ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ ኸተማ መቐለ | ናይ ማእሰርቲ ደብዳቤ ዕላዊ ኾይኑ | ኣዘዝቲ ሰራዊት TDF ተኸሲሶም | Ethiopian news | Tigray news

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 11

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 6 днів тому +1

    ኣበይ ዘሎ ለውጢ ዩ ከይዕንቀፍ ተፈርሑ ። ንወናት ከኣ ልዝብ ኣቐድሙ ተራጋሕቲ የምስለኩም ኣሎ እቲ ትሕልፍዎ መልእኽቲ ።።።💖💖💖💖💖💖

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 6 днів тому

    ሓደ ሓደ መራሕቲ TDF ውግንነኦም ንህዝቢ ትግራይ እኸውን እናሃለወ ንመራሕቲ ህወሓት ምውጋኖም ትኽክል ኣይኮነን።

  • @BerihuBerihu-nk3do
    @BerihuBerihu-nk3do 6 днів тому +1

    ምፍፃም DDR ተጀሚሩ። እንተኾነ ግን ቅድሚ DDR ምትግባር ኣካል ውዕል ፕሪቶሪያ ዝኾነ ምኽባር ሉኡላዊነት ትግራይ ምምላስን ምኽባርን እዩ።እቲ ዘሕዝን ድማ ተፈናቐልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይን ዛላምበሳን ኣብ ዳስን ቴንዳን ብቑርን ፀሓይን እናተጠቕዑን ብጥሜት ን ብሕማምን እንተሓንዘፉ እንዳሃለዉ DD R ወይ ድማ ዕጥቂ ምፍታሕ ምቅዳሙ ዓወት ብልፅግና ምበር ዓወት ትግራይ ክኸውን ኣይኽእልን።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 5 днів тому

    ስማዕ ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ውሉድኻ ሞትን ሞግዳእትን ዝመጸካ የለን ሐዚ እውን ቀንዲ ሓደጋ ትግራይ እቲ ዱሑር ጉጅለ ርስሓት ነጋ ኾይኑ መጋበሪኡ ድማ ነባራት ዓቅሚ ነባራት ለያቡ ምዃኖም ፈሊጥኻ ተቃለስ ንለውጢ ዘምር።

  • @HhhBggh-gp6lz
    @HhhBggh-gp6lz 6 днів тому

    ሓሳዊቲ ሚድያ

  • @NabiyuZemen
    @NabiyuZemen 6 днів тому

    እዚ ፋሉል ፍጻመታት
    ዝፍጽሙ ዝኾነ ይኹን ሰባት ክእረሙ ኣለዎም
    መንእሰይ ትግራይ ነቒሑ ሕድሪ ኣያታቱ ክሕሉው ኣለዎም፣ ሕድሪ ኣያታትና ህልውና ሰላምን ፍትሕን ህዝቢ ትግራይ፣ ምኽባር
    እዩ፣ ነዚ ሰላምን ራህዋን ህዝቢ ትግራይ ናብናዕቢ ናብ ርእስኻ ምድናን ናብ ምሽምማቕን ምእሳርንምቕታልን ዘዳርግዎ ዝኾኑይኹኑ ሰባት ዓገም ክንብሎም ኣለና።

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 6 днів тому

    Kokeb midia zeikones NY hasn't magazine Eyou.

  • @bg9694
    @bg9694 6 днів тому

    ሓሰውቲ ጓሓፋት

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 6 днів тому

    ተጠንቀቑ ህዝቢ ትግራይ! እዚ ነውራም ውድብን መሪሕነትን ወያነ ማንታ እቲ ኡኩይ ኣረመንየ መምህሮም ኢሳይያስ ሙዃኖም ተገንዘብ። ሰራዊት ትግራይ ህዝባውነትካ ኣሕሊፍካ ከይትህብ ኣስተውዕል። መስዋእትነትካ ዓቅብ!!!