እንአን ብሞት ኣቦአን ብኣካል ዝተፈለዩወን መሳኪን ህፃናት - ግጀት ሰሓርቲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 441

  • @እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ
    @እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ 4 роки тому +86

    ብጣዕ ይሕዝን አነው ከምዚአ ኢለ እየ ዓብየ ሕጅ ግን እግዚአብሄር ይመስገን ብዙሕ ዋላኳ እንተተፈተንኩ ግን ኩሉ ሓሊፉ ሕዚ ውን ብዓቅመይ ክሕግዝ ይደሊ

    • @ስላምጓልተምቤን
      @ስላምጓልተምቤን 2 роки тому +3

      ኣነውን ማዓረይ ክምዚይ ኢለ እዩ ኣብዩ ኣይይይይይ ዓለም ጭናዊት 😪😪😪💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ 2 місяці тому +2

    አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ😢😢😢

  • @WegahetaWegaheta
    @WegahetaWegaheta 5 місяців тому +5

    😪😪ኣጀኻ ሓወይ ኣምላክ ኡዙይ ሓሊፉ እናሳሓቅካ እትመፀሉ ይግበርካ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @FjgrDhte
    @FjgrDhte 2 місяці тому +1

    ኣይይይይ ልብካዝነክ ኣጀካ ዝሓወይ😢❤❤

  • @qwghjqwer163
    @qwghjqwer163 3 роки тому +5

    ኣሕሕሕሕሕ ሓመድ ይብልዐን ኣጀካ ዝሓወይ መምህር ሙሉ ዒድመይ ጥዒናይ ንዓኻ ይምነይልኻ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😣😣😣😣

  • @NiceNice-ff3fb
    @NiceNice-ff3fb 3 місяці тому +1

    ኡፍፍፍ አይይ አሕወዋተይ ማዓረይ አምላክ የፅንዕኩም😢😢😢

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 роки тому +34

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብ ክፍእ ይሓልውካ መምህረይ ኣብ ዝክድካዮ ለምለም ርግጽ
    ንዞም ህፃናትውን ጽንዓት ይሃቦም ወለዶምውን መንግስቲ ሰማይ የዎርሶም ክማካ ዝበለስ ኣበይ ይርክብ መምህረይ።ኣነስ ክገልፀልካ ኣክእሊ ወዲ ዓበይቲ ወዲ ክብራት ክብረት ይሃብካ

  • @GalaxyAa-ns3sy
    @GalaxyAa-ns3sy 5 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ብርትዕ ዝሓወይ

  • @adm4023
    @adm4023 Рік тому +7

    ኣበይ ኣለው ሕጂኸ ቃዓመይ ክሕግዛም🥺🥺

  • @Mikaelhalawuyey
    @Mikaelhalawuyey 4 місяці тому +2

    እፍፍፍ ታይሞ ክብል ወላዲተ ኣምላኽ ፅላል ትኹንኩም ተባዕ ሓዉ🙏😢😢💔💔

  • @HappyBocce-qp3zi
    @HappyBocce-qp3zi 3 місяці тому +2

    ከምዚ ዝበለ ሓዎስ ኣበይ ይርከብ 😢😢እፍፍፍፍፍ ዊኣነስ ወዲ ክነብዕከሎ እሉ ከቦደይ ዝበልዐኒ😢😢ኣጀካ ጎይታዋይ😢😢😢😢

  • @tirhasgrmay6669
    @tirhasgrmay6669 4 роки тому +2

    ኣሕ እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትብከ ንቑሩብ ግዜ እዩ ጸገምኩም ኦ ልዑል ኣቦይ ነዞም ህጻውንቲ ደቅኻ ራህራሃሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ምሉእ ከኣ ብእትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር እግዚአብሄር ኣምላኽ ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልካ እመብርሃን ትሓሉኻ

  • @SalamSalam-zx7pm
    @SalamSalam-zx7pm 5 місяців тому +3

    ዋይ ሓመድ ብልዕ ተብለኒ ወድነይ እመብራሃን ትሓግዚኻ

  • @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
    @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 4 роки тому +22

    ፀላኢኪ ይንባዕ አደዋይ ሓዘን ጋል እኖ ከቢድ እዩ ፅንዓት ይሃብኪ
    ሓወይ ማዓረይ ነቢዕኻ አንቢዕካኒ ፅናዕ ዛሓወይ ምእንተ ዘን አሕዋትኻ እምበይ አደስ አይትሙት ግንኸ ሞት መፋጥርትና አዮዋ እናነባዕኩ ፅንዓት ይሃብካ ወድነዋይ ሓመድ ኸ የብልዐኒ
    መምህረይ ፅኑዕ ርገፅ

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 4 роки тому

      💔💔🙏🙏😭😭😭😭🤲🤲🤲

  • @ጓልትግራይሓላል-ቈ6ጐ
    @ጓልትግራይሓላል-ቈ6ጐ 6 місяців тому +1

    እፍፍፍ ኣጀካ ዝሓወይ 😢😢👏

  • @shooshooali3120
    @shooshooali3120 3 роки тому +3

    ውይ አዶ ካአሊት ኩሉ ንሕዋትና አምላክ ምስኦም ይክን መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጢዒናን ይሀብካ ምስ መሳርሕትካ

  • @حياةالبي
    @حياةالبي 4 роки тому +6

    ኣይዞካ ሓወይ ማዓረይ ፀላኢካ ይንባዕ እፍፍ ዝሃበካ ካኣሎ መንግስተ ሰማይ ይዋርስን ብዘይ ኣዶ ፀላም እያ ዓለም

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 Рік тому +2

    Wushatene Memhir Mulu - you saving the future generation of Tigray. Doing great job. No Tigray without the children of Tigray. Egziabher yihabelna

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 9 днів тому

    መምህር ሙሉ ክብርን ለባምን ኽፍእ ኣይ ትርከብ 🙏

  • @አቤቱየሆነብንንአስብእግዚ

    መምህር ሙሉ ዕድመንጥዕናን የሀብካ

  • @DhdHdhdhd-lf4oj
    @DhdHdhdhd-lf4oj 5 місяців тому +1

    ኣጆካ ወድነይ ክሓልፍእዩ ኣዶ ዘይቡሉ ካ ከቢድ እዩዋ 😢😢😢😢😢

  • @Wedigebru1
    @Wedigebru1 Рік тому +1

    መምህር ሙሉ ጀግና ትግራዊይ

  • @almazhafte8187
    @almazhafte8187 4 роки тому +4

    Brother Mulu, you are a man of God.
    Thank you for your wondetful heart.
    May God bless you with all your wishes.
    From Eritrean

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ

    ከምዚ ዝበለ ሓውስ አበይ ይርከብ 😭 ግን አጆክን ማሚ አጆካ ዝሓወይ😭😭😭😭

    • @destafutsum3540
      @destafutsum3540 4 роки тому +1

      እፍፍፍ ዓለም ጨካን ርህራሄ ዘይብላ ካብ ኮነስ አብ ገነት የንብረን ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም

    • @biniyamwolday2677
      @biniyamwolday2677 3 роки тому

      Ane aleku xbuk hawi kkeneki eye❤💃💃💃💃💃💪💪💪💪💪

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 3 місяці тому +1

    😢😢😢😢😢ሓወይ አጀካኒ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ሓደራካ እዘን አሕዋተካ

  • @mdinaal7283
    @mdinaal7283 4 роки тому +2

    መምህር ሙሉ ክፉእ ኣይርከብካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብዙሓት ፅጉማት ወገናትና እናረዳእካን ንብዓቶም ናብ ሰሓቅን ደስታን እናቀየርካ ዘለካ ኣቦ ድካታት ኢካሞ ሰላምካ ይብዛሕ ዘመንካ ይባረክ ንዚኣተን እታዓቅመይ ከወፊ ቁፅሪ ኣካውንትካ ኣብዚ ኣቀምጠለይ

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 10 місяців тому +1

    ኣይይይ ሰቃይ ኣጀኻ ውድነይ😢😢
    ንወላዲትና መንግስተ ሰማይ የዋርሰን💔😢

  • @Emebetshadey
    @Emebetshadey 4 місяці тому +1

    እኔ ያንተን ፕሮግራሞች እከታተላለሁ እውነተኛ እና ለቸቸገሩት የቆምክ ሰው ነህ እንዲታገዙ ታደርጋለህ በርታ እወነተኛ ተጋሩ ነህ

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ

    ኣጀካ በሪሁ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ ኣዳወይ ዶሞ ኣጀክን ካሓልፍ እዩ ገበርቲ ፅቡቅ እግዚአብሔር መሊኡ ያሃብኩም መሉ ሓውና እግዚአብሔር ኣብ እትከዶ ሕማቅ ኣይረከብካ አሜን አሜን አሜን

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 роки тому +1

    መምህረይ ተባረኽ እቱ ሓው በጣዕሚ ጎበዝ ገዲፈወን ዘይምኻዱ የደንቅ አዮኻ ክወግሕ እዩ የዋህ ሕዝቢ አለካ አዴኻ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 роки тому +4

    ኡፍፍ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢😢😢😢😢ኣጆኻ ሓወይ ን ኣሕዋትካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢየልካ ንወላዲትኩም መንግስተ ሰማይ የዋርሰን።

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 роки тому +19

    ከምዚ ዝበሉ አሕዋትና ደቂ ትግራይ የቀንየልና አጀክን ማሚአጅካ ዝሓውይ 😭😭

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab Місяць тому

    ኣጆካ ሓወይ ኣምላኽ ሕዝኻ ኩሉ ሓሊፋ አዩ ነዘን ቆሎዕት ክይተጃጅዋን ጽባሕ ንግሆ ክክሕሳካ አየን ዕደመን ጥዕናንን ይሃብኩም

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 4 роки тому +6

    አይይይይ ከብደይ በሊዕኒ ትሓወን 😭😭😭😭አይዘካ አይዘኩም አምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ንክንሕግዝ ብቃዕምና

  • @natnaeltadros7543
    @natnaeltadros7543 3 роки тому +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እግዚአብሔር ይሓግዙኩም ኣሕዎተይ

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 9 днів тому

    ኣጀኻ ዝሓወይ ፅናዓት ያሃብካ. ኩሉ ካሓልፍ እዩ እተስሕቀሉ ግዜ ሎ ኣጀኹም ብርታዐ ያሃብኩም 😢😢😢😢

  • @abrahamhadgu4416
    @abrahamhadgu4416 4 роки тому +1

    ኣዶ ዘይብላ ገዛ ዳርጋ ከምዝፈረሰት
    ኣምላክ ባዓሉ የፅናንዕኩም ዝተፅገሙ ትሕግዙ ይግበርኩም ሉዑል እግዝያብሔር የብቃዓኩም።

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 4 роки тому +6

    እውይ ሓመድ ትብለዐኒ ከብደይ እምበር በሊዖምኒ ኣይ ዛዓለም እዚኣ ኣይዞካ ዝሓወይ😭😭😭😭😭

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ

    መንግስቲ ሰማይ የዋርሰን ንሙሉእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃቦም ኣምላክ አዛኩም ዛአሕዋተኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩማ ከአልዋ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ አቦ ድካታት

  • @asmahsaen1985
    @asmahsaen1985 4 роки тому +3

    ኣጆኻ ዝሓወይ ንስኻ ጥራይ ጠንክር ኩሉ ሓላፋይ እዩ ኣይተስተማስል ፈጣሪ ኣብ ጓንኩም ይኹን መ/ር ሙሉ ኽእ ኣብ ዝከድካዮ ፁኑዕ ርገፅ

  • @filadosvic5269
    @filadosvic5269 3 роки тому +1

    ማቴዎስ 5 (Matthew)
    4፤ ዚጕህዩ፡ ምጽንናዕ ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 4 роки тому +7

    ንመጀመርያ እግዚአብሄር አምላክ ንአዴና መንግስት ሰማይ የዋርሰልና ጽንዓት ይሃብኩም
    ኣይዞኩም ዘምአሕዋተይ አጅካ ዝሓወይ መዓረይ እመአምላክ ምሳካትኩም ይኩን እግዚአብሄር አምላክ አሎ ምሳኩም

  • @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ

    ኣይይይይ መምህረይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሕዋተይ እውን ፅንዓት ይሃብኩም ኣጆኻ ዛሓወይ ንብዓትካ ክሕሰስ እዩ ዶሞ ክብሪ ይሃብካ በዚ ሎማ ግዜ ከምዚ ዓይነት ፀገም ተፃዊሩ ዝኸይድ መንእሰይስ የለን ክባሃል ይካኣል ንስኻግን ዕድመን ጥዕናን ምስ ኣሕዋት ካ ይሃብካ ፈጣሪ👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @selugalaregawi5467
    @selugalaregawi5467 2 роки тому +1

    ኣጅኩም እስኪ ፅላኢኩም ይንባዕ ክም መምህር ምሉ ኣነስ ክጋልፅካ ቃላት እዩ ዝሓፅርኒ.
    ክማካ ይብዝሑ ዝሓወይ ኣጀካ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ኣሜን

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 роки тому +10

    መንግስተ ሰማይ ይዋረሳ ወላዲትኩም
    ኣጆኩም የሕዋተይ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይሓልውካ

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 4 роки тому +9

    መምህር ሙልዋይ ኩሉ በጽሕካዮ የቀንየና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ❤ፈጣሪ

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 2 місяці тому +1

      ደሚረኒ ወለላይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @lve4822
    @lve4822 4 роки тому +5

    እፍፍፍ ወዲ ክነብዕ ከሎስ ከብደይ ሓፍ ይብለኒ አጀካ ካአሎ ሓወኒ😭😭ማሚተይ እዉን አጀክን አካእሎ ያሃብክን ፈጣሪ መምህር ሙሉየ አቦ ፁጉማት ካብ ፈጣሪ ተካሓሶ ከማካ አበይ ክርከብ እዩ ሞ

  • @bri7094
    @bri7094 2 роки тому +1

    ኣይይይ ብዘየደ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ

  • @hfdyygg1846
    @hfdyygg1846 3 роки тому +1

    አይዘኻ ወድኖዋ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ኩሉ ክሓልፈ ይኡ በይዛኻ ድአነ

  • @ጉናዛሰሜንትግራይ
    @ጉናዛሰሜንትግራይ 4 роки тому +1

    መምህር ሙሉ ብረከት እግዛቢሄር የካፍልካ ቀፅለሉ እዉን ጉዱስ ትግራዋይ ዝሓወይ አጆካ ችግር ሓላፊ እዩ ካብ ጎነን ከይትፍለ ዝሓወይ ቁዱስ ገብሪኤል ምሳኹም ይኩን አሕዋተይ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 роки тому +1

    ኪዳነ ምህረት ትሓብሕብክን ሙቁራተይ

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 4 роки тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና
    አሕዋተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኩም አጆኩም
    ንሓፍትና አብ ዘይትሓልፍ መንግስቱ አምላክ የዉርስልና
    ክብር ሓዉና ሙሉ አቦ ድካታት ቅድስ ሚካኤል አብ እትኮዶ ይከተልካ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @fyorihayle9269
    @fyorihayle9269 3 роки тому +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍዩ
    መንግስቲ ሰማይ የዋርሳ

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 4 роки тому +1

    ጽንዓት ይሃብኩም ምልእ ስድራቤት ፡ንመዋቲት መንግስተ የመስግን የዋርሳ፡መምህር ናይ ግዜና ሃወርያ ማትወስ እካ።

  • @ትግራይትግራይ-ፈ8ከ
    @ትግራይትግራይ-ፈ8ከ 2 роки тому +1

    ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረት ይጠምተኩሙ ሓወይ😭😭

  • @ktube2655
    @ktube2655 4 роки тому +3

    መምህር ንዓኩም ንምግላፅ ኮ ቃላት ሲኢነልኩም ኣቦ ፁጉማት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን መምህረይ ፁኑዕ ርገፅ❤🙏

  • @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ

    እፍፍ ከብድኻ ይብልዕ ሓወይ ናተይ ፅንዓት ያሃብካ ሓደራኻ የሕዋትካ ከይትገድፈን
    መ/ር ሙሉ ሓወይ ክፍእ አይንካእኻ አቦ ኹሉ

  • @selamnekulu1731
    @selamnekulu1731 4 роки тому +13

    😭😭😢😢አጀኹም ክቡራት ስድራ

  • @fghggggg8721
    @fghggggg8721 4 роки тому +20

    እፍፍፍ ኣደስ ኣይትሙት ኣዶ ብርሃን ገዛ

  • @ይነብርዕድለይኣማሪረ

    ኡፍፍፍፍፍፍ ቁስለይ ተተንኪፈ ሕጅስ ገዛና መሲሉኒ ኣይዞካ ዝሓወይ ክሓልፍ እዩ ዓርሰን ክክእላልካ እየን ኣዶ ትምኖ እህ

  • @tadelumeresu9689
    @tadelumeresu9689 4 роки тому +2

    ወዲ ከምዚ ኢሉ ክነብዕ ኣጆካ መዓረየ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ለከ ሓው እውን ከዲ ኣቦን ኣዶን ኮይኑ ይነብር እዩ ኣይ ቃላት ንክናገር ዓቅሚ ሲኢነሉ ኣየ ኣብርእሲ ድክትምነት ድኽነት እዋይ እፉፍፍፍፍ

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ

    አጆኻ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብኹም ንወላዲት መንግስተ ሰማያት የዋርሰን።

  • @iopo5498
    @iopo5498 2 роки тому +1

    እፍፍፍ አነስ አይካልኩን😭😭🥺🥺 አይይይ ግዜ ንስንውን መንገስት ሰማያት የዋርሰን ንቤተሰብውን ፈጣሪ ፅንዓት ያብኩም ንዘንዕሻለትውን ፈጣሪ የዕብኺን አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኩን አጆኹም አሕዋተይ ንስኻውን በርትዕ ኹሉ ክሓልፍ እዩ😭💔❤️
    መምህር መሉየ አምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሀብካ ❤️🙏

  • @weldegabrielweldegabriel3047
    @weldegabrielweldegabriel3047 4 роки тому +2

    ብጠዓሚ ከብድካ ዘበላ ።
    ኣጅካ ዘሓወይ ኩሉ ናይ ፈጥሪ ኢዩ ።ኣምልክ ሕዝለን ኣሎ ነተን ቀሉዑ ።
    ነዝመተ መንግስቲ ሰማይ የውርሳ ።

  • @almazgberamryam3557
    @almazgberamryam3557 4 роки тому +2

    ኣጆኻ ዝሓወይ ክሓልፍ አዩ ዘይሓልፍ ችግር የለን 😢ኣምላኽ ምሳኻቱኩሙ ይኹኑ 🙏

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 4 роки тому

    መምህር ሙሉ ናዓካ ዝገልፅ ቃለት የብለይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ኩፉእ አይትርከብ

  • @golzomtegaru1596
    @golzomtegaru1596 4 роки тому +8

    ፀላኢክን ይንባዕ

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 роки тому +35

    ኣባይካ ዝሓወይ ኣለና ኣብ ጎንካ 😭😭😭

  • @berheberhe3397
    @berheberhe3397 3 роки тому +2

    ወሻጠና፣መደብ፣የቐንየልና፣ብምፍላጥኻ።

  • @nemroudgidey3202
    @nemroudgidey3202 4 роки тому +1

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ አሕብጣዓምዘሕዚን አየ ዛዓለም፡እዚአ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍሎማዓንት ብጣዓሚቀሲመይ ተሰይረ

  • @እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ

    ዓሕሕሕ እዋይ ዓለም ጨናዊት ኣጆኻ ዝሓወይ ሞራል ግበር

  • @ንፋስወሲዱዎደመናፍቅርና

    ኣባይካ ሓወይ ናተይ ፈጣሪ ኣክእሎ ይሃብካ ንመዋቲት እውን መንግስቲ ስማይ የዋርሳ 😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @askalkahsay2874
    @askalkahsay2874 4 роки тому +1

    ንኩሉኩም አብዚ ፅቡቕ ስራሕ ዝተሳመረኩምን ንዞም ቆልዑ ዝሓገዝኩምን እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተካኣልኩም

  • @kibraequbay4519
    @kibraequbay4519 4 роки тому

    አፍፍፍፍ ኣኻአሎ ይሃብካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም መምህረይ ለ ብምንታይ አሞ ክገልጸካ ልኩኽ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ብሬጓልሃገረትግራይ

    እፍፍፍፍፍፍ ዋይይይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ንኣዴና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሰን ፅንዓት ይሃብኩም

  • @zemedateka1919
    @zemedateka1919 4 роки тому

    አሕሕሕ ኦዶ ብርሃን ገዛ እግዛብሄር አምላክ
    ይሓግዝካ ሓወይ ካብደይ በልዓኒ ምስክናይ

  • @jddjdhh5938
    @jddjdhh5938 3 роки тому

    ኣጀካ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ምሳካትኩም ይኩን

  • @naxnetkidane288
    @naxnetkidane288 4 роки тому +1

    Egziabihier msakum ykun kulu kabu iu kabu slezkones enho hji kaa rediikum alo 🙏🙏🙏

  • @ጋልትግራይ-ቀ2ሰ
    @ጋልትግራይ-ቀ2ሰ 4 роки тому +3

    ፅንዕት ይሃብኩም አሓወተይ

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ

    ዋይ እፍፍፍፍፍ ኣታ ክንደይ እያ ዛዓለም ፀይራ እንያ ኣሕዋተይ ኣዞኩም እዝጋብሄር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ ፀላኢካ ይንብዕ ዝሓወይ ማዓረይ መምህር ሙሉ ግን ኣምላክ ፅላሉ የንብረልካ

  • @albadralbadr4690
    @albadralbadr4690 4 роки тому

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእቤተሰብ አጆኻዝሓወይ መምህር ሙሉ አምላኽ ይሓግዝካ

  • @yabatiwanafaki4031
    @yabatiwanafaki4031 4 роки тому

    ኡፍፍፍ ወንድሜ እግ/ር ያፅናህ ኣስለቀስከኝ

  • @firehiwettuaumay5670
    @firehiwettuaumay5670 4 роки тому +4

    ሓወይ አጆኻ 😭😭😭😭ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ

  • @ኣዶዳዊት
    @ኣዶዳዊት 3 роки тому

    ፅንዓት ይሃብኩም አይዘካ ዛሓወይ ክወግሕ እዩ

  • @ዮዳሄዮዳሄአምላክይፈልጥ

    መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢😢😢

  • @የማክቤልእናትነኝ
    @የማክቤልእናትነኝ 4 роки тому

    እውይይይይ ሓውይ ወድነይ አጆካ እስቲ እዘን አሕዋትካ ድሕሪ ጊዜ ከ ሐጉሳካ እየን መካእሎ ይሃብካ ዝሓወይ ምዓረይ

  • @jemilaabdutube1286
    @jemilaabdutube1286 4 роки тому

    ኡፍ ኣሕዋተይ ኣጆኩም ፅንዓት ይሃብኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና
    መምህር የቀንየልና ብዙይ ኣጋጣሚ ግጀት ዓደይ ስለ ዘርኣካንይ

  • @shashayhaftuwediderialbadr3928
    @shashayhaftuwediderialbadr3928 3 роки тому

    ኣጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ዝሓወይ

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 4 роки тому +1

    እግዚአብሔር ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራተይ ኣይዞኩም ፍቃድ ኣምላክ ካብ ከነስ ኣይዞካ ሓወይ ናተይ ኣይዞካ ክዓብያልካ እየን

  • @martamarta9099
    @martamarta9099 3 роки тому

    ሀዘኒክልዮ 🤔💔 ጌታ ይባርካችሁ

  • @wintawintu9333
    @wintawintu9333 4 роки тому +5

    Abayka ynbae 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 eway temaharit ende koyne ember ab gonka mkonku .akmey moral tray emo moraley tekebelu ajoka khalfyu shgr ,tesfa tray aytkurets 🇪🇷

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 роки тому +1

    እዋይ ደቀይ ማዓረይ አጆክን ዘንደቀይ ሐወይ ናተይ ፈጣሪ ፅንዓት ይሀብካ

  • @sabiyahavg4985
    @sabiyahavg4985 4 роки тому

    እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ኣይዞካ ሓወይ ኣይትንባዕ ማማየለ ኣይዞክን መምህርሙሉ ለ ዕድመንጥዕናንን ይሃብካ

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 4 роки тому

    ኣይዞኸ ዚ ወደይ ኩሉ ካሓልፊ እዩ እግዛኣብሔር ይሓግዝካ

  • @g.h.zs.
    @g.h.zs. 3 роки тому

    Ajokaa hawey. Enderehalen. Enderehalen selam betha yamxalen

  • @hareyah9864
    @hareyah9864 4 роки тому

    አዋይይይይ ኣምለከይ አታዮ ከምዙይ እዉን ኢኒኦ ኣጆካ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ ንመምህር ሙሉ ሓዉና ደሞ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር እዩሞ ሓይሉን ትብዓትን ይሃብካ

  • @morgere8375
    @morgere8375 4 роки тому

    Egziabher msakum ykun ajokum krediakum iu Goyta Alem chekan geberti senay senay rkebu

  • @fre6268
    @fre6268 3 роки тому +2

    ውይይይይይይ ፈጣሪ ሆይ እህህህህ አመመኝ

  • @teklugebremedhin7310
    @teklugebremedhin7310 4 роки тому +1

    ንቤሰብ ፅንዓት ይሃብኩም። መምህር ሙሉ እትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ምግላፅ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ነዚ ፀገም ንምቅላል ድማ ኩሉ ወገን ብዝክእሎ ከም ዝረባረብ እምነተይ ልዑል እዩ።

  • @lave9644
    @lave9644 4 роки тому

    እፍፍፍፍፍፍ ኣይ ኣደዋይ ኣይትንብዓ ነቶም ቆልዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ነዲአን ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ሙልየ የኔ ለባም