Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
መምሰልቲ ዓፍንኩም ልዕሊ 1000000 ዝሃለቀ ይኣክለኩም
❤
❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🤝🤝
አየ ስብሓታዊያን ሓደ ግዜ ፈርስኩም ስለዝኾነ ንህዝብ ክትመላለኡ ደልኹም ይመስለን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ህወሃት ናይ መወዳእታ ከጠፈኢ ዕድሜኣ አንደሓፀረት ትመፅአ አላ
እተን ዝበልኹመን ብሙሉኤን ተገልቢጠን ናትኩም እየንሞ ኤተፅሙምና ሰልቺኹምና።
Tigray.........herald.......MEDIA.........TG..........MEDIA...CITEY.....COUNTRY .
እሞ ከ ታይ ደሊኩም
ንስልጣን ክትብሉ ኣዲስ ኬድኩም ሕጂ ኣውያትኩም ዝጠፍአ መንእሰይኩም ስለዘይግደስኩም ድዩ ሕጂ ኣውያት ተስምዑ ዘለኹም ።ብጣዕሚ ኢኹም ትገርሙ።እታ ትነብዕ ዘላ ኣደኹም ኣይትሓሙላን ዶ።
የቅንይልና ንዝ መግለፄ ንህዝብኻም ብምሃብኹም ኻይኑ ግን እዝ ጎጀለ እዜ መረኑ ካብ ዝለቅቅ ፀኔሑ እናሃለው ህዝብ እናእወየ ማእኽላይ ኻሜቴ ህዋሕት ግን ብት ውዕል ፕሪቶሪያ መስረት እት ዘለው መረረ ናብቶም ውዕል ፕሪቶሪያ ዛፍራረሙ ፄውዕት እቅሪቤኻ ብቀልጤፍ ክክንደ ምእላይ ናብት ፅንተት ዝፍፀመልና እብይ እሕመደ ዝባሃል እዴ ብምንስእ ዝፍታሕ ኽመዘይለ እን ዳፍለጥኹም ንህዝብ እብ ዕንኼሌሌ እእቴኽማ ንህዝብ ምርሑና እነበሉ ንስኹም ግን ክትመርሕው እይኻእልኹምን እም ንርእስኹም እዕርዩ
H
ሓቂኹም 50 ዓመት ገዝእኹም ከመይልኩም
ቆዘምቲ ጊዜ ምጥፋእኩም ቀሪባ ኣላ...ሓሰውቲቲቲቲቲቲቲቲቲቲ
አይ ወንበርር ከምዚ ድዩ ዝገብር ኩሉኹም ዕግርግር ዋላ ሓድ ሰለ ትግራይ ዝሓሰብ የለን ኢሳያስ ተትመርሐና ምሐሸና ዕቅባካ መግነይና ዘላአለም ንሰደትን ኩናትን ካብኮነ ዕጫና
መምሰልቲ ዓፍንኩም ልዕሊ 1000000 ዝሃለቀ ይኣክለኩም
❤
❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🤝🤝
አየ ስብሓታዊያን ሓደ ግዜ ፈርስኩም ስለዝኾነ ንህዝብ ክትመላለኡ ደልኹም ይመስለን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ህወሃት ናይ መወዳእታ
ከጠፈኢ ዕድሜኣ አንደሓፀረት
ትመፅአ አላ
እተን ዝበልኹመን ብሙሉኤን ተገልቢጠን ናትኩም እየንሞ ኤተፅሙምና ሰልቺኹምና።
Tigray.........herald.......MEDIA.........TG..........MEDIA...CITEY.....COUNTRY
.