Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
መስተፋቅር ከይኮን ብፀሉት ፍለዮ ሐፍተይ❤❤
ፅረፋኒ ዋላሰ ምከሩኒ ከመይ እዩ ዝጉዳይ😂😂😂
እቲ ፀገም ኣብ ነብስኪ እዩ ዘሎ ዛሓፍተይ ብስምዒት ናይ ሰብ ናተፃወትኪ እዙይ ከማን ክዉሕደኪ🤨
እዚ ፍቅሪ ኣይኮነን ዘለኪ ነብሰ ጽልኣት እዩ ዘለኪ ደቂስኪ ሕሰቢ፡ ክሳብ ዝቐትለኪ ትጽበዪ ኣለኺ፡ ፍቅሪ'ኮ ሓልዮትን ምክብባር እንተሃልይዎ እዩ ፍቅሪ ዝብሃል።
ሰላም ዛጋለይ ፍቕሪ ዘይኮነ ሃነንታ ኢዩ ሕዚኪ ንሂወትካ ዝፈታን ፍቕሪ ፍቕሪ ዘይኮነ ኩናት ኢዩ ስድራኺ ከይፈለጡ ሸተት ኢልኪ ኣዝልቒ ክቐትለኒ ኢዩ የፋራረሐ ኣሎ ዝብል ዘረባ ኣይሰርሕን ኢዩ ቀዳምነት ሂወትኪ ነተም ከምተኽሊ ዕምበባ ተኻናኺኖም ዘዕበዩኺ ስድራኺ ከይተቐምስሊዮም ሕጊ ስለ ዘሎ ብሕጊ ተታሓሐዚዮ ንስድራኺ ኩሉ እቲ ሓቂ ንገሪዮም
❤
ጽቡቅ እዩ ጌሩኪ ስለምንታይ ደቀነስትዬ ትበሀላ ፍጡራት ክብረት አይትፈትዋን ኢኽን ይእዱግ
😂😂😂😂😂
ናብ ክልተ ኣውዳት ምምልላስ ድኣ ኣይ ነገር ጥዕናን ወይ ድማ ንደቂ ተባዕቲዮ ከም ባምቡላ ኢኺ ትርኢዮም ማለት ኢዩ 😢. , , ሕጂ እዚኣ እንተቀቲሎማ ሲ ምስ ሰባት ተቆጺራ ድያ rip ገለ ክባሃለላ ዳሓር ኣወዳት ኣውዳት ኣወዳት እኮ ክትብላ ማለት ድዩ
እምነት ሓደጊዜ ተጠፊኡ ጠፊኡ እዩ ዝገበርካ ተገበርካ ኣይምለስን እዩ ፈጣሪ ካብቲ ኣቲክዮ ዘለኪ መዋፅኦ ይፍጠረልኪ ጡበቡ ይዓድልኪ
ቀትሉና ዶ ሃረምና ዶ ከኣ ትብላ ነቲ ዝሃረመኪ ትናፍቂ ደኣ ንሱ ዩ ኮ ትጸገምክን /ግን መጀመርታ ንምንታይ ኢኽን ጽቡቅ ዝገብረልክን ዘይትርእዮኦ ደሓር ይርዳኣክን ግደፈና እስከ ሂወት ኣኽእላና ህኮት ክሃርመኪ ጥራይ ዩ ዘለዎ ነዓኺ😢
Nsle mahustar xerfi gedifeyo enber xerfi eya tgbeaki niera bzukone hkmna wey machelot kidi xbuq yelen amazaznaki
ዘሓፍተይ ኣይትሓዘላይ ደኣምብር ነብስኪ ዘደልክያ ኣይትምስልንእሞ ክኣ ጽርፍን ምሃርምትን ክቅትላክን እንዳብልኪ ናብ እግዚአብሔር ጽሊየ
ሱቅ በሊ ከልቢ ናይ ብሓቂ ኣመንዚራ
ጸሎት ካብ ፈተና ሐልወና
ሓፍተይ ባዕልኺ ኢኺ ናብ ታኼላ ኣቲኺ እዚ ኣየፍቅረክን ኢዩ ያላ ታዕሊ ባራ በልዮ ምኽንያቱ እምነት ዘይብሉ ሓዳር ፈትሊ ዘይብሉ ሽምዓ ማለት ዩ ሓፍተይ ዕድልኪ ኣይትስበሪ ተኺኢልኪ ምስቲ ተሓጺኽዮ ዝነበርኪ ወድኢ ወደሓንኪ ❤❤❤❤❤
ብደዎም ትቀትልኦም ብሰጋ ምስ ቀተሉክን ከኣ ወዲ'ኮ ኢልክን ተማርራ። በጃክን ኣስተውዕላ ሂወት መንእሰያት ኣይተበላሽዋ ህኮት።
ይቅረታ ደኣ በር ኣመንዝራ ናይ ብሓቂ ኢኪ
ናይ ብሓቂ ኢኪ ከልቢ ስድራኪ ድኣ ይሕዝኑ
ሒሳብኪ😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬
ኣይኮነልክን ዩ ምክንያቱ ነቲ ናይ መጀመርታኪ ወዲ ክልተ ግዜ ጠሊክምዮ ሰለዚ ዋጋ ከክፍለኪ ዩ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ጸሎት ግበሪ እቲ ጌጋኪ ኣብ መጀመርታ ዩ ነቲ ሕጹይኪ ሓሲክዮ😢
ንስኪ ከም መንፊት መጽፋዕኪ ጥራይ እያ ዝውጸኪ 😂😂😂
ኣነ ዝገርመኒ፣ ንዘየኽብረኪ ወዲ ድኣ በየናይ ፍሉይ ትዕድልታቱ ኢኺ 'ባ ብፍቕሩ ተመሲጥኪ? ዝጠቕመካ ምፍላጥ ጠበብ ኢዩ እሞ ኣብ ምርጫ ምስተውዓል የድሊ፡፡
🤣🤣🤣ezie da nafoqot zaykone ezi da xelale eyu mehret yawredela ✌️✌️✌️
እድኪ እዮ ሓፍተይ ጽብቅ ገይርኪ
ፍቅሪ መልክዕን ስጋውርክብን ኢዩ ዝርደአን መብዛሕተን ጥፋትን ኣኪሉ ኢዩ ስድራኪ መኪሮም ዘይስምዑስ ንዓና ክትሰምዕና ታናይ ድሕሪት ድገምዮሞ ሃብዮም ከክብረኪ ኢዩ
ሓፍተይ የ ይቅረታ ሓቲትኪ ናብቲ ሕጽዩኪ ይሕሸኪ ስድራኪ ኣይቅበልዎን አዮም ካልኣይ ኣየክብረኪን አዩ ይሃርመኪ የጸርፈኪ,,,,,፡ በኣይ ተ ትገድፍዪ ይመክረኪ
ንሕጹየይ ገዲፈ ነቲ ምስ ስድራይ ባእሲ ዘለዎ ቀታልየይ ኣፍቂረ #እንታይ_ትመኽሩኒ
I don’t know why she thinks she is in love, she has no love in this case✨
ፅቡቅ ገበረኪ ሽሉ እዙይ እኳ ክንእሰኪ ክብረት ዘየፍቶወልኪ ወዕ ወዕ ወዕ 😏😏😏
ኣሕዋተይ ደሙሩኒ እባ💚🙏
Abey
ገለ እዩ ገርልኪዋ ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ገጠመኝ ስምዒ ኣማርኛ ትፈልጢ ተኮይንኪ❤😢
ሰይ ገበረኪ😊😅
ክሳብ ዝቐትለኪ ተጸመሚ
Sseti eiki nski 😂😂
አረ መስተፋቅር እዩ ገይሩልኪ ፀልዪ ስገዲ እበር ዘይተፍቅርዮ ዝነበረ ሃንደበት ኽተፍቅርዮ ኣይትእልን እሞ ከኣ ሕፂቲ😢
ማይጨሎት ዓዲ ራእሲ ኪዲ።
እስኺ ናይ ብሓቂ አመንዝራ እኺ ትመስሊ ?
😮😮
አዚ ዳኣ ጽላለ አዩ ባዕልኪ ርሒቅኪ ባዕልኪ ትምለሲ
ፍቅሪ የብልክን ሓቁ አዩ ዓጣሪት ክብለኪ ዘይወጸላ ዓጣሪት ወይሎኦም ስድራኪ አንበር አሱስ ክጉሕፈኪ አዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Defar eki neski zewar ewa entay mekeri adelyeki dea naki baleki zegberkyo eu ewa nabti nabti ketbleyi eki baleki eki shger xeweki ewa hkot tem eleki police haberi ewa
Zeykewn eyu ezi nay Bhaki kemzi Zgebra alewa?
Tenesihki texebyyo ksab zketleki gn aytemariryo bejaki mhram whiduki u zelo mesakin weledi gn
Kalay gize mmlass. Xlale eu
Keily kebrti zeftwlikn nesktikine
Kelai hanti shermuta eki wela yehardek yenal abuki
bejaki gidefina eske ufff macholot kidi
Please eba aytetfana ❤
Ezias hasab twehaba aykonetn bzkone gn tegonifki aleki
Ykreta hemak comment mexhafey ente kone gen aziki heserti seb iki kemaki aynet gal ab kebabika kethlu zmerox seb zhelu aymeslenen.
I don’t have any bad words to say but u need to grow up and think in right mind. That’s all I can say.
Xebuk gebereki awaled zahserken eken tefatewa kab zakeberken
Beqa kemzi…..⬆️⬇️➡️⬅️↗️↙️⤵️⤴️😏
Wala mkri hibnaki kemzeyttqemulu fulut u gda buzy ena
Nay behaki amenzra £0
ሃጠው ቀጠውእዩዚ
Meaz kelbi trah shermuta embereni
ጓል ሸይጣን እያ !!
Haftiy nty natik u ata xegam Ne seb kelta gize ayetqtlan eka Nasik gne 10 gize eki qetlkoye more ka ne 💍 zenbru ezie kulu dhru hade amet bealki yekrat hetetkay temlskay sa yegdfay why lbe 💔 tesbruy😢
እዋይ ናይ ጋል ሂወት ቅትለት እዩ
Xbuq gerki ane bwegeney adnqeyo aleku😂
Kkkkk kelbi gah yeblki
Fokas
ሓቁ ኣመንዝራ እንዲኺ እሞ
Entay ina knbl hji zeykewn mkri ke dea ktbl
ayttlem amanika keytelmka fetarika ybhal nay edki eki trkbi zelki sek elki tray tktkti msknay keyda elkyo zfanweki mexia elkyo zkbelki k afu melhasu enta zytzreba lebu k aytrgmekin do gal iki kber beli nabzi zmxi keman aynbrekin
መስተፋቅር ጌርልኪ ከይከውን ኣጻርይ ኣነ 90% sure እየ
Ezia behaqi amenzera ketkewen tekel eya ezia bunet keyqetla gen nab sedrea tekid sedi
Nike zkiwen mkire k yebliyn ninbske bilke ike bdilkya eti hxoyke gen ydngxika mstiu ike hejiy twrdin txrfin zlike kia entitrdike.
First comment 🎉
Xbuq gberki dumu
ሳብስክራይብ ግበሩለየሰ ቡሩካተይ
Krankheit. Eyu hakim kidi
Efff zhaftey gdfyo mknyatu kimta bekel eu zelowo misaki bhiwetki aytsawti 😢😢😢
ችዲ ሕማቅ
U are playing with your life
Fake story
ገደፈዮ ዛሓፍተይ👏😘
ስሕውቲ😂😂
😢😢
መስተፋቅር ከይኮን ብፀሉት ፍለዮ ሐፍተይ❤❤
ፅረፋኒ ዋላሰ ምከሩኒ ከመይ እዩ ዝጉዳይ😂😂😂
እቲ ፀገም ኣብ ነብስኪ እዩ ዘሎ ዛሓፍተይ ብስምዒት ናይ ሰብ ናተፃወትኪ እዙይ ከማን ክዉሕደኪ🤨
እዚ ፍቅሪ ኣይኮነን ዘለኪ ነብሰ ጽልኣት እዩ ዘለኪ ደቂስኪ ሕሰቢ፡ ክሳብ ዝቐትለኪ ትጽበዪ ኣለኺ፡ ፍቅሪ'ኮ ሓልዮትን ምክብባር እንተሃልይዎ እዩ ፍቅሪ ዝብሃል።
ሰላም ዛጋለይ ፍቕሪ ዘይኮነ ሃነንታ ኢዩ ሕዚኪ ንሂወትካ ዝፈታን ፍቕሪ ፍቕሪ ዘይኮነ ኩናት ኢዩ ስድራኺ ከይፈለጡ ሸተት ኢልኪ ኣዝልቒ ክቐትለኒ ኢዩ የፋራረሐ ኣሎ ዝብል ዘረባ ኣይሰርሕን ኢዩ ቀዳምነት ሂወትኪ ነተም ከምተኽሊ ዕምበባ ተኻናኺኖም ዘዕበዩኺ ስድራኺ ከይተቐምስሊዮም ሕጊ ስለ ዘሎ ብሕጊ ተታሓሐዚዮ ንስድራኺ ኩሉ እቲ ሓቂ ንገሪዮም
❤
ጽቡቅ እዩ ጌሩኪ ስለምንታይ ደቀነስትዬ ትበሀላ ፍጡራት ክብረት አይትፈትዋን ኢኽን
ይእዱግ
😂😂😂😂😂
ናብ ክልተ ኣውዳት ምምልላስ ድኣ ኣይ ነገር ጥዕናን ወይ ድማ ንደቂ ተባዕቲዮ ከም ባምቡላ ኢኺ ትርኢዮም ማለት ኢዩ 😢. , , ሕጂ እዚኣ እንተቀቲሎማ ሲ ምስ ሰባት ተቆጺራ ድያ rip ገለ ክባሃለላ ዳሓር ኣወዳት ኣውዳት ኣወዳት እኮ ክትብላ ማለት ድዩ
እምነት ሓደጊዜ ተጠፊኡ ጠፊኡ እዩ ዝገበርካ ተገበርካ ኣይምለስን እዩ ፈጣሪ ካብቲ ኣቲክዮ ዘለኪ መዋፅኦ ይፍጠረልኪ ጡበቡ ይዓድልኪ
ቀትሉና ዶ ሃረምና ዶ ከኣ ትብላ ነቲ ዝሃረመኪ ትናፍቂ ደኣ ንሱ ዩ ኮ ትጸገምክን /ግን መጀመርታ ንምንታይ ኢኽን ጽቡቅ ዝገብረልክን ዘይትርእዮኦ ደሓር ይርዳኣክን ግደፈና እስከ ሂወት ኣኽእላና ህኮት ክሃርመኪ ጥራይ ዩ ዘለዎ ነዓኺ😢
Nsle mahustar xerfi gedifeyo enber xerfi eya tgbeaki niera bzukone hkmna wey machelot kidi xbuq yelen amazaznaki
ዘሓፍተይ ኣይትሓዘላይ ደኣምብር ነብስኪ ዘደልክያ ኣይትምስልን
እሞ ክኣ ጽርፍን ምሃርምትን ክቅትላክን እንዳብልኪ
ናብ እግዚአብሔር ጽሊየ
ሱቅ በሊ ከልቢ ናይ ብሓቂ ኣመንዚራ
ጸሎት ካብ ፈተና ሐልወና
ሓፍተይ ባዕልኺ ኢኺ ናብ ታኼላ ኣቲኺ እዚ ኣየፍቅረክን ኢዩ ያላ ታዕሊ ባራ በልዮ ምኽንያቱ እምነት ዘይብሉ ሓዳር ፈትሊ ዘይብሉ ሽምዓ ማለት ዩ ሓፍተይ ዕድልኪ ኣይትስበሪ ተኺኢልኪ ምስቲ ተሓጺኽዮ ዝነበርኪ ወድኢ ወደሓንኪ ❤❤❤❤❤
ብደዎም ትቀትልኦም ብሰጋ ምስ ቀተሉክን ከኣ ወዲ'ኮ ኢልክን ተማርራ። በጃክን ኣስተውዕላ ሂወት መንእሰያት ኣይተበላሽዋ ህኮት።
ይቅረታ ደኣ በር ኣመንዝራ ናይ ብሓቂ ኢኪ
ናይ ብሓቂ ኢኪ ከልቢ ስድራኪ ድኣ ይሕዝኑ
ሒሳብኪ😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬😬
ኣይኮነልክን ዩ ምክንያቱ ነቲ ናይ መጀመርታኪ ወዲ ክልተ ግዜ ጠሊክምዮ ሰለዚ ዋጋ ከክፍለኪ ዩ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ጸሎት ግበሪ እቲ ጌጋኪ ኣብ መጀመርታ ዩ ነቲ ሕጹይኪ ሓሲክዮ😢
ንስኪ ከም መንፊት መጽፋዕኪ ጥራይ እያ ዝውጸኪ 😂😂😂
ኣነ ዝገርመኒ፣
ንዘየኽብረኪ ወዲ ድኣ በየናይ ፍሉይ ትዕድልታቱ ኢኺ 'ባ ብፍቕሩ ተመሲጥኪ? ዝጠቕመካ ምፍላጥ ጠበብ ኢዩ እሞ ኣብ ምርጫ ምስተውዓል የድሊ፡፡
🤣🤣🤣ezie da nafoqot zaykone ezi da xelale eyu mehret yawredela ✌️✌️✌️
እድኪ እዮ ሓፍተይ ጽብቅ ገይርኪ
ፍቅሪ መልክዕን ስጋውርክብን ኢዩ ዝርደአን መብዛሕተን ጥፋትን ኣኪሉ ኢዩ ስድራኪ መኪሮም ዘይስምዑስ ንዓና ክትሰምዕና ታናይ ድሕሪት ድገምዮሞ ሃብዮም ከክብረኪ ኢዩ
ሓፍተይ የ ይቅረታ ሓቲትኪ ናብቲ ሕጽዩኪ ይሕሸኪ ስድራኪ ኣይቅበልዎን አዮም ካልኣይ ኣየክብረኪን አዩ ይሃርመኪ የጸርፈኪ,,,,,፡ በኣይ ተ ትገድፍዪ ይመክረኪ
ንሕጹየይ ገዲፈ ነቲ ምስ ስድራይ ባእሲ ዘለዎ ቀታልየይ ኣፍቂረ #እንታይ_ትመኽሩኒ
I don’t know why she thinks she is in love, she has no love in this case✨
ፅቡቅ ገበረኪ ሽሉ እዙይ እኳ ክንእሰኪ ክብረት ዘየፍቶወልኪ ወዕ ወዕ ወዕ 😏😏😏
ኣሕዋተይ ደሙሩኒ እባ💚🙏
Abey
ገለ እዩ ገርልኪዋ ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ገጠመኝ ስምዒ ኣማርኛ ትፈልጢ ተኮይንኪ❤😢
ሰይ ገበረኪ😊😅
ክሳብ ዝቐትለኪ ተጸመሚ
Sseti eiki nski 😂😂
አረ መስተፋቅር እዩ ገይሩልኪ ፀልዪ ስገዲ እበር ዘይተፍቅርዮ ዝነበረ ሃንደበት ኽተፍቅርዮ ኣይትእልን እሞ ከኣ ሕፂቲ😢
ማይጨሎት ዓዲ ራእሲ ኪዲ።
እስኺ ናይ ብሓቂ አመንዝራ እኺ ትመስሊ ?
😮😮
አዚ ዳኣ ጽላለ አዩ ባዕልኪ ርሒቅኪ ባዕልኪ ትምለሲ
ፍቅሪ የብልክን ሓቁ አዩ ዓጣሪት ክብለኪ ዘይወጸላ ዓጣሪት ወይሎኦም ስድራኪ አንበር አሱስ ክጉሕፈኪ አዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Defar eki neski zewar ewa entay mekeri adelyeki dea naki baleki zegberkyo eu ewa nabti nabti ketbleyi eki baleki eki shger xeweki ewa hkot tem eleki police haberi ewa
Zeykewn eyu ezi nay Bhaki kemzi Zgebra alewa?
Tenesihki texebyyo ksab zketleki gn aytemariryo bejaki mhram whiduki u zelo mesakin weledi gn
Kalay gize mmlass. Xlale eu
Keily kebrti zeftwlikn nesktikine
Kelai hanti shermuta eki wela yehardek yenal abuki
bejaki gidefina eske ufff macholot kidi
Please eba aytetfana ❤
Ezias hasab twehaba aykonetn bzkone gn tegonifki aleki
Ykreta hemak comment mexhafey ente kone gen aziki heserti seb iki kemaki aynet gal ab kebabika kethlu zmerox seb zhelu aymeslenen.
I don’t have any bad words to say but u need to grow up and think in right mind. That’s all I can say.
Xebuk gebereki awaled zahserken eken tefatewa kab zakeberken
Beqa kemzi…..⬆️⬇️➡️⬅️↗️↙️⤵️⤴️😏
Wala mkri hibnaki kemzeyttqemulu fulut u gda buzy ena
Nay behaki amenzra £0
ሃጠው ቀጠውእዩዚ
Meaz kelbi trah shermuta embereni
ጓል ሸይጣን እያ !!
Haftiy nty natik u ata xegam
Ne seb kelta gize ayetqtlan eka
Nasik gne 10 gize eki qetlkoye more ka ne 💍 zenbru ezie kulu dhru hade amet bealki yekrat hetetkay temlskay sa yegdfay why lbe 💔 tesbruy😢