Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓደ ካብቶም ኣለውና ኢለ ዝሕበነሉ ኩብር ስነ ጥበባዊ ሃገርና እዩ እሞ እንካዕ ብድሓን መጻካና፡ ዕድመን ጥዕናን ንህዝብና።
Yes
You speak English I want your number, Saddam from London
ገጹ ብእስርታ፥ከብዱ ብጥልቅዕታፍሽኽ ከይበለ ብቓንዛ እህህታ ጥዑም ከይረኸበ ጥዑም እንዳሃረፈ ዓለም ኣርኪባቶ ከም ሰቡ ሓሊፉ ተሲኡ ተዝምስክር......እንታይ ምበለ ኩሎም ዓጽመስጋ ኣብ ቤቱ ዓሰሉ የሕዋት የብሉን ድዩ እንከይብሃሉ ይዝከር ተስካሩ ብጋይት ኣውደቑ ብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይርእዮ ኣይሰምዖዕዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖ ልዕሊ መቓብሩ ብእምነ በረድ ኣጊጹ ብድዉ ዘይረኸቦ ምስ ሞተ በሊጹ ኦ ...የድሕነና/ይሰውረና ንሕናስ ርኢና /ብዓይንና ርኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ ኣበይ'ሞ ሕጂ ንኹሉ እንተዝርእዮ ተሲኡ ንኹሉ እንተዝርእዮ ኣልዕሉለይ ምበለ ፍሒርኩም እለይዎ ኣይደልዮን'የ ኣይደልን ኣእማንኩም ኣልዕልዎ፥ነቲ ጠላም ቤትኩም መንደቑ ወርቕዎ፥'ተ ደሊኹም ድማ ብወርቂ ቀለም ለቕልቕዎ ምበለ ነይሩ ንማንም ከይሓፈረ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ኩሉ ምዘርዘረ መን'ሞ ይምለስ ሓንሳብ ዝተቐብረ ንሕናስ ርኢና/2* ከሎ ዝሓሰረ ፥ምስ ሞተ ዝኸበረ።
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ፍቕርን ሙሉእ ጥዕናን ይሃበለይ ልዑል ፈጣሪ። ብሓፈሻ ካኣ ካብዚ ተላባዒ ኮሮና ንዓለም፡ፈጣሪ የናግፈና ብምሕረቱ ይታዓረቀና። ጎይትሽ ጎይታ ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ጽብቕ ስራሕ።
Amen yehbiru wegeney ❤🙏
Amen amen amen brukey
Amen Amen Amen
እቲ ኣብ ልዕለካ ዝነበረኒ ኣድናቆት ሕጂ መሊሱ ሰማይ ዓሪጉ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ/በልና ኩቡር ሓው።
ኣቤት ጥበብ ኣብዚ ንሃለ ኣፍ ኣውጺኡ ይዛረብ: ጎትሽ ኣቦ ጥበብ & ኣኪለ ንበሩልና ብርዕኹም ትሰስን ኣሕዋት ሞራል ንሃቦም እስከ ነዞም ብሉጻት:: 👍👍👍👍👏👏
ዝሞተ 'ዩ ዝኸብር !ናይ ይምስል ንብዓትና ሰብ ንኽሪኦሓዘንተኛ ንኽመስል ገበታ ይኮዖንበኪ ነልቅስ ወየ ወየ ንብልጸሊም ንኽደን ጸግርና ንፈትልን,,,,ኽ,,,,ነ,,,,,ም,,,,,ስ,,,,,ል !እንበር ቅድሚ ሞቱ ከሎ ብሂወትመን ኔሩ ሃለዋቱ ብኣጋ ዝሓትትሓሚሙ ኣይበጻሕናዮተጸጊሙ ኣይ'ሓገዝናዮትም ሕትም ኣብ ዘለናያብሸለልትነት ሂወቱ ኣጥፊእናያ,,,,ሽግሩ ካይ'ንካፈል ኢድና ኣጣሚርናብሰንኪ ረዲአት ሓገዝ ናትናተስፋ ቆሪጹ ሂወት ምስ መነናሕጂ ዓስቢ ይኾኖ 'ዶ ናይ ይምስል ንብዓትናግን ን,,,,ዋ,,,,ሳ,,,,,እነልቅስ ብወታእታእ ዝተሰማዓና ንኽነምስልስሙ ደጋጊምና ወየ ንብል !ንምስክር ድማ ቁኑዕ ምንባሩማዕጹኡ ዘይ'ኳሕኳሕና'ስ ሕጂ መቓብሩገሊጽናሉ ዘይ'ንፈልጥብሂወት ከሎሓላል 'ዩ ኔሩ ንብል ሞት ምስ መንጠሎለካ ንሕና ንዝሞቱ ኢና ነፍቅርለካ ወዲ ሰብ ምስ ሞተ 'ዩ ዝኸብር::By teacher Mahari
emo teteredika eko kemzi tblo zeleka eyu zbl delo aysmakayan xbuk gerka nab mxhaf aytqadadem eti derafay zbelo eka degimkayo natka win ayxelakjwan enteti derfa gtmi tzta eya neyra.
mnbar aydgemn yeah naybehaqi kubur hawi
Thanks teacher mahri
ጎይታኦም ንጋሲ ክቡር ኣርቲስት ፡ዝገርመኒ ነገር ግን እዚ ደርፊ ልዕሊ ዝኾነ ድርፍታት ክስማዕ ትጽበ፡ ጥበብ ምስትምቓር ጎዲልና ኣለና ።
ናይ ባሓቂ ብሮ ጥበብ ናይምስትምቕር ዓቕምና ጎዲሉ ኣሎ እንበር እዚ ዝመስል ደርፍስ ሚሎናት ምተራኣየ እንበር ክልተ ሚኢቲ ሽሕ እይግድንን
Yegermeka eyu¿
I agree with you
Eutoyta Entertainment ተሲኡ ተዝምስግር ናይዛ ደርፊ ትሕዝቱኣ ኣዚዪ ከቢድ እዩ እዚ ህዝብና ድማ ፎኪስ ግጥሚ እዩ ዝመርጽ ወይ ድማ ዝጽበ እንበር ኣነ ነዛ ድርፊ ኣብ መዓልቲ ዓሰርተ ጊዜ እየ ዝሰምዓ ሰስነልና ጥበብካ ይባረክ ወዲ ነጋሲ
Eseyas gailla kinsemie enber kenestemaqr aygeberon nezi hzbi enber ezi derfi ab farmasi fewsi eyou
ውጹዕ ህዝብና መከርኡ ዘብቀዐሉ ግዜ ይምጸኣዮ🙏🙏🇪🇷
ተሲኡ ተዝምስክር.......!ኩሎም ዓጽመ ስጋ ኣብ ቤቱ ዓለቡየሓዋት የብሉን ድዩ እንከይባሃሉ... ይዝክር ተስካሩ ብጋይት ኣዉደቑ ብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ.........ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይርእዮ ኣይሰምዖዕዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖንሕናስ ሪኢና ብዓይንና ሪኢና....ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ......ይበል ስራሕ ስነ ጥበባዊ ጎይትኦም ነጋሲ
Tinfas Mis Halefet Wey Wey,Etay Abis ,Pls Enkelna hawey&Haftey Nibel Nitehagagez,& Tibebka yebzhayo nega .Amlak kakabzi Tasirnayo delna Mihret yewrdelna Dake Halal Meret🇪🇷🙏
ንሕናስ ሪኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ እንጀራ ዓለም የብልዕካ ጎይትኦም ነጋሲ ኣጆኻ በዓል ኣምሰሉ ደጊም ቀሪቦምዮም 👍👍
ብሉጽ ሰብ ኩሉ ግዜ ኢዩ ብሉጽ ስራሕ ዝሰርሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ነጋሲ
ኣየ ደርፊ ኣየ ስራሕ ጎቲሽ ክቡር ሓው ዕድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ
Nic one music እወ ተሲኡ ተዝምስክር ኣበይ እሞ ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ጎይቶኦም ነጋሲ እዝጊ ኣፍለጠካ
Amazing talent Dear brother Gotom well done. 🙏🙏💙💙
ጥበብ ይዛረብ ኣሎ ሎሚ ዝስተምስቅር የለን ሎሚ በር
Omg ብናይ ዚ ዘመን እዚ ደርፍታት ብምጉሃየይን ተስፋ ምቁራጸይን ነዚ ጣዕሚ ዜማ ከየስተማቀርክዎ ጸኒሐ ጎትሽ ሓውና ጥበብካ ይባረኽ ክምጎሱ ዝግብኦም ስነ ጥበባውያን ከም ዘለዉና ዉን ከስተብህል ክኢለ ኣለኹ❤❤❤❤❤❤❤
ዝፍትዎ ደራፋይ" እሞ ክኣ ድሕረ ዝፈለጥክዎ.....💖💖💖💖💖💖💖
ንሕናስ ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ 😭😭😭😭
Akile + Goytish =Werqi serah Legends Thank you 😊 Guys netababayom and please stay home 🏡.
ናትካ ዜማ ብሓቂ ፍሉይነት ኣለዎ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ!!! ኣይትጥፈኣና ኩቡር ሰነ-ጥበባዊ ጎትሽ ሓውና!!
ኣቤት ጣዕሚ ዜማ ናይ ብሓቂ ውሽጥኻ ዝትንክፍ♥️♥️♥️♥️
ጎይቶኦም ነጋሲ ክቡር ስነ ጥበባዊ ንፉዕ ዘያሚ ኢካ ብጣዓሚ የ ዘድንቐካ ብፍላይ በታ ጊታርካ ለለይ ክትብል ቃሕ ኢካ ትብለኒ ግን ሓንቲ ካባኻ ዝጽበያ ነገር ኣላ በጃኻ ትብዕ ዝበለ ብፍሕሽው ገጽ ተስፋ ዝህብ ሓቦ ዘቐንት ንጽባሕ ዓወት ከም ዘሎ ዝእምን መጺኢና ከም ዝሕይሽ ዝምህር ካብ ቃንዛ ከም ንወጽእ ዝነግር ሞራል ዝኾነና በቲ ጥዕም ዜማኻ ኣጆኹም በለና ህዝቢ ካብ ስነ ጥበባዊ ይምሃር ዩ ሰለዚ ኩሉ ሰብ ንፍዕ ኢሉ እንዳንቐካ መሊስካ ንፍዓሉ ሶሪ ግን እዛ ስራሕ ጸሊኤያ ዘይኮንኩስ ቃንዛ ምካና ምስ ኣስተብሃልኩ ግን እንድዕለይ ቅንዝው ኢለ ከብደይ ሓቒፈ ናይ ብሓቂ የ ኣጆኻ ቀጽለለይ ።
Xibuk bisul awentawi hasabin rieton kubur haw. Ajona ab hiwet fetene mis bezhaka teawitka aleka malet eyu. Welonan hidronan ab thiti fetari yikun.
Ajoka zehawey Egziabher hiji qeribu'yu kihalifelna'yu nimen eluwo🙏🙏🙏
ብራቮ ቡስሉ ዝረባ
ንሕና ሲ ርኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ ብሉጽ ስራሕ ጎይትኦም ❤️🇪🇷
I gave it a like before even I listened to it because I know this guy is beyond good!!
Great message from great Man!ጎትሽ ጎይታ ዜማ
እታ ዝበለጽት ናይ 2020 so god bless you
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ኣጋጢሙኒ ኣይ ፈልጥን ኣብዚ ናይ ዘመነ ጨርባሕባሕ።ቀደም ኔሩ ምባል ትርጉም የብሉን ናይ ብሓቂ ሙዚቃ ንስማዕ ኣሕዋት፡ የቐንየለይ ጎይቶኦም ነባሪ ስራሕ።
ጎይትኦም ሓያል ስነ ጥበባዊ ምኻንካ ኣብ ዝሓለፈ ሪኢናካ ኢንዲና ሕጂ ድማ እንቃዕ ብሰላም መጻእካና።
ጥዑም እንዳሃረፈ ጥዑም ከይረኸበወ ዓኽ እንድዒ በቓ መግለጺ ኣይረኸብኩልካን ጎይትሸይ ጎይታ ጥበብ ኣጆዃ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ኮርዒዳየ !!
Ahhhhhhhhh euyyyyyyyyyyyyyyyy
ሓያል ስነ-ጥበባዊ ። We love you
ደጋጊምካ ዝስማዕ ደርፊ፡ጽቡቅ መልእክቲ ዳማ ተሸኪሙ ብሂወት ከለና ንተሓጋገዝ
ዓቢ ጥበባዊ!! ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘለት ውሽጥኻ ትትንክፍ መዚቃ ዎውውውውው !!!! ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ !
ጎቲሽ ዓርከይ ተባዕታይ ግትሚ ተባዕታይ ዜማ ❤️ሰላም ንደኪ ኤረይ ኣኣብ ዘለክሞ ይምነ ❤️
ጎይቶኦም ነጋሲ ፍሉይ ኢካ ንዓይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Respect ነዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብዚ ዘሎ ሕማም ንኩሉና ይሓልወና ብሩካተይ
ጎይትኦም ጥበብ, ንሕናስ ርኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ ።
ተመስገን ፈጣሪ፡ እዝንና ጽቡቅ ዘስምዓኻዮ። ብዘይ ረብሑ ስነ ጥበበኛታት ተዋሪዳድና ኢና ነይርና። ኣቦ ጥበብ ጥበብካ ይሰንስን።
እቶም ጥበብ የለን ዝቡሉ ካብዚ ንላዕሊ ጥበብ እንታይ ንደሊ ፣ ዘስተማቅር ሙዚቃ ኢዩ ተሳኢኑ ዘሎ,, great message Go.....
መግለጺ ሲእነልኩም ነጋዉስ ናይ ጥበብ።"ንሕናስ ሪእና ከሎ ዝሓሰረ ምስሞተ ዝኸበረ"ይበል ግጥሚ ብዘይ ዜማ ክስማዕ ዝካል ጥበብ ኣኪለ ኣኽሊል ናይ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረተይ።ዜማ ከኣ ካብኡ ብዘይፍለ ብዘይ ግጥሚ ክስመዓን ክስተማቐርን ዝክእል ጥበብ።ንበሩልና ክበርሉና ነጋዉስ ናይ ጥበብ ኣኪለን/ ጎይትኦምን ብሓፈሻ ከኣ ኩልኹም ስነጠበባዉያን ሃገርና!
One of our greatest inspirational Artist Goitish!!! WOW just wow big bro kemey dika!!
Thank you dear goitom Really ሪኢና ከይ ሞተ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ ፡ኣቤት አወ ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ ክብሃል ሲ ከምዚ አዩ።
ጎይቶም ትሰረሖ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዩ ንስኻ ትዘምዮም ዜማ ብጣዓሚ ኢዮም ኣብ ስምዒት ዝእትዉ ቆጽሎ ጥራሕ ጎባዛይ
ነዚ ደርፊ ዙይ ክሰምዕ ከሎኹሲ ንብዓተይ ኣይቆጻጸሮን ስቅ ኢሉ ይዛሪ😭😭😭
"Kulom axme sega abietu aselu yehwat yebulun deyu enkeybhalu " Owww my God
ጎይታኦም ዉጹእ ብሉጽ ዘያሚ ደምጻዊ ጊታሪስት ዩ ከማኡ ዉን ኩሉ ዓይነት መሳሪሒታት ሙዙቃ እመልኽ ኣብ ኤርትራ ዜማኡ ዘይወስደ ድራፋይ የ ባሃሊ .ድርጋ የሎን..." ንስኺ ዶ ትብደሊ " " ኢልናካ ኒርና ኣይትብሉኒ".... ወዝተ ስርሓት ጎይታኦም ዩ.። A living legend n guinuen artist Goiteom !!
ናይ በሓቂ ኣብ ተውስኦ እንነብር ሕብረተሰብ።
ኣጆኻ ጽብቅ ስራሕ ግጥሚ 99 ዜማ100 ደምጺ 100
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ብልጽቲ ደርፊ ክሉምላ።
ብዓይንና ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞት ዝኸበረ ከምቲ ዘየለ ግጥሚ ማለት ታይ ክወጾ ዜምኡን ድምጹን ኩሉ 99 ንፉዕ 100% ዘይሃብኩኻ ሰብ ሙኻንካ አየ ምክንያቱ ኣምላኽ በር ካልአ ፍጡር 100% ምሉአ የለን ሶ ቀጽሎ
Naybehaqi ygbeo eiu gen kemti zbelkayo eiu
ናይ ብሓቂ ትኣምር ጥበብ ፓው
Ya bhaqi zgbo eka hibkayo zdneq wedi 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💘💕❤💔💝💓🥰❣
Nay behaki√√√
Hayal tezarabi eka, bravo
Great ጎይትኦም ሓውና! ዕምቀት ዘለዎ፣ ውሕሉል ጥበብ ።
እዛ ሰብ ኣበይ ዳ ኣቢላ እዚ ዝመስል ጥበብ ሲ ' ኣብቲ ዋጭዋጭታ ትርጉም ኣልቦ ስ እባ ትጎዪ ኢኩም ' ያ ጀምዓ እቲ ካባና ዝድለ ንግበር ' ሓደ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ሰብ ጥበብ እዪ ብልብኩም ኣድምጹ ስከ ሰብ ንኩን ህዝበይ የቀኔልና ጎትሽ ቀጽሎ ኣጆካ
ቀንዴል ሓርነት nay bhkiiiii bro
Naybhaki broEti bluts derfnas zeyre mkanu eyu zhrkeka
Seb kab haki hadima eya zela
Naybehaki bluts snetbebawi Eti zgerm meneseyna abzeyrebh kseme mwalu eyu
Nay bhaqi yake 😙😙
Nay behaki blux srha eu goytom hawey blux seb kulu gxe blux srha eu siserh best jobs my brother irmber
ገጹ ብእስርታ ከብዱ ብጥልቅዕታ ፍሽኽ እንከይበለ ብቃንዛ እህህታ ጡዑም ከይረኸበ ጡዑም እና ሃረፈዓለም ኣርኪባቶ ከም ሰቡ ሓለፈ ,,,,ተሲኡ ተዝምስክር,,(2) እንታይ ምበለ እንታይ እንታይ ምበል እንታይ ምበለ ,,,,,,,,,,,ኣኣኣኣኣ,,,,,ኩሎም ዓጽመ ስጋ ኣብ ቤቱ ዓሰሉ የሕዋት የብሉን ድዩ እንከይብሃሉ ይዝክር ተስካሩ ብጋይ እና ኣውደቑብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖ ዑዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይ በልዖ ልዕሊ መቓብሩ ብእመ በረድ ኣጊጹብደዉ ዘይረኸቦ ምስ ሞተ በለጹ ,,,,,,,,,,,,ኣኣኣኣኣኣ,,,,,,,,,,የድሕነና ካብዝስ የድሕነና ይሰውረና ንሕና ግን ሪኢና ንሕናሲ ሪኢና ብዓይንና (2)ሪኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ (2)ኣበይ እሞ ሕጂ ንኹሉ ተዝርእዮ ተሱኡ ተዝርእዮ ንኹሉ ተዝርእዮ ኣልዑልለይ ምበለ ፊሒርኩም እለይዎኣይደልዮን ኣይደልን የእማንኩም ኣልዕልዎነቲ ጠላም ቤትኩም መንደቑ ወርቕዎ እንተ ደሊኹም ድማ ብወርቂ ቀለም ለቕልቕዎ ,,,,,,,,ምነገረ ንሱ ንማንም ከይሓፈረ,,,,,ኣብ ውሽጥና ዘሎ ተንቲኑ ምዘርዘረ መን ሞ,ይመልሶ ሓንሳብ ዝተቐብረ (2) ንሕናሲ ሪኢና ንሕናሲ ሪኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ (2) //////////////////////////////////////////ጎይትሽ ኣርማ ጥበብ😍
Nay behaki Goityi heway des tebal zema kesab zenba koyna kulu zemtatka heda kab heda zeblxa kexlo amelk ademan teanan yehbka metabyti Goityi shukorrr 😍❤
ኣንታ ምዓር ኣፉ ንበር እስከ ክበር፡ ኣቦ ስነጥበብ ምስ ሓቂታት ዘጉላሕልሕ """ምነገረ ንሱ ንማንም ከይሓፈረኣብ ውሽጥና ዘሎ ተንቲኑ ምዘርዘረመንሞ ይመልሶ ሓንሳብ ምስተቐብረ""
ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖዑዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖ 💔
ንዓባ ታ ኤርትራዊ ሓወይ ኣብዚ ነሀልካ ጥበብ ። ታይ ዝዓብስ ቲክቶክ ዩ። ኣብዚ ነሀለ ድምጽን ግጥምን ነብስካ ክትፈርድ ዝፈታትን ኣሕ ዋይ ኣነ ዓደይ 🥰🇪🇷🥰
Wesam Kamal nay bhkii
ሰብ ካብ ሓቂ ሪሒቃ ኢያ ዘላ
Nhinas rieina kelo zhasere Ms mote zkebereGreat job Gotish ans bsrahaka kulu gzie eugub eye thnk you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓላል መሬት ብሉጽ ስራሕ Goitom Negassi 100%
ኣቤት ጥበብ ድመን ጥዕናን እስከ ይሃበልና ፈጣሪ
ኣንበሳ ጎበዝ ስነጥበባዊ ኢኻ ቀጽሎ ልዕሊ እዚ ጥበብ የለን ኩሉ ሱጡም
Very touching song , incredible massage. 🎁🎁🙏🙏🙏💙💙
Eti alo ziblo derafay xifuf sirahatu my best artists like you
ጎይቶም ጎይታ ደርፊ ጎይታ ጥበብ ነዚ ውጽዑ ሕዝብና ሰላሙ የሃበና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስነ ጥበብ ኣብ ዚ ኣሎ👏👏
ባሓቂ ንፉዕ ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ እፍፍፍ 😥😥😥ሶ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ምዓረይ ❤️
ብጣዕሚ ዝገርም ሙዚቃ ይበል ግጥሚ ዜማ. ....
Goitom Negaci Buzuh Derfi Aygdesn eye ezi Natka Gn kebdey ygalabet ksemo coleku Amlak Edme yhabka 99/ 100
ብጣዓሚ ረዚን መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ እዩ ። ጎይትሽ ሓወይ ብርዕካ ይሰስን ,,,,,
" ንሕና ሲ ሪኢና " ተካል ምርኣይ ኣሕዋት ዝጠላለሙሉ ግዜ፡ የቐንየልና ጎይቶኦም ነጋሲ ኣድኒቐካ
Goitom...Goitom, no words to express, you are the best. The lyric, the melody and the video in your music I gave it 💯
ጎይትሽ ካብ'ቶም ዘድንቀካ ስነ'ጥበባዊ ኢኻ well come bro
I'm Eritrean senafe love each other dear brother's and sister's 😍 please hagdef teraf dergi ::
ክገልጸካ ዓቅሚ የብለይን ምስ ኩነታት ዝከይድ ደርፊ ሂብካና ካብ ልቢ የመስገን
ዋውው ደስ ዘብል ጎቶም. ኣነ ክዛርብ ደልየ ዘለኹ ግን ነዚ ወለዶ አየ. በቃ ናይ መዓከር ናይ ሰለፍ ጥራይ ከይን ተሪፉ. በቃ ላይክ የለን አዋይ. ሶ ካብዚ ንላዓል ክንጽበ እና great job Goitom 👍👍👍👍
እወ ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞቶ ዝኸበረ ናይ ብሓቂ ግይትኦም ሃወይ
ሳሕ ከላም ጎይትሽ ጎይታ ሙዚካ ሕልና ሞይታ አንዲያ ነዊሕ ግዜ ኣቅጺሩ ሓቂ ካብ ዝርሕቅ ፈታሪ ዓለም ደኣ ናብ ንቡር ይምለሶ ነዚ ሓንካስ ግዜ ።
ብሉጽ ናይዚ ግዜ ሓያል ኣብ ግጥሙ ምስ ብሉጽ ዜሙኡ ጎይቶም ምስ ራኣካ ከማይ ካ ልቡ ዝትሓጎሰ ይህሉ ዶ።welcom king of music
zeblexet nay zemena derfi thanks hawena
I’m speechless , incredible massage and Lyrics waaaaw
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ነጋ 100/100
Nehena si Reina kolo zehasere mes mote zekbere behaki thanks guitom
ዋውውውውውውውው ናይ ብሓቂ ጥበብ ማለት ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ቦተ ዝኸበረ
ንዝክር ተስካሩ ብጋይት ኣውደቁ ብዝሕላን ብሜስን ማዕሪጉ ደሚቁ ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖ ዑዱም ሓይክዎ ንሱ ንዘይ በልዖ።
ተሲኡ እንተዝምስክር'ወ... ጸባ ስተ ጎይቱ ሓወይ! በቲ ወነይ ነቓኒቕካዮ ..በቲ ኸአ ረስሪስካዮ፡ ክብረት እሃበለይ 🙏🏽🌹ንህዝብና'ውን ሎሚ ይሓስር እንዳሃለወ፣ ምስ ሞተ ከነኽብሮ ንጽበ ዘለና ኢና ንመስል 😢 Well done bro.... bless u!
Tesiu entezmskr....abey emo ..Xubuq aqrarba ✌✌
ቦውውውውውው ዎይ ኣደይ ማርያም ኣብዚ'ሎ ጥበብ እምበሪ ምስ ትሕዝቶ
Absolutely right brovo Goytom so conetunie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጎይትሽ ኣቦ ጥበብ ።
ጎይቶኦም ብጣዕሚ አየ ዘድንቀካ ኣጆካ
Eza mucic ksema keleku btami eya hiwet tezakreni Danke dir für Ihre Arbeit
Thank you so much for the amazing melody and lyrics!!
Wawww eway ezi wedi betami eyu derftatu kebdey zegmtlo goitom hawey ajoka ketslo ayttfana wela malti malti ente tedrif aymmnkewon ezi derftatka aittfana ab qetsali
ከምዚ ዓይነት ህርመት ዩ ተሳእኑ ዘሎ ኣብዚ ግዜ ዚ ልቢ ዝትንክፍ ስሎው Music 👌❗️
ብሉጽ ስነጥበበኛ ኩቡር ጎይቶኦም ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ
ትጠፍኣና ኣለኻ ጎይትማ ጽቡቕ ስራሕ
ናይ በሓቅ ብልጽ ስራሕ ከሎ ዘይገበረ ምስ ሞተ ዝገብር ወላ ጽጥቅ ኣይሕሰበሉን ዩ ሶ ከሎ ሰብና ኣለናልካ ንበል
ወላ ተሲኡ ተዝምስክር መን ክሰምዖ! ንሕና ንሰምዕ ዲና? Anyway ጥበብ ዝመልኣ ደርፊ።
ጎይቶኦም ሓወይ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ ጥዕም ሰብ ጥዑም ኢዩ ዘውጽእ ብሓቂ ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ድሕሪ ነዊሕ ዝተረኽበት ያ የቀንየልና
ናይ ባሓቂ ስነጥበባዊ ጎይቶኦም ሓወይ ኣብዚ ስበጥበብ መጻወቲ ዝኾነሉ ኣንፈቱ ዝቕይር ዘሎ ከምዚ ናትካ ስራሕ ምስ ረኣኻ ኢኻ ስነጥበባውያን ከምዘለዉና ናኣምን REALY YOU ARE SMART 100%
Yebl getmi edmen tenan yhabkin fetari ajoka neske neblo Yehwaty 👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
ክንዲ 1000 well come
ሓደ ካብቶም ኣለውና ኢለ ዝሕበነሉ ኩብር ስነ ጥበባዊ ሃገርና እዩ እሞ እንካዕ ብድሓን መጻካና፡ ዕድመን ጥዕናን ንህዝብና።
Yes
You speak English I want your number, Saddam from London
ገጹ ብእስርታ፥ከብዱ ብጥልቅዕታ
ፍሽኽ ከይበለ ብቓንዛ እህህታ
ጥዑም ከይረኸበ ጥዑም እንዳሃረፈ
ዓለም ኣርኪባቶ ከም ሰቡ ሓሊፉ
ተሲኡ ተዝምስክር......እንታይ ምበለ
ኩሎም ዓጽመስጋ ኣብ ቤቱ ዓሰሉ
የሕዋት የብሉን ድዩ እንከይብሃሉ
ይዝከር ተስካሩ ብጋይት ኣውደቑ
ብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ
ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ
ዕዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖ
ልዕሊ መቓብሩ ብእምነ በረድ ኣጊጹ
ብድዉ ዘይረኸቦ ምስ ሞተ በሊጹ
ኦ ...የድሕነና/ይሰውረና
ንሕናስ ርኢና /ብዓይንና ርኢና
ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ
ኣበይ'ሞ ሕጂ ንኹሉ እንተዝርእዮ
ተሲኡ ንኹሉ እንተዝርእዮ
ኣልዕሉለይ ምበለ ፍሒርኩም እለይዎ
ኣይደልዮን'የ ኣይደልን
ኣእማንኩም ኣልዕልዎ፥ነቲ ጠላም ቤትኩም መንደቑ ወርቕዎ፥'ተ ደሊኹም ድማ ብወርቂ ቀለም ለቕልቕዎ
ምበለ ነይሩ ንማንም ከይሓፈረ
ኣብ ውሽጥና ዘሎ ኩሉ ምዘርዘረ
መን'ሞ ይምለስ ሓንሳብ ዝተቐብረ
ንሕናስ ርኢና/2* ከሎ ዝሓሰረ ፥ምስ ሞተ ዝኸበረ።
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ዘለካዮ ፍቕርን ሙሉእ ጥዕናን ይሃበለይ ልዑል ፈጣሪ። ብሓፈሻ ካኣ ካብዚ ተላባዒ ኮሮና ንዓለም፡ፈጣሪ የናግፈና ብምሕረቱ ይታዓረቀና። ጎይትሽ ጎይታ ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ጽብቕ ስራሕ።
Amen yehbiru wegeney ❤🙏
Amen amen amen brukey
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
እቲ ኣብ ልዕለካ ዝነበረኒ ኣድናቆት ሕጂ መሊሱ ሰማይ ዓሪጉ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ/በልና ኩቡር ሓው።
ኣቤት ጥበብ ኣብዚ ንሃለ ኣፍ ኣውጺኡ ይዛረብ: ጎትሽ ኣቦ ጥበብ & ኣኪለ ንበሩልና ብርዕኹም ትሰስን ኣሕዋት ሞራል ንሃቦም እስከ ነዞም ብሉጻት:: 👍👍👍👍👏👏
ዝሞተ 'ዩ ዝኸብር !
ናይ ይምስል ንብዓትና ሰብ ንኽሪኦ
ሓዘንተኛ ንኽመስል ገበታ ይኮዖ
ንበኪ ነልቅስ ወየ ወየ ንብል
ጸሊም ንኽደን ጸግርና ንፈትል
ን,,,,ኽ,,,,ነ,,,,,ም,,,,,ስ,,,,,ል !
እንበር ቅድሚ ሞቱ ከሎ ብሂወት
መን ኔሩ ሃለዋቱ ብኣጋ ዝሓትት
ሓሚሙ ኣይበጻሕናዮ
ተጸጊሙ ኣይ'ሓገዝናዮ
ትም ሕትም ኣብ ዘለናያ
ብሸለልትነት ሂወቱ ኣጥፊእናያ,,,,
ሽግሩ ካይ'ንካፈል ኢድና ኣጣሚርና
ብሰንኪ ረዲአት ሓገዝ ናትና
ተስፋ ቆሪጹ ሂወት ምስ መነና
ሕጂ ዓስቢ ይኾኖ 'ዶ
ናይ ይምስል ንብዓትና
ግን ን,,,,ዋ,,,,ሳ,,,,,እ
ነልቅስ ብወታእታእ
ዝተሰማዓና ንኽነምስል
ስሙ ደጋጊምና ወየ ንብል !
ንምስክር ድማ ቁኑዕ ምንባሩ
ማዕጹኡ ዘይ'ኳሕኳሕና'ስ ሕጂ መቓብሩ
ገሊጽናሉ ዘይ'ንፈልጥብሂወት ከሎ
ሓላል 'ዩ ኔሩ ንብል ሞት ምስ መንጠሎ
ለካ ንሕና ንዝሞቱ ኢና ነፍቅር
ለካ ወዲ ሰብ ምስ ሞተ 'ዩ ዝኸብር::
By teacher Mahari
emo teteredika eko kemzi tblo zeleka eyu zbl delo aysmakayan xbuk gerka nab mxhaf aytqadadem eti derafay zbelo eka degimkayo natka win ayxelakjwan enteti derfa gtmi tzta eya neyra.
mnbar aydgemn yeah naybehaqi kubur hawi
Thanks teacher mahri
ጎይታኦም ንጋሲ ክቡር ኣርቲስት ፡ዝገርመኒ ነገር ግን እዚ ደርፊ ልዕሊ ዝኾነ ድርፍታት ክስማዕ ትጽበ፡ ጥበብ ምስትምቓር ጎዲልና ኣለና ።
ናይ ባሓቂ ብሮ ጥበብ ናይምስትምቕር ዓቕምና ጎዲሉ ኣሎ እንበር እዚ ዝመስል ደርፍስ ሚሎናት ምተራኣየ እንበር ክልተ ሚኢቲ ሽሕ እይግድንን
Yegermeka eyu¿
I agree with you
Eutoyta Entertainment
ተሲኡ ተዝምስግር ናይዛ ደርፊ ትሕዝቱኣ ኣዚዪ ከቢድ እዩ እዚ ህዝብና ድማ ፎኪስ ግጥሚ እዩ ዝመርጽ ወይ ድማ ዝጽበ እንበር ኣነ ነዛ ድርፊ ኣብ መዓልቲ ዓሰርተ ጊዜ እየ ዝሰምዓ ሰስነልና ጥበብካ ይባረክ ወዲ ነጋሲ
Eseyas gailla kinsemie enber kenestemaqr aygeberon nezi hzbi enber ezi derfi ab farmasi fewsi eyou
ውጹዕ ህዝብና መከርኡ ዘብቀዐሉ ግዜ ይምጸኣዮ
🙏🙏🇪🇷
ተሲኡ ተዝምስክር.......!
ኩሎም ዓጽመ ስጋ ኣብ ቤቱ ዓለቡ
የሓዋት የብሉን ድዩ እንከይባሃሉ...
ይዝክር ተስካሩ ብጋይት ኣዉደቑ
ብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ.........
ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ
ዕዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖ
ንሕናስ ሪኢና ብዓይንና ሪኢና....
ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ......
ይበል ስራሕ ስነ ጥበባዊ ጎይትኦም ነጋሲ
Tinfas Mis Halefet Wey Wey,Etay Abis ,Pls Enkelna hawey&Haftey Nibel Nitehagagez,&
Tibebka yebzhayo nega
.Amlak kakabzi
Tasirnayo delna Mihret yewrdelna Dake Halal Meret🇪🇷🙏
ንሕናስ ሪኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ እንጀራ ዓለም የብልዕካ ጎይትኦም ነጋሲ ኣጆኻ በዓል ኣምሰሉ ደጊም ቀሪቦምዮም 👍👍
ብሉጽ ሰብ ኩሉ ግዜ ኢዩ ብሉጽ ስራሕ ዝሰርሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ነጋሲ
ኣየ ደርፊ ኣየ ስራሕ ጎቲሽ ክቡር ሓው ዕድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ
Nic one music እወ ተሲኡ ተዝምስክር ኣበይ እሞ ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ጎይቶኦም ነጋሲ እዝጊ ኣፍለጠካ
Amazing talent Dear brother Gotom well done. 🙏🙏💙💙
ጥበብ ይዛረብ ኣሎ ሎሚ ዝስተምስቅር የለን ሎሚ በር
Omg ብናይ ዚ ዘመን እዚ ደርፍታት ብምጉሃየይን ተስፋ ምቁራጸይን ነዚ ጣዕሚ ዜማ ከየስተማቀርክዎ ጸኒሐ ጎትሽ ሓውና ጥበብካ ይባረኽ ክምጎሱ ዝግብኦም ስነ ጥበባውያን ከም ዘለዉና ዉን ከስተብህል ክኢለ ኣለኹ❤❤❤❤❤❤❤
ዝፍትዎ ደራፋይ" እሞ ክኣ ድሕረ ዝፈለጥክዎ.....💖💖💖💖💖💖💖
ንሕናስ ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ 😭😭😭😭
Akile + Goytish =Werqi serah
Legends
Thank you 😊
Guys netababayom and please stay home 🏡.
ናትካ ዜማ ብሓቂ ፍሉይነት ኣለዎ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ!!!
ኣይትጥፈኣና ኩቡር ሰነ-ጥበባዊ ጎትሽ ሓውና!!
ኣቤት ጣዕሚ ዜማ ናይ ብሓቂ ውሽጥኻ ዝትንክፍ♥️♥️♥️♥️
ጎይቶኦም ነጋሲ ክቡር ስነ ጥበባዊ ንፉዕ ዘያሚ ኢካ ብጣዓሚ የ ዘድንቐካ ብፍላይ በታ ጊታርካ ለለይ ክትብል ቃሕ ኢካ ትብለኒ ግን ሓንቲ ካባኻ ዝጽበያ ነገር ኣላ በጃኻ ትብዕ ዝበለ ብፍሕሽው ገጽ ተስፋ ዝህብ ሓቦ ዘቐንት ንጽባሕ ዓወት ከም ዘሎ ዝእምን መጺኢና ከም ዝሕይሽ ዝምህር ካብ ቃንዛ ከም ንወጽእ ዝነግር ሞራል ዝኾነና በቲ ጥዕም ዜማኻ ኣጆኹም በለና ህዝቢ ካብ ስነ ጥበባዊ ይምሃር ዩ ሰለዚ ኩሉ ሰብ ንፍዕ ኢሉ እንዳንቐካ መሊስካ ንፍዓሉ ሶሪ ግን እዛ ስራሕ ጸሊኤያ ዘይኮንኩስ ቃንዛ ምካና ምስ ኣስተብሃልኩ ግን እንድዕለይ ቅንዝው ኢለ ከብደይ ሓቒፈ ናይ ብሓቂ የ ኣጆኻ ቀጽለለይ ።
Xibuk bisul awentawi hasabin rieton kubur haw. Ajona ab hiwet fetene mis bezhaka teawitka aleka malet eyu. Welonan hidronan ab thiti fetari yikun.
Ajoka zehawey Egziabher hiji qeribu'yu kihalifelna'yu nimen eluwo🙏🙏🙏
ብራቮ ቡስሉ ዝረባ
ንሕና ሲ ርኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ ብሉጽ ስራሕ ጎይትኦም ❤️🇪🇷
I gave it a like before even I listened to it because I know this guy is beyond good!!
Great message from great Man!
ጎትሽ ጎይታ ዜማ
እታ ዝበለጽት ናይ 2020 so god bless you
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ኣጋጢሙኒ ኣይ ፈልጥን ኣብዚ ናይ ዘመነ ጨርባሕባሕ።
ቀደም ኔሩ ምባል ትርጉም የብሉን ናይ ብሓቂ ሙዚቃ ንስማዕ ኣሕዋት፡ የቐንየለይ ጎይቶኦም ነባሪ ስራሕ።
ጎይትኦም ሓያል ስነ ጥበባዊ ምኻንካ ኣብ ዝሓለፈ ሪኢናካ ኢንዲና ሕጂ ድማ እንቃዕ ብሰላም መጻእካና።
ጥዑም እንዳሃረፈ ጥዑም ከይረኸበወ ዓኽ እንድዒ በቓ መግለጺ ኣይረኸብኩልካን ጎይትሸይ ጎይታ ጥበብ ኣጆዃ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ኮርዒዳየ !!
Ahhhhhhhhh euyyyyyyyyyyyyyyyy
ሓያል ስነ-ጥበባዊ ። We love you
ደጋጊምካ ዝስማዕ ደርፊ፡ጽቡቅ መልእክቲ ዳማ ተሸኪሙ ብሂወት ከለና ንተሓጋገዝ
ዓቢ ጥበባዊ!! ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘለት ውሽጥኻ ትትንክፍ መዚቃ ዎውውውውው !!!! ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ !
ጎቲሽ ዓርከይ ተባዕታይ ግትሚ ተባዕታይ ዜማ ❤️ሰላም ንደኪ ኤረይ ኣኣብ ዘለክሞ ይምነ ❤️
ጎይቶኦም ነጋሲ ፍሉይ ኢካ ንዓይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Respect ነዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብዚ ዘሎ ሕማም ንኩሉና ይሓልወና ብሩካተይ
ጎይትኦም ጥበብ, ንሕናስ ርኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ ።
ተመስገን ፈጣሪ፡ እዝንና ጽቡቅ ዘስምዓኻዮ። ብዘይ ረብሑ ስነ ጥበበኛታት ተዋሪዳድና ኢና ነይርና። ኣቦ ጥበብ ጥበብካ ይሰንስን።
እቶም ጥበብ የለን ዝቡሉ ካብዚ ንላዕሊ ጥበብ እንታይ ንደሊ ፣ ዘስተማቅር ሙዚቃ ኢዩ ተሳኢኑ ዘሎ,, great message Go.....
መግለጺ ሲእነልኩም ነጋዉስ ናይ ጥበብ።
"ንሕናስ ሪእና ከሎ ዝሓሰረ ምስሞተ ዝኸበረ"
ይበል ግጥሚ ብዘይ ዜማ ክስማዕ ዝካል ጥበብ ኣኪለ ኣኽሊል ናይ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረተይ።
ዜማ ከኣ ካብኡ ብዘይፍለ ብዘይ ግጥሚ ክስመዓን ክስተማቐርን ዝክእል ጥበብ።
ንበሩልና ክበርሉና ነጋዉስ ናይ ጥበብ ኣኪለን/ ጎይትኦምን ብሓፈሻ ከኣ ኩልኹም ስነጠበባዉያን ሃገርና!
One of our greatest inspirational Artist Goitish!!! WOW just wow big bro kemey dika!!
Thank you dear goitom Really ሪኢና ከይ ሞተ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝከበረ ፡
ኣቤት አወ ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ ክብሃል ሲ ከምዚ አዩ።
ጎይቶም ትሰረሖ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዩ
ንስኻ ትዘምዮም ዜማ ብጣዓሚ ኢዮም ኣብ ስምዒት ዝእትዉ ቆጽሎ ጥራሕ ጎባዛይ
ነዚ ደርፊ ዙይ ክሰምዕ ከሎኹሲ ንብዓተይ ኣይቆጻጸሮን ስቅ ኢሉ ይዛሪ😭😭😭
"Kulom axme sega abietu aselu yehwat yebulun deyu enkeybhalu " Owww my God
ጎይታኦም ዉጹእ ብሉጽ ዘያሚ ደምጻዊ ጊታሪስት ዩ ከማኡ ዉን ኩሉ ዓይነት መሳሪሒታት ሙዙቃ እመልኽ ኣብ ኤርትራ ዜማኡ ዘይወስደ ድራፋይ የ ባሃሊ .ድርጋ የሎን..." ንስኺ ዶ ትብደሊ " " ኢልናካ ኒርና ኣይትብሉኒ".... ወዝተ ስርሓት ጎይታኦም ዩ.። A living legend n guinuen artist Goiteom !!
ናይ በሓቂ ኣብ ተውስኦ እንነብር ሕብረተሰብ።
ኣጆኻ ጽብቅ ስራሕ ግጥሚ 99 ዜማ100 ደምጺ 100
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ብልጽቲ ደርፊ ክሉምላ።
ብዓይንና ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞት ዝኸበረ ከምቲ ዘየለ ግጥሚ ማለት ታይ ክወጾ ዜምኡን ድምጹን ኩሉ 99 ንፉዕ 100% ዘይሃብኩኻ ሰብ ሙኻንካ አየ ምክንያቱ ኣምላኽ በር ካልአ ፍጡር 100% ምሉአ የለን ሶ ቀጽሎ
Naybehaqi ygbeo eiu gen kemti zbelkayo eiu
ናይ ብሓቂ ትኣምር ጥበብ ፓው
Ya bhaqi zgbo eka hibkayo zdneq wedi 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💘💕❤💔💝💓🥰❣
Nay behaki√√√
Hayal tezarabi eka, bravo
Great ጎይትኦም ሓውና! ዕምቀት ዘለዎ፣ ውሕሉል ጥበብ ።
እዛ ሰብ ኣበይ ዳ ኣቢላ እዚ ዝመስል ጥበብ ሲ ' ኣብቲ ዋጭዋጭታ ትርጉም ኣልቦ ስ እባ ትጎዪ ኢኩም ' ያ ጀምዓ እቲ ካባና ዝድለ ንግበር ' ሓደ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ሰብ ጥበብ እዪ ብልብኩም ኣድምጹ ስከ ሰብ ንኩን ህዝበይ የቀኔልና ጎትሽ ቀጽሎ ኣጆካ
ቀንዴል ሓርነት nay bhkiiiii bro
Naybhaki bro
Eti bluts derfnas zeyre mkanu eyu zhrkeka
Seb kab haki hadima eya zela
Naybehaki bluts snetbebawi
Eti zgerm meneseyna abzeyrebh kseme mwalu eyu
Nay bhaqi yake 😙😙
Nay behaki blux srha eu goytom hawey blux seb kulu gxe blux srha eu siserh best jobs my brother irmber
ገጹ ብእስርታ ከብዱ ብጥልቅዕታ
ፍሽኽ እንከይበለ ብቃንዛ እህህታ
ጡዑም ከይረኸበ ጡዑም እና ሃረፈ
ዓለም ኣርኪባቶ ከም ሰቡ ሓለፈ
,,,,ተሲኡ ተዝምስክር,,(2) እንታይ ምበለ እንታይ እንታይ ምበል እንታይ ምበለ
,,,,,,,,,,,ኣኣኣኣኣ,,,,,
ኩሎም ዓጽመ ስጋ ኣብ ቤቱ ዓሰሉ
የሕዋት የብሉን ድዩ እንከይብሃሉ
ይዝክር ተስካሩ ብጋይ እና ኣውደቑ
ብዝሕላን ሜስን ማዕሪጉ ደሚቑ
ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖ
ዑዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይ በልዖ
ልዕሊ መቓብሩ ብእመ በረድ ኣጊጹ
ብደዉ ዘይረኸቦ ምስ ሞተ በለጹ
,,,,,,,,,,,,ኣኣኣኣኣኣ,,,,,,,,,,
የድሕነና ካብዝስ የድሕነና ይሰውረና
ንሕና ግን ሪኢና ንሕናሲ ሪኢና ብዓይንና (2)
ሪኢና ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ (2)
ኣበይ እሞ ሕጂ ንኹሉ ተዝርእዮ
ተሱኡ ተዝርእዮ ንኹሉ ተዝርእዮ
ኣልዑልለይ ምበለ ፊሒርኩም እለይዎ
ኣይደልዮን ኣይደልን የእማንኩም ኣልዕልዎ
ነቲ ጠላም ቤትኩም መንደቑ ወርቕዎ
እንተ ደሊኹም ድማ ብወርቂ ቀለም ለቕልቕዎ
,,,,,,,,ምነገረ ንሱ ንማንም ከይሓፈረ,,,,,
ኣብ ውሽጥና ዘሎ ተንቲኑ ምዘርዘረ
መን ሞ,ይመልሶ ሓንሳብ ዝተቐብረ (2)
ንሕናሲ ሪኢና ንሕናሲ ሪኢና
ከሎ ዝሓሰረ ምስ ሞተ ዝኸበረ (2)
//////////////////////////////////////////
ጎይትሽ ኣርማ ጥበብ😍
Nay behaki Goityi heway des tebal zema kesab zenba koyna kulu zemtatka heda kab heda zeblxa kexlo amelk ademan teanan yehbka metabyti Goityi shukorrr 😍❤
ኣንታ ምዓር ኣፉ ንበር እስከ ክበር፡ ኣቦ ስነጥበብ ምስ ሓቂታት ዘጉላሕልሕ
"""ምነገረ ንሱ ንማንም ከይሓፈረ
ኣብ ውሽጥና ዘሎ ተንቲኑ ምዘርዘረ
መንሞ ይመልሶ ሓንሳብ ምስተቐብረ""
ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖ
ዑዱም ሓይኽዎ ንሱ ንዘይበልዖ 💔
ንዓባ ታ ኤርትራዊ ሓወይ ኣብዚ ነሀልካ ጥበብ ። ታይ ዝዓብስ ቲክቶክ ዩ። ኣብዚ ነሀለ ድምጽን ግጥምን ነብስካ ክትፈርድ ዝፈታትን ኣሕ ዋይ ኣነ ዓደይ 🥰🇪🇷🥰
Wesam Kamal nay bhkii
ሰብ ካብ ሓቂ ሪሒቃ ኢያ ዘላ
Nhinas rieina kelo zhasere
Ms mote zkebere
Great job Gotish ans bsrahaka kulu gzie eugub eye thnk you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓላል መሬት
ብሉጽ ስራሕ Goitom Negassi 100%
ኣቤት ጥበብ ድመን ጥዕናን እስከ ይሃበልና ፈጣሪ
ኣንበሳ ጎበዝ ስነጥበባዊ ኢኻ ቀጽሎ ልዕሊ እዚ ጥበብ የለን ኩሉ ሱጡም
Very touching song , incredible massage. 🎁🎁🙏🙏🙏💙💙
Eti alo ziblo derafay xifuf sirahatu my best artists like you
ጎይቶም ጎይታ ደርፊ ጎይታ ጥበብ ነዚ ውጽዑ ሕዝብና ሰላሙ የሃበና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስነ ጥበብ ኣብ ዚ ኣሎ👏👏
ባሓቂ ንፉዕ ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ እፍፍፍ 😥😥😥ሶ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ምዓረይ ❤️
ብጣዕሚ ዝገርም ሙዚቃ ይበል ግጥሚ ዜማ. ....
Goitom Negaci Buzuh Derfi Aygdesn eye ezi Natka Gn kebdey ygalabet ksemo coleku Amlak Edme yhabka 99/ 100
ብጣዓሚ ረዚን መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ እዩ ። ጎይትሽ ሓወይ ብርዕካ ይሰስን ,,,,,
" ንሕና ሲ ሪኢና " ተካል ምርኣይ ኣሕዋት ዝጠላለሙሉ ግዜ፡ የቐንየልና ጎይቶኦም ነጋሲ ኣድኒቐካ
Goitom...Goitom, no words to express, you are the best. The lyric, the melody and the video in your music I gave it 💯
ጎይትሽ ካብ'ቶም ዘድንቀካ ስነ'ጥበባዊ ኢኻ well come bro
I'm Eritrean senafe love each other dear brother's and sister's 😍 please hagdef teraf dergi ::
ክገልጸካ ዓቅሚ የብለይን ምስ ኩነታት ዝከይድ ደርፊ ሂብካና ካብ ልቢ የመስገን
ዋውው ደስ ዘብል ጎቶም. ኣነ ክዛርብ ደልየ ዘለኹ ግን ነዚ ወለዶ አየ. በቃ ናይ መዓከር ናይ ሰለፍ ጥራይ ከይን ተሪፉ. በቃ ላይክ የለን አዋይ. ሶ ካብዚ ንላዓል ክንጽበ እና great job Goitom 👍👍👍👍
እወ ሪኢና ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ሞቶ ዝኸበረ ናይ ብሓቂ ግይትኦም ሃወይ
ሳሕ ከላም ጎይትሽ ጎይታ ሙዚካ ሕልና ሞይታ አንዲያ ነዊሕ ግዜ ኣቅጺሩ ሓቂ ካብ ዝርሕቅ ፈታሪ ዓለም ደኣ ናብ ንቡር ይምለሶ ነዚ ሓንካስ ግዜ ።
ብሉጽ ናይዚ ግዜ ሓያል ኣብ ግጥሙ ምስ ብሉጽ ዜሙኡ ጎይቶም ምስ ራኣካ ከማይ ካ ልቡ ዝትሓጎሰ ይህሉ ዶ።welcom king of music
zeblexet nay zemena derfi thanks hawena
I’m speechless , incredible massage and Lyrics waaaaw
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ነጋ 100/100
Nehena si Reina kolo zehasere mes mote zekbere behaki thanks guitom
ዋውውውውውውውው ናይ ብሓቂ ጥበብ ማለት ኮሎ ዝሓሰረ ምስ ቦተ ዝኸበረ
ንዝክር ተስካሩ ብጋይት ኣውደቁ ብዝሕላን ብሜስን ማዕሪጉ ደሚቁ ሃነን ኢሉ ዳሱ ኣይሪኦ ኣይሰምዖ ዑዱም ሓይክዎ ንሱ ንዘይ በልዖ።
ተሲኡ እንተዝምስክር'ወ...
ጸባ ስተ ጎይቱ ሓወይ!
በቲ ወነይ ነቓኒቕካዮ ..በቲ ኸአ ረስሪስካዮ፡ ክብረት እሃበለይ 🙏🏽🌹
ንህዝብና'ውን ሎሚ ይሓስር እንዳሃለወ፣ ምስ ሞተ ከነኽብሮ ንጽበ ዘለና ኢና ንመስል 😢
Well done bro.... bless u!