6ይ ሰሙን - ላዛ ኣይዶል - ሻድሻይ ሰሙን ውድድር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 254

  • @Senait21
    @Senait21 Рік тому +63

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ከማይ ዶ ትኾኑ ልምንታይ እዮም ብደርፊ ዝደርፉ ጥራሕ ዘወዳድሩ ዘለዉ ትብሉ like ግበሩ ሳዕሳዕቲ, ገጠምቲ, ዝኾኑ ከ ልምንታይ ዘይካተቱ

  • @nurhssinahmed952
    @nurhssinahmed952 Рік тому +6

    ላዛ ኣይዶል ሰላምታ ብምቅዳም ኣነ ካብ ዝከታተለኩም ኤርትራዊ ኢየ ኣዚዩ ኢዩ ደስ ዝብለኒ መደብኩም ካብቲ ዝሓለፈ ዝነበሩ ደያኑ ሓደስቲ ብምምጻኩም ብታዕሚ ደስ ኢሉኒ ምክንያቱ ደያኑ ክቅየሩ ኣለዎም

  • @sartv-df7gp
    @sartv-df7gp Рік тому +8

    በጃኩም ጣቂዒት ወስኩላ እዛ ሂወት ኣብራሃ ኮኮብ ክትወስዳ ኣለዋ ኣጆኪ ኣከይፍኒ ከይትሓምቂ ልዕሌኪ ድመጽእ ኣሎ ኢለ ኣይ ኣምንን ኢየ❤❤🇪🇷🇪🇷ጋል መቀል ዓይነይ

  • @luelhailay523
    @luelhailay523 Рік тому +21

    Comments ን ዳይና መር ሽሻይ
    1. ክብሪ ሰብ ( ተወዳደርቲ) ዘይምሕላው
    2. ዘይምልከተካ አብ ጎጆ ሰብ ኣትካ ኣስተያየት ምሃብ
    3. ኣብ ደቂ ሰባት ኣፈላላይ ምፍጣር (ንተወዳደርቲ ብማዕረ ዘይምርኣይ )
    4. ናይ ዓርስካ አስተያያት ዘይምሃብ ኣብ ዘለዉ ዳያኑ ፅግዕተኛ ምካን
    5. ሞያዊ ኣስተያየት ዘይምሃብ ወዘተ
    ካብ ዝተርኣይኒ ፀገማት
    ኮይኖም በተለይ ካብ ቁፅሪ 1-3 ብደንቢ ኣትኹረት ኽወሃቦም ዘለዎም ፀገማት እዬም ። እዚኦም ከማሓይሹ እንተዘይ ኪእሎም ካብ ዳይነት ክሰናበቱ ይግባእ ።
    ብዝተረፈ ፅቡቅ ክያዶ ቀፅልሉ

  • @ትግራይዓዲተጋዳላይ

    ድምፃዊ ምስግና ስለ ልረአኹኻ ብሂወት ምህላውኻ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ❤ ኣውዙ ኣይዶል ኻባኻ ወፃኢ ዳኛ የለይ 😊

  • @tarikhaile4779
    @tarikhaile4779 Рік тому +7

    ድምጻዊ መስግነና ብጥዕሚ ጎቦዝ ዳኛ❤❤

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +26

    ፅቡቕ እዩ ኩለመዳይ ውድድር ኪነ-ጥበብ ተትጅምሩ ኸዓ ዝበለፀ ይኸውን!!

  • @bri7094
    @bri7094 Рік тому +10

    ደያኑግን ከይሓሰብኻሉ ገመድ የስቅል ትለሕዘነንኸስ እቱ ኣይነስውር ሓውና ተሕለፍኽሞ ታፀገም ኣለዎ ተመሪሑ መፂኡስ 😢😢😢ማርያምን ኻብደይ በሊዕኒ ወድነይ😢😢😢❤

    • @fidleytube
      @fidleytube Рік тому

      አሕሊፎሞ እኮ

    • @bri7094
      @bri7094 Рік тому

      ​@@fidleytube እሺ የቅርታ ህያበይ ግን ቅድም ሃምኦም ዝኣመሰሉ ስሚዕቶም ድሌተምን ኣንቢብናን ተረድእናን ንኺድ😢😢😢ድሌት ተዘይህልዮም ተመሪሖም የሃም መፁይ ❤❤

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 Рік тому

      ​@@bri7094 ሓቅኪ ዝያዳይ😢❤

  • @fugi7821
    @fugi7821 Рік тому +8

    070 ብዓልቲ ሃምብል ብጣዕሚ ፅቡቅ ቅፅሉሉ መቅርቲይ❤💛💋💋💋💋😘

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 Рік тому +39

    ይቕሬታ ደፍርካ ከይትብሉኒ'ምበር ዳኛታት ስሕተት ዘለኩም ይመስለኒ
    1~> ክወዳደር ኢሉ ዝመጸ ዋላ ኣብዚ መድረኽ እዚ ኣይስመረሉ'ምበር ኣብ ካልእ ግዜ ዕድል ተዋህብዎ ክፍትን ዘይክእለሉ ምኽንያት ንምንታይ
    ምኽንያቱ ካብ ጌግኡ ተኣሪሙ ኣማሓይሹ ጻዕሪ ጌሩ ክመጽእ ስለዝኽእል

    • @bnbn5057
      @bnbn5057 Рік тому +1

      yes ጌጋ ጥራሕ ❤😅

    • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
      @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ Рік тому

      ክፁሉእካ,ዳኛታት,ንባኣለም,ናይ,ክረምቲ,ከበሮ,ዝጥዕም,ጎሮሮ,ሒዞምስ,😂😂😂

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 Рік тому

      ​@@ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ ናትኪ ገዲድ😂😂😂ማዓረይ

  • @ND27194
    @ND27194 Рік тому +10

    ደስ ክትብሉ ደያኑ ክትካትዑ ከለኹም❤❤❤

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 Рік тому +3

    ፅበቅ ሰራሕ ደቂ ዓደይ❤ ግን ደያኑ ብሊሰ ሞራሎም ኣይተክፍሎም አናወደቅካ አናተሳአካ ሰለ ዝዕበ🙏

  • @meareg59
    @meareg59 Рік тому

    ለዛ ኣይዶል ብጣዕሚ ቆንጆ ኣይዶል እዩ ግን ጣዕሙን ፅባቅኡን ብሓደ ደኛ ዝጠፋእ ዘሎ መሲሉ ተሰሚዑኒ ብመ/ር ሲሳይ እንኳን ደኛ ክከውን ናይ ሙዚቓ ፍልጥት እውን ዘለዎ አይመስልን ።ተተኪኢሉ ተትቅየር እሕና ለ ደስ ኢሉና ክንከታተል

  • @bhby7913
    @bhby7913 Рік тому +6

    እረ ተጋሩ ኣበይ ኣለና እረ ሼም እትዉ ኢልና ንርእየሎም🥰🥰🥰

  • @AXUM13
    @AXUM13 Рік тому +6

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ፅብቅ መደብ እዩ ቀፅሉሉ

  • @hayat3375
    @hayat3375 Рік тому +1

    ብጣዕሚይ ጎቦዝ❤❤❤

  • @tigraywerki1355
    @tigraywerki1355 Рік тому +5

    ሎሚ ተሐጉሱኒ ኣለኩም ደያኑ ወላ ኣይክኣልዎ ኣድንቆት ሃብዎም ቀፅልሉ ኩሉ ግዜ እየ ዝነቅፈኩም ነይረ በቃ ብፅቡቅ ኣፋንዉዎም ኣነ እዉን ክመፅእ እየ በቃ ብከምዚኣ ተቀፂልኩም ❤

  • @Yorigirltigray
    @Yorigirltigray Рік тому +6

    ሃምበለይ ዝደረፈት ቀዳመይቲ ❤❤

    • @sartv-df7gp
      @sartv-df7gp Рік тому

      ሂወት ኣብርሃ በል ወዲ ኤሩ🇪🇷🇪🇷

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit Рік тому +3

    ሂወት😲❤❤

  • @efu8301
    @efu8301 Рік тому +2

    ያ ናዓይ ብገለ ርከቡኒ ማራ ድምፂኣለኒ ባ🥺😁🎤🎤🎤

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Рік тому +4

    ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ ተከታተልቲ ከኣ ላይክ ሳብስክራይብ እንዳገበርና ሚድያታትና ነዕቢ 🥰❤💊🙏

  • @Bana_media
    @Bana_media Рік тому +6

    ኣነ ኩሉ ግዜ በኣኩም ሕጉስቲ እየ ደያኑ ዋላ ኣብ መንጎ ኮፍ ኢልኩም ነንሕድሕድኩም ተስማምዑሉን ዘይትስማምዑሉን ኢህን ምሂን ክትባሃሃሉ ከለኩም ናዓይ ዓብይ ዕብየት እዩ ዝስልጠነ ስብ ከምዚ እዩ so proud of you ❤️
    ዋላ መምህር ጉንቦዬ ለውጢ ጌርኪ ኣለኪ ፍትሕ ኢልኪ ክትዳይኒ ጀሚርኪ 👸🏽
    ምስጌ ብፍታውካ ድዩ ትባሃል ኣለካስ ተገዲደ'ባ🤣❤👑 ግልፅነትካ ካብ ምንም ንላዓሊ እየ ዝፈትወልካ🙏🏼
    ቀፅልሉ🙏🏼

  • @ቢኒወዲትግራይ
    @ቢኒወዲትግራይ Рік тому

    ፁቡቅ ሳሐቅ እኒሆ አብዚ ገዛ

  • @burhanekahsay565
    @burhanekahsay565 Рік тому +1

    ዋውውው btami ንፉዓት ደያኑ kexllu🥰

  • @desnetgebremedhin1632
    @desnetgebremedhin1632 Рік тому +3

    ቆንጆ ዝብል ቃል ግደፉ ዋ እንታይ እዩ ፀገሙ ትግርኛ ኣይዶል ተባሂልኩምስ

  • @desnetgebremedhin1632
    @desnetgebremedhin1632 Рік тому +5

    እዛ ጓል ሸራሮ ብመልክዕ እንተትዋዳደር ፅቡቅ ነይሩ ሽኮረይ እያ

    • @user-Meri3ji2ir9g
      @user-Meri3ji2ir9g Рік тому

      ሓቅካ ደርፍስ ሞይታታያ ጋል ዓደይ ሽኮር❤

  • @teklitgebrehiwet9509
    @teklitgebrehiwet9509 Рік тому +5

    ታይ ቆንጆ እናበለት ተጽመና ትግርኛ ድዩ ጠፊእዋ ጽቡቅ ኢዩ ዘይትብል እታ በሶሮ

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +3

    ጎበዝ እዩ!

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ

    ሃንበለይ ትብል ❤√::

  • @geratsadiktaklhaymanot804
    @geratsadiktaklhaymanot804 Рік тому

    እዞም ዳያኑ ትክክልኛ አይኮኑን ምክንያቱ ሰብ አይዞኪ ይባሃል እምበር ተልሂት ይሐሸኪ ክበሃል የብሉን ተላማመዲ ይበሃል

  • @senigaltigray2656
    @senigaltigray2656 Рік тому +3

    ዋው ደስ በሃሊ ብጣዕሚ ተወዳደርቲ😍😍😍
    ዳኛታት ግን ኣስተካክሉ ሞራል ሃብዎም

  • @saramm8772
    @saramm8772 Рік тому +6

    ዋውውው ሂወት 1ይ ንፍዕቲ❤❤❤

  • @danielabrha6641
    @danielabrha6641 Рік тому +2

    Wawww gelioms btami hayalat tewadaderti eyom bflay hanbeley zderefet wdti snetbebawit eya hawkum Eritrawi kab Asmera

  • @dgkj1203
    @dgkj1203 Рік тому

    ደያኑ ፀገም ኣለኩም ሰለ ምንታይ ዓድል ዘይትህብወም

  • @MeryMm-lk6iw
    @MeryMm-lk6iw Рік тому +1

    ደስ በሃሊ መደብ ዩ❤

  • @ht2969
    @ht2969 Рік тому +3

    Hiwet ☝️

  • @t-gg-t360
    @t-gg-t360 Рік тому +2

    070 ጎበዝ ቀፅሉሉ ፅቡቅ ድምፂ ❤

  • @danigebra562
    @danigebra562 Рік тому

    ኣታዝወዲ እዙይስ እዳሓደረ ይፍቶ እንበር ኮይኑ 🎉 ያዒስ ኑፉዕ ዳኛ እዩ

  • @ayu5264
    @ayu5264 Рік тому +10

    እንታይ እዮ እቶም ዳያኑ ተስፍ ዘይህቡ😢😢😢

  • @hgdd-kv5gn
    @hgdd-kv5gn Рік тому +2

    ምሩፅ ድምፅይ ♥️♥️♥️

  • @filimonteferi4165
    @filimonteferi4165 Рік тому

    Wawwwwwww mesgana Gebermicheal gobeze daya iyu eta haki eti tekekele iyu zenager zelo #1 gobeze iyu

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    ትግራይ ሃረሪ❤💛

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +15

    ዳያኑ ግን ላዛ ትግርኛ ናሰራሕኹምስ ላዛ ትግርኛ ግን የብልኹምን ፤ ምኽንያቱ ካብ ላዛኻ ናወፃእኻ ባህልኻን ቋንቋኻን ወዘተ ምዕባይ ኣይከኣልን።ዝበለፀ ዕላምኡ'ውን ንዕኡ እዩ!!

  • @britgraweyti
    @britgraweyti Рік тому +5

    እዚ ቅጥን ዝበለ እንዮ ዳኛ ብሲምዒት እዩ ልዛረብ ላዛ ይሃልየኳ pls ጀመርቲ ሰለ ዝኮኒ ናይ ምድጋፅ ክህልዮም ይክእል እዩ !!

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +5

    ኮድ 013 ሓፊስ ድምፂ ኣብራሃም ከቢድ እዩ ግን ተስፋ ኣለዎ ጎበዝ እዩ ማይነር ጥራሕ እዩ ዝተርፎ!!

  • @amankedist
    @amankedist Рік тому

    Thanks so much 🙏 💓

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    ደቂ ሓለላ መሬት ትግራይ ❤💛

  • @Monliaz
    @Monliaz Рік тому

    አረረረረ ብእውነት ድያኒ 😮😊😊

  • @Aleko10
    @Aleko10 Рік тому +4

    ዋው እዚ ምስግና ዝበሃል ልገርም ዳኛ ኢዩ
    ለለ ዛ ዓይንካ ምዕማት ግደፋ ወይለ መነፀር ግበር
    ልሃረስካ ላመሰለና😅😂😂

  • @Mahder-ci5yd
    @Mahder-ci5yd Рік тому

    Hiwet abrha # one

  • @amubrhanu
    @amubrhanu Рік тому +2

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ 😘😘💊💊💊💊

  • @binihabeshawi1054
    @binihabeshawi1054 Рік тому +12

    ደያኑ comment ተንቡቡ ዶ please ትግርኛኹም ኣስተኻኽሉ

  • @roozz5503
    @roozz5503 Рік тому +3

    ዋውውው ደስ ዝብል ድምፂ ቀፅልዎ ደቂ ዓበይቲ❤❤

    • @ararbb1234
      @ararbb1234 Рік тому

      ኣብዚኣስ ጡዑይ ድምጺ ሰሚዕካ ድመጺ ገረወይና ከከከከ ምሕፈርቲ

  • @danielbirhane7822
    @danielbirhane7822 Рік тому

    Gobezat ahwatey specialy hiwet ❤❤❤ keep it up ab bota mahlet kirekbeki tesfa yigebr❤❤❤

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 Рік тому +1

    God bless you all ጀጋኑና

  • @aabebagersh679
    @aabebagersh679 Рік тому +1

    ቀፅልሉ

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 Рік тому +1

    ሂወት ጅግና💛❤

  • @yematube
    @yematube Рік тому +2

    ምስጊ #1

  • @abadigebrehiwot4671
    @abadigebrehiwot4671 Рік тому +1

    ንየ በልዋቶ እቲ ኣምሕርኛኹም

  • @danigebra562
    @danigebra562 Рік тому

    እታ ዳኛ ጉል ኩሉ ዘረባኣ ኣምሓሪኛ እዩ ዘረባኣ

  • @fthawibrhane2815
    @fthawibrhane2815 Рік тому +2

    I’m just excited and proud of hiwot abraha young lady her voice is a diamond I am just can’t believe it I’m sure she’ll be a winner of laza idol this season ❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 Рік тому +5

    ሂወት ቀዳመይቲ❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz Рік тому

    ውኣ አነ እካ ዝገረሚኒሲ ታይ ዓይነት ውደድር እዩ ማለተይ ብሓድ ጌዜሲ አይውፅእኻን እዩ ካልእ ሰራሕ ተትጅመር ፅብቅ ነይሩ ይባሃል 😊😊😊 ተጋሩዋየይ❤❤❤❤❤

    • @ዩዳሄ-ቨ7ቀ
      @ዩዳሄ-ቨ7ቀ Рік тому

      😂😂😂😂😂ተስፍካ እዮም ዘቁርፁ😂😂😂ንዓይማ ገንዘብ ምሕላዉ እዩ ዘዋፀአኪ ክብሉኒ ነይሮም😂

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 Рік тому

      @@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ያዕዉይ😂😂😂😂😂😂

  • @lilaygaltgray
    @lilaygaltgray 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @esseteg6122
    @esseteg6122 Рік тому +3

    Tiktok ኣካውንት ትፈጥር አለዋ ሂወተይ

  • @WrsfdEyet
    @WrsfdEyet Рік тому +6

    ዋይ ዘም ደያኑ ልብካ ይንትጉ

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +3

    ቅሳነት እይእይ ናቨለት ጎሮሮኣ ሕንቕ ቅርቅር ይቭላ ካብ ሪትም ትወፅእ እሞ ትንሸራት ንበይና ትኸድ!

  • @bnbn5057
    @bnbn5057 Рік тому +1

    ከመይ ገይርኩም ዳያኑ ኮይንኩም 1 ክፍሊ ተምሃሮ ትግርኛ ተምሃሩ ምስሓቅ 😅😅😅😂😂😂😂😂

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 Рік тому +2

    ጸጋማይ ዘሎ ከያናይ ተሪር ኮይኑ ብጣዕሚ

  • @alishotekie2278
    @alishotekie2278 Рік тому +1

    Hiwot wow❤💛

  • @kinfewelu4851
    @kinfewelu4851 6 місяців тому

    Bihaki nay ዕድመ ጉዳይ እዩ ወላ አነ ኣብ 16 ዓመተይ ድምፀይ ጠቅሊሉ ናብ ናይ ጋል ድምፂ እዩ ተቀይሩ ነይሩ ምስ ሰብ ከይዛረብ ይሓፍር ነይረ

  • @Teweldemulu
    @Teweldemulu Рік тому +1

    The first one WOW

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w Рік тому +1

    ሂወት ጀግና 🥰🥰🥰

  • @tadeletegegn7723
    @tadeletegegn7723 Рік тому

    ደያኑ ንባዕሉ ready ኮይኖም ዝመፁ እዮም ደስ በሃሊ

  • @yonastsegay8565
    @yonastsegay8565 Рік тому

    Dhanu btaemi nfuat.

  • @mebrihitwelay9353
    @mebrihitwelay9353 Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibromhelen5438
    @kibromhelen5438 Рік тому +4

    070 Number One to me❤❤

  • @HaftnehTesfay
    @HaftnehTesfay Рік тому

    Biteami Tsibuk Dmtsi Hiwet (Hambeley)

  • @BrHanAagaMe
    @BrHanAagaMe Рік тому +1

    እቲ ሲስ ዝበሃል እኳ ቁርብ ይሓይሽ ናይ ዳያኑሲ ዘረባ የብሉን🙁

  • @wedihagshailya2138
    @wedihagshailya2138 Рік тому

    እዛጋል ሓያል እያ ግን ካኣ ንፍዕቲ

  • @Dianaamanuel3237
    @Dianaamanuel3237 Рік тому

    Deyanu fooooo

  • @dhdy-us6gj
    @dhdy-us6gj 11 місяців тому

    ዋይ እዙ ቀጢን ዳኛ ሽንፍእ ጌርኩም ጉሓፍዎ ተስፍ ኣልቦ ፕሮስስኛ

  • @trhashailu2121
    @trhashailu2121 Рік тому +3

    እጭ ዳያኑ ግን ዋላ ኣይስመር ሞራል ሃውወም

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +1

    ማህሌት ጎበዝ ቀፅልሉ፤ገን ኣብ ግጥምታት እኹል መፅናዕትን ልምምድን ግበሪ ከይቆራረፀኪ ምእንቲ እዩ!!

  • @KsaKsa-xe7bm
    @KsaKsa-xe7bm Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን

    ወንጫር ካልኣይ ንመሰረት😮

  • @solomentsegay4788
    @solomentsegay4788 Рік тому +1

    😍😍😍😍😍 ketselulu jeganu

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 Рік тому +2

    ገዳመይ😂😂😂😂 ኣረ ይመችያ

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    ዳያኑ በቀሊሉ ሰብ አይትዳሃሉ ካላአይ ዕድል ሃብወም በጂኩም ተስፋ አቅርፅ አይተብልወም

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +2

    እቶም ግጥምታት 'ውን ብኣግባቡ ኣይፈለጦምን፤ኣብዩኒ ኸቭደይ ንዝብል ዓብዩኒ ወዘተ ይብል ነይሩ!

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Рік тому

    እቶም ደያኑ ታአዩ ተስፋ ዘይህቡ ገላጥም 😳😳ሰብ ብንእሽተይ ጀሚሩ ናብ ዓቢ ይበፅሕ

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora5601 Рік тому +1

    ምስግና ስምዒታዊ እባ ኣይትኹን ዋ ታይ ገይሮምኻ ተደናግፆም

  • @wedihagshailya2138
    @wedihagshailya2138 Рік тому +1

    ሂወት ጠቁማዕ ትብል ኣበር ኣላታ ዳያኑ

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 Рік тому

    ሕጂ ሕራይ ኮነ፡ ቋንቋ ዝመልኩ ቡሱላት ደያኑ መጺኦም።

  • @samsongebremedhin9622
    @samsongebremedhin9622 Рік тому

    I am with Sis,Hiwet is a star.

  • @sarahailay7145
    @sarahailay7145 Рік тому +1

    40ሽሕ ተራእዩ እዚ ቪድዮ ግን ሳብስክራይቡ ግን 5ሽሕ😢ሳብስክራይብ ግበሩሎም

  • @tsrhatigarylove1560
    @tsrhatigarylove1560 Рік тому

    ዳኛታት አይግድኒን ፎእ

  • @user-Meri3ji2ir9g
    @user-Meri3ji2ir9g Рік тому

    ታይ እዮም ቶም ደያኑ ተስፋ ዘይህቡ ዋይ

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 Рік тому +2

    ግን ብኩሉ ዓይነት ሞያ ውድድር ተትጅምሩ ፅቡቅ እዩ።ንኣብነት ብሳዕስዒት ክወዳደር እንዳከኣለ ስለዘየለ ዝደርፍ ሰብ ከም ዘሎ ኮይኑ እዩ ዝስመዐኒ።

  • @girmayaberadesta
    @girmayaberadesta Рік тому +3

    ኮድ 069 ዝወፃ የብላን ንፍዕቲ እያ!!