መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ወይ ቃል ኣምላኽ ጥራይ እዩ ዘለዎስልጣን ቃል ኣምላኽ ክሳብ ክንደይ እዩ?ብሕብረት ኤውሮጳን ማሕበር ክርስቶስ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተዳለወ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 43

  • @sbk6182
    @sbk6182 4 дні тому +3

    ኣመን ፡ መመሊሱ ምግላጽ ይብዝሓልኩም ኣቦታትና ተባረኩ ፡በረከቱ ይውሓዘልኩም።!!!

  • @AdhanomHidug
    @AdhanomHidug 3 дні тому +1

    ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።

  • @Godiswithus5557
    @Godiswithus5557 4 дні тому +3

    ፓስተር ኢሳቅ ምእንቲ ንዓና ክሕሸልናስ ንበረልና ። ተባረኹ ።

  • @milshunabute4839
    @milshunabute4839 4 дні тому +1

    ናይ በሐቂ ብጣዕሜ ኢዩ ደስ ኢልኒ ሰሜዔዮ መግለጺ & ትምህርቲ ኢዩ ተባረኽ ፓስተር ኢሳቅ ዕድሜ ን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ ❤❤❤❤

  • @saronarefaine
    @saronarefaine 3 дні тому

    Thank you for this interview.
    Please bring more of this kind to Maezer semay.
    Remain blessed pastor Mesfun and pastor Issac.

  • @girmawitgebremedhin3250
    @girmawitgebremedhin3250 2 дні тому +1

    ኣምላክ ይባርክካ ፓስተር.

  • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
    @ኮኮብ-ጨ6ፐ 4 дні тому

    ተባረኹ ጸጋ ኣምላኽ መመሊሱ የብዝሓልኩም ብሩኻት።ፓስቶር ኢሳቕ መመሊሱ ምግላጹ የዕዝዘልካ

  • @frehiwettekle8897
    @frehiwettekle8897 3 дні тому

    Goyta ybarkum
    Btaemi xbuq tmhrti paster Hayleab Egziabher memelisu ybarka kulu gzie meharena ❤❤

  • @rezeneokbatnsea1657
    @rezeneokbatnsea1657 2 дні тому

    Goyta ybarkum

  • @mooc4054
    @mooc4054 3 дні тому

    God bless you both! Please we need this kind of teaching if possible weekly. We will need the Truth before we being contaminated by false teachings and deciving activities.

  • @rahella2045
    @rahella2045 4 дні тому +1

    God bless you both ❤ please teach us more

  • @merhawiberhe4457
    @merhawiberhe4457 4 дні тому +1

    May God bless you both important topics 🙏 Wawa

  • @yohannesweldehawariat9541
    @yohannesweldehawariat9541 4 дні тому +2

    ጎይታ የሱስ ምግላጽ ቃሉ መመሊሲ ይወስካን ኣምላኽ ይባርካን ፓስተር ኢሳቅ ሓወይ።ከምኡውን ኣብ ቡዙሓት ሕቶ ኮይኑ ግን ካኣ ንመን እሞ ክሓቶየ ዝበልናሉ ሕቶታት ብምሕታትካ ፓስተር መስፉን ጎይታ ኣብዚሑ ይባርካ።

  • @yirgalemteklay1989
    @yirgalemteklay1989 3 дні тому +1

    Wawwwww pastor nberelna ❤azika bruk Nay amlak seb

  • @jesusgoyta4075
    @jesusgoyta4075 4 дні тому +2

    ዋውውውወ ንውሽጢ መንፈስ ዘረስርስ ናይ ሓቂ ምህሮ ❤❤❤
    መጋቢ ናይቲ ሓቀኛ ቓል ኢሳቕ ሓይልኣብ ድማ ጎይታ መመሊሱ ምብራህ ቓሉ ይሃብካ 🙌

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 День тому

    GBU more and more ❤❤❤

  • @NahomGebremedhin-l4m
    @NahomGebremedhin-l4m 20 годин тому

    Pastor Isaak and Pastor Mesfin ❤❤❤

  • @joshalomshalom8461
    @joshalomshalom8461 3 дні тому +1

    ጸጋ ይብዝሐልኹም:
    ኢሳቕ ሓውና ብትክክል ከም ቃል ኣምላኽን ብቃል ኣምላኽን : ብምኽርን ብፍቅርን ነቲ ሕቶታት ስለዝመለስኻዮ ጸጋ ይብዝሐልካ::
    እቶም ዝስሓትኹም ኣሕዋትና ድማ ብቅኑዕ ልቢ ሰሚእኹም ብጸጋኹም ክንግልገል እምበር ብትምህርትኹም ከይንሓፍር ምምላስ ክኮነልኹም ጸሎተይ እዩ::
    ሓውና መስፍን ድማ በቲ ሕቶታት ኣቀራርባካ ከየመስገንኹካ ስቅ ኣይብልን :: ጸጋ ይብዝሐልኻ::

  • @ኣራራት
    @ኣራራት 3 дні тому +1

    GBU 🙌

  • @GudusSeb
    @GudusSeb 2 дні тому

    ፓስቶር ኢሳቕ & ፓስቶር መስፍንተባረኹ ! ጸጋ ኣምላኽ መመሊሱ የብዝሓልኩም። ፓስቶር ኢሳቕ ብዛዕባ ኣትናቴዎስ ዝበሃል ናይ እምነት-ኣቦ ዝጠቀሶ ሓሳብ ሕቶ ኣሎኒ፡ መብርሂ ክትህቡኒ ብትሕትና እሓትት።
    ብስነ-ሞጎታዊ (ርትዓዊ) ኣዘራርባ (logic) እንተ ደኣ ርኢዮ:
    ታሪኽ ከም ዝሕብሮ - ኣትናቴዎስ ዝበሃል ናይ እምነት-ኣቦ ኣብ ኢዮርሳሌም እናኣገልገለ ከሎ ፡ ነቶም ኣብ ግብጺ ዝነበሩ ኣመንቲ ዓመታዊ ደብዳቤ (Festal Letter) ይሰደሎም ነበረ። መብዛሕትኡ'ዚ ደብዳቤታት ጠፊኡ ኢዩ። ነዛ 39th Festal Letter (c. 367 AD) እትብል ግን ከም ገለ ጽሑፋ ተረኺቡ እንሆ እኳ መወከሲት ኮይና ፓስቶር ኢሳቕ ጠቂስዋ።
    እንተኾነ ግን እዚ ናይ እምነት ኣቦ ኣትናቴዎስ ፡ በቲ ካልእ ዝጠፍአ ደብዳቤታቱ ነዛ 39th Festal Letter መአረምታ ጌሩላ ኔሩ ኢዩ ዝብል ታሪኽ ኣሎ። ነዚ ዘረጋግጸልና ነገር ከኣ ኣብ ጉባኤ ሂፖ Council of Hippo (393 ዓ.ም.)ን ጉባኤ ካርቴጅን Council of Carthage (397ን 419 ዓ.ም.ን) ዝተሳተፉ ናይ እምነት ኣቦታት 73 መጻሕፍቲ ኢዮም ኣጽዲቆም። ኣትናቴዎስ ውን ከይተረፈ ንገለ ካብዘን 7 ካልኣይ ቆኖና (Deuterocanonical books) ዝበሃላ መጻሕፍቲ ኣብ ምህሮኡ ይጥቀመለን ከም ዝነበረ ታሪኽ ይነግር ኢዩ።
    ደሓር ከኣ እዘን ካልኣይ ቆኖና (Deuterocanonical books) ዝበሃላ 7 መጻሕፍቲ ብ"ዕብራይስጢ" ዘይኮነስ ብ"ግሪኽ" ስለ ዝተጻሕፋ (Septuagint) ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኣይኮናን ዝብል ምኽንያት ርዝነቱ የተሓሳስበካ።
    ሕቶይ
    1. ስለዚ ከምይ'ልና ኢና ነቲ ንቅዱስ መጽሓፍ ከም መለኮታዊ ቃል ኣምላኽ ዘጽደቀ ጉባኤ ናይ እምነታ ኣቦታት ሸለል ኢልና - ናይ ኣትናቴዎስ ጭራም ደብዳቤ ናይ 367ዓ.ም ከም መወከሲ ንጥቀመላ ዘለና፧
    2. ኣትናቴዎስ ውን ተኾነ "ቅዱስ መጽሓፍ" Sola Scriptura ጥራሕ ዝብል ትምህርቲ ምሂሩ ድዩ፧
    3.እቲ ዝተቀስካዮ ኣብዚ መጽሓፍ /ትንቢት ኣይትወስኽ/ኣይተጉድል ዝብል ጥቅስታት'ውን ተኾነ ከመይ ኣቢሉ'ዩ ንምሉእ መጽሓፍ ቅዱስ ዝውክል፧ ምኽንያቱ ጌና ኣብቲ ግዜ እቲ ቅዱስ መጻሓፍ ከም ሓደ መጽሓፍ ኣይተጠርነፈን'ዩ ኔሩ።
    ክዛዝም:
    ብዝኾነ ቤተክርስትያን ክሳብ 1517 ዓ.ም - 73 መጻሕፍቲ ዘለዎ ቅድስ መጽሓፍ ክትጥቀም ጸኒሓ ፡ ደሓር ሓድሽ ግልጸት ረኺብና ብዝብሉ መራሕቲ ናይ ኣትናቴዎስ ጭራም ደብዳቤ ናይ 367ዓ.ም ብምጥቃስ ናብ 66 መጻሕፍቲ ጎዲሉ ንረኽቦ። እዞም ናይ 1517 ዓ.ም ፓስቶራት ከምኡ ክገብሩ እንተ ደኣ መሰል ኔርዎም ፡ ነዞም ቅዱስ መጽሓፍ 5% ጥራሕ ኢዩ ቃል ኣምላኽ ዝብሉ ናይዚ ዘመና ፓስቶራት'ከ መን ኢዩ መሰሎም ክኸልኦም።
    መልስኹም ብሃንቀውታ ይጽበ።
    ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ፡ ይቀንየለይ። ተባረኹ!

  • @hiwi8131
    @hiwi8131 2 дні тому

    Burukat abotat❤❤❤❤❤

  • @truthbetold8935
    @truthbetold8935 7 годин тому

    ኣርእስቲ ናይዛ ግሩም መልእኽቲ ሰብ ብቐሊሉ ክርድኦ ብዝኽእል እንተትእርምዋ ክንደይ ግሩም ምኾነ ! ተባረዂ

  • @meazakrestos
    @meazakrestos 5 днів тому +2

    ኣዝዩ ጽሩይን ትኽ ዝበለ ቑኑዕ ምህሮ: ክብሪ ንኣምላኽ። ኩላትኩም ብምሃር ብምሕታት ብቴክኒካዊን ካልእን ክንማሃር ዘገልገልኩሙና ብሓቂ ብሩኻት ኢኹም! ብተወሳኺ ድማ ፓስተር ኢሳቕ ንስኻ ብኣምላኽ ድሙቕ ብርሃን ክርስቶስ ኢኻ እሞ: እቲ ብኹሉ ነገርካ ናደገፈ ዘከናውነልካ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ይባረኽ።

  • @samriabebe4294
    @samriabebe4294 4 дні тому

    Tebarek pastor isaac bruk abo

  • @muhurhadu6896
    @muhurhadu6896 5 днів тому

    Goyta Yesus ybarkum nskatkum brukat ekum

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 4 дні тому +1

    🙏🙏🙏👏👏👏❤️

  • @sbk6182
    @sbk6182 4 дні тому

    ❤❤❤

  • @fkaduhaile7272
    @fkaduhaile7272 4 дні тому

    🙏🙏🙏👍

  • @filimonsolomon1019
    @filimonsolomon1019 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhanukiflu2822
    @birhanukiflu2822 4 дні тому +4

    ኣየ! እዝስ ቅድሚ 3 " መጽሓፍ ቅዱስ 5% ጥራይ ኢዩ ቃል ኣምላኽ" ዝብል ሕንዛም ምህሮ የማነ ወልደትንሳኤ ክጋዋሕ ከሎ፥ ሽዑ ኣብ እዋና ቀሪቡ ከም ነበረስ ……! ግናኸ ሕጅ ክምብል በለ'ምበር ኣይተኻዕወን ከም ዝብሃል፥ ከምዚ ሕጂ ተጀሚሩ ዘሎ ኣብ እእዋኑ ንእተላዕለ ዕብዳን መግትኢ ዝኸውን ምላሽ እንት ዝውሃቡ፥ እዚ ወንጌላዊ ደምበ መወዳእታኡ ምጸበቐ። ፓስተር፥ ጽሩይ ትምህርትኻ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ መዝሙር'ዩ። ሓደራኻ ስቕ ኣይትበል…… ተዛረብ!

  • @abebagedle7605
    @abebagedle7605 4 дні тому

    Tepareku burukat

  • @yonatankelati2858
    @yonatankelati2858 5 днів тому

    Eza mezmur bejakum tehababeruni

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤አሜኀኀ❤❤❤❤❤

  • @Mengsty
    @Mengsty 5 днів тому +1

    ብኸመይ ኢኹም እዞም ናይ ሕጂ ነብያት ከክንዲ ናይ ቀደም ኣይመጹን ትብሉ ግን ፥ ከክንዲ ናይ ቀደም ናይ መንፈስ ቅዱስ ምቁጽጻር የብሎምን ትብሉ፡ ንጉስ እየሱስ ግን ካብዚ ናተይ ንላዕሊ ክትገብሩ ኢልዎም። ካልኣይ ፡ ንምንታይ ኢኹም ኣገልገልቲ ተወዳድሩ ( ማለት ሓቀኛታት እንተኮይኖም) ኩሎም ከም ፍቃድ ጎይታ ዶ ኣይኮኑን ዝሰርሑ? ካብ ባዕሎም ድዩ ኣገልግሎቶም? መሰረቱ መንግስቲ ኣምላኽ እንዳሓየለ 'ዩ ክኸይድ ዝግበኦ።

    • @Godiswithus5557
      @Godiswithus5557 4 дні тому

      ጽሑፋት ምፍላጥን ፡ ጽሑፋት ምርዳእን በበይኑ እዩ እሞ በጃካ ህድእ በል እሞ እቲ ዝብሎ ዘሎ ነቲ ቃል ከም ሰብ በርያ መርምሮ እምበር ተሃንዲድካ ኣይትዛረብ ።

    • @denaitmebrahtu3271
      @denaitmebrahtu3271 2 дні тому

      እወ ሓደ ኣይኮኑን

    • @TBEBAT
      @TBEBAT День тому

      ዘዐግብ ስራሕ

  • @nalawitAbraham
    @nalawitAbraham 3 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 3 дні тому +1

    ❤❤❤

  • @selamasfaha8250
    @selamasfaha8250 2 дні тому

    ❤❤❤❤

  • @ናይፍቅሪወንጌልሚኒስትሪ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤