Tesfazion. ኪዳነ ክፍሉ መላገቢ ወሎዶታትን ታሪክና ዝቀየረ ብኣብነት ዝመርሕ ሓርበኛ መራሒና

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 294

  • @demsasnashih8606
    @demsasnashih8606 8 років тому +54

    ተስፋጽዮን! ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታተይ ፡ ምስ ሰማዕኩ ብፍቅሮምን ጅግንነቶምን ዉሽጣዊ መንነተይ ቃል ቃል ይብል ኣሎ። ገለ ንግበርርርርርርርርርርርርርርርርርርር፡ ፎርሳ

    • @ruthhaile3197
      @ruthhaile3197 8 років тому +13

      Tesfatsion hagez, yadeleyo, iyu, emo, bebehedena, hasbnan, beletefalaley, hagezz, negeberelu. had seb tiray nekulatena,abzee, lelena, semaetu, ina, bezuhh, seb, koynena kemuee, teserehna, gen, lebeletse, iyu. two heads work better than one is the English saying.

    • @aass8183
      @aass8183 8 років тому +2

      entay ketgeber at holkos. .jegano eritraweyan abotatna kemay gerom tsrarigom kemzebarerokom zeresaekayo eka temesel... ka lay gezey kefeten inte ilkom dema ab a' terekba....eritrea n eritreawyan eya fetika tslieka...

    • @asfhamekonnen3777
      @asfhamekonnen3777 7 років тому

      Demsas Nashih haw tesfachen

  • @zeagaiziagaizian2777
    @zeagaiziagaizian2777 8 років тому +4

    Tesfazion, you are a gift from the God of Abraham to enlighten and protect the Tigrinya people! May God of Abraham protect you!
    Wake Tigrinya!
    Tigrinya First!!!

  • @ሃገረጽዮን1
    @ሃገረጽዮን1 8 років тому +7

    ፉቁር ተስፌ !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
    ሰላም ሰላም ዓቢ ሰብ ፡ እሞ ኣምልኽ ኣብራሃምን ያቆብን ከጽልለካ ይምነ። ቀጺለ ድማ ብዛዕባ ኪዳነ ክፍሉ ዘቅረብካኣዮ ከምስግነካ ይፈቱ፡፡
    ዘገርም ነገር ዩ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ ማዓልታዊ ኢና ንከታተካ ዘሎና፡፡

  • @simonmihretab8715
    @simonmihretab8715 8 років тому +2

    ተስፋፅዮን ናይ ብሓቂ ኣብ ኩሉ እተቕርቦም ሓሳባት ይኹኑ ትንታኔታት ኣዝዮም ምዕቡላት ኣብ ርእሲ ምዃኖም ብቡዙሓት መርትዖታት ዝተደገፉ እዮም:: እቲ ንዓይ ኣመና ዘገድሰኒ ከኣ ብመንነትካ እትኮርዕ ናይዚ ዘመን ብሉፅ ሰብ ምዃንካ እዩ እሞ ድማ ብስነፍልጠት ዝበሰልካ ሊቅ ኢኻ:: ንኹሉ እቲ ሓርበኝታዊ ኩለንተናዊ ሓያል ተጋድሎኻ ኣብ እትገብሮ ምንቅስቓስ ኣብ ጎንኻ ካብ ዝስለፉ መንእሰያት ትግራይ ሓደ እየ …….. ኣጆኻ! በርትዕ::
    ብፍላይ ከኣ ኣብቲ ዘላቂ ፍታሕ ኣተኪርካ እትህቦ ብኣዝዩ ፅፉፍ መረዳእታ ተደጊፉ (ዓለማዊ ይኩን ኣህጉራዊ ጉዳይ/ዛዕባ) ስለዝቀርብ ዓብዪ ምስጋና ይግባኣካ እዩ!!!
    ሓዉካ መምህር ስምኦን ካብ ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ

  • @sangomasangoma8956
    @sangomasangoma8956 8 років тому +2

    ኣጆኻ ኣያና ተስፋዮን ኣብ ጎንኻ ኣለና ኩሉ ግዜ ኢና ንከታተለካ ፍቅሪ ኣግኣዝያን ኣብ ደምናን የዕጽምትናን ኢዩ ዘሎ ስለቲ ትገብረልና ትምህርትን ሓቀኛ ታሪኽ ኣቦታትና ኣያታትናን ብጣዕሚ የመስግነካ ኣብ ሂወትና ክርሳዕ ዘይክእል ነገር ትገብረልና ኣለኻሞ ንሕና ከኣ ክንክሕሰካ ድልዋት ኢና ኣጆኹም ኣጆና ደቂ ኣግኣዝያን ብፍላይ መናእሰያት ሃየ ንወደብ መሬትና ባህልና ቋንቋና ታሪኽና ንምለስ ሕጂ ኢዩ ሰዓቱ
    ኣቱም ትጻረፉ ዘለኹም ደናቁር በጃኹም ተማሃሩ ካብ ጸርፊ ትረኽብዎ ነገር የለን ኣያና ተስፋጽዮን ውን ነጊሩኩም ኣሎ ስለዚ ነዚ ዕድል እዚ ተጠቀምሉ

  • @habeshabahretbebselomon2518
    @habeshabahretbebselomon2518 8 років тому +3

    ዝተኸበርካ ተስፋፅዮን መድሃንዬ ሰላምታ ፈጣሪ ይብፃሕኻ እሞ ብመጀመሪያ ደረጃ ስለቲ ሕብረት ተጋሩን ወይ ድማ ኣግኣዝያን ናብ ንቡሩ ንምምላስን ስርዓተ ክብርታት ወለድና ንምርግጋፅን ነቲ ህዝቢ ድማ ካብ ጥፍኣት ንምድሓን እትገብሮ ዘለኻ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ብጣዕሚ ከመስግነካ ይፈቱ፡፡ብዝኾነ ግና ብቓፀሊ ክበርሁለይ ዝግበኦም ዘቕርቦም ሕቶታት ከምዘለዉ ኮይኖም ፤ነሐዚ ግና ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣቦታትና ነዛ ሐዚ ኢትዮጵያ እትበሃል ዘላ ዓዲ ዝኸፈልዎ መስዋእትን ዘፍሰስዎ ደምን ከመይ ኢኻ ትትርጉሞ ወይ ብኸመይ ኢኻ እትርድኦ፡፡እዚ ነዚ ሐዚ ዘሎ ወለዶ እንታይ ማለት እዩ ፤እስቲ ነዚ ብዝግባእ እንተትገልፀለይ በጃኻ፡፡

  • @kukubet1656
    @kukubet1656 8 років тому +1

    Hello Tesfish, We would like to thank you again and again . Not only you , your group members and your family devoted their time and energy for this movement /Agazian .
    we are proud of all your golden ideas which is based on truth. TRUTH is the secret behind, majority of Agazians are attracted by your movement. Truth and Truth!!!

  • @insearchofmyidentity5111
    @insearchofmyidentity5111 8 років тому +5

    Thanks another superb lecture! They died and their body remains never achieved the respect it deserved.....but that was the price they paid for the DREAM, which brought independence. I can`t stop crying....about the Hero Kidane and the others.They dreamed, they endured hardship, sacrificed their lives, but they never where there to take the credits. That is what made me cry actually.........but then here your are Tesfazion, you championed their causes...what a class....Thank you.The foundation of our nation is unshakable......the blood and sweat of our great fathers like Yohannes IV, Raesi Tessema Asmerom, Tikue Yehidego, kidane Kiflu and now another hero Naizgi kiflu has never been wasted in vain.I knew there was something secret about Naizghi Kiflu...................It must have been this, the secret about Kidane kiflu. I could only hear praises from interviews done by Mesfin hagos, ambassador adhanom and others about Naizghi except the catholic dog Elsa Chirum. May they all rest in Peace.Viva Agazian State and Viva Kidane City!!!

  • @ከተማኪዳነ
    @ከተማኪዳነ 8 років тому +1

    መርሐባ ኢዬብ መታዐቢቲ ከመይ አለካ ባር እንዳ አስሜ ናፊቅናያ አጆካ ክአ አብ ጎንካ አለና.ናብ ሕቶ.ናይዝጊ ክፍሉ ካብ አስመራ ምስ ተመልሰ ዝነበረ ኩነታት አይወዳእካያን ወስከላ ጊዜ እንተረኪብካ።

  • @hanokghirmai5561
    @hanokghirmai5561 8 років тому +11

    ሰላም ንዓኻ ዪኹን ተጋዳላይ ተስፋጽዮን ብኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ትምህርቲ ኣዝየ የመስግነካ።ዋላኳ ኣብ ገለ ነጥብታት ክሰማማዓካ ተዘይከኣልኩ ግን ኣዝየ ዘኽብሮ ብሉጽ ሓሳባት ኣለካ።ቀጽሎ ድማ ኣይተቋርጾ።ሓንቲ ግን ክላበወካ ዝደሊ ንሕና ማለት እዞም ድሕሪ ነጻነት ዝተወለድና ሓደስቲ መንእሰያት ብፍላይ ከኣ ኤርትራውያን ካብ ህግደፍ ብጀካ ሓሶት ታህዲድ ትምክሕቲ ዝኾነ ዝተማሃርናዮ ነገር የለን።ዋላ ውን እቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ዝምህረና ኣይረኸብናን።ኣብ ገለ ቃለ መጠየቅ ዝገብርዎ ውን ዝፈጥርዎ ዘለዉን እቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽን ሰባትን ምትእስሳር ኣቢዎም ምስ ሕልናኦም ዝገብርዎ ቅልስ ብጋህዲ ኣብ ገጾም ኢዩ ዝንበብ።ስለዚ ህግደፍ ብፍላይ ከኣ ኢሰያስ ኣብቲ ናይ ታሪኽ ብፍላይ ሰውራን ወተሃደራውን በቲ ዝጥዕሞም ኣቀናቢሮም ኢዮም ኣቀሚጦምልና ዘለዉ። ንኣብነት ኪዳነ ክፍሉ ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ዪስማዕ ኢዩ ከምዚ ዝገለጽካዮ ጌሩ ነቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ዝግንጽል ግን የለን። ስለዚ ዋላኳ ኣብ ሓሳብካ ገለ ዘይምስምማዕ ተዘይብልና እቲ ታሪኽ ግን ኩሉ እትፈልጦ ዘበለ ምሃረና።ኣይተሰማማዕናን ክብለካ ዝደለኹ ብናይ ህግደፍ ፕሮፖጋንዳ እንዳተጸለና ስለዝዓበና ቀልጢፉ ኣብ ሓንጎልና ኣይኣተወን ሓሳብካ ንምባልየ።የቀንየልና ስለቲ ኩሉ ናይ ብሓቂ ታሪኽናን መንነትናን ንምምሃር ትገብሮ ጻዕሪ።ብርግጽ ድማ ክወግሕዩ።

    • @yohannesdaniel3445
      @yohannesdaniel3445 8 років тому +2

      ጽቡቅ ኣለኻ ክቡር ሓው። ዋላ ናይዚ ትማሊ ታሪኽ ከም ድሌቶም እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ፡ ናይ ፈንቕል ንኣብነት ንበዓል ዑቅበ ኣብርሃ ካልኦት ኣብ g-15 ዘለዉ ካብ ታሪክ ከም ዝወጹ እዩ ጌርዎም ህግደፍ ዝትርኾ ታሪኽ ከምዝጥዕሞ ጌሩ ከምዝነግር ኩሉ ኤርትራዊ ዘስተብህሎ ዘሎ ሓቂ እዩ።

    • @tmeharenna4866
      @tmeharenna4866 8 років тому +1

      ናይ ብሓቂ ወድና ትስፋጽዮን ክምስግን ይግብእ’ዩ፣
      ንመጀመርያ ከም ወዲ ገድሊ ብትብዓት ሓሳብ ለቡ ስለዝገልጸ ዮሃና ንብሎ። ካብኡ ዝተረፈ ግን ክቡር ወደይ ኣይትሕመቅ
      ብዓቕምኻ ድለ
      ተምሃር ኣንብብ። ምጽሕፍቲ ብዓቕሙ መሊኡ’ዩ። ኣብዚ ዕማም ትጥፍኦ ግዜ ካብቲ ናብ ቲቪን ስፖርትን ተጥፍኦ ገዜ ብኣሻሓት ይበልጽ’ዩ።

    • @kukubet1656
      @kukubet1656 8 років тому

      most of Agazian ancient history was written by outsiders and they gave the name to ancient Ethiopian history., but the content is about current north ethioipia and eritrea>>>that is why not only the young but also some of the adult lack interest to read.

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      our history was stolen and the funny part is we also didn't defend it well, we also seems to care more about others than ourselves....which is dangerous.

    • @tmeharenna4866
      @tmeharenna4866 8 років тому +1

      No! not rally!
      Ag’azian history it is front of you
      And inside you all the time
      It is in your genetics
      The same as Kidane Kifku
      It is your Father and Mother
      It is your Grandparents
      It is in your Addi
      It is in your Bayto
      It is in your Church at Sunday Service
      It is in your Music
      It is in Mahlete Yared
      It is in your writing and Literate
      It is the Archeology of Tigray and Eritrea
      It
      is everywhere open your eyes

  • @malekberhane1516
    @malekberhane1516 8 років тому +4

    ኣዝዩ ጽቡቕ ኣስተምህሮ። ኪዳነ ክፍሉ ኣብ ወላሓንቲ መጽሓፍ ኣይትረክቦን ኢኻ ስሙ። ኣነ ንባዕለይ ቅሩብ ሕልፍ ሕልፍ እንዳበልኩ ስለዘንብብ ዳሓን ፍልጠት ዘለኒ ይመስለኒ ኔሩ። ግን ከማካ ብዙሓት ኣያታት የድልዩና እዮም። ምኽን ያቱ ክንደይ ኣበይቲ ሰባትን ታሪኾምን ተቐቢሩ ይነብር ኣሎ። ስለዚ ሓላፍነተይ ኢልካ ኪንዲ ዘስተምሃርካና ብዛዕባ ኢዚ ሓርብኛ ኣቦና ብዙሕ ከመስግነካ ይደሊ።

    • @abrahateklay1040
      @abrahateklay1040 7 років тому

      xbuk gerka asmayom tarik tekebiru xenihu asmaley em zbele ytahagom belom tesfsh haw

    • @abrahateklay1040
      @abrahateklay1040 7 років тому

      bzaba degyat bahta hagos entay tarik aleka?

  • @agaazizetsion4777
    @agaazizetsion4777 8 років тому +14

    Waw! Waw! Wawwwwwwwwwwwww I have no words. Tesfatsion you are an amazing man. You know to dig deep. You know to analyse detail. you know to explain big things in simple words. Please make a means so that we can contact you. I am thinking day and night on what I can contribute and how we can push forward. Agaiazian is Live!

    • @yohannesdaniel3445
      @yohannesdaniel3445 8 років тому +15

      ኣነ ውን እዚኣ እያ ድሌተይ ሓደ ናይ ኩላትና ሰዓብቲ እዚ ሓሳብ ሓሳብ ንሓሳብ ዝወሃሃበሉ ወብ ሳይት ወይ ማሕበር ክፍጠር ኣለዎ። ኣብዚ ኣብ እስራኤል ኣዝዩ ብዙሕ ሰማዕን ሰዓብን ኣሎ ግን ማእከልነት የብሉን።

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому +4

      You are right the priority is website....it is very true. We are all waiting for tesfazion.

  • @samuelhagos6785
    @samuelhagos6785 3 роки тому

    Thankyou memhir Kibrin mogosin Dima njeganu swuatna kulu gize kinzkirom kinebir ena

  • @amentemesgen9689
    @amentemesgen9689 8 років тому +11

    ተስፍሽ ጅግና ከጽሎ እስኪ ኣይትትፈአና ብፍላይ ምስ ተጋሩ የሕዋትና ምካኖም ጽቡቅ ገርካ ኣረዳኣ ጽልኢ የብልናን መንግስቲ ህግደፍ ኢዩ ጸገምና ቐሪብና ኢና በሎም ኣጆካ ሕጂ ዘረባካ ይርዳኣኒ ኣሎ ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ኢና

    • @ttunitypeace1337
      @ttunitypeace1337 8 років тому +2

      Kab tegrary they welled chiwa ayconnen abayey ( adi kollom) uMO, men Eu thifelyena.

    • @araya3733
      @araya3733 8 років тому

      we love you too geliaom hatelatat tigrigna pretender eyom zebaesuna amharan aslamn kea we are one tigrigna people the oldest langage tigrigna (geez). We eritrean tigrigna we love our tigrigna tigray brothers and sisters. I know sister Tigray the real hero people we kept our christian and langage because of jeganu tigray

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 8 років тому +4

    ተስፋፂዮን ሓዎይ ጅግና ኢካ በእውነት ብጣዕሚ ኢና ነመስግን . ብዙሕ ዘይፈለጥናዮ ኢካ ተፍልጠና ዘለካ እሞ ቀፅለሉ ጅግና ሓዉና

  • @XYONAWI
    @XYONAWI Рік тому +1

    ኣቦ ትግርኛ ብሓቂ ተሳጽዮን እንቛዕ ተወለድካ ወላ ቀደም ድሰማዕክዎ እደጋግሞ ❤❤❤

  • @henokalem265
    @henokalem265 8 років тому +1

    wawww tesfatsiyon ajoka kexilo btaemi xubuk hasab

  • @hebronhaben8225
    @hebronhaben8225 8 років тому

    Good Man. salute to your dedication. you are breaking the artificial barriers installed in our societies. that is tremendous beginning. i hope other tigrinya speakers will come around this noble inspiration. respect

  • @አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ

    tesfaztion jigna ab gonika alona wedi Agazian long life Tesfaztion 👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤💝💝💝💝❤

  • @gualtgrayshkor4932
    @gualtgrayshkor4932 8 років тому +5

    ክብረት ይሃበልና ጥዑም ዝኮነ ታሪክ

  • @yohannesdaniel3445
    @yohannesdaniel3445 8 років тому +1

    ክቡር ሓውና ተስፋጽዮን ስለ እቲ ኩሉ ኣበርክቶኻ ብጠዓሚ ነመስግን። ኣጆኻ እቲ ዘይርደኣና ዝነበረ ኩሉ ተብርሃልና ኣለኻ። እዛ ዝበልካያ መጽሓፍ ቕድሚ 3 ዓመት ይኸውን ኣንቢበያ ኔረ ኣዝያ መስጢት መጽሓፍ እያ። ኣብ መጀመርያ ጽሕፉ ቃልሱ ክም ዝተጠልመ ይዛረብ፨ ኢደይ ብጥምሩ ክኮላለስሉ
    ሂወት ዝኸፈለ ከሎ
    ናይ ዕዳ በዓል ኣውሎ ግን ክሳብ መዓስ
    ሑሩመይ ከይጠዓስ
    ገለ ካብ ኣብ መጀመርታ እታ መጽሓፍ ዘሎ ጽሑፍ እዩ።

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      thanks..what is the name of the book and who is the writer...share with us all.

    • @shishaymeles8401
      @shishaymeles8401 8 років тому +3

      +In Search Of my Identity aresta( kab rik hfinty)u aresta

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому +1

      Yekenyeley zi hawey

    • @yohannesdaniel3445
      @yohannesdaniel3445 8 років тому +3

      እወ ካብ ሪቅ ሕፍንቲ እዩ ኣርእስታ። ኣነ ብዛዕባ ኣብቲ መእተዊ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ማራ እዩ ዘተሓሳስበኒ ኔሩ። ሓፈሻዊ እታ መጻሓፍ ብዛዕባ ተሪኽ ሂወቱን ብዛዕባ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ምንቅስቃስን እያ። ግን ከምቲ ኣብ መእተዊ ዝጸሓፎ ኩሉ እቲ ዕላማ ከም ዝተጨወየ እዩ ጽሒፉ። ብዛዕባ ትግራይ ትግርኚ ውሕድ ዝበለ ታሪኽ ስለ ዝነበረኒ ክርድኣ ኣይከኣልኩን ኔረ ሳላ ኣያናተስፋጼን ዝነበረ ታሪኽ ክንገናጽልን ብግቡእ ክንርድኦን ኪኢልና። ምስጋንን ክብርን ንዓኻ ይኹን ተስፋጽዮን። ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      amazing, thanx

  • @eskiel1
    @eskiel1 8 років тому +1

    Wow...Tesfazion..you are Hero GBU bro

  • @tmeharenna4866
    @tmeharenna4866 8 років тому +8

    ስ3አላም ተስፋጽዮን
    ናይ ሎሚ መደረኻ ናይ ብሓቂ ገላጺ’ዩ ነሩ
    ኣብዚ ዕድመይ ከይፈለጥክዎ እንቋዕ ኣይሞትኩ፣
    ናይ ጽባሕ መጻኢ ግን ብሩህ’ዩ።
    ከም ኩሎም’ቶም ሰማዕታት ንህዝቦም ሂወቶም ዘወፈዩ
    ንሃጽይ ዮሃንስ፣ ንራሰ ተሰማ፣ ንወደ-ኣብ ወለደ-ማርያም ትኩእ ይሕደጎ፣
    ኪዳነ ክፍሉ ናይዝጊ ከፍሉ እግዚኣብሄር ኣብ መንግሥቱ ይቅበሎም።
    ሕና ንዘለኣለም ንዝክሮምን ነኽብሮምን።

  • @zemanuielt6332
    @zemanuielt6332 8 років тому

    መጽሓፍ ኣያ ተኪኣ በየነ ' ካብ ሪቕ ሕፍንቲ "" አያ ትብሃል ፣ ብጣዕሚ መሳጢትን መሃሪትን እያ ።

  • @selomunhagos2142
    @selomunhagos2142 8 років тому +3

    I cannot sleep if I am not listen your video .

    • @absiabsi5577
      @absiabsi5577 8 років тому

      Kemey gerka ktdks Tesfazion endiu fetarika nitesfazion sabtun 🔪 endiu zxbeyekum zelo

    • @XYONAWI
      @XYONAWI Рік тому

      @@absiabsi5577 ኣታ ጀበርቲ እስኻ ስብ ኣይትረሕኒኻ ወኢ ሓጻቢ መዓኮር ኮወል

  • @geeznation9932
    @geeznation9932 8 років тому +1

    thanks so much tesfazion...

  • @habentadese5755
    @habentadese5755 8 років тому

    Thanks bro...... as always very informative and constructive 🖐🏿🖐🏿🖐🏿🖐🏿🖐🏿🖐🏿🖐🏿

  • @yonikuflom424
    @yonikuflom424 8 років тому

    kubur tes bravo Gbu
    habtam atahasasba kabaka tray ena knqbel gemirna zelena kexlo

  • @Werede78
    @Werede78 8 років тому

    we are proud of you tesfazion......go on!!!!!

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 років тому +4

    ንዝመጽእ ን ኣስተምህሮ ዝኸውን ኣርእስትታት እነሆ፥
    1. ሃገራት ዓረብ ብፍላይ ግብጽን ሱዑዲ ዓረብን ኣብ ዞባና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ፣ ብፍላይ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣንጻርና ዝሓስብዎን ዝኣልምዎን ኩሉ ኣቃልዓዮ። ቋንቋታትና ታሪኽና ናይ ወሓይዝ ምንጭታትና ወደባትና ሃይማኖትና ኣተሓሳስባና ከይተረፈ፣ ክዕብሉሉን ክቆጻጸሩን ይደልዩ እዮም።
    ንኣብነት ኣብ ጎዳጉዲ ጉንደት ጉራዕ ኣንጻር ወረርቲ ግብጻውያን እተገብረ ምዝካር የድሊ።
    ከምቲ ቅድሚ ሕጂ መራሕቲ ጀብሃ ልኢኾም ቋንቋ ትግረ ኣቃጺሎም ባዕዳዊ ቋንቋ ዓረብኛ ከእትዉ ከስፋሕፍሑ ብዙሕ ጽዒሮም እዮም።
    ኣብ ፈለማ ናጽነት ኤርትራ ድማ፣ እስላማዊ መንግስቲ ሱዳን ብዙሓት መማህራን ናይ ቋንቋ ዓረብ ሰዲዶም፣ ኣብ ከተማታት ከረን ኣቑርደት ተሰነይ ክንደይ ኣኽራሪ ጥሩፍ እስላማዊ ኣተሓሳስባታት ከስፋሕፍሑ ከምዝፈተኑ።
    ከም መእተዊ ናይ ሞርዶኻይ ኣሚር መጽሓፍ ኣንብብ፥ Ethiopia and the Red Sea: The Rise and Decline of the Solomonic Dynasty and Muslim European Rivalry in the Region, 1st Edition by Mordechai Abir

  • @agazyanagazyan9464
    @agazyanagazyan9464 6 років тому

    Tesfe jigna ajoka tray

  • @adamadamamanuel6853
    @adamadamamanuel6853 8 років тому +1

    Tobae hji Ayney berhe Tesfatzion Jigna Bel Hji Radio tray terifa ala Haki teabita ney tiebet .

  • @michaelkidane9384
    @michaelkidane9384 8 років тому

    Www amazing history @ specific time our brother our teacher be safe & god bless you

  • @filmonsalazaralazar8076
    @filmonsalazaralazar8076 8 років тому

    ajoka dahan tesfie don't worry we support you

  • @ወጀረታይወጀረታይ
    @ወጀረታይወጀረታይ 8 років тому

    ብዓልብሩህ ኣእምሮ ተስፋ ፅዮን።

  • @tsgabbirhane3862
    @tsgabbirhane3862 8 років тому +1

    keep it up my brother.

    • @felfalyfiqry4953
      @felfalyfiqry4953 8 років тому

      +Wedi Staz kakaka men u weday kimeyu elu agagyka, Abu Ali welas Hadanay, tehzin meshknay.

    • @agaazizetsion4777
      @agaazizetsion4777 8 років тому +1

      Wedi Staz you are in a wrong place. Get rid of here.

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      Wedi Staz....nebyat hasot.....even satan quoted the scriptures to deceive Christ....Deep at your heart, you have no idea of our pain/sorrow/agony....those scriptures were meant to change you...not to throw them as stones into others.......You really are pathetic, disgusting...May god have mercy on your soul.....

  • @ክብሪንኣግኣዝያን
    @ክብሪንኣግኣዝያን 8 років тому

    thank so much tesfasion

  • @robelkidanetemelso536
    @robelkidanetemelso536 8 років тому +1

    Wela hade nay tigregna mennet ketf zdeli yelen, i am proud of tigregna identity,

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 8 років тому +6

    tesfasiyo thanks .and you are hero. ane jeberti eye but 100% tigrina mukaney yiamin eye i dont care about my family aboy wela adey

  • @ወዲስመጃና
    @ወዲስመጃና 8 років тому +12

    ኣብዚ ዘሎኩም ተጋሩ ብፍላይ ኣብ ኣዲ ዘሎኩም እቲ መፍትሒ ኣብ እድኩም እዩ ዘሎ ዝለዚ ንሱኩም መንነትና ኣፍልጠና ክትብልዎ ነቲ መንግስቲ ትክእሉ ኢኩም ሕቶ መንነትኩም ኢቶጵያውያን ኣይኮንኩምን ኣግኣዝያን ኢኩም ስለዚ ንሱኩም ህዝብኩም ኣተስኡ ደቂሱ እዩ ዘሎ

    • @tmeharenna4866
      @tmeharenna4866 8 років тому +3

      ኩላ ናይ መንነት ሕቶ'ያ
      ኣምሓራ ዘካይድዎ ቃልሲ ናይ መንነት'ዩ
      ኦሮሞ ዘካይድዎ ዘሎ ቃልሲ ናይ መንነት'ዩ
      ተዓዚሙ ዘሎ ኩሉ ህዝጊ ኣብኣዝያን ጥራሕ'ዩ
      ኣይግድስን'ዩ ኣብ ኢትዮጵያ ይኹን ኣብ ኤርትራ
      ሀዝቢ ባዕሉ'ዩ ዝፈትሖ መንግሥቲ ኣይኩውነን።

  • @lbeyasirato4049
    @lbeyasirato4049 5 років тому

    1:31:51 Zbelkaya Mexhaf Hagzeni Please kbur Memhir Tesfastion!!

  • @qeleteelas6787
    @qeleteelas6787 8 років тому +1

    ጽቡቅ ኣስተዋጽኦ

  • @sexymate8654
    @sexymate8654 8 років тому +6

    WARNING? We Eri & Ethio Tigrianya are one & the same. If you're insulting or being ashamed of eri Tigrinia or Tegaru pple then your'e just being ashamed of your self , that's it (it is just as simple as that). every one is fighting & even get killed for the sake of his/her identity. Now it's time to restore our identity again, before it's Too Late. pls learn from this proverb? { bad is never good Until the worst comes] THANKS alot!

  • @yo12344
    @yo12344 9 місяців тому

    This video is amazing ❤

  • @Agaiaziantv
    @Agaiaziantv  8 років тому +12

    Hello Guys. Here is Osman Saleh seminar video. ua-cam.com/video/Zbk9s6U_Rvg/v-deo.html

    • @weldugebremichael2258
      @weldugebremichael2258 8 років тому

      ajoka

    • @bsratfan8134
      @bsratfan8134 8 років тому +5

      ኩቡር ሓው ተስፋጺዮን ናይ መጀምርታ ናይ ፖለቲካ ኢሱር ኤልያስ ተኽሉ ይበሃል ኣብ 1952 ጋዚጠኛ ምትእትታው ሃይለ ስለሰ ዝተቃወመ ዩ ህግደፍ ክጠቅስዎ ኣይደልዩን ብጹእ ኣጋኣዛዊ ዩ ነይሩ፡ ምስ ተኣሰረ ከም ጨው ሓቂቁ ። ንስካ ትፈልጦ ተለካ ሰባት ሕተት

    • @agaizianfirst7826
      @agaizianfirst7826 8 років тому +6

      Tesfazion - werasi Kidane Kiflu, kesill try, I am so excited about the progress that you are making. Many people are becoming nervous about these issues lately. But, what strikes me more was, after raising this concept to some tigrina about the plan of Agazian, I got some strong defendant for the moslim in Eritrea, which came from Tigrina advocator of 9 biherat. It was sad that majority of the Delayii fethii doesn't really know which direction they are heading. He just said democracy, we have lived with islam for years ..labalab. This really doesn't amaze me, I take it as symptoms of change which requires process, time and conviction. Anyway, I wanted to share with you one comment, this is my own perspective and am not trying to dictate but support you along with your ideas. That is one of the major things that I expect in Hagere Agazian. Let me state my point: During these inception times, I want you to be extremely careful with some of the words or policies or some blunt insults that comes out of your mouse, which sometimes are necessary,. I believe the Agazian that we plan to establish should be done carefully by design, meaning we will bring people of all faculties ranging from intellectuals to farmers who will contribute how we could easily and smartly design our country. i am sure you are not in the business of offending anyone, but some of the ideas that you bring can easily make some people utterly offended. For ex, your comments on d/ft religions, or demolition of Asmara, these are some ideas that require deep understanding and decision making. We may or may not do them in actual facts. Instead, you can give your suggestion on future Agazian, but you can't give definite plan because it will not be inclusive of many people. My argument is not to offend anybody even moslim we r not trying to isolate anyone but convince and show them the right way. The process of teaching and convincing requires patience and well crafted knowledge deliverance. I really want you to stay above the bar, I have learned this theory in my work place. No matter how annoying your employee are, you have the obligation to stay positive and less emotional. Emotions Go Away, but the damage they create lasts longer. Am really impressed with the history and eye opening knowledge that you are providing. Keep it up, someday, those who are blinded will see the light as long as you stay lit.
      Haweka Agazian First

    • @ruthhaile3197
      @ruthhaile3197 8 років тому +7

      +Agaizian First I agree with you on this one, we are not trying to create enemies but create our own society.

    • @aliomar7457
      @aliomar7457 8 років тому +1

      ማርሓባ ታጋባሪ ትግሪኝ

  • @fsahabrhane855
    @fsahabrhane855 4 роки тому

    Tesfaxen aya tigrinya 👍👍👍

  • @tsegaiberhane1862
    @tsegaiberhane1862 8 років тому

    ajoka tray tesfaxion kexilo kulu eyu zisebeka zelo.

  • @issayesberhane5917
    @issayesberhane5917 7 років тому

    Trsfaxion. Ambesaa. kexeleoooo.

  • @hagerjj3767
    @hagerjj3767 8 років тому

    nayi bihaki adnikoyo your videos

  • @michaelokubay3405
    @michaelokubay3405 8 років тому +9

    ብጀመርያ ሰላም ሓው ተስፋጽየን ተዓዘብትካ እናበዝሑ ይከዱ ኣለው? ኣብ ሓጺር ክንድዚ ዓይነት ብዝሒ እንታይ ዩ ቲ ምስጢር ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት....

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      I Suspect he responding to the questions of the Silent majority the oppressed..it is just my opinion

    • @abielhabte4425
      @abielhabte4425 8 років тому

      ሓቂ ሲለ ዚተዛረብ ኢዩ እቲ ምክኒያት እዚ ሃወይ

    • @michaelokubay3405
      @michaelokubay3405 8 років тому

      +ቶምቦሳ ተዋህዶ ok good ,የቀንየለይ

    • @zeagaiziagaizian2777
      @zeagaiziagaizian2777 8 років тому +1

      +Michael Okubay, because he is teaching our true history and identity.

    • @kukubet1656
      @kukubet1656 8 років тому +1

      because he's the only person come up with truth.The only movement trying to bring the best and the only solution to our current situation. please listen his previous videos

  • @ruthhaile3197
    @ruthhaile3197 8 років тому

    Kebur, Tesfatsion redat, yadeleyo, iyu, emo, netehababero. Hade seb tiray kekewn, yebely.. Tesmameoo, telekum, tesmamiena, ilkum, akrebu, hasabkum.

  • @made1101
    @made1101 8 років тому +3

    ዕድመኻ ይንዋሕ ሓቢቢ

  • @senayhaile3527
    @senayhaile3527 8 років тому +1

    Thank u tesfazion
    nay behaki nfue plse kexlo
    Kidane kflu nkigermeka ab computer kem gele kible ambibeyo nere! temaharay unversity adiss abba kem deneber gin kemzi debele amuq dbele aflto ayberenn, anyway abina nhlem!!!!

  • @almazghaber149
    @almazghaber149 7 років тому

    አጆካ አብ ጎንካ። አለና. ሀንቲ ዝላወባ ነገር አላ ንተጋሩ ህዎትና። ብቆንቆኩም ክትኮርኡ አለኩም ።ንምንታይ በምሀርኛ ትዛረቡ ምስ ከማኩም ትግርኛ ትግርኛ ክትዛረቡ አለኩም። ቆንቆኩም ዝህብን እንበር ዝህፍር አይኮነን።

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 8 років тому +1

    Ali omer. you and me From jeberi.but we are tigrina fetina selieina.

  • @hagostekle6427
    @hagostekle6427 8 років тому

    hawna tesfazion abgidnka alena bro

  • @mrodratsion1652
    @mrodratsion1652 Рік тому

    ❤❤❤

  • @ggha5059
    @ggha5059 8 років тому +1

    Hi Tesfe bzaeba Jeberti zmlket do sfh zbele medeb ktserhalna

    • @absiabsi5577
      @absiabsi5577 8 років тому

      Men eka eska fara tesebaki ane jeberti eye jebertnetey dma blien 👁 EU bu dma ykori yhben alhamdulillah if you want to get risen about jeberti pleas contact me

    • @ggha5059
      @ggha5059 8 років тому

      abduselam Abdelhadi jeberti mkankasi ab mntay eu zekure zelewu tarik yeblkum mennet zeyblkum ekum: hansab selemti aerab ena tblu hansab gele tblu nay Jeberti zbhal qanqa bahli Alo do

  • @tesfagebrieus7713
    @tesfagebrieus7713 8 років тому +2

    tegaru hawi nidedu ms Eritrea temenikum hlemu tray hasot AB tgray u fabrik koyna

    • @ttunitypeace1337
      @ttunitypeace1337 8 років тому

      Tegrary tegadelti ab Sahel ab 6 werrar,ab goni Sheraton Agazian koynom meswati thekefelu jeganu eyom.

    • @zeagaiziagaizian2777
      @zeagaiziagaizian2777 8 років тому

      +tesfa Gebrieus, please make your brain work! People are evolving forward, but unfortunately you are evolving backward. e'si 'engule! May be 'hasot' is fabricated in Tigray, but I think you gladly imported it.

  • @MakiclHabesh
    @MakiclHabesh 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @mussietesfay7531
    @mussietesfay7531 8 років тому +1

    ባህልን ክብርታት ኢንዳበልካ ንምስልም ይሕዋትና ተጸርፍ ኣሎካ ንስካ ከ እንግልሽ ቃንቃ እንዳ ተዘረብካ ሓዊስካ ምስ ትግርኛ ስ ክብርታት ባህሊይ ያእ ክትምህር ጽሉል ቆርበት ኣድጊይ ኣድግይ ምካንካ ኢካ ኣጎው።

    • @awethabte4152
      @awethabte4152 8 років тому +3

      Mussie Tesfay ata denkoro tgriyna wuhd kalat eyu zelewo

    • @abielhabte4425
      @abielhabte4425 8 років тому

      ኣታ ወዲ ካብ ናዮቦታትካ ታሪክ ዚመሃረካስ ንስላም ሃረድቲካ ፈቲካ

    • @absiabsi5577
      @absiabsi5577 8 років тому

      Fauk your self

  • @tmeharenna4866
    @tmeharenna4866 8 років тому

    ሓንቲ ካብተን ሓቅታተ ዝተዛርብካያ፣ መሬት ናይ ከባቢ ኣሥመራ ዘለዋ
    ዓድታት ካብ ወጻኢ ብዶላርን ብኤውሮን ኣባይቲ ዘስርሑ ሰብት’ዩ ነሩ።
    ምስ ሓደ ዝተካታዕክዎ ምኽንያት እዚ ዝኽተል’ዩ ነሩ።
    ቀደም ከትማ ኣሥመራ መሬት እንተ ኣድልይዋ መስተን ዓድታት ብምስምማዕ ብካሕሳ ገንዘብ ከፊላ ትወስድ ነራ (ንኣብነትምስ ዓዲ ጐዳይፍ)።
    ኣብዚ ናይ ሎሚ ግን ገዛ ኣብ ዘይትውንኖ መሬት እንደሕር ኣስሪሕካ
    ኣብ ዝኾነ እዋን እቶም ዓዲ ናይ ጥንቲ ዋናታቱ ነቲ ዘስራሕካዮ ቤት ብሕጊ ናታቶም’ዩ፣ ስለዚ ሕሰበሉ’ዩ ነሩ።

  • @dolandtrumpstupidpresident5596
    @dolandtrumpstupidpresident5596 8 років тому

    i am tigrina tigray ka seyyyyyyyyyyyyyyýyy keziadabelety kemziaye ajeka tesfatsion wedi adey memhrey

  • @nelovezee3538
    @nelovezee3538 8 років тому

    wowww this is amezing

  • @BrhinMotivotion
    @BrhinMotivotion 5 місяців тому

    Sazion emo haqi u tesfXen nay aemro diknet aleka.ab hashewye endaneberka nsebat ab dikdik xelmat tenbro aleka .nska tqyro srat si entay eyu qebilawi atehasaiba hskas .netom lewhat gen genzebom tmzmiz aleka

  • @hassenidriss1265
    @hassenidriss1265 6 років тому

    Tesfazion. Reska hebata. Ala hekina keid keltf Elka 2018. Itsgrn. Eka. Tea Elka ketmwit kerbka

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 років тому +7

    በዚ መላግቦ መርበብ ጌሮም ተወሳኺ ብዛዕባ ታሪኽ ኪዳነ ክፍሉ፣ ኣንብቡ። www.ehrea.org/kidanr2.php

    • @insearchofmyidentity5111
      @insearchofmyidentity5111 8 років тому

      Thank you zeg, kee sharing valuable info...I am learning a lot.

    • @ደብረቢዘን
      @ደብረቢዘን 8 років тому +1

      ኣንቢበያ ናይ ብሓቂ ገሪሙኒ። ታሪኽና ትቐቢሩ ከም ዘሎ ዝያዳ ኣስተውዒለ። ብብልሖምን ራኢን ተብዓትን ኪዳን ኪፍሉ ትሓቢነን ተደኒቐን፡ እዞም ሕጂ ካልእ ክመስሉ ዝፍትኑ ጀብሃ ከኣ ተዓዝበዮም። thanks Hawna

    • @filmonghide3051
      @filmonghide3051 7 років тому

      tnx bro

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 5 років тому

      @@ደብረቢዘን zi hawey qurub beritini iba bi tigrina astergumeley

  • @saminegn1657
    @saminegn1657 7 років тому

    tarik weledna ayneebrn ena!!! agazian hagerey nafiqeya!!❤❤❤

  • @AN-jz8ku
    @AN-jz8ku 7 років тому

    Where can I get tekie beyene book Kab rik hifinti?

  • @bsratfan8134
    @bsratfan8134 8 років тому +2

    that great i will call my frist baby kidane or kidan. ግን ተስፋጺዮን ናይ መጀርታ ኢሱር ን ትኩእ ይሕደጎ ዝበልካ ግን ኤልያስ ተኹሉ ዝበሃል 1952 ጋዚጠኛ ምትትእታውው ሃይለ ስተቃወመ ጋዚጠኛ ዩ ከም ጨው ሓቂቁ ህግደፍ ግን ኣይዛረብሉን ንሱ ብጹእ ኣጋኣዚ ዩ ነይሩ ሓበረታ ባ ድለየልና ትፈልጦ ተለካ

  • @shishaymeles8401
    @shishaymeles8401 8 років тому

    Hi ato tesfasiyon bitami des zibel tarik u.bizkone ajoka

  • @fnanabrhamabrham4227
    @fnanabrhamabrham4227 8 років тому

    ክቡር ኣበና ተስፋጽየን ብመጀመርታ ሰላም ፡
    ብምቕጻል ድማ ኣብ ገለ ክፋልካ ኣዝዩ ሃናጺ ሪኢቶ ኢካ ትዛረብ ብዛዕባ ህግድፍ ይኩን ብዛዕባ ገለ ገለ ዘይንፈልጦ ታሪካት ብዙሕ ነገር ኣፍሊጥካና ፡
    ኣብዚ ብዛዕባ ማስሊም ዘላካ ዘረባታት ኣነ ተቃውማ ኣለኒ ሪኢቶ ናተይ ድማ ወይ ድማ ሕቶ ናተይ ኣነ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢየ፡ መወልውድና ድማ ካብ ዓስውርታ ኢና፡ ስለዚ ሕጂ ብክመይ ምክንያት ኢካ ንማስሊም ቀቢላ ትብል ዘለካ፡
    በዚ ሎሚ ግዜ ክምቲ ኣብ EPLF ሓርነት ቃልሲ ዝመጸ
    ብቅዋማዊ መንግስቲ ብሕጊ ትምራሕ ሃገር ምቃም፡ዶ ኣይምሓሸን፡ ጽባሕ ንግሆ ኣብ ሃይማኖት ሽግር ኣይመጽእን ዶ ፡ እቶም ማስሊም ክ ናበይ ክክዱ ትደልዮም፡
    ኣብ መርዓ ኣብ ዒድ ኣብ ንግደት ኣብ ኩሉ ድማ ምሳና ኣብ ዕድመና ይውዕሉ ኣብ ዕድመኦኦም ድማ ንውዕል ኢና፡
    ካብዚ ንላዕሊ ፍቕሪ ክ ኣበይ ሃገር ኣሎ ኢልካ ትሓስብ፡
    ስለዚ ድማ ዝበዝሐ ክፋልካ ኣብ ሃይማኖት ዘላክ ሪኢቶ ቅሩብ ፍሕፍሐ ዝፈጥር ስለዝኮነስ፡ ክትእርማ እንተትክእል ዝሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ።
    ብጣዕሚ ደፋር ኢካ መዓንጣ 100% ኣዚካ ኢካ ደፋር ፡
    ኣብ ልብካ ዘሎ ሓሳብካ ምግላጽካ የድንቀካ ኢየ፡
    ግን ኣብ ሃይማኖት ዘላካ፡ሪኢቶ ግን ይቃወመካ ኢየ

  • @mattusola9739
    @mattusola9739 8 років тому

    kubur haw tesfasion btaemi ena nemesgn sleti gizeka sewika nezi hadudh weledo azyu hanaxi hasabat yekenyelna redikana mexayina sle zeynexere tarik mgnxal yedlyena alo ab gizuyun seatun tekrbo aleka kexlo eza mexhaf gn shma alalyena kalay ezi beal aynfalale kemey eyu wey hagazi tblo mexahfti nay kedem kab hgdefawi sne hasab nexa zkone habrena mknyatu nseb kab asa kthbo agaffa asa nkulu gize malet eyu msla chines yekenyeley

  • @sexymate8654
    @sexymate8654 8 років тому +2

    dear legend Mr Tesfazion! pls answer my question? Im eritrean Tigrianya & I love my Homeland so much! I used to hate Tegaru pple coz of Higdef ' s stupid propagandas BUT not any more. No I know who really I'm. Tegaru are my brother's & sisters Too. now what can I do to protect my country & my identity. I already started talking to my friends & family's but It's difficult , coz lots of pple ate really AFRAID to admit the Truth you know.

    • @tmeharenna4866
      @tmeharenna4866 8 років тому +2

      If continue having problems with your identity
      and not face the reality of your being you will
      an easy pray to your enemy. Be proud of who you are.
      Dekike Ag'azian

    • @tsegaytesfay725
      @tsegaytesfay725 8 років тому +2

      if you deny you identity you will loss your future. so, face the truth. otherwise , your children will have identity crisis.

  • @weyseb387
    @weyseb387 7 років тому +2

    ተወለድ ንስኻስ ከማኻስ100000 ይፍረዩ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 8 років тому +1

    "ንዝኾነ ይኹን ኤርትራዊ ናይ ኣብኡን ኣባሓጎታቱን ታሪኽን መንነትን እንተሰሚዑ ሰገጥ ወይ ዝን ዘይብል የሎን። ክቡር ህዝቢ እዩ፤ መንነቱ ዝፈልጥ ህዝቢ እዩ።" ይብል ተስፋጽዮን

  • @lionheart5525
    @lionheart5525 8 років тому

    ናይ ዓለምና ሪከርዲ ዚሰበረ ሕልሚ ቅቅቅቅቅቅ ትግሪኛ ኣመዓራርካ እንቴ ተዛረብካ በቃ ይእመን'እየ ዝብል ኣታሓሳሲባ ሕዚካ ምሽክን ተደንግጽ 😭😭

  • @ወዲስመጃና
    @ወዲስመጃና 8 років тому +7

    በጃካ ተስፋጽዮን ሓውይ እዚ ህዝቢ ተረዲእዎ እዩ ስለዚ ነዚ ሰብ ዘድልዮ ዘሎ ባሕበር ኣውጺእካ ፊት ንፊት ምዝራብ ምስ የሕዋትካ ጥራሕ እያ ተሪፋ ስለዚ ቀዳምነት ኣብ ስራኤል ኮሚተ ከምዝግበር ግበር ኣብዚ ኣውሮጳ ድማ ንስካ ኣብቲ ዘለካዮ ኣዲ ምስ ህዝቢ ርክብ ክትገብር ንሓተካ ኣጀካ ኣምላክ ምሳካ ዩኩን

  • @filmonsalazaralazar8076
    @filmonsalazaralazar8076 8 років тому

    enka tesfazion hanti kbleka hanti hto hizka ab live eto eka

  • @habentadese5755
    @habentadese5755 8 років тому

    Where can we find z book please let us know

  • @frewengelmehari4919
    @frewengelmehari4919 5 років тому

    Kexelo eski tarik jeganu keyhases nay beal Petros Solomun dema kabaka yexebe aleku

  • @ተመስገንኣምላኸይ-ጀ2ጀ

    ajoka tesfatsion n tigray n n tigrigna eritrea muthwuwas habo bel nhna kia misaka alena

  • @meatbar9599
    @meatbar9599 8 років тому

    yesssssssssss

  • @mulgetaruesom2509
    @mulgetaruesom2509 8 років тому

    Tesfazion ኩቡር ሓው ሕጂ ብኸመይ ክንዉደብ ንኽእል እዚኣ መልሲ ክጽበየካ'የ

  • @hani3933
    @hani3933 7 років тому

    ajoka hizbi tigrigna yixbeyeka alo GO AHEAD HEROOOOOO

  • @filmonsalazaralazar8076
    @filmonsalazaralazar8076 8 років тому

    musie Tesfay ata donkoro adgi bzaba resi xeguri tzareb kid nikah. temahar ata halay kem higdef

  • @luckyone9917
    @luckyone9917 8 років тому

    እታ ናይ ተክኤ በየነ መጽሓፍ ስማ እባ ጽሓፈለይ ተስፋጼን please

  • @michaelmenghesha141
    @michaelmenghesha141 7 років тому

    zikeberka ezi azeraribakha behaki dika gizie tetfealu zeleka bitaemi eki sidi,kelbi, hisur eka behaki nifikri hiseb bejaka

  • @abielhabte4425
    @abielhabte4425 8 років тому

    ተስፊሽ ቀጺሎ

  • @michaelabatregh3768
    @michaelabatregh3768 6 років тому

    Mr Tesfazion !
    Ras Tesema Asberom was born in 1870 and died August 5 1964 at the age of 94 !

  • @leakekahsay8990
    @leakekahsay8990 8 років тому +3

    zkeberka kubur hawu ane zgermenis Tom nay mbedb Radio gazetegnatat eina bahali mo Kea nay 0 Zero bzaebaka kenaaesu MS semaekuwomsi behaki tesemieni bzkone gn zbehal yelen kulu afu zehabo zzarebelu giziye eina bexihna ajoka ab gonka alena ab Sudan ab libiya ab wuthdrna si iena yo eina aslamay tay elamueu ei hzbi krstiyan gn zey rdo dea koynu enber kula seb nabaka kt mexe hiya kurub trha giziye yehatt ksab zrdom eiyom sdrom msteharedu beslam shieu ktseu eiyom nkid trah Tom zestewualnalom terediena ndgfeka alena to zey teredeom Kea ksab sdrom gday zkone eiyom enber mstetenkefu ykreta hatitom ksueubuna eiyom mkniyatu haki eiu ab mexhaf Kudus alo ab kuran alo knbeas mqana da feletu zhabeuwo zelewu tay eiu elamom ygermeka eiu

  • @erilove98
    @erilove98 8 років тому +3

    netseika wala hada akmy yebelkan sek elka teray tzareb eritrea ka wala hada tagru da dikum zey kaierkum eritrea ketkuiru zay heseb eiu.tzareb dakimka keterf eika rese denish.

  • @hanokghirmai5561
    @hanokghirmai5561 8 років тому

    ሰላም ተስፋጽዮን እዛ ናይ ተጋዳላይ ተኪኤ በየነ እንታይ ኣርእስታ ባ ንገረና ከነንብባ።

  • @yassins9031
    @yassins9031 8 років тому +1

    ata wedi abeyti america ke ni alkaeda sirato dya israel ni hizbollah sirato dya.sudya ko tahayish ni akmi hoti nab zitahate dereja abxihato.

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 8 років тому

    wedi hama jegna kexlo eka

  • @okbayhyab3319
    @okbayhyab3319 8 років тому

    Ambesa wedi hzbi Tigrgna

  • @insearchofmyidentity5111
    @insearchofmyidentity5111 8 років тому +1

    In general, one can not be catholic and be happy with the unity and the love of the Tigrigna brothers in both countries, one can not be Jeberti/Moslem and be happy with the unity and the love of the Tigrigna brothers in both countries, one can not be one of the 8 tribes in Eritrea and be happy with the unity and the love of the Tigrigna brothers, one can not be Amhara and be happy with the unity and the love of the Tigrigna brothers in both countries. One can not be PFDJ/EPRDF and be happy with the unity and love of the Tigrigna brothers.This is a serious problem, we can not for ever please everyone at the expense of the destruction of our own family......All of you people please respect first our family and our brothers Tegaru. Tigrigna died for Ethiopia, Tegaru died for Eritrea. you all are reaping the benefit of our sacrifices, but you don`t wish us peace. This is serious abuse of our kindness and you are insulting our intelligence. All of you are seriously spoilt, can some of you catholic, jeberti, PFDJ, EPRDF etc convince me otherwise....

    • @millionaraya9472
      @millionaraya9472 7 років тому

      ewae tegagika zehawey ane catholic eye gen natu hasab yedegefo Ye zeiele zereba aitezareb

  • @bilugada3698
    @bilugada3698 8 років тому

    hadareb resika kuqorxiyom ata resah

  • @moyezee8636
    @moyezee8636 8 років тому

    ‹‹ንኣግኣዝያወያን››
    ‹‹እቲ መስቀልስ ኣብ ጎሎጎታ ከብፅሕዎ ዘይኽእሉ እዮም ተሰኪሞሞ››
    *****
    እሞ ከምዙይ ዶ ክንገብር፡፡ ብኣምሓርኛስ ሓዲና ግዲ እናበላሸናዮ ኣይንረዳዳእን ኣለና መሲሉኒ፡፡ እሞ ብትግርኛ
    ክንዝቲ፡፡ ፈለማ ንኢህን ምሂን ቅሩባት ንኹን፡፡ ኣጀንዳ ሎም ቅነ ጉዳይ ‹‹ኣግኣዚያን›› ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ
    ንዕዳጋ ዝቐረበ ሓሳብ ከም ሻሙ ኩልና ሸሚትናዮ ኣለና፡፡ ስለዝኾነ እቶም ዘቕንዕዎ እንተነኣሰ ቋፂሮሞ ንገዝኦም
    ኣይተመልሱንሞ ኣይከሰሩን፡፡ እቲ ‹‹እኽሊ›› ተዘሪኡ ይፈሪ ዶ ኣይፈርን ቀፃሊ እንርእየን ከም ሓረስታዩን/ከም
    ቀላሲኡን/ እዩ ክውሰን፡፡
    እሞ ሓሳበይ ግልፂ ክገብሮ፡፡ ንነብሰይ ንፖለቲካ ሽዋ ኣምሪሮም ካብ ዝኹንኑ ገይረ እየ ዠቖፅራ፡፡ ገና እኳድኣ ኣይፈለጥክዎን ኣይመርመርኩዎን እምበር ደቂቀ እስቲፋኖስ እምበር ደቂቀ ምንሊክ ክኾን
    ኣይክእልን፡፡ ደቂቀ ምንሊክ ዘይምዃን ማለት ግን ኣብ ኢትዮጵያዊነት ዋጋ ዕዳጋ ምግባር ኣይኮነን፡፡ ኢትዮጵያ
    ደቂቀ ያሬድ፣ ደቂቀ እስቲፋኖስ፣ ደቂቀ ሳባ፣ ደቂቀ አግኣዝያን ዝሰረትዋ እምበር ንተጋሩስ ዝተማስሕዋ ምሸ ሓዳር
    ኣይኮነትን፡፡ ስለዚ ንክልቲኦም ደቂቀ ኣግኣዝያን ዘይትሓቁፍ ኢትዮጵያ ምቕንጫራ ዝብል ንህልኽኩም ሽሮ ዝዓይነቱ
    መርገፅ ንፃት እውን ኣይድግፎን፡፡ ህውትትነት ኢዩ፡፡ ኣብ ሃገረ ኢትዮጵያ ከምዙይ ኢለ ክውስን እውን መሰል ኣለኒ
    ኣይብልን፡፡ ምእንቲምንታይ ኢትዮጵያ ናይዚ ሕዚ ዝኒሀ ወሎዶ ብሕታዊት ንብረት እንተይኮነትስ ናይቶም ትማሊ ቅድሚ
    ትማሊ ዝነበሩ ሰረትታን ናይቶም ፅባሕ ድሕሪ ፅባሕ ዝመፁ ዋናታታን ኢያ፡፡ . . . ሓደ ነጥቢ እዩ፡፡
    ኣግኣዝያን ፈለምቲ ሰረትቲ ምድሪ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣይኮኑን፡፡ ኣብዛ ሎሚ ትግራይን ከበሳ ኤርትራን ዝበሩ ደቂ ካምን
    ደሓርውን ሳባውያን ምንባሮም ታሪኽ ክከሓድ የብሉን፡፡ ባንዴራ ኣግኣዝያዊነት ዘንበልብሉ ንጉስ ባዜን ናብ ነገደ
    ካም ዶ ነገደ ሴም የዘዙ ዝብል ክልዓል ኣይደልዩን፡፡ እወ ስልጣኔ ኣክሱማውያን ናይ ደቂ ሴም ጥራሕ እንተይኮነስ
    እኳ ድኣ ሰረቱ ደቂ ካም እዮም፡፡ እዙይ ኮይኑ ግን ኣግኣዝያውያን ብባዕዳዊ ወራር ክንብል ክብል ኢሉ ንዝነበረ
    ዓንዲ ስልጣነ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝኾነ ኣኽሱማውያን ዝተውሓስዎን ጎሊዑ ክቕፅል ዝገበሩን ወለድና ምዃኖም ማንም ዘይስሕቶ
    እዩ፡፡ እዞም ኣግኣዝያውያን /መውፃእቲ ሓራ ወይ ነፃ ህዝቢ/ ማእኸሎም እዙ ሎሚ ትግራይ እንብሎ ዓድናን ከበሳ
    ኤርትራ ብመንጎ ድባርዋን መጠራን ዘሎ ክሳዕ ኣዱሊስ ዘሎ ሰራዬን ኣካለጉዛይን ብቐንዱ ሒዙ ዘሎ መሬት ማእኸሎም
    ምንባሩ ሓደን ክልተን የብሉን፡፡ እዞም አግኣዝያውያን ከምቲ ጎቢኦም ዝብልዎ ካብ 1500 ቅድሚ ልደተ ክርስቶት
    ጀሚሮም ዝነበሩ እንተይኮኑስ ካብኡ ቅድም ኢሎም ካብ 1980 ቅድመ ልደተ ክርስቶት ዝነበሩ እዮም፡፡ ስለዚ
    ኢትዮጵያ ናይ 3000 ንበሎ ናይ 4000 ዓመት ታሪኽ ኣለዋ እንትንብልስ ታሪኽ ኣግኣዝያውያን ምዃን ክስወጠና
    ይግባእ፡፡ ስለዚ ኣግኣዝያዊነት ረዚን ትርጉም ዝህበኒ መንነተይን ሕላጋተይን እዩ፡፡ . . . ካልኣይ ነጥቢ እዙይ
    እዩ፡፡
    እዞም ሎሚ ደቂ ከበሳ ኤርትራ ትግራዋይ ምባል ተፀይፎም ‹‹ብሄረ ትግርኛ›› እኳ እንተበሉ እዙይስ
    ሓላፋይ ንፋስ ቀውዒ እዩ እብሎም፡፡ መንነት በፖለቲካ ካርታ እተስምሮ ኣይኮነን፡፡ ዘመናዊ ፖለቲካ ሃገራት ዓለም
    ብፍላይ እኳ እቲ ናይ ኣፍሪቃስ ብሄራት እንተይኮነስ እንዳታት እንተይተረፉ ዝፈንፀሐ እዩ፡፡ ሰሩ ድማ ክሳዕ ወሎዶና
    ቀፂሉስ ኣፍሪካውያን ንክቡር መንነትና ኣንኢስና ኣውሮጳውያን ዘጠመቑና ሃገራዊ ‹‹መንነት›› ኣብሊፅና ሀጅ ንብሃል
    ኣለና፡፡ ስለዝኾነ ‹እዛ ቁሸት ናብቲ ከደት ናብዚ መፀት እንታይ ዓቢይ ትርጉም ኣለዎ ሰላምና ዘውሕስ እንተኾይኑ
    ከም ህዝቢ ዝበለፀ ከስቢ ክንረኽበሉ ኢና› ዝብል ደፋር ኣፍሪካዊ /ኤርትራዊ ወይ ኢትዮጵያዊ/ ቅልቅል እንትብል
    ብክልቲኡ ወገን ሓኽልን ምሳርን ሒዙ ዝዘምተሉ ብዙሕ እዩ፡፡ ከምዙይ ዝብል ዘሎ እኮ እናተብሃለ ኣለሻ ዓፅሚ ደም
    ይእተወሉ እሞ ተነፅሎ ክበፅሖ ይግበር፡፡ ኣካል እዙይ ዝኾነ ቅጥዒ ዘይብሉ ምትህልላኽ ትግራይና ክትቅህምም
    ኤርትራውን ከትምህምን ገይርወን ኣሎ፡፡ ኤርትራውያን ህፃናት ጥር እትብል ምስ ትግራይ ዝማስሕዎ ታሪኽ ከምዘየለ
    ‹‹ክፈልጡ›› ይስበኹ ኣለዉ፡፡ እዚ ዕረ ዝጥዕም ሓቂ ለባም ስኢኑ ኣሎ ኢለ እኣምን፡፡
    ሕዚ በኤርትራ
    ዝተቐላቐለ መዝሙር ኣግኣዝያዊነት ዕፉን ብሽፍኑ ንቀበሎ እንተይልና ገለ ዶኾን ተቦቂፁ ዝወፆ ይህሉ ይኸውን ትብል፡፡
    ምናልባት፡፡ ክሳዕ ሕዚ ዘሎ ግን እኳ ድኣስ ‹‹ትግራዋይ›› ከይብሃል ንህዝቢ ከበሳ ኤርትራ ዝእለሸ ዘሎ ስም
    ክርስትና እዩ ዝመስል፡፡ ስለዝኾነ ንምቅርራብ ካብዝህልዎ ግደ እኳ ድኣስ ኣብ ዋንነት ‹‹ኣግኣዝያዊነት›› ካልእ
    ኣንቺ መንቺ ዝፈጥር እዩ ዝመስል፡፡ ኣብ ውሽጢ እዙይ ድማ ‹‹ክርስትያናዊት ደሴት›› ባህጊ ዘለዎ ብእስራኤላውያን
    ዝምወል ክንፊ ቦሎቕ ኢሉ ኣሎ፡፡ ብምዃኑ ብኤርትራ ወገን ዝተቐልቀለ ምንቅስቓስ ኣሕዋት ኣግኣዝያን ሃንደለቕ ኢለ
    ዘይቅበሎ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝኹንኖ ንሓድነት ክልቲኦም ተጋሩስ ይትረፍ ንዘይምቅርራቦም እውን ተወሳኺ ጋግ ዝፈጥር
    ስለዝኾነ እዩ፡፡ እዙይ ዕድል እንዶ ንሃቦም ቀስ ኢሉ ክፀሪ ኢዩ ንዝብለኒ ዓሻ ከዐሽወንስ ጣፍ ነቒዙ ይብለኒ እየ
    ዝብሎ፡፡ ምኽንያቱ ነቲ መስቀል ዝተሰከምዎ አብ ቦትኡ ከብፅሕዎ ዘይኽእሉ ናይ ዓመፃ ሰባት እዮም፡፡ / ነቲ
    ብትግራይና ወገን ደቂ ዓደይ ትወሳወስሉ ዘለኹም ድማ ክምለሶ እየ፡፡/

  • @henokbereket7948
    @henokbereket7948 8 років тому +1

    all tsrona some akele and zalambessa share your thoughts but we will die for eritrea forever no semmer