ERi-TV Drama Series: Jerom - ጅሮም - 2ይ ክፋል (Part 2), April 28, 2018

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 218

  • @debesayteweldebrhan3058
    @debesayteweldebrhan3058 6 років тому +69

    ሓንቲ ንኣምላክ ዝልምኖ ናብዚ ክቡር ባህልን ምንብባርን ዘለዎ ህዝበይ ብሰላም ምምላስ ጥራይ እያ። ኣጆኻ ኣንታ ደራሲ ደኺመ ኣይትበል ጽባሕ ክዝንቶ እዩ ከምቶም ስሞም ኣብ መዝገብ ክብሪ ዘሎ እዚ ትገብሮ ዘለኻ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hopejob9151
    @hopejob9151 6 років тому +10

    Classic movie 👍🏽 ባህልና ጥዑም: የሕዋት ነዚኦም ነተባብዕ; ካብ ዚ ኩሉ ጫው ጫው ገላጊሎምና ክብሪ ይሃቦም 🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍✌🏽

  • @samueltieno2293
    @samueltieno2293 6 років тому +12

    ናይ ብሓቂ አዚ ናይ ሃገረሰብ ፊልሚ ብጣዓሚ አዩ ደስ ዝብል በዚ ናይ ኢሮፓ ከማን ትፋስና ወጺና ኣለና ያ ጀምዓ

  • @ከምቀደመይእየዘለኹከምቀደ

    ኣታ ዞም ዲስላይክ ትገብሩስ ገለ ሕማም ደኣ ከይህልዎኩም ብዝኾነ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና

  • @ዕባይሳሕል
    @ዕባይሳሕል 6 років тому +39

    ክብራት ተኸታተልቲ ድራማ (ጅሮም )ዲቂ ኢረይ ንምታይ ግን ነዛ እዚ ስራሓት ናይ ሀገርና ብልጽ ስራሓት ጥብብ ዝኾነ እናራእናዩ ንምታይ Like ዘይንህቦም ንምትብባዕ ደይንስረሕ ጽብቅ ነገር ክነሪኢ እንከለና መግሊጺ ሓጉስና ደ ኣይኮነን።ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ናትና ምትብባዕ ኣገዳሲ ስለዝኾነ ብላይክን ሽርን ጽብቅ ገርና ክንስርሓሉ ዘለና ናይ መተባበዒ ኣርእስቲ ስለዝኾነ ኣብ ቀጻሊ ክንስርሓሉ ኣለና።ምኽንያቱ ሰነ ጥበብ ስሚዒት ናይ ደቅ ስብ ዝግለጽ ዓውዲ ስለዝኾነ ንዓናም ብሕሊፈ ኤርትራዊያን ዝሕበናን ዘኽርዓናን መግሊጺ መንነትና ስለዝኾነን ነቶም ጊዚኦምን ድኻሞምን ርሓጽምን ሓንጎለም ዘስውኡ ስነ ጥበበኛታት ሀገርና ኩሉ ግዜ ከነታባብዓምን ብላይክ ይኽን ብሸር ሞራል ክንሕቦም ይግባእ።

    • @michealgebremeskel5312
      @michealgebremeskel5312 6 років тому

      obay sahel keyhaferka kea behlenan kebretnan menetnan tebel entay kegbru eyom ete kanka Areb entedlyom ab suodi keydom ysrhwo netom wejabat jahed jebrti kehgusu elom eyom wekaru

    • @ዕባይሳሕል
      @ዕባይሳሕል 6 років тому +1

      Micheal Gebremeskel ኣታሓሳስባኻ ጽበት ርእስኻ ዱንቅርናኻ ጥራይ ኢኻ ገሊጽካ ጥራይ እየ ክብለካ ዝኽእል ።ምኽንያቱ ንሳኻም ኣብ ኮሞንት ሪኢቶኻ ክትጽሕፍ ከለኻ ኢንጊሊዝኛ ፈዲላት ኢኻ ተጠቂምካ ዘለኻ እቲ ኢንጊለዘኛ ፈድለት ናይ ኣቦኻ ዲዩ ወላ ናይ ኣዲኻ ንገርና? ? ?
      መልሲ ንዓኻ ገዲፈዮ ኣለኹ።
      ኣብ ዓለም ዓረብኛን ኢንጊለዘኛን ዓለም ለኻዊ ቃንቃ ምኻኑ ከ ትፍልጥ ዶ? ?
      ሕጅም መልሲ ናባኻ ? ?
      እዚ ናትካ ኣይዶሊጂ ኣብ ትግራይ ጥራይ እዩ ዝስርሕ ስለዚ ብኸብድኻ ምሕሳብ ገዲፍካ ብርእስኻ ሕስብ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እንተኮነካ?
      ትግራዋይ እንድሕር ኮይንካ ክኣ ስነ ሓሳብ ናይ ኣጋዚያን ንስኻ ሕጂ ብኣቦታትካ ብኣያታትካ
      ብካድረታት ወይንቲን ዓጋመን ሕጂ ኢኻ ፈሊጥካዩ።
      እንተ ንሕና ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግን ቅድሚ 16 ዓመታት ስነ ሓስብ ኣጋዚያን ረሳሕ ስነ ሓሳብ ድምጽማጽ ታሪኹን ቀቲልውን ኣብ ጉድጋድ ቀብሪውን ኢና ።ስለዚ ንሳኻ ቅድሚ 16 ዓመታት መይትካ ኢኻ ።ንዝመተ ስብ ክኣ ትበኽየሉን ትሓዝነሉን ጥራይ እምበር ክትዛረቦ ኣይትኽእልን።እዚ ክኣ ብህሪያዊ እዩ ።ካብ መቃብረይ ከውጽእ ትብል እንተኮንካ ክኣ ምስ ጉዳይ ተፍጥሮ ትባኣስ ኣለኻ ማለት እዩ።

    • @michealgebremeskel5312
      @michealgebremeskel5312 6 років тому

      +ዕባይ ሳሕል wejab resah wedi mulak kondom Amharay wey oromo eka neska neay eritrawe aykonkan elkane entadeka tefltene ane Areb kem international kanka ayfelton ey nay gebreschbera wey kea jebrti tigrina endatezarebe Areb ena zeblu kem nay gebreschbera metekme ey zeflto kalay kea Adersska leakeley ane eritrawe dea abedka kea yfelto Agazan do agezen teblene wejab wahed wedi tef tor

    • @ዕባይሳሕል
      @ዕባይሳሕል 6 років тому +2

      Micheal Gebremeskel ብዝሕ ዝሕርቅ ብዝሕ ዝስተማስል የብልካን፡ምኽንያቱ ዋጋኻ ልክዕኻ ማዕቀንካ እየ ሂበካ የግዳስ ሓለውለው ገዲፍካ ካብ ጸቢብነትካን ድንቅርናኻ ስነፍንኻን ተማሃር ክሳብ ማዓስ ኢኻ።ኣብዚ ግዑዝይ ስነ ሓስብ ክትነብር ዶስ ከም ህያብ ጸጋ ውርሻ ወይም ብመውስቦ እዩ ተዋሂብካ እቲ ድንቅርና ሕመቅን ግዕዝይና ስለዚ ተበርበር ገና ብቀትሩ ዝሓለምካ ገና ከየመስየ ዝድቀስካ ስብ ኢኻ ንሳኻ ካብዚ ዓዝቅቲ ግዕዝይነኻ ውጻእ ጥራይ እየ ክበለካ ዝኽእል ከምዚ ናትካ ናይ ዱኹማት ዝብልዋ ዝጽሕፍዋ እንተጻሓፍካ እተምጽኦ መቅይሮ የለን። በጃካ ወረድት ጉሲምካ ካብ ምኻድ ሓሊፈካ እትበጽሖ ነገር ከምዘየለ ክሕብረካ ይፈቱ።

    • @michealgebremeskel5312
      @michealgebremeskel5312 6 років тому

      +ዕባይ ሳሕል Askut lekbat haswe jahedst menedeka odel hebka do hebka wedi regatsi haru neay be eritrawent betmhrti abte hagrawenet aberkto mesay ketwadader ayteften hante tigrina sele zetshafka ane kea geaz sele zeywerdkula ey ember kankay zersaoku keymesleka neska keman tetshfo aleka ete tigrina wedi wetate gemel bezuh odel twahbka do hakey

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 6 років тому

    perfect film this is the orginal our kulture. Long live you all, God bless you

  • @ትምኒትm
    @ትምኒትm 6 років тому +2

    እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤሪይ 👍🌹👍🌹👍🌹
    እየወ ባ ክጥዕም እዚ ባህልና 👏👏👏👏👏
    ክበሩ ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💚💚💚💚

  • @eritreaforeritreans9in157
    @eritreaforeritreans9in157 6 років тому +2

    ኣየ ወ እዚ ባህልና ክከብር።ነዚ ባህልና ክድዉኑን ነበረያ ነበረ ክግብሩ ከይደቀሱ ዝሓድሩ ወሎዶ ሎሚ ያዕ ንበሎም።ኤርትራና ብርኽቲ እግዚኣብሄር መመሉሱ ይባርኽኪ።ንዓና ድማ ባህሊ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ክንዕቅብ ይደግፈና።ብሩኽ ዘበን ይምለሰልና።

  • @wedishfta-ri3uv
    @wedishfta-ri3uv Рік тому +1

    Welcome 💖👈🏽

  • @tekestehabtemariam3854
    @tekestehabtemariam3854 6 років тому

    This movie is very nice 👍👍✊👍👍👍 thanks for uploading!Watching this movie for 32 minuets feels like 2 minuets! Love ❤️ and ✌️ for all 🇪🇷

  • @bekitgirmay9953
    @bekitgirmay9953 6 років тому

    ዝተበታተነ መንባርና ብፍላይ ከኣ ነዞም ኣብ ስደት ንነበር ብሰላም ኣብቲ ናይ ቀደም ባህልና ይምለሰና ንፉዓት ኣዲታት ኣቦታት ኣሕዋት ኣሓት ኣጆኩም በከምዚ ምለሱና ኣብቲ ባህልና

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 6 років тому

    Ayeeee deki Erey shukorinatat.des kitblu sesenuley tray😘🇪🇷💪

  • @kbriabhaway3791
    @kbriabhaway3791 6 років тому

    መርሓባ ሰብ ሪም አንቃዕ ድሓን መጻአኩም
    ጽሩያት ከም ማይ ንጉሆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ምባርሓንትኢያንሳካኣብፍቅ

    ፊልም ማለት ሲ ኣብዚ ኣለካ እበር ሲእልካ ናይ ሶሙን ልምምድ ገርካስ ሰብ ምርባሽ ኣጆኩም ኑሱኩም ትራይ እበር እዞም ናይ ኤሮጳስ ብዘይካ subscribes like comment share ምባል ካሊእ ኣይፈልጡን ኢዮም

    • @janbe7051
      @janbe7051 6 років тому +1

      fetani hiwet
      ናይ በሓቂ

    • @medafitwi6809
      @medafitwi6809 6 років тому +1

      sebay aburgex nay semun lmmd tray ilka beal dama edeeeee

    • @tekileeritrea2282
      @tekileeritrea2282 6 років тому +2

      fetani hiwet ናይ ብሐቂይ ዘረባ ሐወይ/
      ሐፍተይ ባህሊ ተበልኻስ ጸውዕኻዮ አቤት ዝብል ናይ ዓድና ኢወ ጥዕም
      ስደትና ስደት የሪሳሌም ይግበረልና አምላኽ ትሪኩኽት ገዛና ንረግጸሉ ይግበረልና አሜን

    • @ወዲናዙ-ዠ5ጘ
      @ወዲናዙ-ዠ5ጘ 6 років тому

      Nay bahkie kebrteyy xebku alkie like Nahbom bejakum yhiwate????,,,

    • @feshatsionkidane3281
      @feshatsionkidane3281 6 років тому

      fetani hiwet hvgcvv

  • @zeregabrarey1885
    @zeregabrarey1885 6 років тому

    ኣብሽርኩም እንቃዓነይ ስላም መጽኣኩም እቲ ንሕበነሉ ባህሉ ዓድን ሃገርናን ዘብህግ ስርሓት

  • @muzitamanuel5831
    @muzitamanuel5831 6 років тому +3

    Enqaia bdhan mexakum deqi eri 👍👍🎶

  • @AE-wp1xi
    @AE-wp1xi 6 років тому

    Very interesting people made great traditional movie. And I am very happy watching this excellent traditional movie. Please, continue making this kind of great traditional movie and god bless you.

  • @abrahalegeberemarym5850
    @abrahalegeberemarym5850 6 років тому +21

    ክትበርቅ ግዲ ትከውን ዝተበታተነ ህዝብና ዝታአካከበሉ ሩሑቅ አይኮውን

  • @asteraster6030
    @asteraster6030 6 років тому

    ዌል ምቁራት ደስ ብሃልት ድራማ ብሓቂ አምላክ ሰላምኩምን ፍቅርኩምን የብዛሓትዮ

  • @mehariyemane3254
    @mehariyemane3254 6 років тому +4

    ጸባ ስተዩ ሂወት ዘለዎ ፊልም መንነትካ ባህልና ዘዘኻክር 1000%/1000

  • @ኦዝልጸግቡዶሓቀይ
    @ኦዝልጸግቡዶሓቀይ 6 років тому +15

    ኣበት ፍልም ማለት ኣብዚ እንሃለካ ርእኻ ዘይ ጽገብ ከ ወይኒ።
    ኣጁኩም እስከ ኣቦታትና ኣደታትና
    ባህልና እዩ መንነትና ።
    ስቅ እልካ እዚ ናይ ሕጂ።
    ፍልም ድዩ ክባሃል።
    ላይክ ሳብስክራይብ እሎም ክሩቡሹና።
    ዝውዕሉ

  • @ngusefrem9238
    @ngusefrem9238 6 років тому

    Nice one deki eri lomis tegedidna comment knxhef ykexlo tray ena nbel znafek srah thank you edmem tenan yhabkum

  • @m.h7246
    @m.h7246 6 років тому +4

    ኣቤት ክብርሃኒ ኣነስ ናይ ዓዲ ፊልሚ ንካልእ እካ ትህቡ ኣለኩም like ኣግዝም ኣብልዎም ዳኣ።

  • @mebre2172
    @mebre2172 6 років тому +3

    ኣቤት ኣቤት ኣታ ከምዚ' ስ ኣበየናይ ክፍለ ዘበን ክምለሰና ይከውን

  • @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና

    ብልቢ እበር ዓድና ናፊቀ ኣሕሕሕሕሕ ናፍቆት ተወዲኢና ኦ ኣምላኽ ብሰላም ዓድና ኣርአና

  • @ናፉቆትኣለኒናፉቆትስድራይ

    Asey asey kemey kemey diyou mukur ezi bahlina ketsililu mukurat🖒🖒🖒🖒🖒🖒

  • @seareasgodom7010
    @seareasgodom7010 6 років тому

    ኣሕ ኣቱም ሰባት ኣብዚ ዘመን እዚ ጥራይ ትነብር እዚ ባህልና'ሲ ክጥዕም

  • @ጆኒኣፍቓሪስነጥበብእየኣድ

    Well coem dqi erey shekakur እንቓዕ ደሓን መጻኹም እቲ like comment sher ድማ ኣይንሓምቅን ኢና ኣንቱም ጀጋኑ ንፉዓት።

  • @yonastekeste4728
    @yonastekeste4728 6 років тому

    Nay behaqi flimi malet wedi fereday & wedi fano zehzkuma filmi die nay behaqi btami xbqti kabakum buzuh eye zxbey ajokum betu nay Eritrea filmi nabakum gedifnayo alena bitami xbiqti filmi 😍😍😍😍😍😍

  • @fsheymrara6746
    @fsheymrara6746 6 років тому +2

    pls Eri tv wahzi filmtstkum zara gberwo kabzi kab kmhrka kehwttekan tarika keresakan zqherbo filmtat ab europe kone kab eritrea wetsie zferi filmtat eritrean ena bhalti kndhn

  • @gebrihiwattesfamkal7409
    @gebrihiwattesfamkal7409 6 років тому +5

    ፊልሚ ኮይኑ ምሉእ ፊልሚ ዝባሃል ኩሉ ዝሓዘለ ባህልን ፍቕርን ከምዚ እዩ።
    ፊልሚ ጅሮም ራእይዋ
    ኣብ ውሽጣ ኩሉ ኣለዋ
    ጽልኢ ክነግሰላ ይፍትን
    ብፍቕሪ ግን ንኹሉ ያ ተብንን
    ወለዶ ሎሚ ፊልሚ ጅሮም ታዓዘብ
    ባህልን ፍቕርን ካብ ውሽጣ ክትረክብ፡

  • @ye-aabgidey1502
    @ye-aabgidey1502 6 років тому

    Thank you!

  • @kkkhhghjh8731
    @kkkhhghjh8731 6 років тому

    ዋውውውው ጁሮመይ ሸጃኩራት ኢንካዕ ቢዳሓን መጻኩምባ i LOVE YOU

  • @mikalkiflay4
    @mikalkiflay4 6 років тому

    Aseyyy btaemi xubuk nay bahlina film kexlwo bejakum

  • @lijbini9874
    @lijbini9874 6 років тому

    Wawwww nay bahaki filim malet si abzi nehelka ajokum deki ere shkorinatat🤗🤗🤗👍👍👍

  • @ambesajrsemere3466
    @ambesajrsemere3466 6 років тому +2

    ኣብዚ እነሀልካ ዘይምኖ ፊልም፡ ባህልና ክብረትና ዝገልጽ፡ ክብረት ይሃብኩም ደረስቱን ተዋሳእቱን ሰስኑልና ዕበዩልና።

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 років тому

    ከምዚ ናብራ ፍቅሪ ጅሮም ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ

  • @jonas2738
    @jonas2738 3 роки тому

    Eway film malet best

  • @Aq-or2ol
    @Aq-or2ol 6 років тому +12

    እንታይ ኢና ሞ ክንብል ክንደይ ጽቡቅ ፊልም ባህልና ካኣ ጽብቁ ኣንጻባሪኩማ ኣጆኩም

  • @hehdhheejei8048
    @hehdhheejei8048 6 років тому

    Waww, azya des tbl bahlna tbrbr mruxat tewasaeti zhazet film.well performance

  • @tseguabdu2334
    @tseguabdu2334 6 років тому +1

    Sehr schön film ich liebe mebrahatom

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 6 років тому +3

    Wilkommen daq era tenfqti so beruk nay erfti geza yemnalekum

  • @mam2261
    @mam2261 6 років тому

    Aseyyy abzi nhiele drama, admen tanan yhabkum deki eri.♥♥♥

  • @ghirmaiyy
    @ghirmaiyy 6 років тому

    Bahli adey 100% hibekum. Excellent.

  • @barierirasta6461
    @barierirasta6461 6 років тому

    Waww btami timti thanks EriTv

  • @ኣብራሃምነብስካኣይተዓሽዋ

    HerzlichWillkommen deqi erey shekakur xbqti srah qexlwo nfuat

  • @furtunaandom8430
    @furtunaandom8430 6 років тому +1

    Wawww abet bahalena tuam 😙😙😙😙😙😙😍😍

  • @janbe7051
    @janbe7051 6 років тому +5

    ዋይይይ ኣታ ኣምላኽ ነዚ ኩቡር ባህልና ዝዕቅብ ንጉስ ብኡኡ ዝኣምኑ ህዝቢ ኣምላኽ ትኸለልና። ሰበይቲ ንሰብኣያ ጎይታይ ሰብኣይ ንሰበይቱ እንበይተይ ክበሃሃሉ ከለው። ጎይታይ ጎትኡ ንዝጊ ክበሃሃሉ ከለው ደስስስ ክብለካ።

    • @alem189
      @alem189 6 років тому

      Jerry Anbessa akika ewe wedey

  • @eribluetv790
    @eribluetv790 6 років тому +3

    ኣብ ገጽ ዪቲብ ኣትየ ካብ ዝራኣኩዎ ፈልሚ መዋዳድርቲ ዘይብላ 100% ምክንያቱ ኣብ ባህልን ሕግን ኣፈታትሑአጀን ደራሲ ናይ ዛ ፈልሚ ኣብ ባህልና ኣሚቅ ኣፈልጦ ኣለካ ክብል ይፈቱ

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 2 роки тому

    Xbuk srah

  • @temesgenamlakey3268
    @temesgenamlakey3268 6 років тому +4

    It is very good movies We'll come deqi ere anabs ihop anther this

  • @hmhm7420
    @hmhm7420 6 років тому

    Aseyyyyyyy moral twahabu sdrana nsukum ekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohana4892
    @yohana4892 6 років тому

    Film malet abzi nehelka very very nice excellent Eri

  • @ይናፍቅኣለኹንኹቡራትስድራ

    እዋይ እዛ ሙዚቃ ኣብ ከብደይ ኣትያትኒ

  • @zahrabeshir4201
    @zahrabeshir4201 6 років тому

    👍good job .
    ajokhum qexilwo.

  • @wedieri1957
    @wedieri1957 6 років тому

    ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አስክ ሞራል ንሃቦም ቀልጢፎም ክምለሱና

  • @selyyeblalku3355
    @selyyeblalku3355 6 років тому +1

    tebaetay filim kabe Zetwedeo zejmer filim zi nai erupoea si tay U kebhal mes menty u kukuxer nice job deki Eri .

  • @secretlovekanari2452
    @secretlovekanari2452 6 років тому +8

    ኣበይ ኔርኩም ደቂ ኤረይ ዓይንና ዓዊሩ ኔሩ ሓቀቻ ጥበብ ኣብዚ ኣሎ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ፍጥረት ሰሱኑለይ ክንድሽሕ ኩኑለይ

  • @henokmehari2334
    @henokmehari2334 6 років тому +13

    Wawwwwwwwwwwwwww 100%

  • @Asmir965
    @Asmir965 6 років тому

    ዋውውውውውውውው ደቂ ኤረይ ምቁራት ኣብዚ ነሀለ ጽቡቅ ስራሕ

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 років тому +1

    Casa voar hous flight,,

  • @haftomgirmay1914
    @haftomgirmay1914 6 років тому

    Abet flim btami mesatsit bahlawi 🙏🙏👍

  • @zeregabrarey1885
    @zeregabrarey1885 6 років тому

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ100% ብልጽእቲ ዘሕጉስ ባህሊ

  • @senullove8860
    @senullove8860 6 років тому

    Btami xbuk film entay kwexo

  • @grmesonebst9257
    @grmesonebst9257 6 років тому

    Anfikmuna kemzi kab nerie newih akuxrna Thanks

  • @temesgenslekulunegersenayz9287
    @temesgenslekulunegersenayz9287 6 років тому

    Deki arey eqae bselam metsakum egzeabihar amlak edmen tienan yhabelna ab zelekayo senay kedame sebet ygberelna wegenatey 💓💗💗

    • @geregere3043
      @geregere3043 6 років тому

      ኣየወ እዚ ባህልና ክጽብቅ ዕድመን ጥዕናን ንስነ ጥበባውን ሃገርና።

    • @temesgenslekulunegersenayz9287
      @temesgenslekulunegersenayz9287 6 років тому

      Gere Gere gerye wegeney nay behaki abey emo lomi edemo edtefeanayo nkeyd alenan bro

  • @habteabemeha8638
    @habteabemeha8638 6 років тому

    Merhaba enkea bselam metsekum selamkum yebzahayo fetari Amen Amen Amen

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 6 років тому

    My people Love 💗 you ❤️❤️❤️💖💖

  • @temesgenamlakey9023
    @temesgenamlakey9023 6 років тому

    Betami xbuk serah

  • @RoRo-zi6ud
    @RoRo-zi6ud 6 років тому +1

    Nic movie kuburat yehwat

  • @tedrostedros5038
    @tedrostedros5038 6 років тому

    btaemi des zbl film kexlwo

  • @awettop1218
    @awettop1218 6 років тому +1

    I like it 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Merana10632
    @Merana10632 6 років тому

    Please eza music tehababeruna please sdedulna

  • @tesfutesfa5006
    @tesfutesfa5006 6 років тому

    wawwwwwww nice film be continue !!!

  • @tesfieanbesa7623
    @tesfieanbesa7623 6 років тому

    Waw hiwet zelewo movie.

  • @yowhanesteklebrhan948
    @yowhanesteklebrhan948 6 років тому

    wwwee kif alekum nay behaki film

  • @kifleasmalish6637
    @kifleasmalish6637 6 років тому

    Betamy xebuke film kexilo deki eri

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 6 років тому

    Nic bhali adey nafike

  • @bereketrussom5238
    @bereketrussom5238 6 років тому

    I have nothing to say. Abet abzi leka film i am pround of my culture.

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok 6 років тому

    Deki Eri shkorinatat ajokum

  • @heilinevandenberg8449
    @heilinevandenberg8449 6 років тому

    Muleu music pls guys give me full name the music 🎵🎶🎧🎤🎧🎧🎧🎧🎧🎧 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @zaidwedihinzi9909
    @zaidwedihinzi9909 6 років тому

    Wawww belxi film

  • @ambessebam6853
    @ambessebam6853 6 років тому

    nic film

  • @abrahamaforki7428
    @abrahamaforki7428 6 років тому

    Wellcome my lovely people

  • @ichhabeangstnurvongottmama1545
    @ichhabeangstnurvongottmama1545 6 років тому +4

    abet film malet hiwet zelow

  • @tesfittesfit3917
    @tesfittesfit3917 6 років тому

    txbit newihna belu hji.wawww herzilich wilkommen

  • @einsmosjunge8948
    @einsmosjunge8948 6 років тому

    Welcome daki Ereyyyyy✌💓💓💓

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 6 років тому

    Mukurat deki habtam bahli Ade bo edmen tenan yhabkum

  • @tjabzjhzhzh1967
    @tjabzjhzhzh1967 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenmeles1912
    @temesgenmeles1912 6 років тому

    ኣብየት ፍሊም ኣብዚ ንሀልኻ ሪኢኻ ዘይ ሙኖ ኣንታ ኣያ ይህረመኒ ጽብቅ መልሲ ጸባ ስተይ

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri 6 років тому +1

    bahla nafiqe entetekorareku msti bealti beteysi karquni

  • @bkkidane7406
    @bkkidane7406 6 років тому

    Nay bhaqi kemzi aynet film qqxel tray u zelewo eti kubur bahlna kulu hagos u kulu fqri u

  • @rahasehagos4231
    @rahasehagos4231 6 років тому

    Des zibil movie eyu keep it up

  • @semharemahsionwawwwmokseym2261
    @semharemahsionwawwwmokseym2261 6 років тому

    Aseyyyy mukrat kndey des tble film

  • @AbcAbc-ye3qw
    @AbcAbc-ye3qw 6 років тому

    እዋይ ዝባህልና ኣነ 'ውን ከምኣ ግጢማትኒ ነይራ ኣነ ከይተረደአኒ ኣይተሕፅብንን ይብሉኒ 'ሞ እንታይ 'ዮም ኮይኖም ኢለ ለካስ ከብደይ ተዓዚበሙኒ

  • @noheyhubi2350
    @noheyhubi2350 6 років тому

    willkommen deqi eri 😍😍😍😍😙😙😙

  • @habteabbrhane7920
    @habteabbrhane7920 6 років тому

    awey ezi Film adey kiteam nay behaki xeboke serahi kexeliwu

  • @jonetesfazgi1220
    @jonetesfazgi1220 6 років тому

    nic jobb

  • @simonokubay4317
    @simonokubay4317 6 років тому

    I Love u all ❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @fhchbchhshdjj4728
    @fhchbchhshdjj4728 6 років тому

    Ajokum nfaet