New Eritrean Series Movie 2023 Lewhat part 19/ ለውሃት 19ክፋል/ by Sidona Redei
Вставка
- Опубліковано 1 гру 2024
- New Eritrean Series Movie 2023 Lewhat part 19/ ለውሃት 19ክፋል/ by Sidona RedeiJoin this channel to get access to perks:
/ @starentertainmentethi...
Star Entertainment" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy it UCnZEdXlUOUwG6n4jYhseR1Q
Welcome to Star Entertainment .
We are here to deliver amazing and quality Eritrean and Ethiopian entertaining videos to you.We produce quality movies, comedies and musics .SUBSCRIBE NOW For the latest videos. Enjoy it !
Copyright © Star Entertainment 2023
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ንኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: / starentertainmentethioeri
Instagram: / starentertainethioeri
Twitter: / starentertainm
Website: www.starenterta...
#yonasmaynas#zomaychannel#AwitaATvlogs#EriTV#dadnatv#Etitreanews#Eritreannewssport#
#Eritreantiktok#eritv#Eritreanmusic🎶#Eritrea comedy#Eritrea video reactions#Eritrean video#Eritrean prank#star entertainment#neshneshtv# #fnanapp#dasnatv#elatv#mestyatbetna#asenatv#
#Silvanamehari#Wintamekonen#eri motivational ኤሪ ሞቲቮሽናል#fnanapp#nesh neshnesh tv#mahderna production#dasnatv#Eritrean sports channel# #harentesfay#babahadush#mamidadi#helenmeles#edenkesete# #kaleabtewelmedhin#እንዳዝማም#ቄሳር# Eritreancomedy#zomaychanel. #Eritreanmovies#adublina#eritreanmusic#helenmeles#daniwedimemhr# #mahderproduction#erisat#elsakidane#milenhailu# #Eritreanmoviesmachelo104#tefetawitalkshow #eritrean #eritrea #tigray #ethiopia #habesha
#eritreanfilm #bfqrihatie #erionetouchentertainment #eritreanfilm #tigrinamusic #neweritreanfilm #eritreanfilm2023 #ethiopianmovie #ethiopianfilms #newethiopianfilm
#eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestmusic #tigrinamusic #lewhat series film
#eritrea #eritrean #neweritreanfilm #neweritreanmovie #new #eritreanbahlawiderfi #besteritreanguayla #tigrinamusic #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #hdmonanebarit #bahgnatv #natimedia #atamedia #alenawaltahager #eritv #neweritreanmusic2023 #neweritrean #neweritreandrama #neweritreanvideo #neweritreancomedy #eritreanbestmusic #eritreanbestdrama2023#eritreanbestdrama20203#ethiopianbestmusicsandentertainment #habeshaculture #habeshatiktok #habeshabeuty #habeshamusic #eritreanbestfilms #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritreannewsong
#eritreancomedy #ethiopianfilm #neweritreanmovie #neweritreanmusic2023 #neweritreanvideo #neweritreandrama #neweritreancomedy #besteritrean #besteritreanguayla #eritreancomedy #neweritreanfilm #habeshafilm #neweritreanfilm #hdmonanebarit #yonasmaynas #neshnesh #eritrea #eritv #eritreanews #bahgnatv #neweritreanmovie #neweritreancomedy #eritreanfilm2023 #starentertainment #artstvworld #ethiopianews #dawiteyob #erisat #buruktv #saeyet #minewshewa #mahdernaentertainment #aledamedia
lewhat
ሪኢቶ ኣብ መደባትና ፡ ወይ ውን ጠለባት ምስ ዝህሉ ኣብ ቦታ comment ግደፉልና ፡
new eritrean music \ eritrean movie \ eritrean comedy \ eritrean tiktok \ eritrean news \ eritrean \ eritrea \ ethiopian music \ ethiopian movie \ ethiopian comedy \ donky tube \ seyfu fantau \ feta deyli \ alena walta hager \ aan media network \ solo media \ mebred media \ aleda media \ tiktok \ habesha \ ebs ethiopia \ movie \ ethiopia \ habesha \ zara fltet \ dahay tv \ emma tube \ sport \ manchester united \ arsenal \ chelsea \ liverpool \ ronaldo \ messi \ neymar \ barsa \ madrid \ atletico \ eritv \ eritrean artist \ haw to \ haw to use \ asmera \ tigray \ tigray news \ seber zena \ zehabesha \ mahder production \ dani wedi memhr \ aregay hagos \ monica \ jedida \ habesha tik tok \ football \ dawit eyob \ neshnesh \ maynas \ abel birhanu \ yewenwa lije \ jayo \ yacob dawit \ helen meles \ abrham afewerqi \ yemane bariya \ tedalo \ amanuel alazar \ news \ youtube \ tmh \ tigray tv \ eri sat \ jstudio \ fnan app infotech \ eritrean media network \ dnqi lijoch \ tigray music \ tigrigina music \ henok wari \ new eritrean video \ #Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea
#eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #ertreannews #ethiopianmusic #ethipoianmovie #tigray #eritreanmushup #eritrea #ethiopia #amara #tigray #neshnesh #awel seid #alenawaltahager #doctor #adissabeba #asmera #sport #manutd #arsenal #liverpool #chelsea #manchestercity #realmadrid #barsa #football #fetadeily #comedianeshetu #Asmera #mebredmedia #asmilan #sportnews #transfermarket #music #movie #sitcom
ሪኢቶ ኣብ መደባትና ፡ወይ ውን ጠለባት ምስ ዝህሉ ኣብ ቦታ comment ግደፉልና ፡ ከከም ኣድላይነቱ ከነማሎኦ ክንፍትን ኢና ።
Subscribe ምግባርኩም ነመስግን።
Thank u .
እፍ ኣነ ግን ብዛፍልሚ እዚኣ ክፅለል እየ እንኳዕ ደሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ገረቤትና ሓፍትኩም እየ ካብ ትግራይ ፈታዊትኩምን ኣድናቂትኩምን እየ ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላኣከልና ኣሜን ፫🙏😍😊😘
ኣሜን መዓረይ፡ ጽብቅቲ!
Zelela melhasa❤❤❤
amen amen amen fkri nay amlak yu emo nihnaen nfeteiki haftey natey
Abshirkeeee haftenaaa
@@YohanaBeyene kkkkkkkkkkkkk
Ata entay,koinkaaa
ሲዶን $ለዋሃት$ ጆን $ዝፈቱ እስክ ሓበሻ ዓይነይ 👍❤❤😋
Ruti resiekeya
ቀዳመይቲ ይሪኣ ኣለኩ ባዕለይ ዝፈትዋ ፊልሚ ብሃንቀውታ ክጽበያ ጸኒሐ ኣጆኹም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ንለውሃት ትፈትዉ Like ❤😍😇
ካብ ክትቀርቦ ዝርሕቐካ ክትርሕቆ ዝቐርበካ ዓይነት ስብ ፈጣሪ የድሕነና ዒንኪሊል ናበሉ ህይወትካ ይዘርጉኻ😢ለውሃት ፣ጆን❤❤❤❤
Btaemi amen 🙏
😢ብጣዕሚ ከቢድ ነገር ንዘየፍቅረና ምፍቃር ዩ
Etom zefkerkum tetenkeku😂 bzkone
fkri selam ms kulna ykun🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
ክትቅርብዮዝርሓቅኪ ክትርሕቂዮ ዝቅረብኪ ስብ አንተኮይኑ ጠቅሊልካ ምርሓቅ አዩ ሽዑ ማዕረ ክንድይ ክቡር ስብ ሞኻንካ ክርድኦ አዩ 🥺
😢😢😢😢😢😢ኣሜን
ሲዶና ናይ ባሓቂ ድናኣድ ስራሕ ቀጽሉዎ ❤❤❤❤
ዋይ ኣቱም ሰባት ኣነ ሞ ብዙ ፊልሚ እዚኣ ክፅለል አየ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ አየ 😢♥ ብሃንቀውታ ከዓ ንፀብየኩም ጎሮቤትና ሰላም ንህዝበይ ትግራይ ፅንዓት ንኣዴታት ትግራይ ክብርና ሞጎሰና እውን ንሰማእታትና 😢🙏
ኣታ ኣነ በዛ ፍልም እንበር ተጸሊለ ሙድ ሕዛትለይ ሰሙን ክመይ ድያ ትነውሐኒ ❤❤❤❤ ሲዶን ዝፈቱ ግጨዉኒ እስከ
😂😂😂ሙድ ሒዛትለይ ዛሰሙን😂😂😂
መራ እስኺ ኣነ ከኣ ሸዊት ሰረቀ ዘላቶ film ክስህበኒ
ሲዶን ሺኮር ብታዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ።ኣብ መወዳኣታ ከይትሓሲና ልዋሃት ለዋህ ኢያ ከይትብድሉልና ። ጸጽቡቁ ነዓኩም ደቂ ሪመይ❤
ከም ጆን ዝበለ ሰብኣይ ይፍጠረልና 🙏🥀
ኣሜን እስከ በለ ሓራሙ ሲንግላት ጥራይ 😅
ን ደብላት ኣይፍቀድን😂😂
ኣሜን
ኣሜን😂😂😂😂
ኣሜን🙏
ኣሜን
እዚ ቀሊል፡ንስኽን ከ ከም ኣዴና ሳራ፡ኤልሳቤጥ፡ሩት ትኮና ዶ እዩ ዘሎ እቲ ሕቶ
I have never seen an Eritrean film like this! This is the best movie 👏🏽👏🏽👏🏽
ኣሰይይይ ክልተ ሓደ ❤❤❤❤ ለውሃት & ጆን ❤❤🎉🎉🎉🎉
ሓፍተይ ምዓረይ፡ከም ናተይ ኣጠማምታን ኣረኣ እያን
ሰባት ቃል ኪዳን ስለ ዝኣሰሩ፡"ክልተ ሓደ" ክንብሎም ኣይንክእልን ኢና፡ ከመይ ሲ መንፈሶምን ኣካላቶምን ኣእምሮምን ስምዒታቶምን ኣብ ሓደ ክመጽእ ኣለዎ።እንተ ናይ ለውሃትን የዉሃንስን ግና ኣካላቶም እምበር መንፈሶም ገና ኣይተወሃሃዱን ኣለዉ፡ብፍላይ ካኣ እታ ጋል፡ኣጥፊኣታ ዝመጸት ንብረት ድቃስ ከሊኣታ፡ተሓጺባ ናብ ጭቃኣ እያ ትመሲል!
ንክዉኒነት ናይ ሂወት ከም ዘለዎ ዘቅረበትልና ንደራሲት ናይዛ ፊልም ኣድናቆተይን ምስጋናይን ደረት የብሉን።
ጆነይ ልዋሃተይ ዝፈቲኩም አብሊፀ❤
Nay beheqi joney& lewhetey kem shema ❤❤❤❤❤❤❤❤
ፊልም ለውሃት ናፊቀኪ ቀንየ እንቛዕ ብደሓን መጻኹም ሲዶና ሽኮር ድማ ደው በልልና ዘመንኪ ይባርኽ ፍጣሪ ንፍዕቲ ብሓቂ❤❤❤❤❤
መርሓባ ለውሃት ከምሺማ ፡ ሲዶና ሺኮር ፡ ሺኮር ፊልም ❤❤❤❤ ሃንቀው ኢለ እየ ዝጽበያ ❤❤❤❤
እዋይ እእ ኣብ ፈለማ መርዓኻስ ንጉሆ ተሲኡ ዕባባ ዘምጽእ ወዲ ኣሎ ኢዩ እባኣር ንመጀመሪያ ጊዜ ቀጽልው❤❤
ነምጺእ ኢና ግን እታ ሓዳር ኣይትቕጽልን ኢያ 😅
😂😂😂 ንሳስ ሓቅኻለኻ መርዓ ናይሳልሲቲ ጥራሕ ኮይናምሽ🤣የጸብቆ
whdate alewo ko abnet zkonu kulu hana hade aykonane
Be positive thinkers!!! ንምንታይ ናብ እሉታ ንጎይ፡ ንጽቡቕ'ኮ ተሎ ትቕጽሎ፡ ተዘየለ ድማ ተበራትዖን ተተኣታትዎን። 🎉🎉🎉 እዚአን በሉ ናይ ንግሆኹም ውሰዱ ቅቅቅ
Sidu ma Queen 👑👑👑love u nsidu zfetu zednkan like rgexu
ከምጆንዝበለ ለዋህ ንኩልና ይፍጠረልና ሕቡሸይ😂
😂😂😂
ልዋሃተይ ፈጣሪ ይሓልኪ ካብሓሳዳት መቀኛ እን ባዓል ሳሚ ን ሃናን
Orion amazing actor keep shining i hope u do the same thing with real wife and kids i love you all my beautiful Ereteria family 🙏🏾💕💕💕
ብሩኽ መሸት ላይክ ኣይትሕመቁ ደቂ ኤሬይ ❤❤
ለዉሃት ሽኮር ብሊሲ ጥንቅቅ በሊ ብፊላይ ንጆኒ ከይትሃስዬ ሓላል ሰብ እዬ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጹቡቅ ጀሚራ ከተብቅዕ ናብ ኮለል ኣእቲክያ ሲዶና በጃኪ የዐርያ ንሃና ኣዲኣ የሕዋት ሙኳነን ንምንታይ ዘይትነግራ ንጓላ ኣብ ሕብረተሰብና ዘየለ ምንጽብራቅ ይኮውን ኣሎ።
ለውሃት መቀረት ዝኮነት ፊልሚ❤❤
ዋይ ልውሃት ካብ ሳሚ ተጋላጊላ ብፍላወር ፀጊባ😁😁
ለውሃት ለውሃታ በዚሑ ናዓና ኣሳቒያትና pliz 😢
ብሬክላም እኮ ሓሚምና🤨 ኣታ ኣብ በይነይ'ዱ 33:34 ደቂቅ ተሰዲዳ ኢንትሮ 3:42 ሰለስተ ናይ ትግርኛ ኣድቨርታይዝ 3 ነፍስወከፈን 1 ደቂቅ ብድምር 3 min ናይ ጽዓዱ ሬክላም 3 skip ክትገብሮ ውን ዘይትኽል😔 2min ኣብ መወዳእታ ክኣ 1:25 min ዝርዝር ተዋሳእቲ😂
3:42+3:00+2:00+1:25=10 min
33:34-10= 23:34 min ትሰዱልና ኣለኹም ዓገብ ኣይትላገጹ ሰብ ቻነል!
Ambesa
Ewe ane kea mo nahlefku neti reklam endye zree 10 min koyna tsmani
አምላክ አቦይ ከም ጆን ዝበለ ስብኣይ ፍጠረለይ 🙈 ሳሚ ፅዩቅ ከዓ ግደፋ አይትፈታትና🤫 ናዓል ሕልኩስ😂😂😂
ኣሜን ክክክ😅😂😂
Amin eskakkkk😂😂😂😂
እዚ ቀሊል፡ግና ከም ለዉሃት ጥራይክን ትጸንሓ በዚሕኪን ፡ሰብ ካኣ መንፈሱ ምሳካ እንተዘይሃልዩ፡ኣካላቱ ጥራይ ምሳካ ምኻኑ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ፡ከንቱ'ዩ
when the skin rubs only skin touches...እዩ ነገሩ።
@@mezenghemesfun7602 ከም ልውሃት ክንከውን እትገብሩናኮ ከም ብዓል ሳሚ ዝበልኩም ፈቃራት መሲልኩም ትቀርቡና ድሓር ሂወትና ምሉእ ተበላሽውልና 🥲 አይበሊዕኩምና አይንበላዒ ሂብኩምና 😔
@@Geni2424 መብዛሕትክን የሕዋትና ላህመመም እንዳብርልኪን እምበር ንሰብ እኮ ብፍሪኡ ኢካ ትመስኖ።መንብዛሕተን የሕዋትና ብስምዒት እምበር ሓላፍነት ናይ ሂወተን ባዕለን ወሲደን ብርድኤት ኣይጉዓዛን'የን።
ኣብ እምነትን ምትሕልላይን ዝተመርኮሰ ቅኑዕን፡ ጽሩይ ፍቅሪ ዕምሩ ነዊሕ አዩ። ሃነነይታ፡ጎንፊ ዝኮነ (ስምዒታዊ ሃነነይታ፡ግዝያዊ ስምዒት ፡ዕምሪ የብሉን፡
ምስ ኮነ ኣሕ ምባል እንታይ ይዓብስ።
መብዛሕተን የሕዋትና ከምዘይ ኮነን እንዳ ፈለጣ፡ብስምዒት እየን ዝጉዓዛ፡ኣብ ሂወት ብስምዒት ምጉዓዝ ድማ ዓቢ ዋጋ እዩ ዘክፍለካ።
ብቅዓት ናይ ሰባት ብተግባራቶም እዩ ዝምዘን
ምዕረይ ሽኮረይ ስለዝብልወይ እየን ዝታለላ፡ግርህነትካ የጥፍኣካ፡ልቦናካ ድማ ይሕልወካ።
ንሰባት ብፍሪም፡ብ ኣነባብርኦም፡ብ ኣካይዶም ክትመዝኖም ይከኣል እዩ!
ከምቲ ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 7 ] ዝብሎ
(ንሰባት)ብፍሪኦም ክትፈልጥዎም ኢኹም፥ ካብ እሾኽ ዶ ፍረ ወይኒ ወይስ ካብ ተዀርባ በለስ ይቕንጠብ እዩ፧
17 ከምኡ ድማ እቲ ጽቡቕ ኦም ጽቡቕ ፍረ ይፈሪ፥ እቲ ሕማቕ ኦም ከኣ ሕማቕ ፍረ ይፈሪ።
18 ጽቡቕ ኦም ሕማቕ ፍረ ኺፈሪ፥ ሕማቕ ኦም ድማ ጽቡቕ ፍረ ኪፈሪ ኣይክእልን እዩ።
19 ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ኦም ይቝረጽ፥ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ።
21 ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ደኣ እምበር፥ ጐይታይ! ጐይታይ! ዚብለኒ ኵሉ ናብ መንግሥተ ሰማያት ኣይኣቱን እዩ።
(ኩሉ ብኣፉ ዝዛረብ ሓቀና ኣፍቃሪ ዚመስለን ዓያሹ የህዋትና ብዙሓት እየን)
20 እምበኣርከስ ብፍሪኦም ኽትፈልጥዎም ኢኹም።
[ 2 መጽሓፍ ሳሙኤል 13 ]
ትእማር ድንግል ነበረት እሞ፥ ኣምኖን ገለ ኺገብራ ኸም ዘይከኣሎ ስለ ዝረኣየ፥ ብፍቕሪ ኃብቱ ትእማር ክሳዕ ዚሓምም ኮነ።
ንኣቤሴሎም ወዲ ዳዊት፥ ትእማር ዝስማ መልክዐኛ ኃብቲ ነበረቶ። ኣምኖን ወዲ ዳዊት ከኣ ኣፍቀራ።
ሽዑ ዳዊት ናብ ቤት ትእማር ልኢኹ “በጃኺ ናብ ቤት ኣምኖን ኃውኪ ኺዲ እሞ ዚብላዕ ግበርሉ” በላ።
ትእማር ከኣ ናብ እንዳ ኣምኖን ኃዋ ኸደት፥ ንሱ ድማ ደቂሱ ነበረ። ንሳ ኸኣ ብሑቚ ወሲዳ ኣቘምጢዓ፥ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ቅጫታት ሰንከተት። ምስ በሰለ ኸኣ፥
ካብቲ መቚሎ ኣውፂኣ ቐረበትሉ። ንሱ ግና ምብላዕ ኣበየ። ኣምኖን ድማ “ኵሉ ሰብ ካብዚ ኣውፅኡለይ” በለ። ኵሉ ሰብ ከኣ ኻብኡ ወፀ።
ኣምኖን ድማ ንትእማር “ብኢድኪ ኽበልዕሲ ነቲ ብልዒ ናብ ሕልፍኚ ኣእትውዮ” በላ። ትእማር ከኣ ነቲ ዝገበረቶ ቕጫ ወሲዳ ናብ ሕልፍኚ፥ ናብ ሓዋ ኣምኖን ወሲዳ ኣእተወቶ።
ኪበልዕ ምስ ቀረበትሉ ድማ ቐጥ ኣቢሉ ኂዙ “ኃብተይ፥ ንዒ ምሳይ ደቅሲ” በላ። ንሳ ኸኣ “ኣይፋልካን ኃወየ፥ ኣይተነውረኒ፥ ከምዚ ዝበለ ኣብ እስራኤል ኣይግበርን እዩ እሞ፥ ነዚ ዕሽነት እዝስ ኣይትግበሮ።
ኣነኸ እንታይ ክኸውን እየ᎒ ነዚ ነውረይ ተሰኪመኸ ናበይ ኪኸይድ እየ፧ ንስኻኸ ከም ሓደ ኻብቶም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ዓያሱዶ ኽትከውን ደሊኻ᎒ ሕጂ ኸኣ በጃኻ፥ ንጉሥ ንኣይ ክትምርዓወኒ ኣይከልኣካን እዩ እሞ፥ ንእኡ ንገሮ” በለቶ። ንሱ ግና ዘረባኣ ኺሰምዕ ኣይፈተወን፥ ካብኣ ዚኅይል ስለ ዝነበረ ዓመጻ፥ ምስኣ ድማ ደቀሰ፥
ድኅርዚ ኣምኖን ኣዝዩ ጸልኣ፥ እኳ ደኣ ኻብቲ ዘፍቀራ ንላዕሊ ኣዝዩ ጸልኣ። “ተንሥኢ፥ ኺዲ ውፂ” ድማ በላ።
ስለምንታይ ዳኣ ኣምኖን ንትእማር ካብቲ"ዘፍቅራ ንላዕሊ ኣዝዩ ጸልኣ"?ኣምኖን ንትእማር ይፈትዋ እዩ ነይሩ እምበር የፍቅራ ኣይነበረን፨ግዝያዊ ረስኒ፡ፍትወት ድማ ዕምሪ የብሉን፨
እዚ ናይ ጽዓዱ ልምድታት ፡ፈትየያ፡ፈትያትኒ ኢልካ ምስ ግዚያዊ ስምዒት ኣዛሚድካ ኣፍቂሮ ኣፍቂረያ ዚቢል ርእሰ ምትላል ፡ዕሽነት ጥራይ'ዩ።
አየ ሓሙስ ነዋሕ ብአካላ
ሲዶን ብጣሚ ደስ ዝብል ስራሕ የግዳስ ማራ ብትጽቢት እንዳ ተረበጽኩ ንሓሙስ ክጽበ።
በጃኪ ሲዶን ሓፍተይ ከይ ተሕጽርያ
ሰላም ፍትዋት ኣሕዋት ደቂ ኤረይ ጻዓዱ ፊልም ብጣዓሚ ጽብቅቲ ኣላ ግን ኣድቨርታይዝ በዚሕዋ ❤❤❤❤
ለዉሃተይ አጀኪ ናቃጽ እነዶ ኩኒ አባእ ከይትሐምኒ😂😂❤❤❤❤❤❤
Johny is the best loving kind husband❤❤❤ Suzana you are such amazing actors ❤❤❤
I hope all Eritreans be like you
All of the actors make movie I am so proud of you.❤❤
ሲዶነይ ማዓረይ ሓላል ለዋህ ፈቃር ፍጥረት ኢኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ🙏❤💋
Sidoney xbkti 💞
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤
mar adnekya dke ery
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️Emasey
ኣዋልድ ኣብ ስደት ዘለክን ከምዚ ከማይ ብፍላይ መምሃሪትያ ዘክብረክን ምረፃ
እቲ ጸገም እኾ ፍቕረ ስለ ዝስዕረካዩ ማለት ወላ ዘይርብሕ ምኾኑ እና ፈለጥካምሕሪ ተሕዝካ ግን ከቢድ እዩ ዘክብረካ ግን ዘይትፍቕሮ ተኮይኑ ከኣ ጸገም እዩ thats why ለዉሃት ፍቕሪ ሳሚ ምዉጻእ ኣብይዋ
@@FocusOnyourblessing፡ In my perspective I strongly disagee with your ideas:
እዚ ሃነይነይታ፡ወይ ግዝያዊ ረስኒ ዝዓብለሎ ስምዒታዊ እምበር ኣብ እምነትን፡ሓልዮትን ምክብባርን ዝተመርኮሰ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣይኮነን።
ስምዒታዊ ፍቅሪ( ሃነይነይታ፡romantic love is dangerous to real and genuine love
ሓቀኛ ፍቅሪ ብሓባር ከንብረካ ዝኽእል ጥበብ ምዉናን'ዩ እምበር፡ሓቀኛ ፍቅሪ ስምዒት ኣይኮነን፡
ከምቲ ኣብ ቅዱሳት መጽሓፍቲ ዝብልዮ
ንሓቀኛ ንፍቕርስ ብዙኅ ማያት እኳ ኼጥፍኣ ኣይክእልን፥ ወሓይዝ ከኣ ኣየስጥማን እዩ። ሰብሲ ምእንቲ ፍቕሪ ኢሉ ዅሉ ጥሪት ቤቱ ዚህብ እንተ ዚህሉ፥ ኣዝዮም ምነዓቕዎ ነይሮም።
ፍቕሪ ዓቃል እያ፥ ፍቕሪ ለዋህ እያ፥ ፍቕሪ ኣይትቐንእን እያ፥ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን እያ፥ ኣይትዕበን እያ።
ፍቕሪ ስዲ ኣይኮነትን፥ ንኣይ ይጥዓመኒ ብዚብል ኣይትምራሕን እያ። ፍቕሪ ኣይትቝጣዕን፥ ኣይትቕየምን እያ።
ፍቕሪ ንዅሉ ትፀውር፥ ንዅሉ ትኣምን፥ ብዅሉ ድማ ተስፋ ትገብር፥ ንዅሉ ትዕገሥ።
ብሓቂ ትሕጐስ እምበር ብዓመጽ ሓሶትን ባህ ኣይብላን።
ሳሚ ካብ ለውሃት ተራሓካ የሓይሽ ቅረበኒ ክትብለካ ተሃድም ኔርካ ኩሉኹም ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Kem beal sami eyom hiwet deqi sebat zzergu ,tesfa ygebr ab xbuq ktwda lewhat kulu xegema jon krdeala bzterefe blxiti Film ❤❤❤❤.
ማርሓባ እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ለውሃት ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጀኩም ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤
ልዋሃተይ እንካዕ ሓጉሰኪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
መርሓባ ደቂ ሪመይ ማዓረይ እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ ሰራሕ ሲዱ ሽኮር ግን ግዜ ሓልዉ ሓጺራ ናመቀረት❤❤❤
Asey deqi erey welcome eza derfi nay saliem goitom dea zeytewxuelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ልውሃት ዝፈት💖💖
ሕጂ ካብ ጆን እንተ ትጠንስ ጺብቅ ኔሩ ❤❤❤❤❤❤
kemu khasb xenihe blbey ezi wela tenisa zgedfa aymesln eyu zelo
Ere kemzia yelay des bhalt amharit aye gorebtna ko mn film kemakum selam lkulu wedseb haftkum tgraweyti ❤❤
መርሐባ እንቃዕ ደሓን መጻኩም ጽብቃት ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉
ቶቦ ዘይትምሕረና ሪክላም ይኣክለካ ግደፍ ወዲ ኤረይ❤
ሲዳነይ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ My መቀረት❤❤❤❤❤❤
ፅብቅትን ፅፍፍትን ድራማ ልውሃት❤
ጽብቅቲ ስራሕ ናይ ብሓቂ ጭካነ ናይ ዛ ደርሰት ክርይ ይደሊ ኣለኩ ሓያል ኣንግል ዩ ተበጺሑ ዘሎ ፎርሳ❤❤
ዝበለጸት ፍሊም ናይ 2023 ብዘይቀልዓልም በቃ ❤❤❤
ፍልሚ ዲዩ ዋላስ ኣልበርታዝ ምርዳእ ኮ ኣብዩና ከም ብዝሒ ታካተልኩኩም ዓገብ ዓገብ
Johnny and lewhat , The best actor I wish real marriage, You are the best couple love you both ❤❤ I can't wait until next week,
ጽዳቱ ኣስማራ 🤗
ኣብ ስራሕ ዘለኩም ኩልኩም ጽብቅ ሰራሕ ደቂ ኤሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ለውሃተይ ናኣየለ ሀም ናትኺ😮🤲
Sidu❤ kandi shiha God bless you 🙏 and God job❤❤❤
ሽኮሪናታት ደቂ ሪመይ ክትሕጎሱ ንበሩ ንብዛሕ ክንዲ ሑጻ ባሕሪ ንኹን ጸላኢና ዓይኑ ትፍሰስ ♥♥💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amennn❤❤❤❤❤
እንቃዕ ጆን ምስ ለዉህተይይይ ተመርዓወት🎉🎉🎉❤❤❤
ለውሃተይ ድኣ እንታይ ርእስኪ መንዴል ኣሲርኪ ኣንፈፍው ሓዲርኪ ዶ ህርፋን ዩ ኣጆኪ❤
😂😂
ኩሉ እያ ትላበሳ ገለ ዓይነት ኣክተር❤
Sidey Gele Aynet Directing Wow Bravo 👏 Qexleyo Derset mo Gedefyo❤❤❤
ስላም ስላም ድቂ ሪመይ ሓላላት መሬት 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷 ስላምኩም ይብዛሃለይ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍🇪🇷🙏🇪🇷🙏
መርዕ እስሪቤት እየ ግን ካኣ ወርቂ'ዩ ሒጂ ናይ ለዋሃትን ጆንን ሕልክላክ ዘይብላ ምውቅ ሕዳር እንተ ንሪኢ ፡ ብቅንኢ ሕርር ምበለ እዚ መንእሰይ ፡ ንለውሃትን ጆን ክመሰል ከይ ደቀሰ ምሓደር ፡ ነዚ ዘለናዮ ዘመን ዓቢ ትምህርቲ ምኾነ ፡ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልሚ የቀንየል ፡ድራሲትን ተዋሳኢትን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብልጽቲ ፍሊም ናይ ብሓቂ
Ni Sidona zeftewa kemay like regex
ጽቡቅ ስራሕ ቅሩብ ግዝየ ወሲክኩም እንተ ትሰዱዋ ጽቡክ ነሩ።ኣም መእተውን መዕጸውን ኣድቨርሳይትን ይጸፍእ ኣሎ።
እቲ ብዓል ዱካን ሰብኣይ ስሓቅ ቀቲልኒ ኣብዛ ንእስነተይ እካ መለሰኒ😂😂😂❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ሲዱ ንፍዕቲ
ሉና ኣመኒኤል ብጣዕሚ እቲ ድያሎ ዝጽሓፈቶስ ፎኪስ nd ደስ ዝብል
Bzyda Ruta ente tmxuelna xbku neru mara eye zfetwa ❤❤❤
Shewit malet lewhat naybhaki tewasaeit anbesit kexlyo amlak msaki ykun❤❤❤❤❤❤
ልውሃት ሽኮር ኣነስ ክፈትዋ❤
Sidon tsbkti ftret btaemi endiye zfetweki abza fillm melise fetiki, emo kea natki Friyat Derasit bmkanki btaemi adnikeki, abey dea nirki ksab hgi kndzi bkiat keleki nay Eritrea movie tselienayo zelena, blutsu tsfufn srah Sidu shikor ❤
ሰዲኖይ ጅግኒት ❤
ሲዶናይ ፅብቅቲ❤❤❤❤
ሲዶነይ ኣርማ ጥበብ ናይ ብዙሕ ዓመታት ተሞክሮኺ ናይ ብሓቂ ብሓንቲን ጽፍፍትን ስራሕኪ ኣርኢኽና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሲደይ ምቅርቲ
ግን ትፈልጡ ዶ ከም ጆን ዓይነት ወዲ ሓራሙ መሓዘአን ጥራይ ክኸውን ከም ዝደልየኦ!!!!!
My beautiful people I love you so much I am always proud of you ❤❤❤. Amazing movie
God bless you all
sebeytey bezia film texelila everyday she’s wait for this movie neay keman resiateni xelot gebruley keytxelelni 😢😢 kemzi kemay telkum mehret yewrdelkum 🙏
ለውሃት ብጣዕሚ ኢኪ ተሕርቂ እንታይ ምሽ ሂወትኪ ጀሚርኪ እንታይ ናብ ተዘክሮ ሳሚ ዝመልስ ኣለኪ block ክትገብርዮ ኣለኪ
ድንግልና ዝበሃል ነገር አሎ😅
Sidon ab falumay srah xbuk arikuna btami xbuk srah qexlyo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
_ለውሃተይ ሽኮር🥺❤_
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ i proud of you sidona.
ሸዊተይ
ለውሃተይ
ፍቕረይ
ናይ በይነይ
ሲዶነይ ሽኮርር ለውሃተይ ማዓረይ ጆነይይይ ሳሚ ከየሸንፈካ😂😂
😂😂😂
ኤንቃዕ ጆን ምስ ለውሃት ተመርዕኡ ❤❤❤❤❤❤❤ ኮሙ ደሊየ ነረ ❤❤❤❤❤
Sidu ayney edmen tenan❤❤❤❤❤❤
በጃኺ በጃኺ ንሳሚ ብገለ ኣጥፍእዮ ከምዚ ኦም ዓይነት ኣወዳት ክጠፍኡ ኣለዎም
እሰይይይይ ደስ ክቡሉ ቃፅሉሉ❤❤❤❤
ሲዱ ሸኮር ጽቡቅ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤
Ewuyyy siduye shikorrr Kemey gierka kem zfqer tmhrlna aleki tebareki ❤
ኣባላሺኩማ😢ክትውዳእ ዝግባኣ ተግፍሕዋ ኣለኩም።ሃናን ንለውሃት ምስ ዓደመታ ናብ ገዝኣ ስእሊ ናይ ኣቡኣ ኣብቲ ገዝኣ ክትሪኢ ተጸብየ😢የሕዋት ምዃነን ክፈልጣ።ምእንቲ ርእሱ ሳሚ ተኣሲሩ ኔሩ ጆንን ለውሃትን ካኣ ተመርዕዮም ብከምዚኣ ክትውድእዋ ተጸብየ😢እንተ ነዊሑ ኣሰልቻውን ምብልሻው ድርሰት እውን ከጋጥም ይክእል ።ብዝክክነ ንጽበ ከመይ ከምትገብርዋ።Lewhatin Rutan mara kief Alekn ❤
ደንጉያትና ዶ ሓቐይ ዋላ ሃፂፀ እየ😂
ልዉሃተይ ሹኮር ❤❤❤❤❤
Zfetwa film ms zfetwom tewasaeti well come ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ deqi erey fqri❤❤❤❤❤❤
ሳሚ ሕልኩስ ሕደጎም በጃካ😊😊❤❤❤
ኣታ ከመይ ዝበልዎ መጸለል ዝኾነ❤ ፊልም ❤ እዩ'ዚ ? ልብና'ኮ ምስቅልቅል ኣቢልክና። ❤🎉❤🎉መደንዘዚ ዝኾነ ሃዋሃዋ ዝጥዕም ፊልም። ሲዱ ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ። ግን #ሓደራ ንለውሃት ከይትሃስያ ❤ኣምላክ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ብርዕኺ ይሰስን።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ኣንታ ክንደይ ደፋራት ባእዮም ዘለዉ እሞ ባዕልቲ ቃልኪዳን ጌጋ ጌጋ
መርሓባ ደቂ ኤረይ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹🌷🌹🌷🌹🌷
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ ለውሃት ተመርዕይ ምስጆን
እንኻዕ ደሕና መፃኹም❤🎉🎉🎉🎉🎉
I am in love with jonni❤❤
ቀዳመይቲ ባዕለይ🙄😕ልዋህተይ ሽኮር❤😘
ሃም ጂን ድበለ ስብኣይ ፈጠረለይ ኣምላከይ ኣሜን በላ😂😂😂😂❤❤
Ameen ameen 😅