Breaking ጌታችው ሰራዊት ኤርትራ ኣተሓሳሲብኒ፣ ህዝቢ ኤሮፕ ናጻ ክወጽእ፣ ቢኒ ሎሚ ዝረኸቦ ዓወት september 18 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 118

  • @fanitesfu7750
    @fanitesfu7750 Місяць тому

    Thanks

  • @ابراهيم-ك2ف
    @ابراهيم-ك2ف Місяць тому +8

    ሓሳዊ፡ስብኣይ ኢንተኹይንካ፡ወስበል፡ኤርትራ ኣብመሬታኣላ፡

    • @aexum1597
      @aexum1597 Місяць тому

      Antum dekalu naye sudan eta eritra bkula aeb hagere tgray kenemelsa fletu atum kertatyatat kedemty nay areb geta ydfaekum Amen 👎👎👎👎👎

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p Місяць тому +4

      ​@@aexum1597 ሰክት ቆራጽ እግሩ በየን እግርኻ ክትስጉም ድርባይ በላዒ ኩዕንቲ ወዲ ሙሩኽ ስብሓት ወዲ ርሹን ስዩም

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 Місяць тому

      ​@@aexum1597haftu zgases neskum dea temxeu galenstaye ,sodomwyan neta gohaf kelel ketbetan eya xera Africa eya baryatat xeadu ,bztabalashwe sernay eshe embey belu

  • @silvum1974
    @silvum1974 Місяць тому +12

    እንታይ እዩ እዚ ንፋስያ ጌታቸው ረዳ ከም መማቕርቲ ኣኬባኡ ን ኤሪትራ በቲ ሓደ ወገን ምስ ኤሪትራ ሰላምን ዕርቅን ክንገብር ኢና ኢሉ ኣብቲ ምስ ህዝቢ ሰሜን ትግራይ ክራከብ ከሎ ዝበሎ ኔሩ ሕጂ ክኣ እዞም ጻዓዱ ቁማል ፈረንሳ ድዮም ዋላ ምስ እቲ ፕረስደንት ኢትዮጵያ ማይክ ሃመርን ብዛዕባ ኤሪትራን ሰራዊታን ሃተፍተፍ ዝብል ዘሎ ሽምና ሽም ኤሪትራ ከየእተኻ ወይ ከይ ጠቐስካ ኣኼባ ኣይምቅረልካን ኢዩ ምሽ ኣቃርጾ ብሽም ኤርትራ ምሽቃጥ ። ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ eritrawi love eritrea 🇪🇷

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo Місяць тому +23

    ውዕል ፕሪቶርያ ክትግበር ፡ ውዕል አልጀርስ ክፍጸም ግድን ኢዩ ።

    • @Redairise
      @Redairise Місяць тому

      ኤርጥላውያን ብክላሽ ክትባረሩ ኢኹም ኣንቱም በራዩ ንግዜ ጥራይ

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 Місяць тому +2

      ​@@Redairiseተወጋሩ መሳኪን ብነብሰ ምትሐት ትሳቀዩ ተደንግጹ ክክክክክክክክክ ጌም ኦቨር ባዞ ጋላ ባረዩ ብራርያታት ብዝመሽመሸ ስርናይ ዝገዝኡኩም ባረዩ ደናቁር መሐይማት ርኩሳት ክልል
      ቆላ ተምቤን ናፊቁምአለኩም

    • @Shigut
      @Shigut Місяць тому +1

      ​@@Redairiseakimka filet rimus , kab fekerea men hilef ilka yu meshkuat kilil

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 Місяць тому +2

      @@Redairise1.5 ክድገም ዶ ኾይና😅😅😅😅

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 Місяць тому +1

      ​@@Redairiseete mesaylkum ,ko mesana eu zelo rasekumo keytkonu baryatat USA

  • @edenabraham7431
    @edenabraham7431 Місяць тому +6

    ከምቲ ውዕል ፕሪቶርያ ዘገድሰኩም ጎሮቤታችን ንዓና ከኣ ውዕል ኣልጅርስ የገድሰና 'ዩ ፡ ብቀደም ተኸተል ኪዱ።

    • @MikeTesfamariam
      @MikeTesfamariam Місяць тому +2

      ዐወት ንሐፋሽ በሎም 🇪🇷💪🇪🇷💪👏🏼👏🏼

  • @silvum1974
    @silvum1974 Місяць тому +12

    ተስፋልደት መብራህቱ ደሓን ከም ኩሉ ህዝቢ ኤሪትራ ኢኻ ተሰዲድካ ወይ ኢድካ ሂብካ ዘለኻ ኣባኻ ኣይተጀመረን ግን ኤሪትራዊነትካ ገጥ ኣብል ኣጆኻ

  • @senayeri433
    @senayeri433 Місяць тому +5

    ኣነስ ዝገርመኒ ዛ ትግራይ ልቢ ዘለዎ ዘይብላ፡ ጻዕዳ ስለ ዝበጽሖም ኩሉ ሽግሮም ንግፍ ኣቢሎም ይነግሩዎም። ሕጂ ቲ ጋዜጠኛ ናይ ድምጺ ወያነ ከምዚ ዓቢ ዓወት ዝተረኽበ ጎሮሩኡ ክሳብ ትብንጠስ ትደሊ ከመይሉ የንብብ ኣሎ 😂😂😂😂😂

  • @m.f1290
    @m.f1290 Місяць тому +15

    ካብ መሬትና መነቅ ይለን ድሕሪ ደጊም

  • @nisri1567
    @nisri1567 Місяць тому +8

    ንንጣሮ ስርናይን ዘይትን እንተመጽወቱልኩም ደድሕሪ ጸዓዱ ሎኽሎኽ፡ ተሕዝኑ!

  • @meazzarai6850
    @meazzarai6850 Місяць тому

    ❤❤🎉🎉

  • @greenisland4480
    @greenisland4480 Місяць тому +4

    Game over getachew hasawi mekabrka ready koyna ala

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 Місяць тому +2

    እዚ ሃብላቅ ጌና ካብ ርእሲ ኤርትራ አይወረደን!! ምዓስ እዩ ብሕጊ ዓለም ዝቅየድ??

  • @FiLFiL1991
    @FiLFiL1991 Місяць тому +2

    Hasawi

  • @Tblextube
    @Tblextube Місяць тому +1

    ኣታ እዞም ተጋሩ ፖለቲከኛታት ክንደይ ይሓምቁ፡ ናብ ዘዝረኣይዎ ጻዕዳ ክመጻደቑ ክነብሩ። ልዕሊ ነብሶምሲ ንጻዕዳ ሕብሪ ቆርበቱ ሰብ ይኣምኑ

  • @Akliluhaile-fw5wv
    @Akliluhaile-fw5wv Місяць тому +5

    ውእልን ውእለታን ዘይትፈልጥ ውድብ አይ ወይን

  • @angosomwoldu3957
    @angosomwoldu3957 Місяць тому +2

    ቶፖ ኤርትራዊ እዩ ;ሕጂ ከማን ኣብ ዝሃለው ይሃልዉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እዩ።።።።።።።።።።።።።።።።

  • @peace-1900
    @peace-1900 Місяць тому +5

    Ala tegaru tseadu misreakum meleak kem zemetsekum gerekum ekum treyewo badma 20 Amet tenkelaielaie elekum mewetsie abekum higi ne Expire sirnay zeyti ezi kulu hakey balekum will Algiers yetehantsets elekum si ezi ma haye dem deytsegebu kedemeti ) Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nay Eritreawian Akele wetru Awet N Hezebi Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 Zelealemawi Zekrin kibrin N Semaietatena 🇪🇷

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 Місяць тому +5

    ካብቲ ዝኸፍአ እቲ ዝሓሸስ ዶናልድ ትራፕ እዩ። ምኽንያቱ ሂወት ህጻናት ኣመሪካውያን ንምቕታል ዝቃወም ስለ ዘይኮነን። ከምኡ ካኣ ኣብ ካለኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ምፍሕፋሕን ኲናትን፡ ነዚ ኣብ መንጎ ሩስያን ነቶን {ዩኩራኢንን} ተፈጢሩ ዘሎ ሓደገኛ ኲናትን ካኣ ጠጠው ከምዘብሎ ብግልጺ እዩ ዝዛረብን ዝነግርን ዘሎን። ስለዚ ነዛ ዓለምን ነዚ ህዝቢ ዓለምን ዲናልድ ትራፕ እንተዝምረጽ እዩ ጽቡቕ ነይሩ። ህዝቢ ኣመሪካ ካኣ ነዚ
    ተረዲኡስ ንትራፕ እንተዝመርጾስ ኣዝዩ ዝሓሸ እዩን።

  • @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
    @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ Місяць тому +2

    welcome kb

  • @isaiasyeibiyo1008
    @isaiasyeibiyo1008 Місяць тому +2

    ኣብ ኢትዮጲያ መንግስቲ ከምዘየለ በዚ ኢካ ትርዳእ ።ናይ ወጻኢ ሓይልታት ካብ መንግስቲ ሓሊፎም ናብ ክልላት ኢትዮፒያ ክራከቡ ካብ ካኣሉ ሞት ናይ ኢትዮፒያ ዘግህድ ኢዩ ።

  • @berhaneabraha2980
    @berhaneabraha2980 Місяць тому +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @yohannesmedhane635
    @yohannesmedhane635 Місяць тому +2

    ጌቹ ብልጽግና።

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 Місяць тому +2

    ገታቸው ነቲ ብሕጊ ንአርትራ ዝተበየኔ መሬት አርትራ ናይ አዩ ኢልካ ወዕል አልጀርስ ዘይምቅባል ንትግራይ ናብ ከወጾ ዘይኽአል ዘአቱ ምኻኑ ከፍለጥ አለዎ።
    አዚ ናይ ትግራይ ከነታት ብናይ ቀደም ዝነበሮ ርከባት ናይ ወጻኢ ሃገራት አቃልቦ ይሰሐብ፣ ግን ውዒሉ ሐዲሩ ካብ ሕግን ተሐታትነት አየተምልጡን።
    ኢሮብ ባድመ ልዕላዊ መሬት አርትራ አዩ።

  • @yorusalemfissehatsion340
    @yorusalemfissehatsion340 Місяць тому +2

    GAME OVER

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea Місяць тому +1

    ውዕል ኪኒያ ኢዩ ዝበሃል።ፕሪቶሪያ ኣይትበል።
    ደሓር ከኣ ኣመሪካ ኢያ ትፈልጥ እንበር ፈረንሳ እንታይ ይምልከታ።

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 Місяць тому +1

    Welcome KB

  • @ksanethaile2624
    @ksanethaile2624 Місяць тому +2

    ቶፖ ተከደ ሽሕ ቶፖ ይፈርዩ

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 Місяць тому +4

    በኣብይ ኣሕመድ የሚመራ የኢትዮጵያ መንግስት ባለው ዓቅም ለፋኖም ኣልቻለም። ኣሁንም ከሶማልያ፡ ከግብጽና ከኤርትራ የውግያ ነጋሪት እየመታ ነው። በሌላ በኩልም ከኤርትራ መንግስት እረቁኝ እያን እየለምነ ነው። የሄ ሁሉ ሁኔታ በኣንድ መሪ ስታይ፡ የጤና ሽግር ኣለው ለማለት ያስደፍራል። ስለዚህ ኣብይ ኣሕመድ ለኢትዮጵያ ወደ ታላቅ ችግር እያገባት ነውና፡ የኢትዮጵያ ህዝብም ትም ብሎ ማየት የለበትም። ኣለበለዝያ ኢትዮጵያ ልትበታተን ነው።

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Місяць тому

    Selam ❤❤❤❤

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 Місяць тому +1

    💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 Місяць тому +2

    Game over

  • @teklehaimanottesfay8352
    @teklehaimanottesfay8352 Місяць тому +2

    Tigaru lebi geberu , Weil algeris keytetegbere well prritora kemzeytigber ab libekum haziwo

  • @senayeri433
    @senayeri433 Місяць тому +1

    ፈረንሳ ብምዕራብ ኣፍሪቃ ብውርደት ትስጎግ፡ ተጋሩ ደናቁር ካኣ ያኢ ሽግሮም ክትፈትሓሎም ጥልዕጉንቡስ ይብሉላ ፡ ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ 😅

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 Місяць тому +12

    ጥፋኣታ ዚኣኸለት ኣንጭዋስ ኣፊንጫ ዱሙ ትሽሽትት።
    ባድመ ዘላምበሳ ኢሮብ ባህኣግራዊ ሒጊ ናይ ኢርትራ ኢዩ።
    ንዓመታት ብወራር ዝሓዝዎ ጎሓላሉ ዓጋመ
    ካብቲ ቦታ ይወጹ። ኣይወጹን ካኣ ከምዝወጹ ይግበርር
    ሕጊ ኢርትራ ኣይቅየርርን ኢዩ።

    • @Tigraway-70wi
      @Tigraway-70wi Місяць тому

      እታ ድሮ ዝዓነወት ሃገር ናብ ሓሙኽሽቲ ንቅይራ ኢና

    • @FlimonEri
      @FlimonEri Місяць тому +1

      ተረፍ ድሮን ትፍክሩ ደኣ ንስኹም ሲ ቆራጻት የእጋሮም ከምቶም ኣብ መቐለ የእጋሮም ዝቖረጽናዮም ዝተረፉ እውን ክንቆርጾም ኢና 🖕​@@Tigraway-70wi

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw Місяць тому +1

      ​@@Tigraway-70wi6&7 ሽድሽተ ሸዉዓተ ሚሎኔ ዲካ ትብል ይተንከፍ ዶ ጅህራ ከይ መስል ግን ሓንቲ ክነግረካ ኤርትራዊ ኣይፍክርን ድዩ ብግብሪ ከምነዛርበኩም ከምነዌኩም ዉን ትፈልጡ ዲኩም ብቅድሜካ ዝጸናሓካ ኣብ 8 ቆራሪጽካ ነታ ሓዉላል ዓባይካ ቅድሚ 500 ዓመት ዝሞትት ንዓዓ መተስከሪ ጥራይ ዩ ክኸዉን ማለት ዩ ክሳብ ሽዑ የራክበና ጌና ኣብ ኩሩምቲ ሎ ?

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p Місяць тому +1

      ​@@Tigraway-70wiቆራጽ እግሪ በየናይ ዓቅምኻ ድሁል ጨናዊ ቁስሉ ተስካርካ ጨንያትኪ ድያ ኣንታ ቆማል ተረፍ ድሮን

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 Місяць тому

      ​@@Tigraway-70wizanakum neskum ekum ,mesaylkum mesana eu zelo ,America aythgzekumn eu tdfakum ember ,

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele5002 Місяць тому +1

    ጌቾ ናይ ኣቢ ድሙ ብልጽግና እዩ ጻድቃን ዝመርሖ ሰክራም መን ዋጋ ቆጺርዎ
    ኣነ ዝገርመኒ እንታይ ክግብሩ እዮም እዞም ኩሎም ኣምባሳደራት ንመቀለ ዝከዱ ኣየ ተጋሩ ባሪስታ ናይ ኢስታፍሪቃ ኮይንኩም ክጨርሙ መቀለ ይከዱ ንስኩም ድማ ከይሓፈርኩም ጻዕዳ መጺኡ ትሕጎሱ ሙጉንባሕ ክትፈትው ፎእ

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 Місяць тому +16

    ናይ ኢሮብ ብዉዕል አልጄርስ ተወዲኡዮ ኤርትራ አብ ሜሬታ እያ ዘላ ::

    • @amlesettekie6223
      @amlesettekie6223 Місяць тому +2

    • @Tigraway-70wi
      @Tigraway-70wi Місяць тому

      እታ መራት ሃገርኹም ትስእንዋ ኢኹም 👌

    • @hagosfessehaye31
      @hagosfessehaye31 Місяць тому +3

      ​@@Tigraway-70wi😂😂😂😂😂😂😂wedi debritx nay aboka wsidka ,fkera tray

    • @saimonmerhawi4579
      @saimonmerhawi4579 Місяць тому +4

      ​@@Tigraway-70wiስቅ በል መእወዪ ኣይስልችወኩሙን ድዩ እዚ ፈከራ

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw Місяць тому +2

      ​@@Tigraway-70wi ወዲ ኣመንዝራ ነታ ድቃላ ማዘርካ ኮምኡ ኢልካ ኣጸናናዓያ ወዲ 7 ቡዳ 8 ነቃዊት ሕጋዊት ቡዳ

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 Місяць тому +7

    Tesfaldet mebrahtu jigna nerka gn sehay ariba ab tberkelu hzbi adu kmles ena beles bnay sdetena wereket ktnkesakes kabti znebereka zna ab adka ab zero twerd aloka malet eyu meskin ay hasebkan

    • @zerofanta1207
      @zerofanta1207 Місяць тому

      😂😂😂😂😂😂😂😂 ዝሕሾ ባዕሉ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ ወረጃ ማዕዶ ቶፖ ምሁር ምዃኑ ኣይትፈልጥን ዲኻ ።

    • @RastaRasta-eo6fg
      @RastaRasta-eo6fg Місяць тому

      ህግደፍ ከይጠፍአ ዶ ንዓዲ ምምላስ ኣሎ ዩ ህዝብና ኮ ኣብ ስደት ኮና ኢና ንቕልቦ ዘለና ንሱ ድማ ስድራ ኣለይዎ ድሓር ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ምኣስ ኣሲሮም የጥፍኡኻ ምልክት ሕቶ ዩ

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 Місяць тому

      ምሽ ዶ ባርያ 🤣🤣🤣

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 Місяць тому

      Mish do barya weyane​@@RastaRasta-eo6fg

    • @RastaRasta-eo6fg
      @RastaRasta-eo6fg Місяць тому

      @@chuchusolomon8614 ብዓል ንስኻ ዘይኮኑ በዲሎምና ስድራኻ ንወያነ ኣስመራ ዘለው ዳገልገሉ ወያነ መቐለ ዘለው ጽረፉ ዳበሉ ኣዕብዮምኻ ይርድኣልካ የ ስውእ ኢሰያስ

  • @danieltesfay8996
    @danieltesfay8996 Місяць тому +6

    ቶፖ ተደርብሹ

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 Місяць тому

    Ata weyane higi aifeltun iyom

  • @janbe7051
    @janbe7051 Місяць тому +2

    ተስፋልደት ሕማቕ መዓልቲ ውዕልካ
    ብደውካ ሞይትካ
    ኣብዚ ሰዓት እዚ ዝብሃል ዘሎ እንተ ደኣ ውዒልካዮ ክብረትካ ብገዛእ ፍቓድካ ኣብ ደልሃመት ሰልሚ ኣቲኻ።
    ምሕረት የውርደልካ!!!

    • @mizlalisaac6369
      @mizlalisaac6369 Місяць тому +1

      አብ ዓድኻ ክቡር ኔርካ አብ ኖረወይ ግን ከም ህዝብካ ለማኒ ኢካ::

  • @barakitekle4445
    @barakitekle4445 Місяць тому

    Pretoria Pretoria denkoro what about algers agreement? Kondaf

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo Місяць тому +6

    ጉዳዮ ተስፋልደት / ንቡር ኔርካስ ንዕውርቲ ኢዩ // ሰባት ካብ ጌግኦም ተረዲኦም ንዓዶም ይኣትው ።
    ጸላእቲ ኤርትራ ዓንዲ ሕቁኦም ተለኹሲሱ ። ዑሱባት ከብዶም ሕብጭብጭ አብ ዝበለሉ ግዜ ።
    ኤሩና ጸሓያ ወገግ አብ ዝበለሉ ሰዓት ተስፋልደት ምስድዑ ፡ ብዘይ ጥርጥር ክጠዓስ ኢዩ ።

    • @yohannesghebremedhin562
      @yohannesghebremedhin562 Місяць тому

      Kab kindizi mixhaf mibigas mehasheka , barya amlaki wedi medhin ,,,

    • @senaytewlde4543
      @senaytewlde4543 Місяць тому

      Emo keydka zeytbryo anta kubur hawey, nbealka ab dlayka kof elkas, Tesfaldet kwexee ayneberon nska emo kid nsu kea kmexeka eyu.

  • @greenisland4480
    @greenisland4480 Місяць тому

    Self confidence Zeiblom Kab America nab France frustration Game over getachew bota earyeblkan hzbi Tigray aideliekan iu feshilka i trwaridkan ika ata hasawi kondaf

  • @alganeshmedhanie3060
    @alganeshmedhanie3060 Місяць тому

    Tegaru hagerin aden felaliom zefeltiwo France abiye ade eu yebehal?

  • @fikrizifetu6023
    @fikrizifetu6023 Місяць тому +1

    Ata Topo aykonen ane keman hadime wetsie...

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel Місяць тому +1

    Germunyie zelosiye nay tbo enaty normal gazetna endyou aynay halfyie nay Military weyka ade zwaryie tankyie air force hayle bahriye medfajyie ender hadmu eka kurb yesmaka enber ezyie da emo normal gazetna nay Sport endyou bzuat gazetna alwu ab eritera da kof elom zelwu sera gedflom normal eyou tbo hadmu elka suk elka eyou

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 Місяць тому

      Polotica bmntay yserhu endyom hates kblu zw'elu BBC lekabt

  • @ድምቃበላይ
    @ድምቃበላይ Місяць тому

    Kebari lomi kxelaka eye ezom tegaru niyo belom fooooo melhaso kxlaaka

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 Місяць тому

    Kemey adiekum gieru iyu hara zwexi iti meriet meriet Eritra mkuanu iyu it carta zemelkit higi yelon diyi nmntsu diyom ferimemo it nay Algiers smimi izi iko nay hagerat dob imber nay klilat dob aykonen

  • @eritreafirst9003
    @eritreafirst9003 Місяць тому

    Adetat tigray nezi getachew reda kemza ab shire zisegokuno hji wn dekikin nidhninet natu siltanu kebi bihasot serawit Eritrea elu bihasot kiwinjil yiwil alo hasawi elkin kabza merihnet sigoguo

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 Місяць тому

    እዛ ትግራይ ትባሃል ብመን እያ ትማሓደር ቦኣመሪካ ድያ ወይሲ ብፈረንሳይ ኣየ ትግራይ እንታይ ሓገዝ እዮም ክገብርልኩም ካብ ቁልቁል ኢፍኩም ምድፋእ ሓሊፎም

  • @mussiekibreab625
    @mussiekibreab625 Місяць тому

    AtA entay aynet merhati iyom kalsi yerab 😂😂😂

  • @aronmihreteab5620
    @aronmihreteab5620 Місяць тому

    Ewayy tgray si meas eyu zhalfela wedey hji kea nab France 🇫🇷 mxigae jemirki..kkk..western Africa nFrance ysoga ezi kea nab France ygoyi..ezom merahti tgray si ezi mmrah kemey dyu zridiom..ksab meas ekum ab kaliot hagerat temorkiska mkad..suq elka eyu ayhalfelna eyu eritrea si akiluna..hmaq gorebtka entay tgebro..

  • @YonasAsfaha-t8q
    @YonasAsfaha-t8q Місяць тому

    ካብ ባርነት ንግስነት ስድራቤት ኢሰያስ ኩልና ሃዲምና

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 Місяць тому +3

      ኤርትራ መሬት ጽንዓትን መኸትን ጅግንኔትን እያ እቶም ሓያላት ሰብ መትከል ጥራይ እዮም ዝቅጽሉላ። ስዴት ፍርቂ ባሪነት እዩ ኣብ ሃገርካ ምምባር ሙሉእ ናጽነት እዩ። ባራዩ እኮ ኣብ መሬት ኣመሪካ ይነብሩ ነይሮም ይነብሩ ኣለው።

    • @madinaabdala1835
      @madinaabdala1835 Місяць тому

      👎🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤮🤑🤮🤑🤮👎👎👎👎👎👎👎👎🕷️🕷️🕷️🕷️🕷️🕷️🕷️🕷️

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 Місяць тому

      mhayem sdra nay Isias man ab seltan zelo alo ,bhWre deka tkeyed ,eza hager eko gohafet aso ekum waxekmla

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 Місяць тому

    ጌታቸው ረዳ ኣፉ መሊኡ ንፌደራል መንግስቲ ዝነቅፎ ዘሎ ብናይ ብልጽግና ፍቃድ ጥራይ እዩ
    እቲ ቀንዲ ዕላማ ከኣ ሓላይ ተጋሩ መሲሉ ድጋፍ ህዝቢ ንምርካብ ዝገብሮ ዘሎ ድራማ እዩ
    ንአብይ ከምዘይ ምርከክ ከምስል እዩ ዕርቃኑ ዝወጸ ፊልሚ ክዓይ ዝፍትን ዘሎ

  • @senayeri433
    @senayeri433 Місяць тому

    ኣየ ጎሮቤትና ጻዕዳ ተመጺዎም ኩርዓትን ምንፋሕን ዝስሞዖም፡ ፈረንሳ ኣፍሪቃውያን ፈንፊኖም ይጉሕፉዋ፡ ትግራይ ካኣ ባዕላ በላዕቲ ትጽውዕ። ፕሪቶርያ ጻዕዳ ክፈትሓላ ሃመም ፡ ሓሲቡኩም ልምዓት ሕርሻ ክገብረልኩም 😂😂😂ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝሰኣነቶ ዕደና ወርቂ ኣብ ትግራይ ክምሕጦ ዩ መጺኡ ደናቁር ተጋሩ። ካብ ፈረንሳ ትበልዖ ቶም ባህላውያን ጀነራላት ክበልዑዎ ከማን ግደፉዎም።

  • @Eritreaonelove
    @Eritreaonelove Місяць тому

    ህዋሓትስ ከይሓፈሩ ካኣ ውዕል ፕሪቶሪያ ይብሉ ዕስራን ገለን ዓመት ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽኩም ጸኒሕኩምስ ተመሊስኩም ብዛዕባ ውዕል ትዛረቡ ቆማላት

  • @AfeAsrat
    @AfeAsrat Місяць тому

    Aye tegaru america.franca enda belkum neti hzbi aytetalilwo.wiel algers ytegber kemu win wiel reitoria ytegber belu keniekum.bmeseret eti smimie zteferedkum tfredu shu hizbi ab dlayu ygebir.kedem win ezi hzbi bselam ynebir neru eyu.aykonen ezi hzbi klte ahwat ab zey nfeltom keydna keman bselam ninebir alena.kulukum merahti lbkum anxihkum nselam dluwat knu

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 Місяць тому

    ተስፋልደት. ሕጂ ብዘይ ፍርሂ ሞያኻ ተጠቀመሉ. መንግስቲ ነርወይ ዘሃበካ መሰል ተጠቀመሉ እንቃዕ ናብ ዓዲ ሕጊ ብሰላም ኣተኻ. ናጽነት ስዉኣት ነርወይ ሸነን በለሉ

  • @Tadesse-zz5dp
    @Tadesse-zz5dp Місяць тому +2

    ተስፉለት ዝወሰዶ ስጉምቲ በፍጭኡ ኢዩ ወዲቁ
    እዳ ማርያም ዘለኽን ጽቡቅ ኣለኽን እዩ ነገሩ

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 Місяць тому

    ንተስፋልደት ካብ ብልቃጥ ህግደፍ ተጠንቀቅ በልዎ

  • @TsigeBirhanu-ns1vh
    @TsigeBirhanu-ns1vh Місяць тому +1

    Welcome kb