Jayo truth ab godnkum alena .yakob ka kbri yahabka n Sen tbeb nay Hagerna tmelso aleka emo ajoka. DON'T CARE about negative people just ignore them. Btami hayal Seb eika emo ajoka wedi hzbi eika ajoka.
Welcome back my brother Kefali, as always great job. Keep it on. I didn't hear from you for a while. My heroes Chura Band. Dahaikum aytifaee. God bless you my brothers, we are around the corner. I see a light at the end of the tunnel. I hope to see you singing in person in Chichero in our future bright and democratic Eritrea.
I love love love this man...you rock!! Soo fireeee hawi hawi song.🔥🔥🔥💗💗💗💯💯💯👏👏👏😌😌😌 love you much too this one because it's soo deep and I am negestie helena.🙂👑
Kefli Ma natey Yahoo! Do you know kefali that your music is always true, beautiful and so good. I'm very proud of you. Whatever happens, I'm on your side. you are the only one who never gives up. I am your fann. I can not stop judging you. you are just fine. I wish you all the best in your life.✌️✌️
Watch:
ኣይትበሊ፡ ua-cam.com/video/3VZOckFdRwU/v-deo.html
Thanks more Atum Burukat Kulu Seb kemakum Entetikewin Jayo Truth
Jayo truth ab godnkum alena .yakob ka kbri yahabka n Sen tbeb nay Hagerna tmelso aleka emo ajoka. DON'T CARE about negative people just ignore them. Btami hayal Seb eika emo ajoka wedi hzbi eika ajoka.
Kuflom hawey nic
Jayo Truth why I can’t hit like this song
Jayo Truth Like migbar abina neza derfi plz ba gele tehababeruna
ኪፍሎም ጁግና ናይ ጀጋኑ ጽቡቅቲ ደርፍ ።
እስከ ን ኪፍሎም ዝፈቱ Like Like ኣግርጭው ኣቡሉለይይይይይ ?
Like ኣግርጩው
@@Entertainment-ri3be Like ኣግርጭው ክክክክ
@@Entertainment-ri3be ክክክ ወገነይይይይ ናሃተይ መቸም ብዝኮነ እየ ዝረክበካ ።
@@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ ራሃዊተይ ቆንጆ ናይ ቆናጁ 👍👍👍👍
@@siku9753 እዚኣስ ከይቀደምና ንቀድሞም እዩ
ዶ ምበር ጥዑይ ሰብ ኣሎ ኢለ
ኣብቲ ጽምዋ በይነይ ክነብዕ
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ድምጽኻ ሰሚዕ ይብርትዕ
ን ክፍሎም ዝፈቱ 10000 ላይክ ብዘይ ስክፍታ
ኣብቲ ጥበብ ረብሓ የለን
ኣብቲ ረብሓ ጥበብ የለን ።
ክፍሎመይ
ኣይትጉደም ።
Well come ..
(ክፍሎመይ
ሃብሮም )
ናይ ሰብ ሰብ ኢኻ ካብቶም ዝበለጹ
ንድሕሪት ዘይብሉ ጎሊሖም ዝወጹ
ርህሩህ ኢኻ ብውሽጡ ዝድንግጽ
ኣብ ቅርዓት ትወጽእ ዘይትብል ድምብርጽ ።
ሰናይ እንክሰርሕ ንየማን ዝእለ
ንጽባሕ ዝጥምት ኣለኹ እንዳ በለ
ኣይደልን ዝበለ ንዓማጺ ፍርዲ
ህዝበይ ዝበለ ምስ ኩሉ ተዛማዲ።
ዘመን ኣምጺጽዎ ዘመነ ግርምቢጥ
ግን ክኣ የመዛዝን ዩ ተበለጽቲ ትፈልጥ
ሓዉ ብጥምዩ ብትዕቢት ዝርያሕ
ሕልኑኡ ቀቲሉ ብመላኺ ዝምራሕ ።
ኣሕዋተይ ዝብል ጸገሞም ጸገሙ
ከምዘሎ ዘፍልጥ ብልቡ ሓሚሙ
ኣለኩ ካብ ምባል ዓዲ ዘይወዓለ
ህርኩት ፍጥረት ብማዕዶ ዝልለ።
ሰብ'የ ተበለ መኣስ የኽፍኣሉ
ሓንቲ መንገዱ ዘይቅይር ምስሉ
ሰብ ኮይኑ ኮ ሎ ዘይሳነ ዘይፋቐር
ካብ ህዝቡ ዝርሕቕ ፍቅሪ ዘይማቐል
ምስ ረብሓ ዝጎዪ ክፍኡ ዘይከድን
ንስኻ ግን ክፍሎመይ ሽደን ኢኻ ሽደን ።
ስጋ ምልባስ ድዩ ንኹሉ ሰብ ዘብሎ
ክንደይ እንድዩ ዘሎ ፈጺሙ ዘይክእሎ
ምስሊ ጥራይ ሒዙ ብባዶ ሕልና
ቀጽል ክፍሎመይ ኣብነት ዘመና
።
ሕልና ዘይብሉ መጸዊዕኡ ይቕየር
ሰብ እየ እንዳበለ ንመን ዩ ከደናግር
ወላ ስም ክንቅይረሉ እንተ ዘይጥዓመ
መጻንሒ ዝኾኖ ተበላጺ ይሰመ ።
ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ
(ቢሓት )
Nice nska keman bro adnikeka
dawit bro nic bezi nska tgebro btami zednqeka
ዝድነቕ ግጥሚ! ብዝግባእ ገሊጽካዮ ኢኻ ክቡር ሓው ዳዊት!።
Neseka kman sheden 👌👌👍
Dawit xebuq gtemi
Kflomey ኣይዋዓልኩን ቡዙሕ ስብ ቀዲምኒ አሞ ጽቡቕ ስራሕ ኻኣ ባዕልኻ ባ &like ሃበኒ ወይ ኻኣ n kefali ትፈቱ ኣብዚ like gber I Love you 😘 kefali ❤️ ደላይ ፈትሒ like አግርጩው abl
Hiwet Teame Entay da tmhri klas keymelkka alfabet dika segirakayo
Hiwet Teame kkkk it’s okay 👌 ajko dtrayeka mxahf agedsi eyu
Ajoka zehawey mearey i love you too big man?
ንሰነ ጥበብ አሉ ዝተወልደ ሐቂ ዘይክውል ስነ ጥበብዊ kiflom my hero
ንስካ ውን ሓቂ ስለዝተዛረብካ ብዓል ምሉእ ሕልና ኢካ ክብረተይ ሓውካ ካብ ጀርመን በርሊን ደላዪ ሰላም ቅሳነት ኤሪ ሃገረይ ዝምነ ደጋፊ ክፍሎመይ ብሓበራ ጩራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከፋሊ መግለጺ ሲኢነ ልካ ኮኾብ ጥበብ ኢለካ ኣኹ ንግዚኡ
ኣጆካ ክፍሎም ወገነይ ቀሪብና ኢና ፡ ኣብ ሃገርና ተመሊስና ፍትሕን ሕግን ኣንጊስና ፡ብሰላምን ብፍቅርን ክንነብር ኢና።ሰብ ኣሎ ጽቡቅ ስራሕ ።eritrea lives for ever.
ብልክዕ ሰብ ኣሎ ሓደ ካብኣቶም ንስኻ ኢኻ ወገነይ good job kif arkey
Niska wn kabom ika yoni jigna
Yeaa:: nska keaa hanti.kemziaa asmeanaa clip kab senaaaa
Nska wun yeni beal hlna 👍
@@robitv5961 ናይ ብሓቂ ህግደፍ ጎዱፍ ጥረሓይ ኣይኮኑን ቫይረስ ናይ ኤርትራ እዮም
Yonas Teame yoni eska wn sle hzbka aw elka etmskr eka teba at ekum
ጥበብ ማለት ከፋሊ ዘይሕለል ድምጻዊ ንበረልና ስከ ናይበሓቂ ሰብ ኣሎ እው ጡዑም ሰብ 😢❤ this song are very feeling me
ክፍሎመይ ኣስሊ ከመይ ዲካ ትምቸወኒ ምእንታን ሙዚቃ ናትካ ከስታማቅር ክነብር ንበረለይ ንሰካ ካብ ኣዝየ ዘድንቀካ ዝፈትወካ ሓፍትካ ጓል ትግራይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Hareya Kibrom shikorena haftey natey we love you gale tigraye haftey 🌺🌺🌺🇪🇷🌹🌹🥰🥰🥰🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🌹
😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤💓💓💓💖💖💖🌷🌷🌷🌷💞💞💟💟💟💟💟💟💞💞💞
ጽቡቅ ኣለኪ ንክፍሎመይ ዝጸልእ የለን ምክኒያቲ ክፍሎም ዝትቀመሎም ግጥምታይ ንጹራት ኢዮም ክፍሎም ንሙዚቃ ኢዩ ተፈጢሩ ሓደ ንምካሓሉ ንኮርዓሉ ክፍሎም ኢዩ ሰብ ኣሎ መክሰብ ዓለም ንሱ ኢዩ ክፍሎም መን ከይህሉ ኢልካዮ ኣታ ከፋሊ ክብረትይ ኣድናቂካ ካብ በርሊን ኢየ
Harya kubrom sis thank yoy to you 'r Apprciate
@@Tes861 nay bluxat blux iu hakka eka
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክፍሎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
Yes qedamay nkeflom zefetu like
ደቂ ኤረይ ሰብ ርሑቅ ቀረባ i love u
ንቀራረብ እስኪ ጸላኢና ክሕመስ ፡
እሾኽ ኣይጋእኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ፡
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን።
ስደትና የሕጺሩ ዓድና ይምለሰና ፈጣሪ። 🙏😘🇪🇷
😍😍😍😍
ከፋሊ ጅግና እስኻ እንዲኻ ሞ እቲ ናይ ሕልና ሰብ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኣጆኻ
🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟
🌟 ክፍሎም ጽቡቕ ስራሕ 🌟
🌟ጽቡቕ ዜማ ምስ ጽቡቕ ክሊቭ 🌟
🌟ኣነ በዛ ነብሰይ 1000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ 🌟
🌟 ናይ ኽፍሎም ኣድነቕቲ ክኣ ላይኽ ኣይትብቐቑ 🌟
wawww ክፍሎም ጽብቅ ስራሕ ጀግና ወዲ ዞም ጀጋኑ ኣጆኩም ደቂ አሪይ ጂጋኑ ኪፍሎም ንፎ ቀጽሎ
ዋውውው ክፍሎም ናይ ብሓቒ ጥዕምቲ ሙዚቓ !
ናይ ብሓቒ ሰብ ኣሎ ክፍሎም ወዲ ጽቡቕቲ ሙዚቓ !!
ፍቕሪ ኣስመራ ኣነ ክኣ ብሽም ክፍሎም 2000 ላይኽ ሂበኻ ኣለኹ ❤️
ኩፍሎም ገላኣነት ስራሕ ኣጀካ
ያ ደቂ ኤረይ ሓላላት ቡሩካት ማራ እየ ዝፈትዎኩም ካብ ስደት ተመሊስና ምስ ስድራናን ምስ የዕርኩትናን ክንጻወት ማራ እየ ዝብህግ ኣጆኩም ተስፋ ጥራይ ከፍሊ ጅግና መንቁሒ ሃገሩ በዓል ተስፋ
Ajoka keribna ena zihawey.
Welcome ክፍሎም በዓል ሕልና ብሃንውታ ክፅበ ቀንየ ድምፂ ግጥሚ ክሊፕ ገለ ዓይነት ቀፅለሉ እስኪ ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የውረደልኩም ደቂ ኤሬ ሽኮር
ብሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና
Amen+3 nkulatna habtey do kbleki wala girebetina so
Amen nkulna haftey natey
( ሰብ ኣሎ)
* ድምጻዊ = ክፍሎም ይከኣሎ
* ግጥሚ = ምሕረታኣብ ጸጋብርሃን
* ዜማ = ናሆም ዮውሃንስ (መስተ)
* ዳይረክተር = ሚኪኤል ኣብርሃም (ሸጡ)
Like Like Like
Ajoka kefelom hawey betami xebuke serh
Habibi galbi ya umri
ብልጽቲ ስራሕ ኣስተማቒርና ፡ግጥሚ ዜማ ውን ዝነኣድ ፡ዎውውውውው #like ሞራል ሞራል ሞራል
Neshnesh naka ke ydlyeka du like :
Ata neshnehs nska ke gele deytblena kedem dehan do ayneberkan ajokaba berti
ክፍሎም ጅግና ሰብ አሎ አወ እነሀከ አካ አስካ ሰብ አሎ መሊኡ ሰብ ደስ ዝብል ቡሉጽ ስራሕ ከም ወቱሩ ጥበብካ ከምቶም ዓበይቲ ዝሓለፉ አያታት ሓወልቲ ኮይኑ አብ ልብና ነባሪ አዩ አጆካ ቀጽሎ።
Besm keflom eba please like nic
Jaki Josi
Hanaxi Rito habu Atum Sebat
ጠፋዕ ኣቢለልካ ኣለኩ መንግስተይ
@@abielt962 ከምዚ ዳኣ ኣይጽላእን እዩ ሃናጺ ሪኢቶ ሂብካ ብስም እቲ ስነ ጥበባዊ like ክትብል ጸገም የብሉን መኽንያቱ ነቲ ስነ ጥበባዊ ውን መተባብዒ ይኾኖ እዩ ማለት ማዕረ ክንደይ ፈተውቲ ኣለውዎ ድማ በዚ ይፈልጥ ስነ ጥበባዊ ካኣ ብምትብባዕ እዩ ዛዓቢ ተጸሊኡ ዞሎ ሰበይተይ ሓሪሳ ሰበይተይ ጠኒሳ እንዳ በሉ ዝልምኑ እዮም ኣኽፊኦም ዞሎዉ
ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ::: Nay Behaki Xibuk Aleka Anes Kem Ritoy Eye Hibe Bizkone Thank u Ajoka aytihmek Kexilo
kefali ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሓት ሒዝካ ትመጻና ኣለኣ እሞ ኣጆካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዕል ፈጣሪ
ደቂ ኤረይ ድማ ኣጆና ሓንቲ ማዓልቲ ሽግርና ክትፈታሕ ኢያ
ንስኻ እንዲኻ ሞ እቲ ብዓል ሕልና ሰብ ፡
ጥዕምቲ ደርፊ ከፋሊ።
👌🏽
ata jegena
👍👍👍👍👍👍❤👍👍👍 gele aynte ajoka qexulo
ፈታዊ ሓቂ
Wedetkaro anbay jgna ajoka. Ab godnka alena kab bea helen gaega dea terifna neyrna. Ajoka nberelna bertw
The Hero is coming 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከፋሊ ሽሁኮር ኣታ ጅግና ናይ ጀጋኑ አንቃዕ ብሰላም መጻካና ቢ ሃንቀውታ ክንጽበያ ጸኒሕና
ሰብ ኣሎ ሰብ ቁራስ ትካቦ ዘየታልሎ
ሰብ ኣሎ ኣቱም ሰባት ናይ ባሓቂ ሰብ
Kiflom bro ናይ ባሓቂ ባዓል ሕልና ኣንበሳ ቀጺሎ ናይ ባሓቂ ደርፍካ ማራ አየ ዘዲኒቆ ኣነ ንሽቶ የማነ ባሪያ ኪትከውን ይምነየልካ ዝሓወይ ኣንበሳ አኪ ኣጆካ በርቲዒ ኣብ ጎድኒ ህዝቡ
ክፍሎም ጅግና ናይ ጀጋኑ ክፍሎም
ከመይ ዲካ ቀባጽ
ንክፍሎም ዝፈቱ Like Like like
Seb alo just like me guys... Thanks body for uploading beautiful and meaningful 😘 song
ካብ ጌግኡ ዘይእረም የለን።ካብ ሎሚ ህግደፍ ዘይኮንኩ፡ምስ የሕዋተይ ህግደፍ ንምጥፋእ ወጊደ'ለኹ።ኣጆኹም የሕዋት ሰብ ሕልና።
ቅድሚ ሕጂ'ኸ ህግደፍ ዲኻ ኔርካ እንቃዕ ናብ ልብኻ ተመለስካ በል እንቃዕ ካብዚ ሕማቕ ሕማም ወጻኻ
@@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ ናይ ብሓቂ ሓውይ ናተይ ሕመማም ብሕማሙ ከማነይ ቫይረስ እዩ እቲ ሕማመ
@@malhabib357 ቫይረስ እወ ካቡኡ ብምውጻኣኻ ጥራይ ከማን ክተመስግን ኣለካ ናዓይ ካብቲ ዘፍራሓኒ ሕማም ሕማም ህግደፍ እዩ ንፋሶም ኣይልከየኒ ኢለ ውን ጾሎት ይገብር ብዝኾነ ነቶም ዝተረፉ ካኣ ከምዚ ከማኻ የማስሎም ዛሓወይ
@@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ ኣነ ሞ ኣሽነካ ህግደፍ ክከዉን እሞ ናክ እየ ኣነ ኣነ ካቦም ኣይኮንኩን እንሶም እካ ናይ ዓለምና ዶናቁር እዩ ንዕም ግን ኣይርዶምን እዩ ጸብቅ ዘልዉ እዩ ዘምስሎም
@@malhabib357 ሳሪ ሓቢቢ ኣየስተባሃልኩን ነቲ ቀዳማይ ጺሒፉ ዞሎ ሓውና ክጽሕፈሉ እየ ናዓኻ ጺሒፈልካ ብዝኾነ ኣጆና ጥራይ ንፍትሒ ነምልኽ እምበር ንምልኪ ኣይነምልኽ ብኣምላክ ከማን ጽቡቕ ኣይኮነን ንምልኪ ክድግፍ
ዋዋዋ
1000000000%
ኣታ ንስካስ እንቃዕ ናትና ኮንካ
መግለጺ ቃላት ሲኢነልካ 🙏👌🏽👌🏽👌🏽
ሰብ ኣሎ!!
መን ኣሎ?
ከፋሊ ኣሎ።
አንኮላይ ንስኻ ገራቶ
Wedi-Eri- South.
ሰብ ኣሎ ሰብ ሰብ የለን ኣይ ትበሉኒ ከምቲ ሕሱም ሰብ ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ጥዕምቲ ደርፊ ኣድኒቀካ
Deqi Eri
Ab sirhakum awet
Ab hiwetkum selam yimineyelkum
Nic kiflom abo hizbi 🙏🙏🙏
ከፋሊ ጅግና nice nice ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሓቢቢ !!!
Kiflomey zfet like eske first kea nmejemeria gziey like and comment like habuna lomi eye zlmn zeleku
ዋውውው ኬፍ ደለካ ተቢዕ ንስካን ድምጽካን Like ቀጽለሉ ማር ጥዕምቲ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትምኖ
ግጥሚ ምሕረትኣብ ጸጋብርሃን 100%
ዜማ ናሆም (መስተ ) 100% ገለ ዓይነት
ክፍሎመይ ጅግና ብዓል ሕልና ዘመድ ውጽዕ ህዝበይ!!
ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጻት ሰባት ሰብ ሕልና ኣጆኩም ቀጽልዎ።
""ሰብ ኣሎ ሰብ ፍትሓዊ
ሓዊ ዘይኣጉድ ሰለማዊ
ሰብ ኣሎ ቁራስ ቱኳቦ ዘየታልሎ
ይሕሰም ይጥዓም ሕልኑኡ ዘይቐትሎ……
ዋውውውውውው ሰብ ኣሎ እወ ሓደ ካብኦም ኣነ እየ ፣like እስከ ንሃቦ ነዚ ብሩኽ መንእሰይ ተስፋ ዘለዎ ወዲ ኤረ thanks####$$$$
ክፍሎመይ ኣቦ ፍቅሪ ኩሉ ጊዜ ፍቅሪ ዝዝምር ፁቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዝያዳይ ከብ ኣድናቂትካ ትግራወይቲ ቡሩካተይ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ክዓ ይግበርልና
thank you to your awesome comment
ብሉጽ ህልና ዝወነነ ብሉጽ ኤሪትራዊ ። like nhabo nhlna zwnn
ክፉሎመይ ክሉ ግዜ ከብደይ እዩ ዝበለዐኒ ደርፉታትካ እሞ ለማዓንትስ ደስ ኢልኒ እየ ሰሚዐያ ኣድናቂትካ እየ ደላይት ሰላምኩም ደቂ ኤረ ሓፉትኩም ጓል ትግራይ
Hntsa Tesfay 💚👍
Thankssss Kbrti seb 👍👍👍👍👍👍👍👍
ከፋ ጅግና ብዓል ሕልና ኣብ መትከሉ ጹኑዕ ኣጆካ ቀጽሎ ወገነይ
ወልኮም ክፍሎም ምቁር ድምጹ ኪሮስ ካ ካምጽና ነይ ጽበ ኣለና ።
ብሉጽ music ክፍሎም ካብ ክሉ ኩሉኹም ታሓቃቂፍኩም ብሓባር ብምስራሕኹም ብጣዕሚ ደስ ይብለካ።
በጃኩም ስለ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ላይክ ሃቡኒ ኤርትራ ልውጢ የድልያ ሎ ትብሉ ካኣ ላይክ የካኣሎ ወዲ ህዝቢ
Eritrea 1961
Hanaxi Rito habu Atum Sebat
@@abielt962 ካብዚ ንላዕሊ እሞ እንታይ ዓይነት ሪኢቶ ደሊኻ
Knbekum ena chikane aynatnan ya gen seb kaleu kefiewo nmntay ekum like tlmnu bejakum ritokum xehafu wey kem seb knkewun nfetn
Adey Alemey ::::
Xibuk Aleka Eritrea Ziabeye Shigir Alewa Bizyada gin Neti Derfi Astemakina Kemiz Kemzi Wesikela Ena Entenibihahal Bizyada Mis Abena Biflay Ezom Derefti Bizkone Sorry Akribe eye
Tg የ ማርያም ልጅ ygerm eyu antay gudu eyu ezi ke
ኩፉሎም መን ከማካ ባዓል ድርብ ሕልና
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አታይ ክዎጾ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
ን ከፋሊ ዝፈቱ like ygbereley ዳሓራይ ርኢቶ ክህብ እየ።
ጹሩይ ኤርትራዊ Tsuruy Eritrawi Anxar Afalalay
Hanaxi Rito habu Atum Sebat
ክፍሊ ጅግና ንበር ክበር
Kdm ruito hab like ms habnaka da entay elka ktmles
Finally he will be hero we love you kiflom king off humanity 🤴
ከፋሊ ማሌት ውላድ የማነ ባርያ ኣጆካስከ ኣሰር ባርያ ሓዝ
ኣብዝ እዋን
እዋን ተጠላለም
ኣብዛ ብኽፍኣት ሰባት ዝዓርዓረት ዓለም
ሰብ ኣሎ ፍቕሪ ዓለሙ
ባህሩ ዘይቅይር ከምታ ቀደሙ
ሰብ ኣሎ
ንጉስ ሕልና ዘይተበከለ
መምህር ናይ ቅንዕና
ወናኒ ውሽጡ ዓይኑ ምስኩሩ
ሰብ ብመልክዕ ሰብ ብግብሩ
ሰብ ኣሎ ሰብ ኣሎ
ኣብ ፍጹም ሰላም ዝነብር
ከሳሲ ዘይብሉ ድቂሱ ዝሓድር
ጉዱእ መንፈስ ዉሽጡ ዘይቆሰለ
ዘጸብቀሉ ኣነ ሰብ'የ አንተበለ
ሰብ ኣሎ
ሰብ ሙኻኑ ዘይረሰዐ
ዉሽጡ ዝቕንዞ ወገኑ አንተነብዐ
ሰብ ኣሎ ሰብ
ኡዝኑ ዘይሓትም እህህታ እንዳሰምዐ
ቱርጉም ምንባሩ ዘይዘንግዐ
ሰብ ! ሰብ ኣሎ ሰብ
ሰብ ፍትሓዊ
ሓዊ ዘይኣጉድ ሰለማዊ
ሰብ ኣሎ ሰብ
ሰብ ኣሎ ንሕልና ዝነብር
ኣልፋ ድባቡ ፍቕሪ(2)
ንጎሮርኡ ዝምስክር
ሰብ ኣሎ ሰብ ኣሎ
ቁራስ ትካቦ ዘየታልሎ
ይሕሰም ይጥዓም ሕልንኡ ዘይቆትሎ
ወናኒ ሩስቲ ኣርኣያ
ዓለም ብልቡ ዝርእያ
ሰብ
ሰብ ሰብ ኣሎ መኽሰብ
ሰብ አዩ መኽሰብ
ሕልና ዝምህረኒ ሕጊ ተፈጥሮ
ኣመሩ ዘፍልጠኒ እዚ ዝገብሮ
ሰብ ኣሎ ሰብ
ሰብ የሎን ኣይትበሉኒ
ከምቲ ሑሱም ሰብ
ኣላሽ ኢልካ ትረኽቦ
ሰብ ኣሎ ሓላል ሰብ
ሰብኣውነት ከይሃድመኒ ውሽጠይ ከይዓርቕ
ትዕቢት ሳዕሪርኒ ከይከውን ዉዱቕ
ሰብ ኣሎ ኣቱም ሰባት
ሕልና ዝምህረኒ
ሰብ ኣሎ ኣቱም ሰባት
ናይ ብሓቂ ሰብ
ክፍሎም ኣንበሳ
ናይብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ
GBU
ከፋሊ ኣቦ ውጹዕ ህዝቢ እንቃዕ ናትና ኮንካ ወዲ ሓላል መረት ኩሉ ሙሉእ ከም ቀደም my hero
Wawuuuuuu kereakuwa xenihe mara tiamti derfi hrmet kea mo teamr lave u bzey kelalem thanks kuflom shikor berta
ኣታ ምልኣት ልበይ መጲካለይ ዶ ደንጊካኒ ገለዓይነት መግለጲ ሲኢነልካ ብርሃን ሃገር።
ኣነ መን እየ ከይበልና ንሰባት ነማርር ግን ቅንዕና ምስዝህልወና ቅኑዕ ሰብ ኣይንስእንን እወ ሰብ ኣሎ ክፍሎመይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ 😘🌹
ከፋሊ ከም ወትሩ መግለጺ የብለይን ጽዋእ ሓርነት ትሰትየሉ መዓልቲ እንዳቀረበ ዩ ኣጆኻ
ሰብ ኣሎ ኣላካ ዶኦ አሞ ክፋሊ ጅግና
ስቕ ኢልካ ቀጽል ከፋሊ ጅግና።
ሰሚዕካ ዘይምኖ ደራፋይን፡ ደርፍን።👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
በጃኩም ነዚኣ ክጽበ ሪኢሰይ ሓሚመ ቀንየ ሕጂ ምስወረደት ቁሩብ ትገድፍኒ ኣላ ብፍላይ ብላይክ ርግጽ ኢንተቢልኩኒ ትገድፈኒ ትከዉን ዶክተር ኮሙኡ ኢልኒ ሰብ ሓሚሙ ኮሎ ኣይርገጽን ኢዩ ንክፍሎም ዝፈሉ ካኣ ድግም የብለኒ
Ane keman hamime qenye niska ka like habeni fewsi qanza hibeka aleku ane ka
Nikltekum like hibekum aleku ezom yehwatey. Ajokum keribna Ena. Simret tirah eyu zedliyena.
ዋዉ ከፋሊ ሓወይ ብጣዕሚ ድስ ተብል ደርፊ ንዝክነታት ትገልጽ ኣጆካ በርትዕ ዛዓርከይ ማዓረይ ካብዚ ንላዕሊ ጎብለል ክትከዉን ኣይጣረጠረን ኢየ፡
ጥበበ መሊኡ ኽፈስስ ለሚ ሪኢና ከፋሊ ጂግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Golden music. Abai abai message. Thank youuuuu for this one big time
ክፍሎም ይካኣሎ (ሰብ ኣሎ)
ሰብ ኣሎ ሰብ ፍትሓዊ
ሓዊ ዘይኣጉድ ሰለማዊ
ሰብ ኣሎ ቁራስ ቱኳቦ ዘየታልሎ
ይሕሰም ይጥዓም ሕልኑኡ
ከፋሊ ዓይነይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ማይ ሄሮ ብልጽቲ ግጥሚ ወላ ነዚ ገጣማይ ከየድንቅዎ ኣይሓለፍኩን ምሳካ ካ ትከይድ አቲኣ ደርፊ አንቖዕ ካሎኦት ደረፍቲ ኣይደርፉዋ ንጉስ ካብዞም መዛንካ ኣርቲስ አምበር ሎሚ ተሪፉ ኢዩ ሓንቲ ምዓልቲ ንዝናይ ወይ ንረብሓይ ወይ ፍቅራዊ ከይደርፍካ ብዓል ሕልና ኣምላክ ምስካ ይኩን ትምኒትካ የስምረልካ ከፋሊ ❤👌🎤✌💪💪👉
Mexiekaley do mexiekaley do kxbeyeka tehantye zxbeya zneberku derfi I love u so much kflom live long bro
Welcome back my brother Kefali, as always great job. Keep it on. I didn't hear from you for a while. My heroes Chura Band. Dahaikum aytifaee. God bless you my brothers, we are around the corner. I see a light at the end of the tunnel. I hope to see you singing in person in Chichero in our future bright and democratic Eritrea.
*Like ስከ ሃቡኒ ፈተውቲ ከፋሊ ዓቢ ሓወይ ዩ❤❤*
Great job ከፋሊ ጅግና፡ገና ንጉስ ስነ ጥበብ ክትባሃል ኢኻ ኣጆኻ ጥራይ።
Welcome kefa nateyy wedi hzebi like like 👍👍
ክፍሎም ጅግና ብልጺቲ ስራሕ ናይ ዚ ዘምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቀጽል ሕልናዊ ኤርትራዊ 💪💪💪👍👍👍👍👍👍
ኪፍየይ ቀባፅ Nica songs🌷❤ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ 🇪🇷ኤረይ ማዓረይ like እስከ ፅፍዑኒ😘 ሓፍትኹም👉🇻🇳
ሰላም ክፍሎም ይካኣሎ ኣነ ቅድምይ 4 ዓመት እታ ስእልክይ ምስራኣክዎ ትብል ደርፍካ ሰባት ብሞባይል ሙዚቃ ክሰምዕዋ ከለው ኣብ ገዛና ሽዑ ዚበልክዋ ተሎ ተስፋ መንፈዓትካ ተራእንይ ተስፋ ዘለዎ ደራፋይ ኢለ ድገምዋ ምስ ኢዩ ስሙ ኣበይ ኣሎ ኢለ ክሓተልካ ጀምረ ልክዕ ድማ ሕጅይ ብልሕይ ስራሓትካ ይምስክር እትይ ትፍርዮ ዞሎካ ዘይምኖ መሃርይ ምስ ህወት ሰብ ዚታሓዚ ገላጽይ ልክዕ ከምቶም ዚሓለፉ ከም ባርያ ኣብራሃም ታራ ህወት ደቅይ ሰብ ገላጽይ ዚኮውን ደርፍታት ምጅማርካ ተበራትዕካ ውን ክትቅጽል ዓወት ይምነ እንበር ከምትይ ዚበልክዎ ቕድምይ ኣርባዓተ ኣመት ሓትተልካ ብስራሕካ ሕጅይ ውን ተጋህድካ።
ስብ ኣሎ
ኣብዚ እዋን ኣብዚ እዋን ተጣላለም ኣብዚ ብክፍኣት ስባት ዝዓረዓረት ስብ ኣሎ ፍቅሪ ዓለሙ ባህሪ ዘይ ቅይር ከምታ ቀደሙ! ስብ ኣሎ ስብ ንጉስ ሕሉና ዘይተበከለ መምህር ናይ ቅንዕና ወናኒ ውሹጡ ዓይኑ ሙስኩሩ ስብ ብግብሩ!!!
ስብ ኣሎ :) .......... ስብ ኣሎ ስብ
ስብ ኣሎ :) .......... ስብ ኣሎ ስብ
ስብ ኣሎ :) .......... ስብ ኣሎ ስብ
ኣብ ፍጽም ስላም ዝነብር (ከሳሲ ዘይ ብሉ)
ደቁሱ ዝሓድር ሙሉእ ውሽጡ ዘይቆስለ ዘጸብቀሉ ኣነ ስብ እንተ በለ!
(ስብ ኣሎ ስብ) ስብ ሙኮኑ ዘይርስዐ ውሽጡ ዝቁንዞ ወናኒ እና ነብዐ (ስብ ኣሎ ስብ) እዝኒ ዝሐነነት እህህታ እና ስምዐ ትሩጉም ምንባሩ ዘይ ዘንግዐ (ስብ) ስብ ኣሎ ስብ ስብ ፍትሓዊ ሓዊ ዘይ ኣጉድ ስለማዊ ( ስብ ኣሎ ስብ ) ስብ ኣሎ ንሕልና ዝነብር ( ኣልፊ ጥበቡ ፍቅሪ )(2) ብጎርሩኡ ዝምስክር!
ድ..........ር.........ብ
ስብ ኣሎ .........( ስብ ኣሎ )
ቅራስ ትካቦ ( ዛይ ታልሎ) ይሕስም ይጥዓም ሕሉኑኡ ዘይቀትሎ ወናኒ ሩስእ ኣርኣያ ዓለም ብሉቡ ዝርኣያ ( ስብ) ( ስብ ስብ ስብ ኣሎ ስብ ( መክስብ )(2) ስብ እዩ መክስብ!
ሕልና ዝምህርኒ ሕጊ ተፍጥሮ ኣመድ ዝፍልጠኒ እዚ ዝገብሮ ( ስብ ኣሎ ስብ ) ስብ የሎን ኣይትበልኒ ከምቲ ሕሱም ስብ ኣላሽ እልካ ትርክቦ እቲ ስብ እቲ ሓላል ስብ ስብኣውነት ከይሃድመኒ ውሽጠይ ከይ ዓርቅ ትዕቢት ስዓረሩኒ ከይከውን ውድቅ ( ስብ ኣሎ ስብ ኣቱም ስባት ናይ ብሓቂ ስብ)(4)
ስብ ኣሎ .........( ስብ ኣሎ )
ቅራስ ትካቦ ( ዛይ ታልሎ) ይሕስም ይጥዓም ሕሉኑኡ ዘይቀትሎ ወናኒ ሩስእ ኣርኣያ ዓለም ብሉቡ ዝርኣያ ( ስብ) ( ስብ ስብ ስብ ኣሎ ስብ ( መክስብ )(2) ስብ እዩ መክስብ!
ሕልና ዝምህርኒ ሕጊ ተፍጥሮ ኣመድ ዝፍልጠኒ እዚ ዝገብሮ ( ስብ ኣሎ ስብ ) ስብ የሎን ኣይትበልኒ ከምቲ ሕሱም ስብ ኣላሽ እልካ ትርክቦ እቲ ስብ እቲ ሓላል ስብ ስብኣውነት ከይሃድመኒ ውሽጠይ ከይ ዓርቅ ትዕቢት ስዓረሩኒ ከይከውን ውድቅ ( ስብ ኣሎ ስብ ኣቱም ስባት ናይ ብሓቂ ስብ)(4)
ክፍሎም ሓወይ ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ስራሓት እዩ!!! Just amazing music and continues ቅጽልዎ! Love u all of u!
ኣታ ኩርዓተይ ኣጆኻ እስከ ዓይኒ ሓሳድካ ይደፈን ከፋሊ ጅግና።
(Nahom meste) ms hzbey
Kbl gemiru congura meste
Beal kongo saeni gedifwo
Like n kefali zfetu👍🏻👍🏻💝
Tdegma dika eza zereba
Tesfay Hayle kemey zeydegma da
Maere komu eba aytdahal bro😜
@@farklaentertainment4529 weldey hasot ayewresunn
Kkkkk bea gongo saini moya geru lomi s
wedi afiye
ከመይ ዳኣ’ያ ዛ ጉዳይ፧ ዜማ ናሆም ዮሃንስ (መስተ) ድየ ዘንብብ ዘለኩስ ወላስ ዓይነይ’ዩ፧ መስተ ዳኣ በየን በየን’ዩ ዘብል ዘሎ፧
ካዕቦ ሕልናን ዝዉንን ውልዶ መንእሰይ ወዲ ይካኣሎወትሩ ኣብ ጎድንካ ኣለና።ረዚን ትርጉም ግጥምታቱ ዝፍለጥ ምሕረታኣብ ጸገብርሃን ፉሉይ ምስጋና ይግብኣካ ሕቡእ ጥበብ ኢካ ሞ ብስምካ 10000 ላይክ።
Walcam kefali jegnai enka beselam mexkai bitam xebuk srah eyu like ne kefali zefatu bitte like
ክፍሎመይ ናይ ሰብ ሰብ ሙኳንካ ኩሉ ግዜ ተሓጎስ ጥዕምትን ማሃሪትን ስራሕ ዕድመን ጥዒናን ሂቡ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ❤💖
ኣየ ንህቢ ዝጥዕም ድምጺ ንስካ ዉን ንጹህ ዘይተበከልካ መምህር ቅንዕና መምህር ፍቅሪ መምህር ተስፋ ኢኻ ኣልፋን ኦሜጋን ብሉጽ መንእሰይ ሉል ደለይቲ ፍትሒ ኣጆኻ።
ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ !!! ባዓል ሕሊና ከፋሊ ሓወይ ።
ወይ ሰብ ደቀይ ኣብ 1 ሰዓት 535 comments ጺሒፍኮም ገዛ ድኮም ተካሪኩም ኣብ ዩቱብ ? ምካን ይግብኦ ኢዩ እዚ ጅግና በሊሕ ኮኮብ ጽባሕ።
Wow wowww kefiiii hadishh miraff arikanaa hade kabtii nay fthii.meleleykaa sebattt mkanomm meksebkaa bzeyfililiyy ms kulomm.ekaaa terdadaaa nay bhakii kem yemanee baryaa wedi adkaaaa ekaaa
Kifi hawna enkae bselam mexakana
ዋው ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ኬፍ ዘለዋ ዓባይ ትምህርቲ እያ ጎበዝ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ወገነይ
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ዳርክተር 100%
ኤዲተር 90%
እንታይ ይጎድለካ ባዓል ሙሉእ ሕልና
ዋውውው ጽቡቕ ስራሕ ከፋሊ ኣቦ ፍቕሪ
ነባሓቂ መምህር ኢሃ እድመን ጢኢናን እግዚአብሔር ይሓብካ
Welcome keflom gegna zeftu terh like
Nfelomay gize comment abza derfi yxhf aleku mknyatu bzuh sle zmharetni thanks kflom hawey
Asimierla aleku ezi abshirka abshirka keep going👍👍👍👍😊😊
Eway kemaka si 10000000 wdei hager u wish you all the best god bless u my best i love you so much😘❤😍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kippe it's going
ካን አዛ ናይ ኮምፑተር ድምጺ ምእታው ኣይንገድፍን ኢና ኢልኩም ኣቕቢጽኩም፤ አንተ አቲ ሕደማ ግን ዝወጾ የብሉን፤ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ፡ የቐንየልና፤
Maico records enda hgdef eka hakeyyy kkkkk neafltoeye kea kaytxerfeni
@@amaryusher1140 ክቡር ሓው አንታይ ክትብል ከምዝደለኻ ኣይበርሃልናን፤ አዚ ንሕና ዝሃብናዮ ሪኢቶን አዚ ንስኻ ዝመለስካዮን ዋላ ሓንቲ ዘራኽብ የብሉን፤ አስከ ቑሩብ ገለ በለና፤
@@MaicoRecords abahahlay dea seb dka hgdefff :: chanelka gn mera eye tareyahani
Mico record abahalika ayterdanen ketbrhaley do kbur haw
Maico Records
ኣየንቲ እያ ናይ ኮምፑተር ድምጺ ጎቦ ጎቦ ኣይትዛረብ ሓቅን መንገድን ትክ እንተበለ እዩ ዝበለጸ
ከምዚ ከማኻ ማለት ዩ ከፋሊ ናይ ልበይ፡
ኣጆኻ ስከ ሰውደለይ ምልኣት ልበይ።
Y N arku astbhlka deka entay reka zarkey????
Am feeling deppiley your voice is so niceee ( Definetliy voice Conitune 🌟🌟🌟
@@asmeracapitaley3000 እወ ኣስተብሂለን ፈረቓን ከኣ ምበር ።ኣይትሰከፍ በዝስ ሰበይ !!!!!!!!!!
Kiflom wegeneyyyy
Btami xbkti derfi
Nkulom abza music zeberketu well done 👍 kblom yfetu
Especially mihretab tsegabrhan 💯
Abet gororo kafi wedi Hzbi btami des derfi nkefali zfetu eske like yhabo
I love love love this man...you rock!! Soo fireeee hawi hawi song.🔥🔥🔥💗💗💗💯💯💯👏👏👏😌😌😌 love you much too this one because it's soo deep and I am negestie helena.🙂👑
ኣታ ክፍሎም ብምንታይ አሞ ኽገልጸካ አየ አንታይ ከ ክብለካ ተስፋ ዉጹዕ ህዝቢ
Kefli Ma natey Yahoo! Do you know kefali that your music is always true, beautiful and so good. I'm very proud of you. Whatever happens, I'm on your side. you are the only one who never gives up. I am your fann. I can not stop judging you. you are just fine. I wish you all the best in your life.✌️✌️
Like habuley nezi jigna 👍
Ewe ezi wedi hzbi ajoka arku seb alo yeblena alo ezni zelewo yesmae
ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ስርሐይ ረሲዐ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ፣ኩፍሎም ኣርኣያ ደራፉይ
ናይ ደረፍቲ ኢኻ ።ሰብ ኣሎ አቱም ሰብ ዋው
ወዲ ይካኣሎ ከመይ ዲካ መቅሰን ቀጽሎ ቀዳማይ ጽሒፈ Like ኣግርችው
ጽቡቕ ስራሕ ከፋሊ ኣጆኻ ሰብ ኣሎ እዎ በዛ ሃገር ደቂሱ ዘይሓድር ብወጽዓ ህዝቡ ዝቕንዞ
Waww kefali jgna nberelna eske kndi 1000 🎤🎤🎹👌
Kefali nic job
N gorereka tiray meskr .....
Hlna zmhreka ...........
Seb yelen aytblu seb alo hlna zmhreni....
My best enqai hawey konka nskas💗
ክፍሊ hewey amelak admen tenan yehabka ajoka jigna