጆኹም መራሕትና ምሳኻትኩም ኢና ድማ ንህዝቢ ትግራይን ዲያስፖራን ዓይኒ ብሌን ጀጋኑ ኢኹም።
እግዚኣብሄር ምስ ትግራይ ዩ ትግራይ ትስዕር🙏⛱️🏖️
ብጣዕሚ ጽብቅ መድብ እዩ ከምኡ ግይርኩም ህዝብኹም ኣድሕኑ ሓድነት ግብሩ ትግራይ ክትድሕን:: አተን ካልኦት ውድብ ዘለው እውን ሓውስኹም 2ይ መደብ ንጽበ ዘተ ምስ ኩሉ ❤️💛❤️💛🥰🙏🏼
ጎበዝ "ህዝብና ነድሕን ንካልኦት ውድባት ዘሳተፈ meeting ምግባር እዩ ስልጣነ ን ንቅሓትን።
*ክቡር ሓው ወይ ሓብቲ ምስ ዓቢ ኣክብሮት ፡ንመንነትና ኢና ተጋዲልና ዝብል ሓሳብ እንታይ ማለት እዩ፧ትግራዎት ኣይኮንኩምን ወይ ኢትዮጵያውያን ኣይኮንኩምን ዝብል ጸገም ኔሩ ድዩ፧ህዝቢ ኤርትራ ከም ትግራዎትን ኢትዮጲያውያንን እዩ ዝፈልጠኩም፡ህዝቢ ኢትዮጵያ ውን ተጋሩን ኢትዮጵያውያንን እዩ ዝብል ንሰምዕ፡ እቲ ጸገም ኣብ ምንታይ ኔሩ ትብል ንኣፍልጦ እየ ደልየ ሓሳብካ ኣብ ኮመንት ምሳይ ዝሳማማዕ ኮይኑ ስለ ዝረኣክዎ ምስ ዓቢ ይቅሬታ።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ጀጋኑ አያታትና ዕድመን ጥዕናን የሃብክም ፈጣሪ🥰❤️💛🙏
ክብር ሞጎስን ንወለድናን ንተቀበልት ሕድር ጀጋናኑና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ዘላአለማዉ ክብርን ምጎስን ንሕና ክናብር ህይወቶም ዝከፈሉሉና ጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን ሰላምን ራህዋን ንህዝብና ዝወረደ መከራን ግፍዕን ያአክለኩም ይበለና ትግራይ ንዘላአለም ትንበር አሜን💊💊💊💊 😍😍❤❤
ዕድመኹም የንዋሕዮ ጀጋኑ ኣያታትና❤❤❤
ፈቲኽን ዶ ንጉስ ትምርቓ ትብል ምስላስ ደስ ክትብለኒ
💪💪💪💪💪💪ጀግኑ አያታትና ሕብረትኩም ሃልው እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤
😄😄😄
👍👍👍👍👍👍 አሰይ ተጋሩ ብድሕሪ ክንደይ ሽግርን መዓትን ፀበባን ወጺኹም እሞ ኸኣ ገና ትግራይ አብ ቀራና አብዘላትሉ ግዜ ከምዚ ኢልኩም ምቕራብኩም ማራ ተሓጊሰ I so happy to see my tigrina spoken bro & sisters ትግራይ ትዕወት
What great heeling event. Thanks TMH.
You are right disarmament in a million years was not in the plan. Shawuya gerato
There is hope in Tigray
ኽብርን መጎስን ነጀጋኑና ንስዉኣትናን ሓድነትና ነስጥም ህላወና ብቅልፅምና ። ♥️💛♥️💛
💛♥ሰላም ንዓኪ ዓደይ ትግረይ
ምግበይ ጅግና ወዲ ህዝቢ✊❤️
ለባም ህዝቢ ለባም መሪሕነት የፍሪ ትሕተኛ ህዝቢ ትሕተኛ መሪሕነት የፍሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ቡዙሕ ቐኒአ ጽቡቕ ቕንኢ
ክብርን ሞጎስን ንሰማዕታትና ። እቶም ውጒኣት አሕዋትና ከም ስድራና ናይ ምሕብሓብ ግዴታ አለና።
እንኮአ ብሰላም መፆአኩሙ ምሱ ረአኩኩሙ ደሰሰሰሰሰ እሀኒ ተምሰገን ክብርን ምጎሱን ንሰማአታትና 😭😥💊💊💊💊
ምግበይ ምግብ ትግራይና❤💛💪💪💪
ምግበይ ናይ ልበይ ,ተባዕታይ ዝኮነ ሰብኣይ ባዓል መሪር ሓሞት❤☝🏿🫵🏿🫵🏿
ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ሰላም ይግበረልኩም:: ኣምላኽ ንኹሉ ሰላም ደላዪ ሰላም ይግበረልና::
Tigray government proud of you because you are highly educated,highly skilled highly qualified highly professional highly all the know how much brilliant people tigray you are so tigray all proud of you keep it up the good job free tigray independent soon God will
ኽብርን ሞጎስን ንስዋኣት ጀጋኑና🙏እኮዕ ሰላም መፀኹምና🙏❤️💛🐅🐅💪💪
Jeganu tegaru🥰🥰ገና ክንበዝሕ ኢና🔥
General Tsadkan and General Migbey I hope that you'll continue to create people like you, you two are very brilliant General's and I hope that you'll live a long life.🐅🐅💪💪💪❤❤❤❤
Those two general of yours are paralyzed and disable for good 👍 no more functioning idiots
ምግበይ ምግቢ ዓለም ትግራይይይይይ👊👌😘😘😘😘😘
እድመን ጥዕናን ጅግና ህዝቢ ትግራይ ን ጀግኑ መራህቲ ትግራይ ን የሃብኩም ትግራይ ትስዕር ንዕወት ኢና ኣጀኩም ኣጀና
እግዛብሄር ይመስገን ካማኽቶም ዘእምስለ ጀጋኑን ልባምት እያታት ዘሃበና እምላኽ ክብሩ ምስጋና ይብፃሑ ስማእታትና እብ እፀደ ገነት ያንብረልና
ክብርን ሞጎስን ነታ ዘይትትካእ ሂወቶም ንስለ ህዝቦምን መሬቶምን ዝከፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና 💔✊💊🙏ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ ተጋደልትናን ኣያታትናን ነቲ ፀዋር ህዝብና ፅቡቅ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤✊💊🙏
ጀጋኑ አያታትና ጀጋኑ አሕዋትና ክብሪ ናዓኩም
ምግበይ መአረይ💪💪💪❤😘
Tegadeltna Thank you God bless you 🙏❤🙌♥😘💖🙏
ምግበ ትግራይ ሓላለ ጅግና❤❤💊💊💪💪🙏🙏
ጅግና ???? ህዝቢ ትግራ ዎያነ ንነብሶም ከድሕኑ ደቅኻ አጥፊኦም. 1.5 ሚሊዮን ትግራዎት ሞይቶም። ዘይተቀብሩ አለዉና ኢሉ ባዕሉ ምግበ።
@@aradomweday9922 eritrawian menseyat ke demom dem kelbi mesakin ab zeimlketom ab gobotat tigray wedikom terifom kabzi yimharena slezi natka gber
@@alganeshtekie2859 ዝምልከቶ እዩ ባድመ አብኢዱ መንደላይ ስርኡ አርእዩ
Kindey tegaru eyom xifom zilawu
ምግቢ ትግራይ ❤ I am so happy to see you ❤
ኲናት ባህላዊ ጸወታና እዩ እንዳ በልኩም ዕሸላት ደቂ ህዝቢ ኣጽኒትኩሞም። ሕጅ ውን ልቢ ግበሩ ።
መን ከም ተጋሩ ! ዝሰራሕኩሞ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ክንበብ ዩ።❤💛❤
Entay gerom Menseyat Eba Atfikum Hasewti Akk Hiji kea Trayu alekum🤔🙄🙄
እወ ደናቁር መንእሰያት አጥፊኦም በዓል ምግበ ጀጋኑ ትብሉ ? 1.5 ሚልዮን ተጋሩ ሞይቶም፡ አቢይ አምበርኪኽኩም ፡ መን ከማና ትብል ? እወ ደናቁር 😂🤐🤑😭🤧🤨🤑😂 ታሪኽ ዕጥቁ ዝፈተሐ ። ሻዕብያ አርሐ ደምበ። ሐመድ አልሒሱክን። ⚰️⚰️⚰️ TDF
እዋይ እዞም ዘይሓፍሩ እንታይ ኣምጺኹም ብጀካ ጥፍኣትን ሞትን
@@aradomweday9922 ፣ እወ ሓቅኻ ህግደፍ ኣርሓ ደንበ ፣ እንስሳ ጥራይ እዩ ኣብ ደንበ ዝነብር። ህግደፍ ከ ስጋብ ሚልዮን ቆጺርኩም ትኽእሉ ድኹም ? ምሳኻ ሓዊስካ ብዛዕባ ልዕሊ 2 ሚልዮን ኣብ ስደት ዘሎ ሓዉኻ ተዛረብ። ሙኻን ንዓኹም ስደት ጥዑም እዩ። ካብቲ ተረጋሚ ህግደፍ ኣምሊጡም ስለ ዝወጻኹም፣ ኣብ ስደት ጽቡቕ ኣለኹም።
@@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ ፣ ሰብ ዘጥፍኣ ሲ ህግደፍ ዩ። 2 ሚልዮን ኣብ ስደት ሰፊርኩም። ስደት ዝብርሆም በዓል ንስኹም። ትግራዎት ሲ ባ ሪኢኹሞም ዓሰርተ መንግስቲ ኣላሽ ኣየበልዎን። ❤💛❤✊✊✊
ትግራይ ን ዘልኣለም ::✌️
ጽቡቕ መደብ ቀጽሉሉ ከምዚ ናይ ህዝቢን ሙሁራትን ተጋሩ ዝመያየጥሉ መድረኽ ኣድላይን እዋናውን ዝጠልቦ ግዜ እዩ ።
ትግራይ ብመስዋእቲ ደቃ ናጻን ልእላዊትን ተምሳሌት እስራእየል ኮይና ክንርእያ የብቕዓና።
ጀግና ኣቦና ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ //መፃእኹም// !!!
Fesawi Magbey fekeraka aebey aelo Shabya kem Anchwa aeb May yetika. Shabya malet woymot
Aewet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷✍🏾✍🏾✍🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና ዝበሀል መራሒ ክንደይ ቀቲለ ዘይኮነ ንክንደይ አድሒነ ጸላእቲ ዘውሕድ ፈተውቲ ዘብዙሑ መራሕቲ ምህላውኩም ተጋሩ ዕድለኛታት ኢኩም
ሕቒ ብሕቒ
👌መግበይ✊😘
አጆኹም ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዘለናሉ ፀገም ክንወፅእ ከምዚ እሚን ምሂን ክንበሀሀል .የድሊ ሀድነትና ዋህስና እዩ ንበርትእ ከምዚ አብነት ወሰነ መድረኻት በርቲእና ነብዝህ ሀሳብና ብቅኑህ ልቦና ንመያየጥ!!!
ጀግና ዋዓሩንና በርትዓ ሕዝቢ ትግራይ አብጉንኩም እዩ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ጀጋኑና መን ከማኹም ደቂ ሓራስ ነብሪ።እንካዕ ካባኹም ተፈጠርና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።አብ ካሕሳኹም ድማ የውዕለና።ንሕና ድማ እቲ ኹቡር መስዋእቲ ዘይክፈሎ ብጉልበት ብፍልጠት ብግንዘብ አብ ጎንኹም አለና።
Praoud of you our hero. ❤🧡👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
💛❤💛❤💛❤ዕልልልልልልል my hero ጀ/ል ምግበይ💪💪💪💪💛❤💛❤
ጅግና ???? 😂😂😂 ህዝቢ ትግራ ዎያነ ንነብሶም ከድሕኑ ደቅኻ አጥፊኦም. 1.5 ሚሊዮን ትግራዎት ሞይቶም። ዘይተቀብሩ አለዉና ኢሉ ባዕሉ ምግበ።
@@aradomweday9922 ቺድ ቆንዳፍ አይምልከተካን ኪድ ናይባልኻ አራዊት ቁፀር🤮 ዓንጋር
ትክክል መሲ❤
ናብሓቂ ጽቡቅ ናይ ሰላም መድረኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዛብሄር ሙሉእ ብርሃን ይግበረልና ኣያታትና እዙኩሉ ከርተትን መከራን ሓሊፍኩም ንደቅኩም ጅግንነት ኣውሪስኩም ነዚ ዘብቀዐኩም ምስጋና ንልኡል ፈጣሪ ይኩን ኣሜን ገፅኩም ከምኡ ኢሉ የብርሃዮ ትግራይና ሲዒራ ብኩሉ ኣጆካ ህዝበይ ፈታዊ ሰላም
ሃገረረረረ አናብለ ልብይ ሓረረረረረ ወይ ደቅነይ😭😭😭አዚይ ድዩ ሃልቀሙ
ሰለምንታይ
ክብሪ ይግበኣኩም ጀጋኑና ናይኩም ገሊጽካ ኣይውዳእን ❤️
The best examples of success and foresight.
God Bless Tigray & its people.
ሰላምን ምሕረትን ንህዝብና ንሃገርና የውርደልና ፈጣሪ
Great presentation. Thank you.
አክሱም ፅዮን ትሓልውኩም
ክብርን ምገስን ንሰማእታትና🙏💊🏖️⛱️
Kibrin mogosin n' sematatna.....kkkkk
Kab meas dea 😏😏😏
Thank You so much !!
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑ መረሕቲ ሰራዊት ትግራይ
ሰላም ንሃገረይ ህዝበይን💊
we need more Event like this ti Support Tigrayna.❤💛✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
ዕድምን ጥዕናን ናአኹም ጀጋናኑ
ትግራይ ትስዕር
ጌታቸው አረጋዊ ብጣእሚ ኢና እንፈትወካፅ ጎበዝ ተቃላሳይ ሐቦ ትግራይ ጌች ሐወይ እንኳ ነበርካልና ተመስገን
እህህህ💔 አጆና ዋዕሮ በርትዒ✊ ዳሐን ክኘንሰግሮ እና ንሐርን✊❤💛
ኹቡራት ጀጋኑና ንዓኻትኩ መግልፂ ቃላት ኣበይ ይግነይ እድሜን ጥዕናን ይሓብኩም። ኽብርን ሞገሰን ንስዋትና።
👏❤️💛❤
Loqmax
ክብርን መጎስን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ💖
ውድቀትን ውርደትን ንባንዳታትን ሓዘልቶምን👹🐴👹
Please all tigray United strong together we will building the best tigray independent free soon God bless tigray government and tigray people
TEGARU JEGANU STAY STRONG 💓💓💓🙏🙏🙏✌️✌️✌️✊️
Asey asey💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️🙏🙏🙏🙏
ረቢ ምሉእ ሰላም ይግበሮ በሐቂ ተጸማሚ ህዝቢ ትግራይ ክሐልፍ እዩ አጆኻ
ኣታ ጅግና ህዝቢ ኩሉ መኪትካ አብዚ ምብፃሕካ ክብሪ ይግበአ
ክብሪ ንጉዳኣት ኣካልን
ነቶም ምእንተ ህዝቦም ዝተሰዉኡ ጀጋኑን
አወ ጀግና ሃዉና ጃነራል ፃአድቃን ጃነራል ምግበይ ዘረባኹም አንዲ ህቆ ተጋሩ እዬ እንዃእ ካባኹም ተፈጠርና።
ኸ
ሰብ ክልተ መልሓስ ካብ ሕጂ ሕውየት ካብ ምብል ካብ ምቁሳል ዘትጥንቀቁ ነበርኩም፡ መስኪን መናእሰይ ወዲኩሞ ተሪፍኩም
ኣሕሕሕ ኣታ የዋህ ህዝበይ ናዓካ ዶ መከራ ኪናት፣ሞት ይግበአካ ነይሩ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሐዮ እንካዕ ብሰላም ተረፍኩም ጀጋኑና💊💊💊💘💘💘💪💪💪
Tigraewy kameza eye natene❤💛❤💛❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሐሰዉቲ እቲ ሐቂ ክወጽእ እዩ ስራዊት ኤርትራ ጭዋ ምካኑ መስኪሮም ተጋሩ
እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ያብዛልን ምግበይ እንደ ስምህ ምግብ ነው ስለ ሰላም የመገብከነ እግዚአብሔር አምላክ ከናንተ ጋር ይሁን
👌👌👌🙏🙏🙏🙏
"ውሓጥዮ እንተበልክዋስ ትጎስሞ"
እንዳ ወያነን ህግደፍን ቁማር በድኻታት ምአስዩኾን ዘብቅዕ
Geganu 🔥TIGRAY 🔥 agokum tsebki alkum 🔥 bertu tesmamu 🙏
@@Truth-vc8yy
Get lost
Megbey terewae kinfxeah ena asemera kinatu do ybahal aineberen anta kondaf menesey aitfka tinebr aleka kab shaebya gin kindeyenay keytemlt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷