Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዓወት ኣሎ ብስምካ ኣየናይ ዓወት ከ ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር ✝️❤
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና፡ካብታ ቅድስት ሃገርና ኤርትራ እተመሓላልፈልና ዘሎኻ ንመንግስተ ሰማይ ዝመርሕ ስራሕ እዩ'ሞ እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዛሓልካ ሓወይ።ንመድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘፍቂሮ እስከ ልቢ❤ ሃቡለይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amien amien amien fetari
ዓወት ኣሎ ናይ ብሓቂ ኣብ ግዜ በይንኻ ትኾነሉ ተስፋ ትህብ መዝሙር❤😢
nay bhaqi ab beynka xmwa konka tsmae mezmur.❤❤❤
ዓወት ኣሎ ብስምካዓወት ኣሎ ብስምካዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ(2)ጎበታት ፈሪሱ ኣማኑኤል ክንብልባሕሪ ተኸፊሉ መድሃኔኣለም ክንብል"ቲ ዓቢይ ናይ ቃዴስ በረኻከይጸማእና ሓሊፍና ብኣኻንፈርዖን ናብ ባሕሪ ዘእተዎጎይታ"የ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩኣምላኸይ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩብዕልልታ ተፈረሰ ኢያሪኮጸላኢ ተወደቐ ተማሪኹተተወሃበኒ ብኣኻ ከተማዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩካብ ክፍኣት እንተሃደምና ማይ ኣመና እንተመቀረናተበላዕና መና ካብ ሰማይስለዘሎኻና ኣዶናይ ስለዘሎኻና ኤልሻዳይጸኒዕና ክንነብር ብህይወትምርኩስ ኮይኑና"ዩ ናትካ ምሕረትካብ ጎልጎል ጸዊዕካ ተንግስጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሞጎስጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሓጎስ
🥰🎉❤🥰🥰🥰
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ብቃልካ መድሓኒኣለም ምስ በልና ታኣምራቲዊ ኢድካ ባሕሪ ኤርትራ ዝከፈተት ኣብ ዘበና ውን ተከፊትልና ክብርን ምስጋናን ይኩን ናዓካ ይኩን እግዚብሔር።እዛ መዝሙር'ሲ ኣበይ ክረክባ ኢለ ክንደይ ፈትሸ ክረክባ ኣይከኣልኩን ሕጂ ግን ምስ ኣውረድካያ ብጣዕሚ ገሪምኒ ዘበምኩም ይባርክ።
ኣነውን ከማኻ/ኺ
መዝሙርኻ ብጥዓሚ እዩ ደስ ዝብል ልብኻ ዝርስርስ ፀግኡ የብዘሐልኩም 😢
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ💞✝️🙏💙🥰😘
እልልልልልልል ብጣዕሚ ውሽጥካ ዝትንክፍ መዝሙር ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ምስ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ። ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና 👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ መድሓኔ ዓለም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት
የቀንየልና❤ክንጽበያ ዝቀነና መዝሙርዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤
Amen amen amen qal hiwet yesmealna kbur hawna nay behaqi awet alo temesgenka medhaniyey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምኻ እግዝኣብሄር ኣምልካ ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርከልኩን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😢😢 ብእዉነት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ ዓዎት ኣሎ ብጥዓሚ እዩ ልብኻ ዝትክፍ መዝሙር 😢
"ዓወት ኣሎ ብስምካ"✅ኣይናይ ዓወት ከ ብኣኻ ድኣ መድሕነይ 🥺ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ፀጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ልዕሌኹም የብዝሓዮ ተባረኹ ❤️
Amen amen amen zmare melakti yesmalna brukat 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤ ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔ ኣለም።
Dyakon hawey zmare melkty yesmlna hagerena hzbnana selam n awet yhab❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark D.hawna
ዓወት አሎ ብስምካ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና
Amen Amen amen zmare melaekt yesmaelna,tsega bereketu yebzahalkum sesunley bertueley fqurateyyy❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmealna amlak xegakun yebzehalkum ahwat abet hiwet zflfl mezmur Des kbl nay bhaqi medhanie alem ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሂወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሰላም ኣሎ ኣብ ቃልካ፣በረከት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ጸጋ ኣሎ ኣብ ቃልካ ተመስገን ንዘልኣለም።
Nay bhaki Awet alo ab smka mdhanialm aboy eza mezmur lbeka eya titnkf😢😢 zmare melakti ysmialna zhawey meary ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔኣለም ።
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ዳት ሓወይ እግዝኣብሔር ጽጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ፡ እመ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ትኩን።
"Awet alo bsmka" ellllll....... Amlak xegau yebzhalkum brukat Ahwatey.
Blbey mhret ❤ Amlak kgebir keleku tesfa ymli wshtey temesgen Amlak nakum dma xegeu yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ጸጉ የብዝሓልካ ❤❤❤
Zmare melati yesmealna diyakon ahweyyBteami eye zfetma Eaza mezmur ዓወት ኣሎ ብስምካ
Zmare melaekt yesmealna nay agolgulot zemenkum ybarekh
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዳት ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ እግዘኣብሄር ኣምላኽ ይደግፍካ ❤️🥰🙏👍💒
ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና❤❤❤
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤
❤️🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤️እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ❤️❤️🙏🙏❤️❤️
Amen3 zmarie melakti yesmalna Xega ybzehlka Egziabher Amlak Deacon hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዉና ዲያቆን ናይ ኣግሊሎት ዘበነ ኣምላኽ ይባርኩለኩ
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ጥዑሙ ዝማሬ
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኢግዝኣቢሄር ጀማረ ዘይ ኮነስ ፈጻሚ ይግበሪካ ደያቆን ሓወይ ዝማሬ መላኢኽቲ የስማዕልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና ፍቱዋት ድቂ ትዋህዶ
Xegka konina iyu mogos xegka konena iyu hagos 🥲Zemari melakti yesmalna Nay bhaki Deykon Hawey egzabhr nay aglglot zemnkum yebarik nab hewit temreh mezmur 🙏❤️
ካልሕውት የስምልና ክብርት ሓማኖትና ሃገረና ባህልና eretra
Amen Amen Amen 🙏 zmare melakti yesmalna
እንቃ ዳሓን መጻኩም ክንድይ እየ ደሊያ እዛ መዙር ኣምላክ ይባርኩም❤❤❤
ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምካ ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ
Zmare melakt yesmealna kubur hawna🙏
ዓወት ኣሎ ብስምካ እወ ብሓቂ 🙏🙏🙏
ጸጋ ጎይታ ይብዛሓልካ ትጉህ ኣገልጋሊ❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡረይ👏🥰🥰🥀🥀
Zmare melakti yesmalna xegu yebzahalka fetari kulu alem
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤
Amen amennnn zmare melakti yesmalna Ezgabhir amlak xegue u yebzhalkum
ዚማረ ምላእኪቲ ይስሚዓልና ጽጉኡ ይብዝሃልኩ
Zmare melakt yesmealna nay zemen agelgletkum ybar yqeds
Amen (3) zmare melaeket yesmaalna ❤❤❤🎉
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና!!!
❤❤❤ ewe awet alo ab smka ❤❤❤
Aseyyy zfetya mezmur amen zmare melakti yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና
Amennnn egziabher amlak xegou yebzhalkum
Amen Amen Amen 🙏 zemira melakti yesmalina zehawey
Ellllllllllll zmare melaekti yesmealna ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና
Kalehiwet yesamana ❤❤❤❤❤❤amen amen amen
Zmare melekti yesmalna egziabher tsgu yhzhalka
ዝማሬ መላእክት የስምዓና ተባረኽ ዝሓወይ።
Amen Amen Amen berektiom xolotiom Ayfelyena qale hiwet yesmalna diyakon hawena xegu yebzi fetari
Amen zimare meliakti yesmahalna amen 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝመረ መላእክት የሰመዓ❤❤❤❤
Zimare melaekti yesmaalna ❤
Zmare melakti yesmealna tesfa thib mezmur ❤❤❤
Zmare melakti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃበኩም ፈጣሪ።
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤
Zmare melakt yesmalna🙏✝️❤❤🥰🥰🥰
Zmare malakti yesmalna 🙏🙏🙏💒❤❤❤
Amen zmarie melaekti yesmealna
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Kale hiwet yesmalna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!
Kndey gizye zy txebku nzia krekb 🥹❤️❤️❤️❤️❤️
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
Aseyyyyy❤❤❤❤❤❤ des zbl zmare melaekti yesmalna ❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
Amen ❤🙏
ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zemarie melakiti yesmalina 🤗
ልቢ ትትንክፍ መዝሙር ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎኣብ ቃልካካካ
Dat zmarie melaekt tum dmxi❤❤❤❤❤
👏👏👏😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏💝💝
ኣሰይ ይበልል ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ቀጽልዎ ክብሪ ይሃብኩም ገዳማትና ኣድባራትና ማየ ጸሎታትና ሊቃውንትና ኩሎም ብፍሉይ ዝርኸቡ ኣብ ኤርትራ ኣኣብግዚኦም ክተምጽኡልና ብትሕትና ንላሎ ቀጽሎ
🙏🙏🙏❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጋ አምላክ የብዝሓልኩም ህድእ ዝበለ መዝሙር እዩ ቀፅልሉ መዝሙር እዉን ከምዚ እዩ ክከዉን ዘለዎ ።🎉
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹
🙏🙏🙏🙏
Lllliiiiilililililililililililili💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓወት ኣሎ ብስምካ ኣየናይ ዓወት ከ
ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር ✝️❤
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና፡ካብታ ቅድስት ሃገርና ኤርትራ እተመሓላልፈልና ዘሎኻ ንመንግስተ ሰማይ ዝመርሕ ስራሕ እዩ'ሞ እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዛሓልካ ሓወይ።ንመድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘፍቂሮ እስከ ልቢ❤ ሃቡለይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amien amien amien fetari
ዓወት ኣሎ ናይ ብሓቂ ኣብ ግዜ በይንኻ ትኾነሉ ተስፋ ትህብ መዝሙር❤😢
nay bhaqi ab beynka xmwa konka tsmae mezmur.❤❤❤
ዓወት ኣሎ ብስምካ
ዓወት ኣሎ ብስምካ
ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ(2)
ጎበታት ፈሪሱ ኣማኑኤል ክንብል
ባሕሪ ተኸፊሉ መድሃኔኣለም ክንብል
"ቲ ዓቢይ ናይ ቃዴስ በረኻ
ከይጸማእና ሓሊፍና ብኣኻ
ንፈርዖን ናብ ባሕሪ ዘእተዎ
ጎይታ"የ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩ
ኣምላኸይ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩ
ብዕልልታ ተፈረሰ ኢያሪኮ
ጸላኢ ተወደቐ ተማሪኹ
ተተወሃበኒ ብኣኻ ከተማ
ዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩ
ዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩ
ካብ ክፍኣት እንተሃደምና
ማይ ኣመና እንተመቀረና
ተበላዕና መና ካብ ሰማይ
ስለዘሎኻና ኣዶናይ
ስለዘሎኻና ኤልሻዳይ
ጸኒዕና ክንነብር ብህይወት
ምርኩስ ኮይኑና"ዩ ናትካ ምሕረት
ካብ ጎልጎል ጸዊዕካ ተንግስ
ጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሞጎስ
ጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሓጎስ
🥰🎉❤🥰🥰🥰
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ብቃልካ
መድሓኒኣለም ምስ በልና ታኣምራቲዊ ኢድካ ባሕሪ ኤርትራ ዝከፈተት ኣብ ዘበና ውን ተከፊትልና ክብርን ምስጋናን ይኩን ናዓካ ይኩን እግዚብሔር።
እዛ መዝሙር'ሲ ኣበይ ክረክባ ኢለ ክንደይ ፈትሸ ክረክባ ኣይከኣልኩን ሕጂ ግን ምስ ኣውረድካያ ብጣዕሚ ገሪምኒ ዘበምኩም ይባርክ።
ኣነውን ከማኻ/ኺ
መዝሙርኻ ብጥዓሚ እዩ ደስ ዝብል ልብኻ ዝርስርስ ፀግኡ የብዘሐልኩም 😢
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ💞✝️🙏💙🥰😘
እልልልልልልል ብጣዕሚ ውሽጥካ ዝትንክፍ መዝሙር ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ምስ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ። ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና 👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ መድሓኔ ዓለም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት
የቀንየልና❤ክንጽበያ ዝቀነና መዝሙር
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤
Amen amen amen qal hiwet yesmealna kbur hawna nay behaqi awet alo temesgenka medhaniyey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምኻ እግዝኣብሄር ኣምልካ ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርከልኩን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😢😢 ብእዉነት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ ዓዎት ኣሎ ብጥዓሚ እዩ ልብኻ ዝትክፍ መዝሙር 😢
"ዓወት ኣሎ ብስምካ"✅ኣይናይ ዓወት ከ ብኣኻ ድኣ መድሕነይ 🥺ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ፀጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ልዕሌኹም የብዝሓዮ ተባረኹ ❤️
Amen amen amen zmare melakti yesmalna brukat 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤ ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔ ኣለም።
Dyakon hawey zmare melkty yesmlna hagerena hzbnana selam n awet yhab❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark D.hawna
ዓወት አሎ ብስምካ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና
Amen Amen amen zmare melaekt yesmaelna,tsega bereketu yebzahalkum sesunley bertueley fqurateyyy❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmealna amlak xegakun yebzehalkum ahwat abet hiwet zflfl mezmur Des kbl nay bhaqi medhanie alem ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሂወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሰላም ኣሎ ኣብ ቃልካ፣በረከት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ጸጋ ኣሎ ኣብ ቃልካ ተመስገን ንዘልኣለም።
Nay bhaki Awet alo ab smka mdhanialm aboy eza mezmur lbeka eya titnkf😢😢 zmare melakti ysmialna zhawey meary ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤ዝማረ መላእኽቲ
የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔኣለም ።
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ዳት ሓወይ እግዝኣብሔር ጽጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ፡ እመ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ትኩን።
"Awet alo bsmka" ellllll....... Amlak xegau yebzhalkum brukat Ahwatey.
Blbey mhret ❤ Amlak kgebir keleku tesfa ymli wshtey temesgen Amlak nakum dma xegeu yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ጸጉ የብዝሓልካ ❤❤❤
Zmare melati yesmealna diyakon ahweyy
Bteami eye zfetma
Eaza mezmur
ዓወት ኣሎ ብስምካ
Zmare melaekt yesmealna nay agolgulot zemenkum ybarekh
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዳት ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ እግዘኣብሄር ኣምላኽ ይደግፍካ ❤️🥰🙏👍💒
ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና❤❤❤
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤
❤️🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤️
እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ❤️❤️🙏🙏❤️❤️
Amen3 zmarie melakti yesmalna Xega ybzehlka Egziabher Amlak Deacon hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዉና ዲያቆን ናይ ኣግሊሎት ዘበነ ኣምላኽ ይባርኩለኩ
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ጥዑሙ ዝማሬ
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኢግዝኣቢሄር ጀማረ ዘይ ኮነስ ፈጻሚ ይግበሪካ ደያቆን ሓወይ ዝማሬ መላኢኽቲ የስማዕልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና ፍቱዋት ድቂ ትዋህዶ
Xegka konina iyu mogos xegka konena iyu hagos 🥲
Zemari melakti yesmalna Nay bhaki Deykon Hawey egzabhr nay aglglot zemnkum yebarik nab hewit temreh mezmur 🙏❤️
ካልሕውት የስምልና ክብርት ሓማኖትና ሃገረና ባህልና eretra
Amen Amen Amen 🙏 zmare melakti yesmalna
እንቃ ዳሓን መጻኩም ክንድይ እየ ደሊያ እዛ መዙር ኣምላክ ይባርኩም❤❤❤
ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምካ ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ
Zmare melakt yesmealna kubur hawna🙏
ዓወት ኣሎ ብስምካ እወ ብሓቂ 🙏🙏🙏
ጸጋ ጎይታ ይብዛሓልካ
ትጉህ ኣገልጋሊ❤