I all time follow your speech brother Redie , and l believe it gives big hope to our beloved Eritrean Nation , and I believe one day we will win our battle against those evil group , there's saying in Arabic which encourage human been to overcome their difficulties which says : ( ولما ضاقت واستحكت حلقاتها فرجت وظننت ألا تفرج ) so keep pushing forward .
Meninetka atifika ab sdet sle tnebr wey nnebr zelena Ezi kikewn kea Hgdef zigedefelna resah tarik eyu zihbreka zelo So u have to annalise about our Generation where we are
I all time follow your speech brother Redie , and l believe it gives big hope to our beloved Eritrean Nation , and I believe one day we will win our battle against those evil group , there's saying in Arabic which encourage human been to overcome their difficulties which says : ( ولما ضاقت واستحكت حلقاتها فرجت وظننت ألا تفرج ) so keep pushing forward .
እቲ መስተስ ቀልጢፉ እዩ
ዝቐትለካ እዩ ዝባሃል እሞ ግና
ነዚኣቶምሲ ዕድሚኦም ኣንዊሕሎም
ስሚ ሰቲዮም ጋሕ ይበሉ ።
ጸዋር ዓቕሊ kkkkkkkk
ኩሉ ሃብቲ ሃገር ኣብ ኢዱ እንድዩ ክንደይ ግዜ ኩሊት ይኹን ካልእ Organs ቀይሩ ኣሎ ፍሉጥ እዩ።
መርሓባ ወዲ መሬት ኣብሽር ናይ ባሓቂ ባኣኻ ኩሩዕ እየ ወዲ ህዝቢ
ብሰንኩ እስያስ ህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ኢልና ሓደ ተባዕ ተሳኢኑ ነዚ ዘቃበጽ
ሰላማትካ ይብዛሕ ኣቦና ረድኢ መሓሪ ደው በለልና
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። ምንጪና ጽሩይ፡ ሕላገትና /ሎጎና/ ከኣ ሓቂ ንክኸውን ኣበርቲዕና ክንጽዕር ኢና። For donation and more details, visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, please email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ድማ ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም ድማ፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
ቀጽሎ ኣቦና ረዲእ
Strong message
Ajoka Alena Media Redie kulu esika tekiribo hanasin tekamin tarik eyu.2020 tetahizina adina niatiwela yigiberelina amilaki thankx.💯💯💯👌👌👌👌.
🇪🇷❤️🇪🇷 2020 ኤርትራ ናብ ደቀባት ነመስግንኻ ኣያይ
asmara eritrea and
ኣምላኽ ይግንሓዮ.
እዚ ትሩፋ በዓለገ ሰኽራም እወ። እዚ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ በዚ ክምራሕ በፍጹም ኣይምተገበአን።ግን እንታይ ይግበር? ደሓን ሕጂሲ መዓልቱ ኣኺላ’ያ።
መራሕ ሃገር ኣይግበኦን
ኣጥፋኢ ሃገር ደኣ በሎ
God bless you Redei Mahari
ሰላምካ ይብዛሕ ኣያናን ዓቡይ ሓውናን። ኣነ ኩሉ ግዝየ ኢየ መደብካ ደስ እንዳበለኒዝከታተሎ ስርሐይ ገዲፈ? ግን ሽግር ህዝብና ንከይ ፍታሕ ግዝየ ዝቀተልና ኣነ ንሱኹም ንስኻትኩምን ኢና ገለ ዘይንገብር?ዓለም ኒዒቒትና።
Engre alem bela hawey ab zerba zehlef zelo gize ab sugmeti eyu tsebuq?
አጆኻ አያና ረድእ ማሓሪ
ኣምላክ ደርብዩ ኣይደርበየናን ኤርትራ ውያን ታሪክና ከይዕበት ነዚ ኩቡር ኣቦ ዝሃቦ ነመስጋና ይኩኖ
This is the man
Good papa redie
ኒውዲታት ኣስያስ ኣፎርቅ ዝስዕሮ ንቅሓትን ፍልጠትን ትዕዝብትታት ናይ ኣስያስ ምግምጋም ጥራይ ኢዩ እሞ ኣጆኩም።
ያሬት ረመደኖምን.አልሚኖምን.ይልክሞም ጋሕ ይብሎም ሃገር ብኦም ጠፍኣ. እምበር.አይለምዓትን.ተበለጽቲ.ሃስ ሳት
I cannot wait to c all generals, home\diaspora main supporter including crazy main men in court in front of Eritrean..free and justice eritrea 2020😘
Hey hey Alona Redei hawina jigna fetawi hagerun hizbun zeytihilel afkari hageru..misakha alona kulu gize...gidefom Higidef mendef nifeltom ina abti zelenayo botatat...
👍🇪🇷
👏👏👏👏👏
ካብ ዓጋመ እንዳተናህለ እንዳሜስ ድዓበየ ትግራዋይ ብቕርሕንትን ብርእሰምትሓትን ድሳቐ ኣልኮሊዛቶ ደአ እንታይ ክንጽበ እቲ ሕምቀት ናህና እዩ። ኣቶ ረድኢ ከምቲ ኣቐዲምካ ድበልካዮ ክንዲ ሓንሳብን ንሓዋሩን ነቃብጾ ድንዕ እንዳበልና ጥራሕ ን50 ዓመታት ኣብ ውድቀት ተሽሚምና።
Ketsilelu.tsibuk.melikiti.tihbo.deleka.habereta.nic👍⭐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
nice studio
🍺🍸🥂🍻 sekramat merahti dem yesteyu !
Planet Earth demnas ysetyu alewu merzi dea yestyom imber mesta izi gherhi hzbi yewrdelom rugumat ghebelat .
Resom zezerom melhasom kolteftef endabelu egrom senkelkel Aynom berbere mesilu yai hezbi kemahadru👎🏽
🙏❣🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷❣🙏
🙏❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ☝️ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣🙏
ወይ እዚ ውርደተኛ መቸም ከክፍኡ እዩ ዝውንን:: ብጾቱ ዝበልዕ ቀታሊ ሓራድ ሽፍታ ከይኣኽሎስ : ሰኽራም ከኣ እዩ እንበኣር :: እዋይ እዛ ሃገር ዝረኸበቶ መዓት 😭😭
ብአርኮል ዝኸይድ.ሰብ ፍራሕ..ሰብ እዩ.ንሱ ይስተ አይስተ.መሰረታዊ.ጽላኢና እዩ.ንብጾቱ.ክልክሞም መደብከምዘለዎ ይሕብሮም አሎ
ኣንታ ኹቡር ሓው ነዚ ሰቲሩ ዝጽቀጥ ህዝቢ
እንታይ ይበሃል። እዚ ኩሉ ብርሰት እንዳፈለጥና
ስቕ ኢልና ንሃድም ንሰትር ጸኒሕና
ሕጂ ኸ ናብ ገደም ክድይብ ክትሕግዝዎ ዲኹም
ምሓዙ ዶ ኣይምቐለልን
ናይ ኤርትራውያንሲ ንበይኑ እዩ።
Aya thank you
ኣበይሞ ምስዚ ዎሎዶዚ ኣዉራጃ ክብሉ የሕሞምና ክንዲ ጸላኢካ ማፍላት
ቤት ጽሕፈት ገዲፍካስ ፊቆዶ ጎቦ ።
Wall Come wedi Eri jegna
نعم اخي ردءي كلهم ح يسءلو أمام القضاء. عما قريب انشالله
انشالله
Lebam kubur hawuna, thank you for the truth
ዝኸበርካ ክቡር ሓው ጅግና ረድኢ ማሓሪ ኢሰያስ ኣልኮል ምስታዩ ንዕኡ የሕምሞ ኣየሕምሞ ኣየገድስን ኢዩ "" ደም "" ንጹሃን ኣርካናት ኤርትራዉያን ምስታዩ ጥራይ 'ዩ ዝሕምመና ዘሎ ! እቲ ነጥቢ እንታይ ሰተየ ዘይኮነ እንታይ ኣስቲና ብኸመይን መኣስን ነጥፍኦ ጥራይ ኢዩ እቲ ዘድልየና ዘሎ !!!
ልክዕ ኣለኻ ወዲ መሓሪ ጅግና ካብ ኢሳይያስ ጀሚርካ ክሳብ ኣገልገልቱ ብዘይ መሰተ ዝንቃሳቐሱ ኣይኮኑን።
I love your programme truethfull information and God bless you.
Edmen tenan yhabka zhawey Ertrawnet ktmhr nezi Weldo
መርሓባ ባባ ረድኢ ኣቦ ፍትሒ
መርሓባ ጅግና ወዲ መሓሪ በዚ ትገብሮ ዘሎካ ቓልሲ ኣዚና ሕጉሳት ኢና እሞ ኣጀካ ኣብ ኣሰርካ ኣሎና ኽሳዕ እታ ናይ መወዳእታ እዋን እቲ ኣካልና ዝኸፈልናሉ ንኾንቱ ኣይኾነን ሕጂውን እንተኾነ ሂወትና ኽንኸፊል አና
ጽቡቅ እዩ ግን ብዝያዳ ኩሉ ሰብ ንዝተረፉ ቤተሰቡ ፈተውቱን ካብ ኤርትራ ንከይወጹ ምጉስጋስ ፣ ካልኣይ ኣብ ነንሕድሕዶም ክፉቀሩ ከም ዘለዎም ነንሕድሕዶም ክተኣማመኑ ከም ዘለዎም ምጉስጋስ ፣ ቤተሰበይ ኣብ ልዕሊ ንዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ጽቡቅ እምበር ሕማቅ ከይገብሩ ምጉስጋስ ፣ ምክንያቱ ኢሰያስ ገረብ ብሓክላ ዩ ዝጻወተልና ዘሎ ኣብዚ ጸቂጥኩም መደባትኩም ተትሰርሑ ክንደይ ለውጢ ምመጸ
ዓሕ ዓለቅቲ ሰቲኡ ጋሕ ይባል ወዲ መድህን በራድ
Neti kulu haberetakan dkamkan bizuh nemesgineka. Gna ane kemteazebkuwo.alenan,erisat elka. ATV wey ASSNA keytekeska eka tihalfo.ATV abi astewatso ab hagern degen zigeberun xigebru zelewun eyom. Kitikesun kmsgenun zelowom eyom. Eti hbret dima adlayi abzikonolu gizie mrhihak miflilay ab midia mirayu zeteazazb eyu. Gele zeyteredeana entelos mgelestkalna'do yble. Kulatna kinhabr kinsamamea zelena gizie eyu ele eye ziamn. Eti tsbuk srahka ketslo. God bless you.
እወይ ጉብሪ መንቀሳቀሲ ከሊአቶ ዲጋ ፋንኮ ዲጋ ገርሰት ሕጂ ከአ አደ ሀሎ መንቀሳቀሲ ወረቀት ከሊአቶ ገደም ደአ አብ ዊዕ መእሳር አይተርፈንን ኢሉ ዝቀርባ ዘሎ ይመስል
ኣጆኻ
Ajoka wedi mehari
Yes absolutely he is week and evil man eseyas your time is over .
ንእሰያስ እንዳራኣና ብድሕሪት ዝሃርሙና ክህልዉ እዮም ምጥንቃቕ ከድሊ እዩ ይቐላቕሉ ውን ኣለው ሓው ረድኢ
edmen teanan yhabka ayana redei qexlo
Sekiru zimerih den ngedel hizuka ytefii
Emo eritrea sebay ayenebran nezi asenieu segumti zewsede hegi wen be entay ketealrwo memkar mehashe ezi zezbi entay gebre kolel tebriulu
ኣያና ረድኢ።ካብ ኢሰያስ ጋኒን ክሳብ ዝተሓቱ ሓለፍቲ፡ቀትቀቲ ናይ ኣርኮል፡ምንዝርና ግዙኣት እዪም።ኣዘዝቲ ሰራዊት በብጉሩፖ እዮም ድሰትዩ፡ነናቶም ጉጅለ ሂዞም፡ጉጅለ ኩስቶ እንታይ ኢሎም ከኣ ነንሃድህዶም ይጸናጸኑ፡ናብ ጋኒንን የህልፉ ጸብጻብ።
ካብ ሃለፍቲ ነበር፡ህጂ ኣብ ገዛ ተደርብዩ ዘሎ ኣቦና ጀነራል ስብሓት ትራይ እዩ።መስተ ዘይትዕም አዚ ከኣ ኩሉ ሰብ ይገርሞ ነይሩ።ገለ ምስ እምነቱ፡ገለ ምስ ባህሪኡ የተኣሳስርዎ።
ሳዋ ዓሊሞም እንትርፎ መስተ፡ቁማር፡ሽጋራ ፡ምትላል ዋላሓንቲ ኣይመሃሩናን ንመንእሰያት።
ብመስተ እዮም ዝንቀሳቀሱ ኩሎም አዞም ጋኒናት።
Ab gedm koynu nhayli bahiri Ethiopia egiri keyetkilom mdihisas aytiresea
ጅግና ኢዩ ነይሩ ግና ኣብቲ በረካ ኩይኑ ኢንተ ዝጽውዕ ነይሩ ሳዓብት ምረከበ ነይሩ።ወይ እውን ገለ ካብቶም ኣብ ጡቁኡ ዝነበሩ ቀተልት ኢንተ ዝልክም ጹቡቅ ነይሩ!!?
Alenna tv dhar hagizna higdaf kaltif yatafei neru ......
Ezi medebka azyu sehabn haqegnan slezkone azye eye bhanqewta zxbeyp slezi bertee ab gonka alona ato redie. Mehari.Ember anewn qeyh bahri n al ahli nay gbxi zsearetlu gzie ab Eritro-Germen an mongo sportawyan koynu neza Black label 2/3 kmzseteya nbeynu beayney reeyeyo.
Bgiakum iza skrin dew ablwa akalbo tserk alla
ይሰክሩ ኔሮም እሞ እንታይ ድኣ ሽፁ ዘይትቀትልዎ ነበርኩም 🤔? ዘረባባባባ , ምኒንንንን
Romodan mahamed nur mesatiyth kikewn aykiilin iyu. Kulu gizie tefenatitom iyom kef zblu, wela ab qidmi hizbi.
ኣቶ ረድ ኢ ሓቅክካ ህዝቢ ጸሊእዎ ከምዘሎ ስለዝፈለጠ ንዖም ንምፍርራህ ኢዩ ሓሲብዎ።
Where is teklay aden, his ideology was?
ewayyyy beqa hasabka wedieka kkkkkk wedi qonanit dika ata wallas wedi xemaquit siwa teseter eski bejaka
እንታይ ዘረባ'የ ዝሰምዕ'ለኹ 😂 እዚ ድዩ ፖሊትካ ደለይቲ ፍትሒ 🤔🤦🏾♂️
ኣቱም ሰባት እዚ ሰብ እዚ ሰብእየይ ትብሎ ሰበይቲ ወይ ኣቦይ ዝብልዎ ውሉድ ኣለዉዎዶ ፡ መሕፈር
ስርዐት ሂግደፍ እታ ከም እሾክ ዝፈርሐ ኣብ ጠረፐዛ ምዝታይ እዩ
Feket Ras tbhel nay Ngho 😀😀😀
Ata haki zeitizareb bingho whiski eseti. Hasot hasika mizrab gidefo Ab Eritra zeiseti yelen mignangin gidefo gizeikum aitetifieu ni redie kitsemeu
Kkk Eyu zebl chekan sebay ab sdet asfiruna jameatu kea ab gud guad asfiruwom
Kilometers l
Shogige kewerdaka eya
ኣለኩ ዝብላ ዝሳኣነት መረት
Salmantai Redei bezaba klonel Hufon kal ay tazsribkan .. nay gedden tawagati natna nakbir allanna , wadi sab ezgabir ay aykonan gen abhager guday jegninat fatsemu u ....
Selam zekbreka bexay rdeie mahari kuntate hezebna beti armenawi Serat zewrdo zelon abe meqelae beti qunue mengedi hezeka eka zeleka emo qexalie abe godenka alena selzye eshoke beshoke EU zewxe emo ?
Jigna ato redie awxayo tray eti haki dorgohayo
Gelyom alewu bfrhe zfremu, key esru key ktelu
ኣብዚኣሲ ሓቁ በይኑ ኣይኮነን ዘጥፋኣና ዘሎ ዳሓር ካኣ ብዓቢኡ ንስኹም እቶም ተጋተልቲ ኢኹም ገበል ሒዝኩምልና መጺእኩም።
ኩሉ ትሂቦ መግለጺ ኣነ ይገርመኒ እዩ ረድኢ ሓወይ ::1990 መርዓ ወዲ ሰሎሙን ኔሩ ::ባዓልቲ ቤቱ ንወዲ ሰሎሙን ሽዑ ኔብሰጾር እያ ተመርዕያ ኣብ ዓንበርቤብ ኢዩ ኔሩ እቲ መርዓኦም::ሽዑ ደርፍቲ ባዓል ጋል ኣንከር ተዓዲመን መጽኤን ::ኢሳያስ ሽዑ ሰኽሩ ሙሉእ ለይቲ ሰብ ክርብሽ ሓዲሩ::ሽዑ ሰበይቲ ወዲ ሰሎሙን ጥንስቲ ስለዝነበረት ቀልጥፎም ኣልዮማ ረበሻ ምስ በዘሔ ::ብጺሕቲ ወርሒ እያ ኔራ ማንታ ኸማን ሓርሳ::ስለዚ ኢሳያስ ሳኽራም ሚኻኑ ንፈልጦ እና ::ኣይቲ ሰከፍ ረድኢ ጅግና!!!!!!
ዝደፍሮ ዝነቅፎ ሰብ አይነበረን ማለት እዩ። ጀጋኑ አብ ድፍኣት ብጀካ ጸላኢ ብኸመይ ደሪእምካ ናጽነት ትመጽእ ቁሪ ጸሐይ ጥሜት ርስሓት ዘይተአደነ ሚሳይል አብ ርእሲ ድፍእ ተጋደልቲ ከጽምም ይሐድር ይውእል።ቦጅባጃት political ቤትጽሕፈት ዝነበሪ ሳክት ፈራሓት ምንባሮም ትርዳእ።
Toyota W ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ኣብ ገድሊ ኣብ ድሕር መስመር ዝነበሩ ሰብኡትና ኣንስቲ ጦር እና ንባሃል ኔርና::ንባዕና ካብ ድሕሪ መስመር ምስ ወርድና ብጣዕሚ እና ተገርምና ኣብ ድፋዕ ዘሎ ተጋዳላይ ዝኔብሮ ንናቶም ምስ ራኣኻ ርእሲኻ ተሓምም ::ስለዚ ዋላውን ሼሸ እንተበለሌም ጽብቕ ኢዩ ገርዎም እኻ ትብል::
አቶም ጀነራላት ከ ስም የብሎምን ድዮም፡ ዋላ ኣስማቶም ምጽዋዕ ኣሰኪፉካ ዩ።ካብ ዝቀትሉና ኣሕዋትና ዝሓዩልና ጓኖት ይሕሹና !!! በጃኹም አዞም ኣብ ሜድያታት ትነጥፉ ሓደራ ንገለ ምንቃፍ ንገለ ምግዳፍ ኣየምሕረልኩምን ዩ።ሞያ ናይ ጋዜጠኝነት ኣይ ኮነን።ኢሰያስ ሚኒስትራት ዘይ ኮነ ጀነራል ሕዙ ዩ ዓዲ ዘጽንት ዘሎ።
Tino tray elka zi rukus
ዝከበርካ ኣቦና ሬድኢ መሓሪ ብትህቦ መግለጺ ማለት ኣስተምህሮን የመስግነካ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ እንተልዩ ግን ንህዝብን መንእሰይን ኤርትራ ንክጸንቱ ዝገበረ ብ/ ደንት ኢሰያስ ጥራሕ ድዩ ካልኣይቲ ሕቶይ ድማ ምሰከረ ይጸፍዖም ኔሩ ኢልካ ንሶም ከ ድኣ የእዳዎም ኣብ መንእሰይን ህዝብን ኤርትራ ጥራሕ ድዩ። የእዳዎምን ክፍኣቶምን ዝሰሓል ?
Aythafrun ke keyhaferkum tzarebu mukankum eyu zgermeni entay ktekmena eyu ezi hji kebaks ykales aleku elka eika baeee kalae tenkaskes deyb wred seb rkeb nkalsi tebeges
ክክክክክክክክ ኣታ ብዓል ቢዝነስ ምዃንካባ ኣፍሊጥካ እዚ ሜድያ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኢዩ ኢልካዮ ኣማን ብኣማን ሰብ ቢዝነስ ኢኹም ቶባ ድሕሪ ደጊም እንታይ ድኣ ገደሰኩም ብዛዕባ ኢሰያስ ወደይ
Bhlo bhlo kap Adi Halo abarero. Go back to your place Temben and take your son with you.
እዚመራሒ እዚ ከም ሙጋበ ዕድሚኡ ክነውሕ ይኽልእዩ ክንድዚ መስተ ዘይቀተሎ ደአሞ እንታይ ክንብል ኢና ትጽቢትና ካብ አምላኽ ጥራዩ ግለ 20 መት ክንጸንሕ ክጸንሕን ይኽእልዩ እንድሕሪ አምላኽ ዘይገላገለና ካብኡ ከምድላዩ ነታ ሀገርን ህዝባን ይገብሮሎ ቀሪቡ እዩ ክእለ ክትብሎውን አሸጋሪ እዩ
Mushmush hasawi
Eski bezaeba eritreawi hagerawi meninet tezareb.wellahnti amir yebillkan bezeyka seb mitsilam kalie yblkumin.akimi zeyblu seb kea kemzi tigebiro zelleka eyu zigebir
Meninetka atifika ab sdet sle tnebr wey nnebr zelena
Ezi kikewn kea Hgdef zigedefelna resah tarik eyu zihbreka zelo
So u have to annalise about our Generation where we are
@@nahomnahom4702 meninetika atfeika ente koinka ayfelitin ane gin eritreawi ybihal OK
Weridewo iseyas zehgezo sienu hager kehanx kolel zebl zelo
ባባ ረድእ እሞ እታ ዱሙ ዱሙ ሰይትዮም ይስውኡ ኔሮም ዝብልዎም ሲ ሓቂ ድዩ ዝኸውን ዘሎ።ሸፋቱ ዮም
ን 27 ዓመት ቀሪቡ ወድቁ መሽሙሹ ክትብሉ. ሙኻን ምስ ኣበየኩም አብ መወዳአታ አብ ትግራይ ኬድኩም የሕዋት አና ትብሉ. ካልአ ዋላ ሓንቲ የቡልኩሙን
ቀዳማይ ነገር ነሰካ ምስኦም ነርካ
መሬሕነት ዲየም ከሌኦምካ ዋላስ
ጠቅምታትካ ገዲላ አዚ ኩሉ ትሕመስ ዘለካ
ንኹሏም ጀጋኑ ተጸልም ዘለካ አይትሐፍ
ኣቶ ረድኢ እዚኣ ባድላኻ ኣይትቕያርን እንድኻ ? ካልእ እቲ ኢሰያስ ኣልከላዊ መስተ ይሰቲ እዩ ዝበልካዮ ሓቂ ኮይኑ ፡ሓሺሽ ዉን ይስሕብ እዩ ።
ጸጋዝጊ ሓሳብካ ቀይር ክዳን ካብ ትቕይር።
ኩቡር ኣቦኻ እዩ ኣኽብሮ ኣለናልካ በሎ
ነዚ እንተዘይኪኢልካ ትም በል ካብ ርእይቶ ተቖጠብ።
Eseyas key teqeyere badla ayqyern eyou ata senef zey kewun thatit