ሰበር ሓድሽ ምዕባለ ህወሓት፣መግለፂ ወፂኡ/ናይ ውፈር ፃውዒት ካብ ትግራይ/ብዝርዝር ስምዕዎ/ tigray news

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 56

  • @FiyoriAjeb
    @FiyoriAjeb 9 днів тому +2

    ❤ሕዋሓት ንቅዲማት💛።

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 9 днів тому +1

    አቱም ሰባት እዞም ዕሸላት መናእሰይ ንምንታይ ድዮም ክቡር መስዋእትነት ከፊሎም ንፃድቃንን ንጌታቸውን አሚኑ ዝዛረብ መንእሰይ ተዝሓስብ ያሓይሽ ተዘይኮይኑ ደም ስዋአት ምስታይ እዩ ሕድሪ ስዋአትና ነክብር

  • @MemhrKelemewerk
    @MemhrKelemewerk 9 днів тому +1

    አብ ጎንኩም አለና አያታትና ዘድሊ ቃልሲ ሕተቱና

  • @BahlbiAreke
    @BahlbiAreke 9 днів тому +1

    ፅብቅ ብቅልጡፍ ህዝቢ ኣድሑና እቶ ሌያቡ ግን ይተኣሰሩ

  • @aregawihailemariam3273
    @aregawihailemariam3273 9 днів тому +2

    ብሄራዊ ክሕደት ንዝፈፀሙን ሰራዊትና ኣብ ሓደጋ ከአቱ ዝፅዕርን ሓይሊ ንምቅላስ ዘኽእለ መግለፂ እዩ።

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 9 днів тому +2

    ንሓምሣ ዓመት እንፈልጦ ፕሮጋንዳ እዩ ፣ኣፍቱ ጉባኤ ካፍቱ ዝተስረቕ ዘሎ ሃፍትን ንብረትን ሓንቲ ኣይተገምገመን ፣ ኩለን ኣጀንዳታት ንቲጊዚያዊ መንግስት ስም ምጥፋእን ፀለመን ጥራሕ ዝጠንጥን እዩ፣ አብ ፅልእን ድልየት ስልጣን ጥራሕ ዘጠንጠነ እዩ፣

    • @NigistTesfahungne-n4c
      @NigistTesfahungne-n4c 8 днів тому

      ሕርርዳአ በሉ እምበር እተምጽእዎ የብልኩምን።

  • @FiyoriAjeb
    @FiyoriAjeb 9 днів тому +1

    ኣብ ጎኑኹም ኣለና ህዝባዊ ወያነና ሓፂርን መራርን እዩ ዓወትና ናይ ግደን እዩ ይቀር ናይ ውሽጣ ኣጭዋ ስ ናይ ደገ ኣናፁ ኦኳስ ኣውፂኢናዮም

  • @NeviDestaalem-sw9bs
    @NeviDestaalem-sw9bs 9 днів тому +1

    ሕውሓት ንቅድሚት

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 9 днів тому +1

    "ትእምት" መኣዝ እያ ናይ ህዝቢ ኬይና ትፈልጥ።
    ፀርፊ ምንም መፍትሑ ስለዘይኮን ኣብ ህዊዉነት ምርግጋፅን ህጋዊነት ህወሓት ልምምላስ ምፅዓር ትኩረት ክወሃቦ አለዎ።
    ምዝታይስ ቦታ የብሉን ድዩ ምስ ጨፍጫፍትና እናጠዛተካ ምስ ብፃይካ ዝነበረ ዋላ ከዳእ ይኩን ዘተ ንምንታይ "ዕፁብ"ይግበር ይጠክም ዶ please ካብ ህልክ ፖለቲካ ንውፃእ ብድምር ምጥልላፍን ምጥፍፋእን ንህዝቢ አይጠቅምን ጥራይ ተይኮነስ ንስውርን ግልፅን ፀላእትና ድማ ካሉእ ዓቅሚ ምሓብ ምኻኑ ንረዳእ።
    ብረብሓ መፃኢ ወለዶ ትግራይ ንርኣዮ ህልክን ግትርነትን ንራስ ዓሉላን ራስ ሓጎስን አይጠቀመን ዳግማይ ጥፍኣት ከይስራሕ ዓብይ ስግኣት ይረአየኒ አነ ካም ንፁህ ፈታዊ ሠላም ትግራዋይ።
    ናይ 1993 ህልክን ግትርነትን ዝፈጠሮ ምክፍፋል ዘይሩ ዘይሩ አብዚ አብፁሑና ብተግባር ሪኢናዮ አለና ብዓብይ እስኬል ልምድጋም እዩ ዝግበር ዘሎ እሽቅድድም።
    ውፂኢቱ ድማ ውድመትን ብርሰትን እምበር ካሊእ ወፅኢት ካም ዘየምፅእ ፍሉጥ እዩ።
    "ህወሓት"ማንም ክፍርሳ ዝክእል ምድራዊ ኃይሊ የለን አይህልን period ግን ኩሉ መጠቀሚ ክገብራ ይሙክር ይረአ ኣሎ።
    ኣብ 2ቲዑ ዘለዉ ኣባላት እቲ ውድብ ዘይባህሪዑ ክሕዝ ዝገብሩ ውልቀ ስሱዓት ካም ዘለውን ክልቀሙን እቲ ውድብ ፅሬት ዘለዎም ህዝባዊ ዕላማ ዝተሓንገጡን ልትግብሩን ኣባላት ክህሊይዎ ይግባእን ናብ ናይ ቅድም ህዝባዊነቱ ክምለስ ይግበኦ።
    ሠላም ሠላም ሠላም ንህዝብናን ክልልናን ።

  • @haftamuasmerom4586
    @haftamuasmerom4586 9 днів тому +2

    ህዝቢ ትግራይ ብሕወሓት ዝረኸቦ ረብሓ የለን.......0

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 9 днів тому +1

    እቲ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ እኮ ናይ ሕወሓት ጥራሕ ኣይኮነን፣ ህዝብ ትግራይ ዘለኣለም ናይ ህወሓት ጫማ ክኸውን ኣይግባኣን ፣ ህወሓት ርእሱ ክኢሉ ክቃለስ እዩ ዝግባእ ፣ ህዝብ ትግራዩ ካብ ናይ ሓደ ፖለቲካ ውድብ ነፃ ክኸውን ይግባእ።

  • @Seb15
    @Seb15 8 днів тому

    ዘመንካ ምሉእ ዶ ወደ ሓደ ዓይነት መግለጺ ትሰምዕ ኢካ ትግራይ ለውጢ የድልያ እዩ።

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it 9 днів тому +1

    ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝተዳዕነነ ናይ ምሕደራ ስእነት ዝፈትሓሉ እምበር ንጉሆን ምሽት ብመግለፂ ዘፅምሞን ብሽም ውላድ ትግራይ ዝኾነት ህወሓትን rdfን እንዳሸቀጠ ብተግባር ንኽብሩን ንሓሻኽሩን ቅድሚት ሰሪዑ ዝነብር ምዃኑ ፃሓይ ንዝወቕዖ ሓቂ ድዠ ትዕዝብቲ እዩ ትርፉ።

  • @Anonymous-iy2ew
    @Anonymous-iy2ew 8 днів тому

    ብመግለጺታት ሰብ ሃውቲተምዎ!

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 9 днів тому +2

    I am allergic to this SERAQI GROUP!

  • @siyoumkahsay
    @siyoumkahsay 9 днів тому +5

    ኣድሕኑና ድኩም ትብሉ ዘለኩም ንስኩም ንመን ምስ ኣድሐንኩም

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 9 днів тому +2

    ብሓያል ናህሬ ዝተጀመረ ኣከባ ካድረታት ብሉሙስ መግለጺ ዝተዛዘመ መወዳእትኡ ዘይፍለጥ ጉዕዞን ህላወን

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 9 днів тому

    ዘላኣለም ደመ ህዝቢን መንእስይን እናስተየ ክነብር ጉጅለ ስብሓታውያን ኣስተውዕል መንእስይ ይኣክል @ ከሙኡ እንተኮይኑ ውን ውፃእ ካፋቲ ዓዲ ዋላ ናብ ስደት ይኩን ናብ ዝክነ ይኩን

  • @saessefa
    @saessefa 9 днів тому

    Perfect ❤❤❤❤

  • @YaredGebremaryam-x6n
    @YaredGebremaryam-x6n 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 9 днів тому +1

    Halewlow aytbelu nhzbi tigray zestneten zetfie zelon nay debrestntet teketelti gena ksab tknstelu testebyu deki fezazat

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 9 днів тому +1

    Very dark day for Tigray!

  • @haftamuasmerom4586
    @haftamuasmerom4586 9 днів тому

    ናይ ኩናት ውድብ ምኻንኩም ታሪኽ ምስክር እዩ። 4ተ ወለዶ ኣብ ኩናት ማጊድኩሙና.....በቃ ይኣኽለኩም ንሕና መናእሰይ ኣይንሸምዐኩምን።

  • @Berespectful-q7e
    @Berespectful-q7e 9 днів тому +1

    Eza rgmti wdub kab sura kitmho alewa hzbi tigray hseb 🎉

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 9 днів тому +2

    መፀነቲ መንእስይ እዝ ጉጂለ አብይ ተዝቁፉደልና ትግራዋይ ሕራስ ከግን ነይሩ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 9 днів тому +1

    ድሕሪ ሕዚ ብናይ እንስብሓት ነጋ መልእኽቲ ህዝብ ትግራይ ናብ ጦርነት ኣይኣቱን ፣ ደቅኹም ኣብ ወፃኢ ኣቅሚጥኩም መንእሠይ ትግራይ ናብ ሓዊ እናዛገድኩም ንስኻትኩም ሃፍት ህዝብ ትግራይን ትእምትን እናሓንሸሽኩም ዘላኣለም ክትነብሩ ፣ ንኣኻትኩም ዝሓትት ወለዶ ከይፍጠር ዘለኣለም ጦርነት እናፈብረኽኩም ወለዶ ምጥፋእ የኣክል።

  • @BINYAMGEBREMEDHIN-t8j
    @BINYAMGEBREMEDHIN-t8j 8 днів тому

    ሓሰዉቲ ብደም ዕሸላት ትፃወቱ ንካሊእ ወልዎ

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 8 днів тому

    እዞም ደቂአብይ ኩሎም ሐሪሮም ተቓጺሎም አብዚአ ተቓውሞኦም ዘቐመጡ ንሳቶም ጥራሕ እዮም እሞ ሕርር በሉሰከ እበር እታውድብስ ስራሐ ትሰርሕ ኣላ።

  • @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ
    @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ 9 днів тому +5

    ኣይ ህውሓት 50 ዓመት ምሉእ ምሒሳይ ምጭብርባር ናተይ እላ ሕዛቶ ኣላ ውድብና ናድሕን ዝብል ናይ ዓያሹ ጭርሖ ብምሕንጋጥ ቃል ስውኣት ብምሕንሻሽ ኣብ ሓውልት ስውኣት ሹሽ ትብል ኣምሽያ እነሆ ለማዕት ከዓ መግለፂ ወዝዓ ኣላ ካብት ብዙሕ ሃተፍተፍ ዝኮነ መግለፂ እታ ሓንት እቲ ኣብ ግዝያው ምምሕደር ዘሎ ጉጅለ ምንም ዓይነት ናይ ህዝብ ድጋፍ ዘይብሉ እቲብል ንሸራፋት ከይተረፈ ዛሰሐቀት እያ ነይራ። ህዝብ ራያ ህዝብ እንደርታ ህዝብ ወጀራት ህዝብ ዓጋመን ህዝበ ተንቤን ወግድ ንዓሌት ስብሓት ነጋ እሎሚ ደጋፎም ንግዝያው ምምሕደር እዮም መንእሰይ ከዓ ኣብ መላእ ትግራይ ዘሎ ንህውሓት ዓኽ እንቱፊ እልዋ እዩ ቻው ጉጅለ ኣደመ።

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 9 днів тому

    ዘርገፍገፍ ዝኾነ ውሳነ
    ግርምባ ንፁህ ብፁእ ኾይንኻ ምቅራብ
    ብዝኾነ ይኹን ቀንዲ ተጠየቅቲ አብ ግዚያ መንግስቲ የሃሉ አብ ህወሓት የሃሉ ነዚ ፅንተት ትግራይ ተጠየቅቲ እዮም ወዲ ወሰን ይኹን ወዳ ማአኸል
    ተኣማኒ ይኹን ዘይእመን ዝበሃል ዘረባ ማይ ዘይቋፅር እዩ
    ኩሉ ብሕጊ ተጠየቅቲ እዮም
    ህወሓት አበይ እኻ ነይርኻ እንተተባሂሉ አበይ ነይረ እዩ ክብል
    እታ ወርቂ መአዲን ዘረፋ ንምንታይ ዘይተጠቀሰት
    ብሰላማዊዶ
    ናይ ሓይሊ ቃልሲ??

  • @mesfindesta1033
    @mesfindesta1033 9 днів тому

    መን 'ዩ ክሕደት ዝፍጸም ዘሎ

  • @yolhannesmmmnmbbgebremeske9098
    @yolhannesmmmnmbbgebremeske9098 9 днів тому +2

    ዕንኽልሊል

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 9 днів тому

    Abyi no

  • @Berespectful-q7e
    @Berespectful-q7e 9 днів тому

    🎉 I 🎉 🎉

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 9 днів тому

    What amused me is the person who read this Gujille press release! He read as if he is part of them.

  • @HaftomKahsae
    @HaftomKahsae 9 днів тому

    ናይ ቱህዝቢ ሰቃነዩ ናዕኩሙ ዓወት አዩ

  • @ካሕሱደመወዝ
    @ካሕሱደመወዝ 9 днів тому

    😅😅😅 14:47 14:49

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 9 днів тому

    4

  • @BerhanemeskelTesema-m2h
    @BerhanemeskelTesema-m2h 9 днів тому

    Akedimena enatieqalesenalu zenihena ena nai lomi wussanie
    aziu zieheguse beserate hezebena eyou.
    Hezi ewen emebi ne bandataten esubten.Tegrai teiwote

  • @BKMGA
    @BKMGA 9 днів тому

    meangless agenda

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 9 днів тому +2

    ጉጅለ ኣደመ ዓሌት ስብሓቲዝም ጸረ ህዝቢ ትግራይ ስለዝኾነት ስጉምቲ ክውሰደላ ይግባእ። ምኽኒያቱ በዚ ሕጂ ጀሚራቶ ዘላ ዳግማይ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ከኸትል ዝኽእል ናይ ኲናትን ወረ ኲናት ጻዊዒታት ትጽውዕ ስለዘላ።

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 9 днів тому

    😮ኸዠ😊ኽ😊😮፣ዥ😮ዥዥ😮😮ዥ😮😮😮፣😮😮

  • @alganeshasmelash2910
    @alganeshasmelash2910 9 днів тому

    ጠላማት ንስካትኩም ዘላአለምኩም መግለፂ ምዉፃእ ስራሕኩም እዩ ሕዝከ መን ቀርይኩም ዘይሞተ ቅድሜ ሕዚ ደርሆ ከተረፈ ቀለም ለኪኩም ክትጭፍሩ መናአሰይ ትግራይ አዉዲክሙዎ በቃ ደቂ 70 80ን ዓመት ዉረዱ ስልጣን ንመናእሰይ ሀብዎም ካሕዳማት ንስካትኩም ኢኩም

  • @Raey-g6o
    @Raey-g6o 9 днів тому +2

    Kifitaf hasawe

    • @Raey-g6o
      @Raey-g6o 9 днів тому +3

      Wesanaka manim aysemion wedib wedib aytemel hashwe

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer9441 9 днів тому

    Janda ADM Deki ADWA Ab Akeba Ketetakes Tewel Ala.

  • @AlmazKuwait84
    @AlmazKuwait84 9 днів тому

    Tebetenu ayndeliyekimun