"ከይቀደመትኪ ሓባል በልያ" 'ዩ ነገሩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 169

  • @YonasWelday-ls6tt
    @YonasWelday-ls6tt 5 місяців тому +7

    ኩቡር ሓውና መጋቢ ምስጢር ዘኣማኑኤል ዝእርመካ ዘሎ እንተ ትሰምዖ ሰናይ ነይሩ

    • @rahelfesaha942
      @rahelfesaha942 5 місяців тому

      True. He doesn't have knowledge slam

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 5 місяців тому +18

    ክብሪ ይኩን ንሥላሴ
    ክብሪ ይኩን ንሥላሴ
    ይክበር ይመስገን አምላከ ሙሴ//ናይ ሙሴ አምላክ🤲🥰እግዚአቢሔር ይመስገን ሠላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ክቡረ ሓውና💙

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 5 місяців тому +9

    መምህር ስልጣን ኣይትሓዘሉ ጽልኣት ናይ መን ኣለዎ ንፈልጥ ኢና ኣበይ ዓገብ ይብል ኣይብልን ውን ኣስተውዒልና ኢና ንሰብ እንበር ንእግዚኣብሔር ዘይፈርሑ ዮም ንኺድ ጥራይ ሓቂ ትስዕር🙏🙏🙏

    • @MeronZetewahdo
      @MeronZetewahdo 5 місяців тому +1

      ንስለ ሓቂ ግን ዝቖምኩም ኣይትመስሉን ካብ ዘረባኹም መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዜኣብሄር እዩ :: ፍርሃት ይሃልና ምኽንያቱ ርህራሄ ካብ ቁጥዔ ይሕይል እዩ ንስል ፍቕሪ ኢና ክንቃለስ ዝግበኣና.............

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 5 місяців тому

      @@MeronZetewahdo ንስኹም ከ ንስለ ሓቂ ቖምኩም ድዩ ዝኸውን ዘሎ🤔

    • @MeronZetewahdo
      @MeronZetewahdo 2 місяці тому

      ኣነ እኮ ብዛዕባ እዝን እትን ደጊፈ ኣይተዛረብኩን ዝሓወይ ብሩኽ ሓሳባትካ ግን ፍትሓውያን ይኹኑ ⛪⛪⛪❤️❤️🥰🥰​@@efremnega1781

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 5 місяців тому +1

    ሰልጣን ሓወይ መምህረይ መጺእካዶ "አጆካ መእመናን እዉን ሓቂ ንምፍላጥ ነቂሕና ኢና❤❤
    #ናይቅዱስ #እስጢፋኖስ ታሪክ ንምፍላጥ ናብ ገዳሞም ከይድካ ታሪኮም ምፍላጥ እዩ❤❤

  • @GhirmayGeneralcoltd
    @GhirmayGeneralcoltd 5 місяців тому +1

    ንስካ ብዛዕባ ጽቡቅ ክትምህር ስለዘይትክእል፡ብዛዕባ ትግራይ እምበር ብዛዕባ ኢርትራ ትመክረሉ ጉዳይ የብልካን፡ከዳዕ
    ብዘይ ነጸላ ዳኣ ክንደት ግዝየ ድይ ኣስተምሃርካ፡

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ❤❤❤ ድዕመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ አምላክ ሰልጣነ ሓወይ🙏🙏🙏

  • @NatnaelBekele-p4u
    @NatnaelBekele-p4u 5 місяців тому +4

    ይቅሬታ ተቋሪጻትኒ ካብኣ ክቕጽል=እና እንታይ ንምባል ዩ ዝኮነት ፊደል ካብ ሀ ክሳብ ፖ ዘለዉ ፊደላት ነናይ ባዕሎም ትርጉም ኣለዎም ንኣብነት=ሀ ብሂል ሀልወቱ ለአብ እምቅድመ ዓለም።ጸ ብሂል እግዚአብሔር ጸጋ ወጽድቅ ይብል። ካልእ ውን ንምእመናን ግልጽ ብዝኾነ ክውስኸካ፡ሚካኤል ማለት ፡ሚ መን ፡ ካ ከመ ፡ኤል ኣምላኽ=መን ከም ኣምላኽ ይብል። ስለዚ ሚ ሓደ ቃል ንበይኑ ካ ውን ከምኡ ግን ምሉእ ትርጉም ኣምጺኡ ዶ ሓቀይ? ካልእ ውን ማርያም ዝብል ማ=ማህደረ መለኮት፡ ር=ርግብየ ይቤላ፡ያ=ያንቀዓዱ ሃቤኪ፡ም=ምዕላድ ወምስጋድ ይብል፡ ጸጸጸ ብዙሕ ትርጉም ኣለዎ እቲ ጸገም ከምቲ ኣቀዲመ ዝበልክዎ ንሊቃውት ቀሪብካ ዘይተረደኣካ ዘይምሕታት ዩ እቲ ናይ ሕጂ ወለዶ ባዕሉ ኣንቢቡ ባዕሉ ዝትርጉም ምዃኑ ዩ።ብዛዕባ ጸጸ ዝብል ጸሎት ክንደይ ባሕታውያን ኣቦታት ክንደይ ሊቃውንት መስኪሮም ኣሚኖም ክጽልዩሉን ክምህሩሉን ዝጸንሐ ንዘመናት ዘቑጸረ መጽሓፍ ዩ።እሞ ንስኻ ሕጂ መጺኻ ቲዩብ ቻናል ከፊትካ ብዙሓት ሰባት ስለተኸተሉኻ ጸጸ ትርጉም የብሉን ዘይትፈልጥዎ ኣይትጸልዩ ማለትካ ካብ ኣቦታትና ሊቅውንት ንላዕሊ ኣነ የ ፈላጥ/ምሁር ንዓይ ስምዑኒ ዲኻ ትብልና ዘለኻ?ምእመን ማለት በጊዕ ማለት'ዩ ይብለና በጊዕ ኣብ ዝመራሕካያ ያ ትኸይድ ምእመን ውን ከምኡ ትኽክለኛ ትምህርቲ እንተምሂርካዮ ይዕምብብ ይፈሪ ጌጋ እንተምሂርካዮ ከኣ ንዓኻ ዩ ዝሰምዕ፡ናይ ሕጂ ወለዶ ድኣ ሳለ ግዜ ኩሉ ምሁር ዩ እበር።ብዝኾነ ንምሉእ ህዝበ እግዚአብሔር ይቕሬታ ሕተት ናብ ልብኻ ተመለስ ሕተት ከኣ ክትፈልጥ ኣይትተሃወኽ ተረጋጊእካ ተመሃር፡፡ህዝብ ውን ምስዝጮሀ ኣይትጩሁ ሆ ኣይትበሉ መጀመርታ ኣተውዕሉ መርምሩ ሕተቱ ውን።ወስብሐት ለእግዚአብሔር ልዑል፡ ወለወላዲቱ ድንግል ፡ወለመስቀሉ ክቡር አሜን።

    • @AngesomAlem-e8p
      @AngesomAlem-e8p 5 місяців тому

      እዚ ፍልስፍና እዩ እንበር ግልጸት ኣይኮነን ጎበዝ ።ፊደል ፊደል እዩ በቃ ።ግና ሊቃውንት መምሃሪ ክጥቀሙሉ ኢሎም እዮም ።እዚ ሚካኤል ዝብል ድማ ብጥቅሉል እዩ ዝትርጎም ።ማርያም ዝብል'ውን ናይ ቋንቋ ዕብራይጥ ቃል ኮይኑ ኣደ ብዙሓት ማለት እዩ ።ካልእ ናይ ግብሪ ትርጉም እንበር ናይ ቃላት ትርጉም ኣይኮነን ።ስለዝስ ንባዕልካ ምሕታት ከድልየካ እዩ ሓወይ ።

    • @meharitedla3259
      @meharitedla3259 5 місяців тому +1

      Aman Aman Beaman lebey zereserese Kal asmikani neay wen fetini neiru

    • @NatnaelBekele-p4u
      @NatnaelBekele-p4u 5 місяців тому

      @@meharitedla3259 ተመራመርቲ በዚሖም ምርምር ከኣ የውደቐካ እምበር ኣየዕብየካን ዩ ንስጥሮስ፡ልዮን፡መቅደንዮስ፡ኣርዮስ---ምሁራት ዮም ግን ከኣ ብምርምር እዮም ኣብ ክሕደት ካልእ ካልእ ወዲቖም ዝተወገዙ ስለዚ ሰብ ተማሂሩ ትሑት እንተዘይኮይኑ መንፈስ ቅዱስ ኣይሓድሮን ዩ ምኽንያቱ ሰይጣን ጎንጎኑ ዩ ዝከታተሎን ዝዕንቅፎን ትሕትና ናይ መንፈስቅዱስ መፍትሕ ያ በቃ።

  • @asosoasdf233
    @asosoasdf233 5 місяців тому +3

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብስላም መፃእካ ስልጣን ሓዉና

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 5 місяців тому +2

    ኣጆካ ስልጣን ሓውና በርትዕ ከምቲ ጎይታ ዝበሎ ሓቂ ኪኣ ሓራ ክተውጻካ ኢያ።

  • @Sara-hm6q
    @Sara-hm6q 5 місяців тому +10

    እግዚአብሔር ይመስገን ይመስገን መምህረይ❤❤❤
    እዝኦም እቲ ትምህርቲ ጌጋ ስለ ዝረከብሉ ዘይ ኮነስ ብካልእ እዩ ናይዝኦም ዕላማ
    ብዝኮነ አምላክ መስተውዐሊ ይዓድለና❤

    • @MeronZetewahdo
      @MeronZetewahdo 5 місяців тому

      ንርድእትኪ ጽቡቅ ጌርኪ ተንትንዮ ምጀመርያ ክብርቲ ሓፍቲ....!!!!!!!!

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 5 місяців тому +3

    አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሐልካ መምህርና❤❤❤

  • @Dngley21
    @Dngley21 5 місяців тому +2

    ኦ ህዝበ ክርስትያን ክርስቶስ ዝብለና ትራይ ንስማዕ እዚ ግዜ ሰባት ዝበላልዑሉ ሃድሕዶ ዝናከስሉ ዘመን ዩ የእዛና ናብ ናይ ክርስቶስ ቃል የዒንትና ናብ ናይ ክርስቶስ ስቅለት ትራይ ንድህብ ሰባት ዝብልዎ ገዲፍና መጽሃፍ ቅዱስ እንታይ ይብለና ትራይ ንስማዕ ንከተል ኣምላክ ምስትውዓል ይሃበና

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho2985 5 місяців тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓዉና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣቢሄር መስተዉዓሊ ልቢ ይሃበና❤❤❤

  • @yorsalemmihreteab7158
    @yorsalemmihreteab7158 5 місяців тому +1

    ኣጆካ ስልጣን ሓወይ በርትዕ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 5 місяців тому

    ሰላም ንኣኻ ስልጣን ሓወይ ና መምህረይ ኣጀኻ ኣነ ክኣ ኩሉ ግዘ ክነቅፉካ ይሪእዮም. መስተዋዐል ይሃበና ኣምላኽኣቦይ❤

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 5 місяців тому

    ቃለሂወት የስምዐልና መ ር ስልጣን ሰብ ዝበለ ይበል ንስካ ትምህርትካ ቀፅል❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahalegebretsadik6285
    @abrahalegebretsadik6285 5 місяців тому +4

    ብመሰረቱ እዚ ኣማኒኤል ዝበሃል ደፍተራ ኩርኩር ናይ ማሕበር ቅዱሳን እዩ እቶም ዝሰብኮምን ዝምህሮምን እቶም ዝፀሓፎም መፅሓፍቲ ኩሎም ቅዳሕ ናይ ማሕበር ቅዱሳን እዩ ብትዕቢትን ኣነየ ፈላጥን ዝተወጠረ ብፖሎቲካ ዝተባዕጠ ሕልኩስ እዩ
    እተን መፅሓፍቱ ብ ደፍተራታት ብ ኣምሓርኛ ዝተፀሓፋ እየን ኩለን ናብ ትግሪኛ ቀይርወን ስለዚ እዚ ሰብዚ ሸቃጢ እዩ

  • @ምሰኩሉብፍቅሪ
    @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 місяців тому +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ኩቡር መምህርና ሱሉጣን❤❤❤❤ ብምቅፃል አጆካ ዶሞ ንስካትም ተፋቂርኩም ናዓና አርኣያ ፍቅሪ ኩንና ንቦና ለ አምላክ የራክብኩም ፊት ንፊት ክትራዳዱኡ ፍቅሪ እዩ ጡዑም ፍቅራተይ❤❤❤🎉

  • @KdstiMeharena
    @KdstiMeharena 5 місяців тому

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እዝኦም እቲ ትምህርቲ ጌጋ ስለ ዝረከብሉ ዘይ ኮነሰ ብካልእ እዩ ናይዝኦም ዕለማ❤❤❤❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 5 місяців тому

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ቃለሂወት የስማዓልና እዞም ምርጌታኮ ካብዞም ማሕበረ ቁርስሳን ሓደ እዩ እቶም ማሕበረ ቁርስሳንካዓ ክሕሽዩ ማዓት እዮም ዘይተባሃለ ተባሂሉ እናበሉ ኩሉግዜ ድቃስ ዘይብሎም እዮም ዝሓድሩ ኣሞሎም እዮም ብዙሕ ኣይትገደሰሎም ስልጣነይ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 місяців тому

    ስልጣነይ ሰላምካ ይብዛሕ እንቃዕ ሰላም መፃካ 🙏♥️

  • @TrhasTesfay-zo9om
    @TrhasTesfay-zo9om 5 місяців тому +4

    ጸጸጸጸ ዳኣ ጾሎተይ እንድዩ ኔሩ ስልጣን ሕደግ ብጾሎተይ ኣይትምጸኒ

    • @MmWerede
      @MmWerede 5 місяців тому

      በጃኹም ሱቕ ኢልኩም ጸልዩ፡ ብዝመጸ ጋሻ ትምህርቲ ኣይትታለሉ፡ ዕብ፡13፥8

    • @MmWerede
      @MmWerede 5 місяців тому

      U tube rekibna ilomyom entay emo kngebr hamimnako

  • @MidoMiu
    @MidoMiu 5 місяців тому

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ስልጣን ሓውና

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ
    @ገኒየድንግልማርያምልጅ 5 місяців тому

    እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፅኣኻ ክቡር መምህረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NateyHiyabey
    @NateyHiyabey 5 місяців тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ዝሓወይ ⛪⛪⛪🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @danielphoto388
    @danielphoto388 5 місяців тому

    Acts 17 ትግ - ግብሪ ሃዋ
    11: ንሳቶም ድማ ካብቶም ኣብ ተሰሎንቄ ዚነብሩ ዝበለጸ ደግታት ነበሩ። ንሳቶም፡ እዚ ነገርዚ እስኪ ኸምኡ እንተ ዀይኑ፡ ኢሎም ኣብ ጸጽባሕ ነቲ ጽሑፋት እናመርመሩ፡ ነቲ ቓል ብዂሉ ፍቓዶም ተቐበልዎ።

  • @Isel-lh9cl9iq60
    @Isel-lh9cl9iq60 5 місяців тому +1

    ሰላም ሰላም ስልጣን ሓወይ
    ብከመይ ምክኒያት መርጌታ ትብሎ ኣለካ
    በጃካ ባ መልሰለይ

  • @yakobtesfamariam8004
    @yakobtesfamariam8004 5 місяців тому

    ዕድመ ይሃብካ መምህርና ❤ ሓቂን ጸሓይን ሓንቲ የን ኣጆካ ግን መፍቶ መናፍቃን ኣይንኹን

  • @ሕቢእየዘተዋህዶ
    @ሕቢእየዘተዋህዶ 5 місяців тому +1

    ኣቦ ሓቂ ኮ ስልጣነይ ማዓረይ እግዚአብሔር ጥበቡ ይግለፀልካ 🤲🌾🌾🌾📚✝️

    • @MmWerede
      @MmWerede 5 місяців тому +2

      ሱቕ በል በጃኻ ሰብ ምጽራፍ ድዩ ሓቀኛ ዘብሎም፡ እምበር ዶ ኣእምሮ ኣለኩም

  • @AGAPEERI
    @AGAPEERI 5 місяців тому +1

    ሕጂ እዉን ትጋገ ኣለኻ:ኣብ ቤት ክርስትየን ኁቡኣት ኣስማት ዝበሃል የለን ትብል ኣለኻ።እረ በጃኻ ።ኁቡኣት ማለት ምስጢራዊ ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ ማለት እምበር ዝተሓበአ ማለት ኣይኮነን።ትምህርቲ ኁቡኣት ዝብሃል ከም ዘሎ ኣይትፈልጥን ዲኻ? ድሓር ከኣ ሰይጣን ናይዞም ኁቡአት ኣስማት ምስ ሰምዓ ይሃድም ካልእ ስም እግዝአብሔር እንተ ሰሚዑ ግን ኣይሃድምን ዝበለካ ሰብ የለን ወይ ትምህርቲ የለን።በጃኻ ብጣዕሚ ትጋገ ኣለኻ ነዚ ወለዶ ኣብ እምነቱ ተደናግሮ ኣለኻ።

    • @AngesomAlem-e8p
      @AngesomAlem-e8p 5 місяців тому

      እምነት ማለት ምሥጢረ ሥጋዌን ምሥጢረ ሥላሴን ምሥጢራትን እንበር ንምርምር ናይ ሰባት ምእማን ማለት ኣይኮነን ።

  • @HasietEye
    @HasietEye 5 місяців тому +1

    ኣብ እምነተይ ዘሕጉሰኒ ነገር፡ቭሰባት ዘይኮነስ ብመጽሓፍ ንምራሕ ምኳና እዩ።

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 5 місяців тому

    እንቃእ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሃልካ ኣጅካ በርትእ❤❤❤

  • @gotoo_19
    @gotoo_19 5 місяців тому

    እዞም ቀሺ ዝመስሉ መርጌታ ድርሳንን መጽሓፍ ቅዱስን ጥንቆላን ተሓዋዊስዎም ስለ ዘሎ ሸለል በሎም።

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 5 місяців тому

    አጀካ ክቡር መምህርና ስልጣን በርተዐልና ኣቦ ሓቂ

  • @ማርያመይኣዶጎይታ
    @ማርያመይኣዶጎይታ 5 місяців тому

    ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና ኣጆካ በርትዕ ፈተና ዘሎ እዩ😊😊❤❤

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 5 місяців тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና በርተዐልና ❤❤❤

  • @yakobteklay1773
    @yakobteklay1773 5 місяців тому

    ስልጣን ሓወይ ትምህርትኻ ብጣዓሚ አየ ዝፈትዎ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ንምንታይ ብውሽጢ ዘይትራኸቡ ትታሃላለኹ ኣለኽም እዝ ከኣ ጽብቕ ኣይኮነን ንዓኽም ዋል ንዓና ስለዚ በጃኽም ኣቃርጽዎ ሰብ እንታይ ክብለና ኣይትብሉን ኢኽም ምኽንያቱ ካባኽም ብዝሕ ሰብ እዩ
    ኣምላኽ ምስ ክላትና ይኽን

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ 5 місяців тому

    እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓወይ ❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 5 місяців тому

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር መ ምህርና እንካዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    ዕድመ አብ ርእሲ ዕድመ ይዓድልካ ፈጣሪ ስልጣን ሓውና❤❤❤

  • @asmeromasefaw8069
    @asmeromasefaw8069 5 місяців тому +1

    ግን እኮ ኣብ መጽሓ ሄኖክ አሎ . ኣብ ሰነ ጎልጎልታ ዘይትርጎም ከሲት ስምካ ዝብል ኣሎ . ኣብ ሓጹረ መስቀል ዉን ኣሎ ከምኡ ተመሳሳል ናዓይ ዘይተረዳኣኒቃንቃ ኣለዉ. ባርቶስ ዉን ኣብቲ መእተዊ ኣብ ገድሊ ኣቡነ ሰላም ይጽልዬ ከም ዝነበረ ተሪኮም ኣለዉ. ደሓር ድርሳናት ከኣ ፈዉሲ ረኪብናሉ ኢና ምስ ኣቦታት ተዘራረቡ መምህር ስልጣን.

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ብልቢ ብንብዓት ከብደይ ሕቁንቁን ናበለ ሰሚዐካ ንምንታይሲ ኩላትና ካምቲ ናትካ ትሕት ኢልና ክንርደኦ ዘይንፍትን ኣነኮ ላንጋላንጋ ኢየ እግዚአብሔር ንቃል ኣምላክ ብልበይ ክሰምዖ ዓይነልቦና ከፊቱለይኳስ መዝሙር ክሰምዕ ዝሃድም ዝነበርኩ ይቅር መዝሙር ናይ ዝኮነ ቃልኣምላክ ክሰምዕኳ በቂዐ ኣምላክ ይመስገን ክንደይ እውን ፈሊጠ ግንንንን ካብዚኣ ወፂአ ብፌስቡክ ኣብ ፀርፊ ኣለኩ ልንእሹተን ነገር ትዕግስቲ የብለይን ግን እንዳዓረብ ናሰራሕኩ ሰብከት መዝሙር ናሰማዕኩ ይሰርሕ ካምገለ ኢለ ናብ ፌስቡክ እንተከይደ ከይፀርፍኩ ኣይወፅእን ግን ንምንታይ ካምቲናትካ ትሕትና ዘይህልወኒ ብቅንኣት ኢየኮ ዝሰምዐካ መብዛሕቲኡ ግዜ እናነባዕኩ ካኣ እምበር ካምናይ ሎሚ ትሕትናካ ደም ኣየንበዐንን ንሕሊናይ ቀፂዑኒ ኣነ ካምዝፀረፍኩካ ናዓይ ካምዝመለስካለይ መሲሉ ተሰሚዑኒ ፍፁም ትሕትና ክህልወኒ ንዝፃረፉ ብፍቅሪ ክስዕር እንተዝክእል ካልእ ኣይምደለኩን ካብዚ ዝዓቢ ፀጋ ስለዘየለ😢ቁዱስ ቅንኢ ቀኒአልካ ስልጣነይ ቀፅለሉ እሰከ ናዓካ ናረአኩ እንተተቀየርኩ ካምቲ ብትምህርትካ ቡዙሕ ዝተቀየርኩዎ❤❤

  • @yoditgalerey2903
    @yoditgalerey2903 5 місяців тому +2

    Selam sltan hawey qal hiwet yesmealna nezi seb gdn melsi aythabo ndyaqon ashemelash bzuh eilwo nsu gn aymeleselun slezi ntmhrtka astat5amet msaka ztegaazna alena nkid trah❤❤❤❤❤

  • @VanaVanaa-qn4nw
    @VanaVanaa-qn4nw 5 місяців тому +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ❤❤❤❤

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 5 місяців тому

    ሕቶ ኣላትኒ መምህር ሰልጠነ እዛ ሊቀሊቃውንት ፊልጶስ መብርሂ ሂቦምላ ዘለው መዝሙር ኣይነጸረትልናን እስኪ ንስካ መጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ጌርካ መብርሂ ሃበና

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 5 місяців тому

      እሞ ባዕሉ ቲ ፍሊጶስ ዘየነጽራ

  • @GfgggGfhfgg
    @GfgggGfhfgg 5 місяців тому

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና መምህረይ

  • @rahelfesaha942
    @rahelfesaha942 5 місяців тому +1

    You problem is you don't have knowledge at all.

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 5 місяців тому

    Agekum EgzAbyher yebark afti tigebro timhrti hejsan ena ageka bertEgzabiher yebark amyen ❤❤❤

  • @nateynatey2854
    @nateynatey2854 5 місяців тому +1

    መምህረይ እትህቦ ትምህርቲ ብጣዕሚ ተቃሚ ምኻኑ እንዳ ገለጽኩ በርትዕ ቀጽሎ ከማካ ይብዝሑ ትራሕ እየ ክብል ዝደሊ ተወሳኪ ሕቶይ ግን ኣየነይቲ ውዳሴ ማርያም ኢያ ቅንዕቲ ማለት ሕቡኣት ኣስማት'ዶ ዋላ ገለ ዘይብላ ኣስፊሕካ ክትምህረና ብትሕትና ይሓትት ክብረት ይሃበለይ እግዚአብሔር ኣቦ ምስ ኩላትና ይኩን ::

    • @habenmeso6839
      @habenmeso6839 5 місяців тому

      😂 ክንደይ ውዳሴማርያም ድዩ ዘሎ

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 5 місяців тому

    መምህረይ እግዛቢሄር ይመስገን

  • @BerthaGarza-n9k
    @BerthaGarza-n9k 5 місяців тому

    Ajoka eziom nhaki leli nebsom xelioma zelewu yom, bertelna tray kubur memhrna❤❤❤

  • @mebrhit4525
    @mebrhit4525 5 місяців тому

    Mejemerta selam nay egziabiher mskulna hzebe krstyan ykun,bejakum nxawawer eba entay ena nkewn delna,eza haymanot abana bexiha fekisa orthodox ybalieu alew enda belu kaliot emnetat yzarebu bejakum,ente kone ezi media wexika eziko kemzi eu no ezi dea kemzi eba mbal nxawawer yhaysh nsu eu kea selam betekrstyanan selam hiwetnan kmelselna zkiel p/s bejakum 😢😢😢

  • @AdhanomKiros
    @AdhanomKiros 5 місяців тому

    እግዚኣቢሔር ይርደአና በጃኩም ነዚ ህዝቢ ክትብሉ ተራደዲኡ መክንያቱ እቲ ህዝቢ ይማቃቀል ኣሎ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬ ፈጣሪ ናብ ልብና ይመልሰና ❤ሰብ ሰበብ

  • @MmWerede
    @MmWerede 5 місяців тому

    ቅዱሳት መጻሕፍትና ዘንብቦም ሲኖም፡ ምእመናና ብዘረባ ዘይጠቕሙ ሰባት ተናዊጾም፡ መጻወቲ ኮይኑ ሃይማኖት ንግዜ ንሃቦ፡ ቦ ጊዜ ለኩሉ

  • @Sara-m8w
    @Sara-m8w 5 місяців тому +2

    ተመስገን ኣምላኽይ ኣነ ቃደመዉቲ

  • @meharihayelom6173
    @meharihayelom6173 5 місяців тому

    ❤❤❤❤enka bselam mexaeka memhrna admen tanan yhabka fetari

  • @Tsegay-gr2lx
    @Tsegay-gr2lx 5 місяців тому +2

    መምህር ኣጆኻ 136 subscribers ሽሕ ዘሎ ምሳኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎ ምክንያቱ ንጴንጠ : ንትሃድሶ : ንMuslim : ንዝተጋገዩ መእምና Orthodox : ብማዓረ ንኹሉ ክትግስጽን ክትምህርን ጸኒሕካ ኢኻ ✝️

    • @Yared-l9h
      @Yared-l9h 5 місяців тому

      በቃ ንተሃድሶ ስለ ዝመለሰስ ኣጆኻ ትብል ኣለኻ ወይ ኣለኺ ወዲ ቤተ ክርስትያን ተኾይንካ/ኪ ንሶም ብምጽልኦም ሕዘን/ኒ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 5 місяців тому

    ሽዋዊ ጎንደራዊ ዘኣማኑኤል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ንኸብዱ እንዳሸቀለ ዘይነብር ካልእ እንታይ ግበሩ እዩ ዝብል ዘሎ?

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ 5 місяців тому +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ መምህርና ኣቦ ሓቂ ❤ክቡራት ኣሕዋተይ ኣብ ዩቱበይ ኣቲኹም ኣተባቡዑኒ መዝሙራትን ፅቡቅ ነገራትን ክለቀላ ሰለ ዝደለኹ ሳብስክራይብ እና ገበርኩም ኣበራታቱዑኒ የኽብረለይ🤲❤💙

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 5 місяців тому +1

    Amenamenamen🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 5 місяців тому

    Ajok ezm bhesit kebdem zxigebab ay tgadeslim kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @TesfahiwetHaylu
    @TesfahiwetHaylu 5 місяців тому

    ሓደራ ኣብ ትምህርቲ እግዛቢሂር ክትዕ ኣፍቀድን እዩ ብግዚኣቢሂር ከይንፍረድ ብዓልና ንጠንቀቅ ( ትሕትና ) ተፊኡ ትሕትና ልበሱ

  • @DrarHaile-vu8vb
    @DrarHaile-vu8vb 5 місяців тому

    ቅድሚ ኩሊ ይኽበር ይመስገን መድሃኔ ኣለም ኣነ ግን እንታይ ክብል ምደለኪ ምስ ድፍረት ዳኣ ኣይይቁጸርዎ እንበር እቲ ጸገም ኣብ ክልቴኹም ኢዩ ንምንታይ ብዉልቅኹም ዘይትራዳኡ ሓደ ንሓደ ክነቅፍ ምእመን ኣብ መንጎ ክልቴኹም ተቀርቂሪ ኣይርግኦ ኣይጸባ ኮይኑ ሕጂ ዉን ካብ በዚ ማስ ሜዳ ኣብ ናይ ዉልቅኹም ተረዳድኡ እግዚኣብሄር መንፈስ ቅዱስ ዘረዳድእ መንፈስ ሰላም ይሃብኩም

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 5 місяців тому

    ጸጋውን ያብዛልህአይዞህ ወንድሜ !!❤

  • @erinatey2165
    @erinatey2165 5 місяців тому

    Anta habal agame qondaf, kindi amaniel dea abey kitmetsie, donqoro, kufue nay Eritrea tiray kitzareb ,ezgabiher balu libin kolakitin endyu zifitish, ezgabiher kimiliselka u bealu bihade alena

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 5 місяців тому

    Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey egziabher xegueu yebzehalka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 5 місяців тому

    መምህረ ስልጣነይ ኣጀኩም በርትዑ

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 5 місяців тому

    ከምዚ ከማይ ዶግን እዛ ዓለምሲ ኣድክም ዝበለቶ ትህሊ ብመራሕቲ ሃገር ስሳቶም ናተባልዑ ተስፋ የቅርፅካ መራሕቲ ሃይማኖት ካዓ ከምኡ ከፅልእ ህዝቢ ናጠፈ ፈቆዶ ምንፍቅናን ክሕደትን ዝሙቱን ፀርፍን ይዉዕል ኣሎ ጥዑያት መራሕቲ ቤተ ክርስትያን ተሳኢኖም እንታይ እዩ ግዙኡ እፍ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ስልጣን በጃካ ግደፎም ኣይትመልሰሎም እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ይፈልጥ እዩ ናይ ልብካ እዞም ስብኣይ ፅሊኢት ድዩ ዋላ እንታይ እዩ ኣብካን ኣብ መምህር ካሳሁንን ኣለዎም ስለዚ ግደፎም ናብ ናይ ቀደም ትምርትካ ተመለስ

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 місяців тому

    እንኮዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ

  • @biniamyemane2043
    @biniamyemane2043 5 місяців тому

    ኣቱም ክሱኩም ባዕልኩም ንባዕልኩም ንሰብ ዝምህር ሓሳባት ኣምጽኡ ሰብ ኣይተናውጹ በጃኩም 😢😢😢😢😢😂😂😂😂

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 5 місяців тому

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤

  • @weldehaweriatnegesse4219
    @weldehaweriatnegesse4219 5 місяців тому

    ትምህርትኻ ጽቡቅ እዩ ግን ይቅርታ ሓቲተ ዝበልካዮ ይቅር ዘብል ኣይኮነን ህቡእ ሽም ዝምከት ድማ፡እግዚኣብሄራዊ ዝኮነ ኣሎ ሰይጣናዊ ዝኮነ እዉን ኣሎ ስለዚ ምስትዉዓል የድሊ እዩ፡ ኣብ መጽሓፈ ሄኖክ እዉን ዝተውሰነ ኣሎ።ኣብዚ ጉዳይ ገሊኡ ብእብራይስጥ ብዓረብኛ ብ ኣረማይክ ብግሪክ ወዘተ ብዝተፈላለየ ቃንቃ ዝተጸሓፉ ኣለዉ ልክዕ ከም ናይ ፕሮቴስታንት እዉን ትርጉም ዘይብሎም ኣለዉ

  • @Sara-m8w
    @Sara-m8w 5 місяців тому

    ኣሜን/3/❤❤❤

  • @danielkiros512
    @danielkiros512 5 місяців тому

    Selam hawna nay mrddae menfes khlwena ygbae
    Bmktsal nska temaharay meten nktmehar entetxer tsbuk neyru nreseka aleilka nkale mfrad gn tsbuk aykonen ezi kbl keleku bkulu menfesawi melekei eye zbleka zeleku naka bzuh giega enkoleka nkaleot blelieom mmsal gn menfesawi aykonen .

  • @fdg761
    @fdg761 5 місяців тому

    ሰላም ሰላም ስልጣን ❤❤❤

  • @geralegas47
    @geralegas47 5 місяців тому

    ሰላም ኹቡር ሐውና ስልጣን ክልቴኹም ኦርቶዶክስ እሞ ብደረጃ ትፈላለዩ ትኾኑ እንበር ቃል እግዚኣብሄር ግና ትፈልጡ በቲ ዐቕሙኹም ነቲ ህዝቢ ተምህርዎ ኣለኹም እንተኾነ ግና ኣብ ምዉቅቃስ ኣቲኹም ነዚ ህዝቢ ትኸፋፍልዎ ኣለኹም እዚ ድማ ናይ ድያብሎስ ዉዲትን ሐሳብን እዩ እሞ ድሕር ሕጂ ከይድገም ኣብ ምትህልላኽ ዉድቀት እንበር ዐወት የለን እሞ ሐደራኹም ወይ ብዐበይቲ ኣቦታትና ተረዳዱኡ።

  • @samuelamanuel9050
    @samuelamanuel9050 5 місяців тому +1

    መጽሓፍ ኣለኒ ኢሉ ሰበይተይ 50£ ተሊምዋ እዚ ሰብኣይ ጺሒፋትሉ ኣይመለሰላን
    ቃለ ህይወት የስማዕልና ስልጣን ሓዉና

  • @የራያ_ልጅ
    @የራያ_ልጅ 5 місяців тому

    መርገታ ናይ መምህር ተስፋይ አበራ ገጠመኝ ተኻታተል ሸይጣን ይኡ ሃምዚ ደገቡረካሎ😢😢😢😢

  • @bereketbere4809
    @bereketbere4809 5 місяців тому

    Amlak ayne lbonakum ykferelkum🙏🙏🙏

  • @HagzSgsy
    @HagzSgsy 5 місяців тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @yonaskidane-mz8yl
    @yonaskidane-mz8yl 5 місяців тому

    ኣበይ አሞ ኣብ ኢቲዮጲያ ከድካ ከላኻስ ወላ ብሰብ ሰብ ሓታቲትካ ሓኒቅካ ፈቀቅ ክትብሎ ነርካ ነዚ ቖርባዕ ጽረ ሰላም ዓጢቁ ዘሎ ጉሒላ ነዚስ

  • @Dngley21
    @Dngley21 5 місяців тому

    ስለምንታይ ብጸሎት ክንደጋገፍ ዩ ዘለና በጃኩም ሰብ ኣይትሃውጹ

  • @YoditTeweldeGebrehiwot
    @YoditTeweldeGebrehiwot 5 місяців тому

    Qal hiwet yesmalna memhrna❤

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 5 місяців тому

    💙💙💙

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ

    ❤❤❤ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ❤🎉

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 5 місяців тому

    ተመሰገን አምላክ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zeruwedigomed2767
    @zeruwedigomed2767 5 місяців тому

    ንስካ ሓደ ረሳሕ ዕሱብ ናይ ኣቦታትካ ወየንቲ ኢካ ትዛረብን ትሰርሕን ዘለካ ብጽብጽ ብዛዕባ ኤረትራን ኤረትራውነትን ብመሰረቱ ክትዛረብ ኣይግባኣካን እዩ ወዲዛ ቆፍቋፍ ዓጋመ

  • @danielphoto388
    @danielphoto388 5 місяців тому

    Xebuk mebrhi eu egziabhier ymelealka.

  • @abuchiabuchi750
    @abuchiabuchi750 5 місяців тому +1

    Sltan hawey egzaebiher amlak xeguu yebzahalika abo haqi emun wetahder betekiristiyan ebasader kurustos

  • @MussieTedla
    @MussieTedla 4 місяці тому

    ካብ መጽሐፍ ቁዱስ ወጻኢ ሐቅኻ ኣሎኻ ኣጋንንታዊ እዩ 7:38

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilimonMicheal
    @FilimonMicheal 5 місяців тому

    Amlak edmen tenan yhabka hawey

  • @teklitsamuel7937
    @teklitsamuel7937 5 місяців тому

    Kale hiwet ysmala selten hawna

  • @dz225
    @dz225 5 місяців тому

    ናይ ጎንደር ትምህርቲ ኢዩ ሕቡእ እንበር ሕቡእ ጸሎት የለን

  • @Yosantewelde-abraham
    @Yosantewelde-abraham 5 місяців тому

    ሕስድና እዩ ኣይትገደሰሉ

  • @Ezu-o1j
    @Ezu-o1j 5 місяців тому

    Bsim amlak etom merahti haymanot kabkulu tesemamu ab media mwxa aydlyekumn u bwshtkum wediwo ezi n orthodox tewahdo haymanotna asekafi eu

  • @goggo5414
    @goggo5414 5 місяців тому

    💒✝️🙏🙏🙏

  • @Emnet-b1e
    @Emnet-b1e 5 місяців тому

    Hati malti gn qale egziabheir zeytmhr bzaeba sebat ktexelm mewaelka kahslf u

  • @NegassiNebai-wm5me
    @NegassiNebai-wm5me 5 місяців тому

    ኣንታ ቆልዓ ሰላም ዘይትህበና ተጠሊዕኻ ኢኻ ከምኡ ኢልካ እቲ ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ እዩ ዝበልካዮ ኸ ትኣምነሉ ዶ፧

    • @selamselam7608
      @selamselam7608 5 місяців тому

      ናብ ካሊእ ርእሲ ትኣቱው ኣታዮ😍

    • @ZebibaBelay-dn4dt
      @ZebibaBelay-dn4dt 5 місяців тому

      😂😂 ​@@selamselam7608

    • @BiniamYemane-y9j
      @BiniamYemane-y9j 3 місяці тому

      @@NegassiNebai-wm5me ኣታ ንስካ ጥዑይ ዲካ ኣይትጻረፍ ወይስ መናፍቅ ኢካ ከምኡ ኢካ እካ ትመስል