ቅድሚ ሓዳር ዘሎ ህይወት መንእሰያትና ከመይ ክመስል ይግብኦ ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 292

  • @yohanateklies9654
    @yohanateklies9654 2 роки тому +1

    Kal hiwet ysmalna edmen tenan yehabik fetari amlak mesak yeken 🙏

  • @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኩም ክቡሪ መምህርና ጥዑም ሊሳን ❤🍇🍇🙏👏

  • @ጓልትግራይእየ-ሠ2ከ
    @ጓልትግራይእየ-ሠ2ከ 3 роки тому

    ቃል ሂወት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን ኣባት🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @genetgebrekidan9124
    @genetgebrekidan9124 Рік тому +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡሩ ሓዊና ድያቄን ኣስመላሽ ኣገልግሎት ዘመንኹሙ ይባርክ ጸጋኡ የብዘሐልኹሙ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንኩሉኹም ኣሕዎትና ንዓናዊን መስተዊዐል ዓይነ ልቦና ይሃበና ፈጣር 👏👏👏

  • @ሕልና-አ8የ
    @ሕልና-አ8የ 4 роки тому +58

    ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልካ ዲያቆን ኣሽመላሽ። ንስኻስ እምበር ሕሩይ ኣቅሓ ናይ ናይታ መርዓት ክርስቶስ ዝኮነት ቤተክርስትያን ኢኻ ኣጆኻ ኣምላክ ይምራሕኻ።

  • @selamabrha7127
    @selamabrha7127 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ሓውና❤🙏🙏

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 4 місяці тому

    ❤❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና በዚ ቁዱስ ሂወት እዚ ክንከይድ እግዛቡሄር የደግፈና

  • @yahfdjbhgu8609
    @yahfdjbhgu8609 2 роки тому

    Kel hiwet yesmaan amelke amennn 🥺🥺🥺🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ

    ቃል ህይውት ያሰመዕልና መምህረና አሕናለ ቃሉ ንሕል ፍጣር ይረደአና ሓቀኛ መፃምድ ያሃበና አብ ቃል ኪዳኒና ፅንዕና ክንንብር አምላክ አሰረኤል ያሓግዘና አሜን፫🙏

  • @kisanetshmangus8229
    @kisanetshmangus8229 2 роки тому

    ቃል ሂወት የስመዓልና ዲ/ን ሓወይ አምላክ ጸጉኡ የብዘሕልካ ፡፡ አምላክ ዘስተዉዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና አሜን አሜን አሜን፡፡

  • @haniokubamicheal8537
    @haniokubamicheal8537 2 роки тому

    ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ኣስመላሽ,,ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k Рік тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤ዲያቆን ሓወይ ነዚ ቁዱስ ቓሉ ክን ሰምዕ ዝፈቀደ❤
    ❤EGZABHIER AMLAK❤
    ስሙ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ❤ኣምላክ ❤ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሓዳር ይፍጠረልና ኣደይ ❤ማርያም ❤ብ ኣማላድነታ .ቁድሳን መላኣክቲ .ብ ተራዳኣነቶም .ቁዱሳን ጻድቃናት ብ ጸሎቶም ይደጉፉና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ ነዓይ ሓጥአ ሓውኩም ።

  • @samrawitkidane1536
    @samrawitkidane1536 2 роки тому +1

    Amen (3) Egzabher amlki xegu yebzhalna

  • @rgbeabrha4221
    @rgbeabrha4221 Рік тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ዲያቆን ኣሽመላሽ ፀጉኡ የብዘሐልካ አምለክ ዝስማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ🙏🙏🙏🙏

  • @asmerommerhawi5653
    @asmerommerhawi5653 2 роки тому

    ቃል ሂውት ይስመዓልና ዳያቆና ኣስመላሽ ጽጉኡ የብሓላኻ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ።

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 3 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ ሃናፂ ዝኸና መንፈሳዊ ት/ቲ እዩ

  • @RahelGuesh-g8i
    @RahelGuesh-g8i 10 місяців тому

    አሜንንንን ቃለ ሂዎት የስማዓልና መምህር

  • @ksanetredae1411
    @ksanetredae1411 4 роки тому +4

    Amen qal hiwet yesmalna hawna edmen tenan yhabka fetari

  • @abeleyemaneabelyemane1239
    @abeleyemaneabelyemane1239 2 роки тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና።

  • @jelaniandom2824
    @jelaniandom2824 4 роки тому +20

    እግዚኣቢሄር ይመስገን ኣብዚ ክብሪ ቃል ኪዳን ዝጠፍኣሉ ዘሎ ዘመን ነዚ ቃል ክንሰምዕ ስለዝፈቀደልና መምህርናን ሓውናን ድያቆን ኣስመላሽ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ቅዱሳን ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበለና ፡ብሓቂ *ሰብ ኮይኮንና ሰብ ምምጻእ ምስ ጀመርና ንውላድና ቅዱስ ኢልና ክንስይሞ እምበር መንገዲ ቅድስና ዘይንመርሕ ኮይና ብዝተምሃርናዮ ምስትውዓል ይሃበና

  • @mengshabtetsion5053
    @mengshabtetsion5053 4 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውናን ኣቦናን ኣስመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ

    _ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና_

  • @tesfomtweldegergs2700
    @tesfomtweldegergs2700 4 роки тому +2

    እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሃልካ ጸጋ አብ ረሰ ጸጋ ይዓድልካ

  • @redmyblu979
    @redmyblu979 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዓና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ብረከቱ ይብዘሐሉኩም ብጣዕሚ ደስ ይብል እየ👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 3 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዲያቆን ኣስመላሽ ጸግኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ወለላ መዓር ዝኮነ ትምህርቲ ዝሃብካና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ዕጽፍን ድርብን ሰስነልና ዝበን ኣገልግሎትካ የንውሕ ።

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 2 місяці тому

    ቃለ ሕይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 роки тому +1

    Amlak haylu yhabena neaka dima yaqbelna memhr diyacon hawey

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም 2 роки тому

    ብቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፅቡቅ ት/ቲ እዩ

  • @AzmeraGalTewahdo
    @AzmeraGalTewahdo 2 роки тому

    ብሓቅ ቃል ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ መምህረይ 👏

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael3122 4 роки тому +3

    Qale hiwet Yesmealna diyacon. hewuna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 💗🌹💗🌹💗🌹

  • @tedrosghebremeskel6204
    @tedrosghebremeskel6204 4 роки тому +11

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና አግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ነዚ ክንገብር መንፈስ ቅዱስ የሕድረልና

  • @solomonyebrah3314
    @solomonyebrah3314 3 роки тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna deyakon hawena

  • @lme5630
    @lme5630 4 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ኣሽመላሽ ናይ ዘመን ዕድመኩም ኣጎልግሎትኩም ይባረክ ይቀደስ

  • @habentesfa4458
    @habentesfa4458 3 роки тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ድያኮን እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጊኡ የብዛሓልካ

  • @ngstigalkdusmikael2879
    @ngstigalkdusmikael2879 4 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ
    @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ 2 роки тому +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና 👏👏👏

  • @yuuiuyuiuhhh7397
    @yuuiuyuiuhhh7397 2 роки тому

    አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ፋጣር

  • @Robelryo
    @Robelryo 4 роки тому +5

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ

  • @debesaymengstab1525
    @debesaymengstab1525 4 роки тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ንዓና ክሕሸና ናብቲ ዝለዓለ መዓርግ እግዚአብሄር የብጽሕኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን ።

  • @huruytekle2383
    @huruytekle2383 4 роки тому +1

    nay behaki tikikl subuk.aleka hawna mergeta asmelash egziabiher amlak segueu yebzihalika eme amlak.biselota tidegifeka

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ 4 роки тому +1

    ኣሜን ቃለሂወት የስማልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘይጽገብ ጥዑም።

  • @shewitgere8157
    @shewitgere8157 4 роки тому

    ናይ በሃቂ ኣቢ ቲምህርቲ! ኢግዝኣቢሄር ኢመስገን ነዚ ኪንሰሚኢ ዘብከኣና ኪብሪን ሚስጋናን ኒ ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኒ መምህር ኣቦና/ሃውና ድማ እግዝኣቢሄር ኣቢ ጸጋ ይሃብካ !

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ፀግኡን በረከትን የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና ዝተማሃርናዮ አብ ልብና የሕድሮ ፈጣር አሜን

  • @solomunbrhane4123
    @solomunbrhane4123 4 роки тому +5

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna tsega yebzh egziabher nhawna diyacon asmelash

  • @bereketkidane1462
    @bereketkidane1462 4 роки тому +5

    እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ፍቑር ሓውናን መምህርናን ዲያቆን ኣሽመላሽ። መንእሰያት ልብና ከፊትና ንስማዕ።

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 4 роки тому +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይሃብካ ድያቆን ኣሽመላሽ ሓዉና ላንጋ ላንጋ ከምዚ ናተይ ብዙሓት እዮም ምስ ነብሰይ ኩሉ ግዜ ዝባኣስ ክፈልጣ ኸኣ ይጽዕር ብዙሕ ቃልሲ ኣለኒ ።

  • @luwamteklay4001
    @luwamteklay4001 4 роки тому +2

    Kale hiwet yesmalna Dyakon nay agolgulot zemenkum ybark AMLAK

  • @galkeshifkadu4784
    @galkeshifkadu4784 4 роки тому +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna dkon hawna ❤🙏😍🍇

  • @ሰላምንትግራይRጓልገርዓል

    ብሓቂ ቃለ ሠናይ የስመዐልና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለልና ክቡር መምህርና!

  • @merhawitzerai9649
    @merhawitzerai9649 3 роки тому

    Kale hiwet yesmealna dyakon hawuna amlak xega yebzhalkum tesfa zhb kal amlak zmehalalefkumlna

  • @luwamamanuelamanuel4615
    @luwamamanuelamanuel4615 3 роки тому

    Kale hiwet yesmalna Dyakon Hawna nay agolguletka zemen ybarek Edmen tenan yhabelna

  • @luwambrhane7970
    @luwambrhane7970 4 роки тому +4

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna diakon hawna🙏 Egziabiher tsegu yebzh

  • @SamuelFseha-h7h
    @SamuelFseha-h7h Рік тому

    Amen qale hiwetu yesemealna eademen tieanane yehabeka deyakon🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ኢየሱስክርስቶስጎይታይንኣ

    Amen qale hiwe yesmalna mergeta asmelash memhrna amlak xegu yebzhalka nay qdst adena dngl mariyam xelotan bereketan taeman,fqran ms kulatna ykun

  • @ጓልትግራይ-ኀ6ተ
    @ጓልትግራይ-ኀ6ተ 4 роки тому +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመአልና🙏🙏🙏

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 4 роки тому +7

    Amen Amen Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣብ ቃል ኪዳንና ጸኒዕና ንኽንነብር ድማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈና ኣሜንንንን።

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ 2 роки тому

    በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህር ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃል ኣምላክ ክጥዕም

  • @saragrah3425
    @saragrah3425 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን የሕልውና መምህርና

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans 9 місяців тому

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ድጉልቓንዛ
    @ድጉልቓንዛ 4 роки тому +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓወይ ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ቃል ኢኩም ትምህሩና ዘለኩም ኣጀኩም ከይተሓለልኩም ናብዛ ቅድስቲ ቤትና ምሎሱና ኢኩም ነቶም ጥፉኣት የሕዋትኩም

  • @habtemariamhabteab9062
    @habtemariamhabteab9062 Рік тому

    ቃለህወት የስመዓልና

  • @awetkidane7631
    @awetkidane7631 4 роки тому +1

    Kal hiwet yesmalen Daykoney hawey bahek das zebal kal eu amlak abe kalkedane yexnan amlak

  • @luwamabraham3190
    @luwamabraham3190 4 роки тому +3

    Amen amen amen 💒🙏🙏🙏

  • @gdeygabre8720
    @gdeygabre8720 2 роки тому

    Amen kale hewet yesmalena memherna

  • @tube-pk3gk
    @tube-pk3gk 3 роки тому

    ብሓቂ ድያቆን ሓወይ ዳግማዊ ዮሓንስ ኣፈወርቂ ኢኻ እሞ ፥ንዓና ክሕሸናስ ኣምላኽ ናብ ዝዓበየ ጸጋ ምንኩስናን ጵጵስናን የብጽሕካ።

  • @tsigetesfamariam1083
    @tsigetesfamariam1083 4 роки тому +12

    ቃል ህይወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም መምህራችን

  • @abrahampetros3270
    @abrahampetros3270 4 роки тому +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @gottseidanke8111
    @gottseidanke8111 4 роки тому +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalena diyakoneyyyy edmen tenan yehbika amlak nana kehshena

  • @aregawiwelu2821
    @aregawiwelu2821 3 роки тому

    አሜን

  • @seluseluhagos8469
    @seluseluhagos8469 2 роки тому

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @mikeessen3555
    @mikeessen3555 4 роки тому +1

    እወ እቲ ሓቂ እዚ እዩ። ቃለ ሂወት የስመዓልና።
    ኣብ'ዚ ጉዳይ ዓበይቲ ነገራት ኣለዉ ክምለሱ ዝግበኦም፡ ኣብ ኦርቶዶክስ እምነት እዚ ዝበሃል ዘሎ፡ ኣዝዮም ውሑዳት ሰባት ጥራይ ኢዮም ሓዳር ዝገብሩ። መብዛሕትኡ ሓዳር ግን ብኣጋጣሚ ዝተመሰረ እዮ። ከማኡ ስለ ዝኮነ ከኣ መብዛሕትኡ ሓዳር ዝበላሾ ዘሎ። እዚ ከኣ ብፍላይ እቶም ናይ መመረቕታ ግውን ወይ ውን ቃል ኪዳን ትህቡ ዘለኩም መራሕቲ ሃይማኖት ተሓተትቲ ኢኩም። ምኽንያቱ ብዘይ ትምርቲ፡ ብዘይ መመዘኒ ተምርቕዎም፡ ኣኽሊል ወይ ጋውን ተልብስዎም ኣለኩም።
    ስለዚ ቃላትኩም ብተግባር ኣርእዩ፡ ጋውን ቅድሚ ምልባስኩም ነቶም ክምርቁ ዝመጽኩም examine ገርኩም ሰርትፍኬት ሃብዎም።
    Thanks.

  • @maryyemane7571
    @maryyemane7571 3 роки тому

    Kale hiwet yesemeana memehir . Kidemi kalekidan. Kuduse kurban tewesdika eza nay kalekidan kiberta temeharu dika wela etay temhar Meberhi Habuna .

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 10 місяців тому

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ድያቆን ኣሽመላሽ ኣሰይይ ደስስ ዝብል ትምህርቲ ፀጉኡ ይብዘሐልኩም እግዛኣብሄር

  • @radsetfrff3160
    @radsetfrff3160 2 роки тому

    ብሓቃ ቃለ ሂወት የሥመዐና እግዛቢሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ዓባይ ት/ቲ እያ እግዛቢሄር ኣምላክ ዝተባረከ ሓዳር ይሃበና 🙏🙏🙏

  • @ሑሩይሓዊናቱ
    @ሑሩይሓዊናቱ 4 роки тому +1

    ቃል ሂወት የስማዕና ምልገታ ሓውና፡ዓስብካ ካብ ኣምላኽ ርከቦ፡ከማኩም ይብዝህልና፡

  • @habtemicheal4048
    @habtemicheal4048 4 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @habtomws1067
    @habtomws1067 4 роки тому

    kal hiwet yesmealna memhra deacon asmelash Egzeaber tsegu yebzhalka

  • @edwardobetah6264
    @edwardobetah6264 3 роки тому

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qalehiwet yesmalna abona

  • @malitmalit7493
    @malitmalit7493 4 роки тому +2

    Amen amen amen qalehiwet yesmealna dyaqon hawna betaami des zbl tmhrti astewali lbi yhadena

  • @makdasadonya7290
    @makdasadonya7290 4 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን

  • @yors362
    @yors362 4 роки тому +3

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውናን መምህርናን እዝጋብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ ኣሜንንንን

  • @brhaneabrha1415
    @brhaneabrha1415 2 роки тому +5

    በሓቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ያብዘሐሉኹሙ 🌹💔

  • @rutatesfaalem7536
    @rutatesfaalem7536 3 роки тому

    qale hiwet yesmalna Amen

  • @brktiteklehaimanot2482
    @brktiteklehaimanot2482 4 роки тому +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሕ።

    • @reemalaqile.6986
      @reemalaqile.6986 3 роки тому

      አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሕ

  • @zerayestifanos2677
    @zerayestifanos2677 4 роки тому +3

    Kale hiwet yesmalna dyakon hawuna

  • @robelfsha2381
    @robelfsha2381 2 роки тому

    Nay bahaqi qal hiwet yesmalna 👏👏👏

  • @nabukeshikifle2675
    @nabukeshikifle2675 4 роки тому +4

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna Egziabiher amlak tsegu yebzhalkum xelot Emebrhan ms kulatna ykun

  • @abildekasi282
    @abildekasi282 4 роки тому +1

    Amen amen amen ellllllllllllll ellllllllllllllll ellllllllllllll

  • @fereweynhadisfreweynihadis2265
    @fereweynhadisfreweynihadis2265 3 роки тому

    Amen amen amen amen

  • @zeben1789
    @zeben1789 4 роки тому +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ❤️❤️❤️

  • @ወዲእንባየ
    @ወዲእንባየ 4 роки тому +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና።

  • @samrysamm8836
    @samrysamm8836 3 роки тому

    ቃል ሂወት የስመዐና ኣቦና ሰማዕቲ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ቁዱስ ፍቃዲ ይኩነልና ኣሜን

  • @Eriboy30
    @Eriboy30 3 роки тому +2

    ቃል ህወት የስምዓልና ክብር ዲያቆን ሓውና🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @መሪሕ-ዀ4የ
    @መሪሕ-ዀ4የ 4 роки тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሜርጌታ ሓወና ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም! ክብረት ሃበልና ናይ ኣገልግሊት ዘመንኩም ይባርኽን ይቀድስን ኣሜን!

  • @peaceworld9620
    @peaceworld9620 4 роки тому +1

    Thank you diyacon nhiwetey totally keyrwo qal hiwet ysmialna amen...amen...

  • @teklitsilay8573
    @teklitsilay8573 4 роки тому +2

    Kal hiwet yesmalna btami xibuk tmhrti Amlak xega ab lieli xega yhabkum AMEN AMEN.

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 роки тому

      Kale hiwet yesmealna kubur memhrna Egziabher Amlak xegue yebzehelka

  • @martakidane3893
    @martakidane3893 4 роки тому +5

    Amenn ቃለ ሂወት ይስማኣልና ኣምላክ ናኣካ ካኣ ብጸጉኡ ይሃልካ

  • @tesfuafeworki4025
    @tesfuafeworki4025 4 роки тому +7

    መርጌታ ሃዋዝ ኮኾብ ኤርትራ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @xhv5054
    @xhv5054 2 роки тому

    _ናይ ብሓቂ ተመስገን አምላከይ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ_

  • @MuLuHayLu-f6h
    @MuLuHayLu-f6h 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ