👩⚕️ መጠንቀቕታ 30 መዓልቲ ብዘይ ሽኮር
Вставка
- Опубліковано 21 січ 2025
- ሰላም ኩሉኹም ኣብዛ ቻነል ዘለኹም። ጥዕናኩም ንምሕላው፣ ካብ ዘለኩም ሕማም ንምድሓንን ክድሕኑ ዘይክእሉ ሕማማት ከዓ ከ
መይ ጌርና ንከይሃሰዩና ብምግባር ንነብርን ምስ ዕሙቅ ፍልጠት ዘለዎም ሓካይም ብሙዃን ክንምህረኩም ኢና።
video
fom
Pexels
Pixabay
#eritrea #eritrean #eritreanmusic #eritreancomedy
#eritreanfilm#tigrinyahealth#ጥዕና#ሕማም
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትህምርቲ እዩ ኣነ ቡን ተዘይ ሰትየ ብጣዕሚ የ ዝሓምም ይደክም ብጣዕሚ ከኣ ይጭነክ ስለዚ ምግዳፋ ትራሕ ያ ተባረኪ ዝሓፍተይ
መደብኪ ኣመና ኣስፊሕክዮ ኣሉታዉን
ኣወንታዉን ጥቅምን ሳዕቤን ጠንቂ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ምኳኑ ክንርዳእ ክኢልና ቡን ዳርጋ መነቃቅሒ ማርሽ ሓንጎል መሲልና ዳርጋ ክልተ ሰለስተ ንማዓልቲ ናጨለጥናዮ ፀንሒና ሕጂ ግን ንሓድጋ ኢና
ግዚያዊ ርእሲ ቃንዛ ፅዕንዕን ሰንፈላል ኣለዎ 😱👍
Thank you very useful topic
ድምጺ ጎሮረኪ ኣዝዩ ጽቡቅ እዩ። ካፈ ድዩ ዛባሃል ካፊን ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብዘይ ቡንስ አይነበር ሓፍተይ❤
ዶክተረይ ሓቂ እስከ ንዛረብ ንስክን ከ ገድፍክኖኦ ድክን ኢበር ቀደምስ ኣብ መዓልት 3 ግዜ ትሰትያ ነርክን ምሽ
ለሚን ምስ ቡን ከ ሕማቅ ዶ
ናይ መን እና ክንሰምዕ ዕድሜ የንዉሕ እዩ ዶ ኣይበልኩምናን 🤔🤔
አንታይ ዕድመ ምንዋሕ ጥራይ? ንልቢ እውን ብጣዕሚ ጽቡቕ‘ዩ ክብሉና ቐንዮም እምበር። ንመኖም ክንሰምዕ?
Halowlow u, t'ena alewo
ኣነስ ክድቅስ እንተኾይነ ቡን ወይ ሻሂ ይሰቲ ነዚ ኸ እንታይ መልሲ ኣለኪ
ኣነስ ቡን እንተዘይሰትዬ ድቃስ ኣይወስደንን‘ዩ።
@@blackstone07 ስለ ዝተወለፍካ ወልፊ ቡን እንተልዩካ እንተዘይ ሰቲኻ ጉቡእ ድቃስ ኣይትድቅስን ንሓደ ወርሒ ምስ ገደፍካዮ ክትድቅስ ኢኻ
@Tomas-komita የቐንየለይ ቶማስ ሓወይ ሎሚ ምሸት ብዘይ ቡን ንምድቃስ ክፍትን'ዬ👌🙏👍