እንዳ ዝማም - ክፋል 155 - Enda Zmam (Part 155), August 14, 2022 - ERi-TV Comedy Series

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 103

  • @mehretnorodin4602
    @mehretnorodin4602 2 роки тому +10

    ጽብቅቲ ኮመዲ ናይ ሰንበት መዘናግዒ ዋዛን ቁምነገርን ዝሓዘለት ደቂ ኤረይ ኣይ ትሰኣኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 2 роки тому +10

    ሃሎው ሃሎው ፍትዋት አንዳ ዝማም አንቋዕ ብሰላም መጻአኩም ።

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 2 роки тому +2

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርና
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️👍👍👍🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alazargebil8045
    @alazargebil8045 2 роки тому +2

    ምርሓባ እንዳ ዝማም ዓቆብቲ ባህልናን ! ክብርታትናን ! መማህራና ! ኣዘናጋዕቲ & funnnnn !!!!

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 2 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ነዚ ሓርፍ እናበለ ዘይስማዕ ዘራባ ዝዛረብ ወሎዶ ክቡር ቋንቋ ከም ዘሎና ከምዚ ጌርኩም ነዚ መንእሰይ ምሃሩዎ። ምዓል ማይናስ ቋንቋን ባህሊን ዘውድቁ ዘለዉ ስነ ቅንጥብጣብ እዮም

  • @Erisunentertainment
    @Erisunentertainment 2 роки тому +29

    ትጭነቅ ዘለካ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 роки тому

    ትምህርቲ ሓዘል ሲት ኮም እንዳ ዝማም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ሳሓቕኩም የብዝሓዮ 🙏🇪🇷💖🌷😍👏

  • @eri321
    @eri321 2 роки тому +5

    ጽቡቕ ኣለኹም ፡ኣዲኣ ገዲፋስ ኣትኖኣ ትናፍቕ እዩ ነገሩ፡ ንስኹም ትጽግኑ ባዓል ማይናስ ካኣ ይፍርሱ ምኽንያቱ ከም ቀንዲ ስረሖም ሒዘሞ ዘለዉ!!!!

  • @desalekibrom4936
    @desalekibrom4936 2 роки тому

    ዘገርም እዩ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም እና ማሃረት ተዘናግዕ komedy
    ኣብዚኣ ሓንቲ ሓሳብ ኣለትኒ
    ን ከም በዓል ማይናስ ዘኣመሰሉ ስነጥበበኛታት ጽቡቕ ገርካ ምግሳጦም
    ምክንያቱ ባህልናን ሕብረተሰብናን ሰብናን ብብሩቱዕ ናህሪ ናብ ህልም ዝበለ ገደል ሒዞሞ ዝጸድፉ ዘለዉ
    ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቅጽልዎ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 роки тому +4

    እንዃዕ ብሰላም መፃኣኩም 😍😍😍

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 2 роки тому

    Always respect people the respect the culture I love you guys nice 💜 ❤️ Andzmam thix m T A & all off you Eritrean 💯👍🙏🇪🇷🇪🇷🌷⚘️🌷⚘️

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 2 роки тому +2

    ተተ ሙቁር ክፈትዎ እኮ ደቂ ኤረ ሓላላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @محمداحمد-ص3ف2غ
    @محمداحمد-ص3ف2غ 2 роки тому +1

    Marhba deki Erey sakair 🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷

  • @alulihabibi690
    @alulihabibi690 2 роки тому +6

    ብድንግላ ረኪበያ ቀዳማይ ዳ ዝማም ዌል ካም ግን ዘን ቃላት ትግሪኛ ን ማይናስ ጥራይ የን ዝምልከታ ዓባይ በጊዕ ዒያውታ ሒዛ ትጠፍአ ዝብሃል ንሱ ዩ ሒዝዎ ዝጠፍአ ዘሎ ነዚ መንአሰይ ወዲ ሹቀይ ዳ በለ ።

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 роки тому +4

    እንዳዝማም ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስቲ
    ኣልዒልኩም እዃ እንተተዋሳእኩም እቲ ሓሳብ ኣሳዋሳኣ ኣዚዩ ኪዓሙቕ ኣሎዎ ዝብል ስነ ሓሳብ ዩ ዘለዎ ዝብል ኣራኣኢያ ኢዩ ዘለኒ።
    እዚ ጉዳይ ብኡቱብ እንተደይ ተታሒዙን
    ብመንግስቲን ኣካላቱን ብሕጊ መሰረት ዊን መግቲኢ እንተደይተጌሩሉ እቲ ሓብታም ቛንቛ
    ትግሪኛ ኣብ ሓጺር ጊዜ ክለምስን ብፍላይ እዚ
    ናይ ደቒ ሹቕ እናተባህለ ዝዝረብ ደሎ ነቲ ወደባት ዝኾነ ሃብታም ገራመራዊን ትሕዝቶ ደለዎ ገላጺ ብኹሉ ሸነኻቱ ኣባቢን ተነባቢን
    ትሕዝቶ ዝሓዘ ኣዛራርባ ነበረ ያ ነበረ ኪገብሮን
    ከጥፎን ስለ ዝኽእል ብሕጋዊ መንገዲ ጠጠው
    ዝብለሉ ነገር እንተዚስራሓሉ ዝሓሸ ኮይኑ ምተሰማዓኒ ይብል ።

  • @Media-y6
    @Media-y6 4 місяці тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂 I love you enda zmam❤😂

  • @stability_yemariam_lj
    @stability_yemariam_lj 2 роки тому +1

    እንቋዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ዝማማ ሽኮራት

  • @sham.ali1
    @sham.ali1 2 роки тому +2

    Selam selam Enda Zemam Agedasin meharin Sirah eu QEXELEWO ♥️ ❤️ 💖

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 роки тому +1

    Welcome enda zmam shikorrnattt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @anwarremedan6796
      @anwarremedan6796 2 роки тому

      ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @tsegamsgna441
    @tsegamsgna441 2 роки тому +1

    Hi Enda zmam 🇪🇷❤️❤️

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 роки тому

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @wedizeray4619
    @wedizeray4619 2 роки тому +2

    Welcome back eda zimam

  • @yonasteklemariam3751
    @yonasteklemariam3751 2 роки тому +2

    Keep it teacher tame you are the best

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +12

    Extremely happy and proud to have you all @enda Zmam/Eri-TV. It's Extremely educational. Awareness matters!👏👍👌

  • @hadshftret8723
    @hadshftret8723 Рік тому

    ሚካል ጉሓፍ ዛ ዕብዲ ስጉምቲ ክውሰደላ ኣለዎ

  • @solomonmengstab5940
    @solomonmengstab5940 2 роки тому +2

    We'll came kuburat family 👪 enda zimam

  • @beilulbiniam6524
    @beilulbiniam6524 2 роки тому +1

    Welcome enda zmam

  • @asmesayhj4088
    @asmesayhj4088 2 роки тому +2

    እንዳ ዝማም ኣኽዋተይ ብጣእሚ እየ ዝፈቱየኩም ግን ድማ ሓሙስ ሓሙስ በድመፀ ቁፆሪ ሰብ ኢሎም ፅበይለና

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +4

    The play was skillfully and entertainingly acted.From start to end 👏👍👌

  • @senitsenit4915
    @senitsenit4915 2 роки тому

    Asey edmen tanan yehuda amlak

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +1

    መስፍን ጉሒላ፣ ሕግን ስርዓትን ኣልባ፣ ዓሚል ክቡር'ዩ ብትብል ምኽንያት ድማ ብዋጋ ቋንቋና ስዋስው ገንዘብ ከተኻዕብት ደሊኻ?! እሞ የለን፣ ኣብ ቅድሚ ዝሓበረ ሓፋሽ!🇪🇷

  • @SB-en6ev
    @SB-en6ev 2 роки тому +2

    Welcam ends zmam❤❤❤

  • @amanuelyemane8152
    @amanuelyemane8152 2 роки тому +2

    J Studio abey aleka neaa temahar hji ዕደ

  • @amangebre9542
    @amangebre9542 2 роки тому +1

    Willkommen 🙏 daki halal meryet

  • @tsehayemael1446
    @tsehayemael1446 2 роки тому +1

    አዜስ ብከምዚ ዘሓልፍ ኣይኮነን መማሃራን ኣክተርት ደረስቲ
    ኣሎዉ

  • @เชิดชัย-ฒ1พ
    @เชิดชัย-ฒ1พ 2 роки тому

    Welcome back ends zemam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +3

    I laughed a lot 😅while, Concerned at the same time 😟 but happy 😊 @ the end 👏👍👌

  • @caladrius3885
    @caladrius3885 2 роки тому

    ኣታ እዞም ሰራሕቲናታት፡ ኩሉ ግዜ ምስ ተኣከቡ፡ ክንደይ ክዛረቡ እዮም፡ ንምዓስ እዮም ከ ክሰርሑ። ሓንጣል ንኹሎም ኣባርሮም። ንዓኻ ውን ኣነ ከባርረካ እየ። ዘዝሰራሕኻዮ ንመስፍን፡ ብላሽ። ካብ ዕለት 67-17-2890 ካብ ስራሕ ተባሪርኩም ኣለኹም።

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ

    እታ እምባሕ ግን ኣብ ርእስኩም ስሪፃ ደቂ ኤሬ 😁

  • @fishafishamehari3723
    @fishafishamehari3723 2 роки тому +1

    መርሓባ እዳ ዝማም

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 роки тому

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • @Feleg545
    @Feleg545 2 роки тому

    Good 👍 job guys

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +1

    Thank you @Eri-TV & Enda Zmam 🙏🇪🇷🙏

  • @fanusgezanaadeya3087
    @fanusgezanaadeya3087 2 роки тому

    eway tigrna mkifae

  • @edenbedho118
    @edenbedho118 2 роки тому

    Welcome ❤❤❤❤❤

  • @onedayeriy1991
    @onedayeriy1991 2 роки тому

    Yes

  • @dawittesfay6008
    @dawittesfay6008 2 роки тому

    ሰንዓፈ ስታይል 😂

  • @taraswannh5066
    @taraswannh5066 2 роки тому +1

    Merhaba enka beselam mexakum

  • @boy-hr9re
    @boy-hr9re 2 роки тому +2

    መስፍን ን ሓንጣል ናይሕማመይ ምስ በሎስ, ሓንጣል ክኣ ሕማም ዓረብ ይሰድካ ኢልዎ, እንታይ ማለት እዩ ሕማም ዓረብ?

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 2 роки тому +1

      ክክክክ ደውልና ክንሓቶ ኢና ንሓንጣል

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 2 роки тому

      ሕማም ምዕራብ እዩ ኢልዎ ኤድስ ከኣዩ ሕምም ምዕራብ

  • @naodentertainment3173
    @naodentertainment3173 2 роки тому

    Enda zmam wellcome💞

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 2 роки тому

    Well come back

  • @Animalstv8019
    @Animalstv8019 2 роки тому +5

    ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጺለ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 2 роки тому

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @negstihagos7275
    @negstihagos7275 2 роки тому

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌🌹🌹🌹❤🇪🇷

  • @yaredyesab6162
    @yaredyesab6162 2 роки тому +1

    Kemzi kemey be Chelsea harikum bt tete zsahaqum alekum do 😁

  • @Ruta0922
    @Ruta0922 2 роки тому

    Kfal 155
    Part 153 🧐🧐 astewelu awanat

  • @lwammedhanie6930
    @lwammedhanie6930 2 роки тому

    💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @melakeyosief195
    @melakeyosief195 2 роки тому

    Kulukum Enda zemam tisrhui edmen tenan yhabkum misfun ka bislam keydui bislam ymlsna. An kisab timxiu mara ey znafqkum enda zemam

  • @mengestabhaile4887
    @mengestabhaile4887 2 роки тому

    Hasewti bahlna aynetfae.behade wedi tembienay zekone seb kendey haleften papasen enda atefana zeytezarebnas. bahlna nakeb yebhaleley.

  • @fishafishamehari3723
    @fishafishamehari3723 2 роки тому

    ❤❤❤

  • @daniagaleerey9052
    @daniagaleerey9052 2 роки тому

    😆😆😆🇪🇷❤👍

  • @nyny3032
    @nyny3032 2 роки тому

    ንፈለማይ ግዜ እንዳ ህግደፍ ላይክ ጌረልኩም ሎምስ ልቢ ክትገብሩ ኢኹም መስለኒ

  • @MT1898
    @MT1898 2 роки тому +1

    ሰላም!ፊደላት ግእዝ ብድምጺ ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ህ ሆ ከምኡ'ውን ምስላታት፡ብሂላት፡ወግዕታት ምስ ትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም ነቲ መደብ ር ኢ ኩ ም ድማ subscribeክትገብሩ ንዕድመኩም። ምስላታት ትግርኛ።

  • @kapitalasli7160
    @kapitalasli7160 2 роки тому

    ንሚካል ዝጸልእ እንተሎ

  • @i.am.an.eritrea3158
    @i.am.an.eritrea3158 2 роки тому

    እንታይ እሞ እዚ ኣብ ዝኾነ ሃገር ዘሎ ነገር እዩ ኮ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 2 роки тому

    ኤርትቪ ድሃይ ኣወል እባ ግበር

  • @ኤርትራዊየ-ቈ9በ
    @ኤርትራዊየ-ቈ9በ 2 роки тому

    ንማይናስ ያ ቲ ምልከት እዛ ሕቶ

  • @mengestabhaile4887
    @mengestabhaile4887 2 роки тому

    Ab german bekanka tigrigna zzarebue germenawyan alewue.hesurat segedti nay wedi afewerki.kubure mennet ka ybehaleley.haki knezareb aynefrah

  • @messibarsa4832
    @messibarsa4832 2 роки тому

    Merhaba

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 роки тому +1

    Grmay meksen yeake bselam temelesena ktgeysh semie aleku grmeso mara eyu zekeyfeni

  • @eyumulerpity6200
    @eyumulerpity6200 2 роки тому

    ክትከይድ ከለኻ ዝዓንቀፈትካ እምኒ ክትምለስ ተደጊማትካ እታ እምኒ ዘይኮነት እምንስ ንስኻ ኢኻ እምኒ ይብሃል ከምዚ ናይ ሓንጣል ከ እንታይ ይብሃል ደጋጊሙ ዝዕንቀፍ ካብ እምኒ ሓሊፍና እንታይ ኢና ንብሎ

  • @abeltechlealpha7282
    @abeltechlealpha7282 2 роки тому

    ane kabzom areb hawiska nay deqi shuq endabelu zizarebu niere ab lomi khasbo kelekus ygermeni ab nay dhret godena ygoaz kemzneberku tesewitni. stibuq aresti eyu yeqenyelna

  • @onlyjesus1876
    @onlyjesus1876 2 роки тому

    Senafe fuel teqatiba

  • @eli3media765
    @eli3media765 2 роки тому

    MYNAS zbehal COMEDIAN adi bekilwa
    Bezi nay shuk zbehal azerarba quanquana
    Abalshywo MYNAS,MYNAS……MYNAS beka.

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 роки тому

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @ወይሰብ
    @ወይሰብ 2 роки тому

    ኣነ ወዲ ኣኮሎግዛይ እየ ኣብ ሆላን እነብር 5000 ዶላር ንክልተ ሰሙን ትከፍሉኒ ክድግፍ ክክክክክክክ ኣነ እኮየ 64 ናይ ጸሊም ሓዋላ ኣብ ኣዲስ እእሲረዮም ክክክክክክ ገና ምስ ናይ ካርቱም ጸጥታ ንዛራረብ ኣለና ክክክክክክክ

  • @daniasmelash6768
    @daniasmelash6768 2 роки тому

    Kakkkk Kakkkk

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 роки тому

    Nefooaat, inkuaee izii issue Akrebikumoo. Nay bihakii Iyouu zetzlaniin zehirikeeniin. Siltanee Tebahilou diouubTzegroukaa indaateweykaa, foagaw, fluss, thibiyenii, Gelememle is veruly boring. Kemeey zibeleecKuaankaa inkeleenaw, mistook di mixo zikonee naay iwalaataat stupidity Netii Tigringaa Netii Kouaankaa mikibaal, Areb ayibliwoo, Tilian kem gele Zikone nonsense. Bejakum meniseyaat iskii algissiwoo nezii nay faraataat Gelememle.

  • @kaprino
    @kaprino 2 роки тому +1

    ናይ ምንታይ ግእዛዊ ኢኹም ትብሉ ደለኹም ንስኹም ከ? ግእዝ እኮ ንህዝቢ ኤርትራ ብሃይማኖት ጥበብ ጌሩ ግዝኣቱ ከስፋሕፋሓሉ ዘተኣታተዎ ፖለቲካዊ መጻወድያ እምበር ግእዝ ብመሰረቱ ናዓና ወላ ሓናቲ ኣይብጻሓናን ዩ። ግእዝ መቆላዊ ቋንቋ ኣቢሰንያ ዩ በጃኹም ታሪኽ ኣይተጋግዩ

    • @ተመስገንካፈጣሪ-ዠ6መ
      @ተመስገንካፈጣሪ-ዠ6መ 2 роки тому

      እዚ ጽሒፍካዮ ዘለኻ ግእዚ ኢዩ

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 2 роки тому

      @@ተመስገንካፈጣሪ-ዠ6መ ኣይኮነን እዚ ትግርኛ እዩ ቃላት ግእዝ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓበይቲ መጽሓፍቲ ሪእዮ ነይረ ምስ እዚ ንሕና ንጽሕፎ ሰማይን ምድርን እዩ ፍልልዩ ብዝበሉኻ ኣይትኺድ ብዓይንኻ ተመራሕ

  • @jockethejockey972
    @jockethejockey972 2 роки тому

    Voiceless clip

  • @elulifestyle
    @elulifestyle 2 роки тому +1

    ሰላም ኣሕዋት ብሩክ ሰንበት ክኾነልኩም እንዳተመነኩ መደበይ ሪኢኩም ኣብዛ ቻነለይ subscribe ክትገበሩለይ ብትሕትናን ብፍቕሪን ይሓተኩም 🙏 ቐሪበ እየ 1000 ክኣቱ 🙏❤️❤️❤️

  • @amanuelandemariam3321
    @amanuelandemariam3321 2 роки тому

    Welcome enda zmam

  • @rahel998
    @rahel998 2 роки тому

    ♥️♥️♥️