ኤረትራ ንኩሉ ማዕረ ኣይኮነትን ይብል ሚኪ😱🌚🙄

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 2

  • @abdumuhammed8542
    @abdumuhammed8542 Місяць тому +2

    Mike adgi

  • @Yordanos-i4r
    @Yordanos-i4r Місяць тому

    ውልቃዊ ጉዳይ ንዓኻን ነቡኻን ዝጸረፈ ምስ ናይ መንግስታዊ ጉዳይ ዘተሓሕዝ ክሳብ ዘይኮነ መንግስቲ ንምንታይ ንሚኪ ንዕኡን ንኣብኡን ጸሪፍኩሞ ኢሉ ባዕልኻ ትዝውሮ ናይ ጁባኻ ዋኒንካ ኣይኮነን ስለዚ ተጸሪፍካ ምስ ኣቡኻ እንተኾይንልካ ብሕጊ ብምኽሳስ ፈትን እንተዘይኮነ: ብጸለመን ተጸሪፍናን ኢሉ ኩሉ ሰብ: መንግስቲ ዋኒንካ ከም ውሽማኻ ዘይኮነ ናይ ነብሲ ወከፍ ግላዊ ጥርዓን ክጸባጸብ ኣይትሕሰብ: ዎ ሚኪ ቆልዓዊ ኣተሓሳስባ ምሕሳብ ግደፍ ስቕ ኢልካ ኣይትህለል: ዝሕተካ ብዙሕ ጉዳይ ኣሎ::እንተኾነ ከምኡ ኣይብሃልን እዩ ዱካን ናይ እንዳዓለቡኻ ኣይኮነን::እንተዘይኮነ ነቶም ኣለውና ኢልካ ብትእዛዝ ዝኸዱ ኮሬነላት ድዮም ወይስ ካፕቴናት ወይ ተሌንተታት ወግሐ ጸብሐ ተጽምመና ዘለኻ ናይ ግላዊ ጉዳይካ ክጣበቑልካ ተወከሶም: ከም ድላይካ ክትከውን ቀይዲ በተኽ ምስ ከማኻ ስውር ዘይሓለፍነታዊ ሕቱኽኽቱኽ ምትብብዖም ዶ ንሶም ክሕተቱ ዝግብኦም መን ከፊኦምና ኣለዉ::