👉

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 52

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 5 місяців тому

    Amen 🙏🏽 Qal hiwet ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤thank you for sharing this message 🙏🏽🇪🇷

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 5 місяців тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 5 місяців тому +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና አነ ብካሃን እዮ ዝቅባእ ሰለ ዝባሃል ይፈርሕ እዮ ግን በዕለን ዝቅብአ አለዋአነ አብ ግብፅ እየ ዝነብር አብ ቤተክረስትያን ገዳማት ክንከይደ ከለና ንእሸተዋት ዝተዓሸጋ እየን ዝህቡና ሰእሊ ናይ ሚካኤል ናይ ማርያም ዘለዎ እዮ ግብፅ ኦርቶዶክ ከምዚ ኢላ አይ ትክልክልን ባዕሎም እዮም ዝህቡና ብከመይ እዮ ክተብራሩሁልና ፅቡቅ ነይሩ

    • @theotokos1103
      @theotokos1103  5 місяців тому

      ኣሜን ዝሓወይ።ብመፅሓፍ ቅዱስ ትምህርቲ ቅብኣ ቅዱስ ክቀብዑ ዝግብኦም ካህናት እዮም። ቅብኣ ቅዱስ ድማ ምስ ቀንዲል ዝፍፀም እዩ። ኣብ ማእከልኹም ዝሓመመ እንተሃሊው ቀሳውስት ይፀውዕ። ንስቶም ድማ ቅብአ ፀሎት ይቅብእዎ ይብል ቅዱስ ያዕቆብ👇👇
      "ወእመቦ ዘይደዊ እምኔክሙ? ለይጸውዕ ቀሳውስተ እለ ውስተ ቤተ ክርስቲያን ወይጸልዩ ላዕሌሁ ወይቅብዕዎ ቅብዐ ጸሎት በስሙ ለእግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ።"ያዕ 5፡14 ። ስለዚ ቅብኣ ቅዱስ እቲ ቅብኣት ቅዱስ ዝተበሃለ ኣቦታት ስለዝፅልይሉ እዩ። ስለዝኾነ ቅዱስ ያዕቆብ ከም ዝነገረና ፀሎት ዝተገበረሉ ቅብኣት (ቅብኣ ቅዱስ)ንቲ ዝሓመመ ቀሳውስቲ ይቅብእዎ ይብለና።

  • @lemlemnegashwelu7952
    @lemlemnegashwelu7952 5 місяців тому +2

    ስላም ክቡር መምህር ኩሉ ት/ቲ ይከታተል የ ኣብ ኣዉሮፖ የ ዝነብር እና ካብ ቤተ ክርስትያን የ ኣምፂአዮ እና ኩሉ ግዜ የ ዝጥቀመሉ ኣብዚ ጳጳሳት ኣቅሸሸቲ ዉን ንምርካብ ብጣዕሚ ዩ ዝከብድ ሕዚ ጠቅሊልኩም ኣይትሓዝዎ እንተኮይኑ ምፍላጥ ምደለና እንተይ ፈለጥና ከይንቅዘፍ በጃኩም ሓብሩና ምሰ ስናይ ይቅሬታ

    • @theotokos1103
      @theotokos1103  5 місяців тому +1

      እግዚአብሔር ይመስገን ዝሓፍተይ። ስለ እትከታተልኒ ካብ ልቢ የመስግን። ቅብኣ ቅዱስ ካብ ካህናት ወፃኢ ዝኾነ ሰብ ክጥቀም ኣይክእልን። ክቅብኡና ዝክእሉ ካህናት ጥራሕ እዮም። ካህናት እንድሕር ዘየለው እስካብ እንረኽብ ብፀሎት ምብርታዕ እዩ።

    • @lemlemnegashwelu7952
      @lemlemnegashwelu7952 5 місяців тому

      ኣምላክ ይቅር ይበለና እበኣር ክብረት ይሃበለይ ብሓቂ​@@theotokos1103

  • @HagushomYemane
    @HagushomYemane 5 місяців тому

    Kale hewet yesmalna egziabiher Amlak bmflat kone bzey mflat zhaznayo ykun zgebernayo ykre ybelelna amlak 🙏🙏🙏

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 5 місяців тому

    Amen amen amen qel hweit yesmalena❤❤❤❤❤❤

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 5 місяців тому

    እግዛብሄር ኣምላኽ ቃለ ሄወት የስመዐልና ኩብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @zeryashberhanu5952
    @zeryashberhanu5952 5 місяців тому

    ቃለ ሠናይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ❤❤❤❤

  • @melatetesfay2631
    @melatetesfay2631 5 місяців тому

    Amen Amen Amen kalheiwet yasmealna abona

  • @tiebeabraham
    @tiebeabraham 5 місяців тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩምየንውሓዮ❤❤❤

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye9257 5 місяців тому +1

    Amen 🙏 amen amen qale hiwet yesmalna kbur hawna ane nbaeley kab adis sedidemuley gn kof abileyo aleku slezis entay kgebro ykel 🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 місяців тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ብጣዕሚ ዝገርመንስ ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኹ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመኒ ሓንቲ መሓዛይ ትሓምም እሞ ንሰብ ይሓትት ናብ ሓደ ኣቦ ኪዲ ይብላኒ ኣጋላት ደሓር ኣነዉን ኣብ መንፈሳዊ ጀማሪት ኔረ ሓዱሽያ ክርስትያንስ ልዕሊ ጳጳስ ከም ጽበሃል ኣበሃህላ ኣነዉን እዞም ኣቦ ይድዉለሎም ደሓር ፀበል ካብ ኢየሩሳለም እዩ ዝመፅእ ኣብ ክልል ኦሮሞ ይርከብ ሕጂ 26 ሽሕ ብር ለኣኺ ይብሉን ኣነ ድማ 30 ጌረ ይልከሎም ኣብቲ ዝለኣክክሉ ግዜ ብጣዕሚ ለኣክዮ እናበሉ ይርብሽኒ ነሮም ደሓርማ ወያ ፀበል ኣይለኣክዋይ ጭማሪ ቅርሺ ስደዲ ኣብዚ ይፀንሃልኪ ኢሎምን ኣነ ድማ ኣይልክን እለዮም ከማይ ዝተታለላ ኣሕዋት ኣለዋ ንሰብ መምሃሪ ክኾን ንዛረብ እለየን ኣብየናን ሕጂ ግዜ ተበላሽዩ እዩ ኣምላኽ ይሓልየና 🙏♥️

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ምስትዉዓል ይሃበና እንበር ሰኣን ፍላጥ እዩ ዝኸዉን ብፍላይ ኣብ እፍሬም ዝመሃራ ዘለዋ ኣሕዋትና ኣምላኽ የብረሀለን🙏

    • @selamawitseyoum5884
      @selamawitseyoum5884 5 місяців тому

      ትኽኽል ኣብ ሻንጠአን እየ ሕዘን ዝዞራ ብገለ ሓመ ተይልኻየን ቅብኣ ቅዱሰ ኣለኒ ብኡ ሰዉነትኻ ልኸዮ ይብላኻ😮😮

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 5 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይት የስምዐልና እግዝኣብሀር ኣምላኽ ብምሕረት ዓዩን ይጠምተና ዲኣም ኔይና ሓጥያትስ ማኣዝ ይዊዳእ ኸዩኑዋ ሓጥያተይ ዉሑዙ ከም ማይ😢😢😢😢

  • @shewithaylemaryam-b8q
    @shewithaylemaryam-b8q 5 місяців тому +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር 🥀💚

  • @wudasem6704
    @wudasem6704 5 місяців тому

    Amen Amen Amen memhrey

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 5 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @yoditfesseha9662
    @yoditfesseha9662 5 місяців тому

    Amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meharihayelom6173
    @meharihayelom6173 5 місяців тому

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwihiwi1646
    @hiwihiwi1646 5 місяців тому

    Amen,amen,amennn❤

  • @fissahayearaya1910
    @fissahayearaya1910 5 місяців тому

    Qle hiwet yesmealna qunuxu tebae Abo Orthodox zelealem tnber.

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 5 місяців тому

    Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 5 місяців тому

    Amen🙏🙏🙏❤

  • @skwenyalameda7974
    @skwenyalameda7974 5 місяців тому

    Amen ❤Amen ❤Amen ❤

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate4691 5 місяців тому

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @rozar227
    @rozar227 5 місяців тому

    Amen amen Amen

  • @hdhxfjfipco7126
    @hdhxfjfipco7126 5 місяців тому

    አሜን አሜን ኣማን❤❤

  • @JftRare
    @JftRare 5 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @saa4252
    @saa4252 5 місяців тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GenetGebrearegawi-w4n
    @GenetGebrearegawi-w4n 5 місяців тому

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና መምህረይ

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 5 місяців тому +1

    ኣሜን ኩቡር ሓው ኣብ እስራኤል ዘለና ኸ ቅባኣ ቁዱስ ኣብ ገዛና እንተተጠቀምና ኸ እንታይ ጉዳት ኣለዎ ።

    • @theotokos1103
      @theotokos1103  5 місяців тому

      ክቡር ሓው እዚ ኣብ ማንም ቦታ ንኩን። ቅብኣ ቅዱስ ምስ ቀንዲል ዝፍፀመ ስርዓት ስለዝኾነ ።እዚ ክፍፅሙ ዝክእሉ ካህናት እዮም ከምቲ ቅዱስ ያዕቆብ ዝበለና። ያእ 5፡14

  • @bege8567
    @bege8567 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Selam111-w1j
    @Selam111-w1j 5 місяців тому

    🙏❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚💚

  • @samibest9099
    @samibest9099 5 місяців тому +1

    ግብጻውያን ወይ ካልኦት ዝጥቐምሉ ወይ ዝሽየጥ ዘሎ ይመስለኒ ? ተተጋግየ ኣርሙኒ? ንምንታይ ፍልልይ ሃልዩና!?

  • @okbayabadi4042
    @okbayabadi4042 4 місяці тому

    ሰላም ኩቡር ሓወይ ኣነ ይጥቀም ጸኒሓ እሞ ብዘይ ፍላጥ ኣለኒ ኣብ ገዛይ እታይ ክገብሮ ተገዲስ መልሰለይ

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 5 місяців тому

    ❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤

  • @ToT-et1zf
    @ToT-et1zf 5 місяців тому

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ዘሰተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ እና ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኹ እንዳ ሓበሻ እየ ዝሰርሕ ማለት እታ ሰበይቲ ጥራሕ እያ ሓበሻ ሐዚ ኣ.ኣ ከይዳ ነይራ ቅባኣ ቅዱሰ ሒዛ መፂኣሰ ካቡ ሂባትኒ ግን ክሳብ ሐዚ ኣይተጠቀምኩሉን ዘለኹ እና በቲ ትምህርትኹም ተመልኪተ ግን ክጥቀመሉ ክኽእል ዶ ..? መልሲ ክትህቡኒ ብትሕትና ይምሕፀን👏

    • @Kfkftaznabfikri
      @Kfkftaznabfikri 5 місяців тому

      ንዓዲ ምስ ካሃናት ተዳዊልኪ ጸሎት ግበሩለይ ኢልኪ ሕተቲ እንበር ትም ኢልኪ ከይትልከዮ
      ኣይፈለጥን ናይ ሎሚ ግዜ

    • @ToT-et1zf
      @ToT-et1zf 5 місяців тому

      @@Kfkftaznabfikri እሸኒ🙏ምሰ የቅርታ ግን ባዕላ ግን ትልከዮ ኣላ እያ !

  • @Elimtub
    @Elimtub 5 місяців тому

    Mo ezom abi machelot miskedka zigebrulka ke da kemey u niabnet hade gize abagrma mexyomlu abzneberu kabu hawey amxeley keba kudus gin aytetekemkulan ala gin abigezay kidm10 amet u amxeley resieya nere abizy hji geza kikyir ele kiteranfi gin ab borsay rekibeya hji kitkemela yebileyn malet du tegedska meliseley

  • @timnityemane4438
    @timnityemane4438 5 місяців тому

    Amen amen amen🙏🙏🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 5 місяців тому

    ❤❤❤

  • @simretgebreamlak5781
    @simretgebreamlak5781 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @HabibaAliyousuf-vm1mh
    @HabibaAliyousuf-vm1mh 5 місяців тому

    ❤❤❤

  • @ezanaabraha2785
    @ezanaabraha2785 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @okbayabadi4042
    @okbayabadi4042 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤